Eritrean Ortodox Tewahdo Bete Abrham ስብከተ ወንጌል ብመኽንያት ያት መበል 15 ዓመት ምምስራት ቤት ትምህርቲ ሰ/ደ/ብ/ቅ ስላሴ የተቦሪ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 20 окт 2024
  • ቤተ ኣብርሃም
    ዕላማ ! ናይ'ዚ መርበብ እዚ! ምእመናን ብዘይካ እቲ ኣብ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን እናተመላለሱ ዝመሃርዎን ዝረኽብዎ በረኽትን ብተወሳኺ ኣብ ኣባይቶም ኮነ ኣብ ዝተፋላለየ ቦታታት ኣብ ዝህልዉሉ ጊዜ ዝመሃርሉ ኦርቶዶክሳዊ መሠረተ እምነት፣ ትውፊት፣ ሥርዓት ሓልዩ ዝዳሎ መንፈሳዊ ናይ ዩትዩብ መርበብ እዩ።ኣብ'ዚመርበብእዚናይቅዱሳት በዓላት ዜና ቤተ ክርስቲያን፣ ስብከተ ወንጌል፣ መንፈሳዊ ጽሑፋት፣ ታሪኽ ቅዱሳን፣ መዝሙር ብመዘምራን ቤት ትምህርቲ ሰንበት፣ ድራማታትን ዝተፈላለዩ ሃብቲ ቤተ ክርስቲያንን ክንፍንወልኩም ኢና።
    #mezmur#orthodoxtewahdo#eritreantewahdo

Комментарии • 6