ዛዕባ ሎሚ ዳግማይ ጽፍዒት ንሻዕብያ ብበዓል ስልጣን ኢትዮጵያ?

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 16 янв 2025

Комментарии • 44

  • @Hiwet-z6z
    @Hiwet-z6z 4 часа назад +3

    Egziabiher ymesgen enqae bselam mesaekumna memahrna Selam nhzbnan nkulualemn Amlak yewrdelna🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @samialabrha1121
    @samialabrha1121 6 часов назад +3

    Wfuii Fnann Thanks ❤❤❤❤❤❤❤

  • @samialabrha1121
    @samialabrha1121 6 часов назад +3

    Barya ygermani you tntenaka ❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonasafewerki4319
    @yonasafewerki4319 5 часов назад +2

    ❤❤ ❤

  • @ZekariasZeke-yn9ul
    @ZekariasZeke-yn9ul 5 часов назад +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 4 часа назад +3

    ሻዕብያ ን ኤረትራከምዝፈጠረታያ ከተእምንያ ትደሊ❤❤❤

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 4 часа назад +3

    ጉያ ሻዕብያ መወዳእታ የብሉን እግሩ ምስባሩ ጥራይ❤❤❤

    • @TecleHaile
      @TecleHaile Час назад

      Abey koinka eka kitkirsim. Hadami.

  • @senaithagos2231
    @senaithagos2231 8 минут назад

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍👍

  • @kaliebseium1049
    @kaliebseium1049 5 часов назад +2

    💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 10 минут назад

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @Berhaneyou7
    @Berhaneyou7 6 часов назад +3

    💙💚💙💚💙💚

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 4 часа назад +3

    ሻዕብያ ንነብሱ ከም መድሓኒ አፈርቃዪ ዝቆጽራ❤❤❤

  • @YemaneNegash-wd5ns
    @YemaneNegash-wd5ns 6 часов назад +3

    Welcome back my favorite people🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @tiblezbella5693
    @tiblezbella5693 3 часа назад

    💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙👍🙏

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 2 часа назад +2

    እዚቀታሊ ጉጁለ ህግደፍ መጀመርታ አንጻር ሰብአዉነትዩ ወድ ሰብ ተደርሩ እንተሓድሩ ይሓምም እዚ ስርዓት መርቱ በስብሱ ጨኒዩ በቃ ድፈእ ምባልያ ተድሊዮ❤❤❤

  • @abelyemane9786
    @abelyemane9786 5 часов назад +2

    🩵🩵🩵🩵🩵💎💎💎🦋🦋🦋🦋

  • @zeresenayhagos2654
    @zeresenayhagos2654 7 часов назад +3

    💙💙💙💙💙💙💙💙👍👍👍

  • @pawlostesema1303
    @pawlostesema1303 7 часов назад +1

    Ambo city.

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 6 часов назад +3

    ሰላም ሰላም ፍናነይ ዓብይ ሰብ ምሰ ኣጋይሽኻ 🥰💙👏🥰🥰

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 4 часа назад +3

    ሻዕብያ አብ ታረኹ ንህዝብ መረገጺ እምበር ሓሊዩ አይፈሊጥን❤❤❤

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx 6 часов назад +3

    👌👌💪💪🙏🏾🙏🏾💙💙👌👌💪💪🙏🏾🙏🏾💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 hiji grem brigade nhamedu nab adu 💙🙏🏾💙🙏🏾💙🙏🏾💙🙏🏾💙

  • @yonasafewerki4319
    @yonasafewerki4319 4 часа назад +1

    FNAN where is the blue heart

  • @RashaRasha-j6o
    @RashaRasha-j6o 5 часов назад +2

    2025 በል ፋኒ ኣብ መእተዊ ተጋጊኻ ኣለኻ

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 9 минут назад

    Xubuk alo

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk Час назад

    ሰርዓት ዓድሃሎከይፈረመ አቤ ክአምን ኣይነበሮን ብፈርማ ካሓንቆ ነይርዎ

  • @danielhaileyesus1576
    @danielhaileyesus1576 Час назад +1

    Lt General Alemshet Degife is openly saying Eritrea is part of Ethiopia. "Dembe Enklil", how is your stand on this? Abiy himself said Assab and the Red Sea belong to Ethiopia. How do you see this? Do you plan to work with Abiy????

  • @21cent.ERITREA
    @21cent.ERITREA 3 часа назад +2

    21:36 እንታይ ትብል ኣሎካ?
    ክሳብ ኣንካራ እንታይ ማለት ኢዩ? ጁቢቲ ከ?ፈረንሳ ኣሜሪካ፡ጃፓን and and ...ዲካ ከተቐምጠላ ዓድና? ውዱቕ። ሃገራት ብገዛእ ርእሰን ኢየን ዝቖማ። ንሕና ንሕና ኢና ሕራይ። ኣብ ሕቶ ኢትዮጳያ ሃገረ ኤርትራ ዘይምቅባል ኢዩ፡ ኣንጃል። ወጋ ከፊልናሉ ኢና። ንሕና ንገዛእ ርእስና ኢና ንመስል። ምሽ ኢሰያስ ኢትዮጵያ ከድሕና ኢዩ ትብል ኔርካ፡ ሕጂ ከ መኣስ ደኣ ተገልቢጣ ግልቡጥ። ዓቕምኻ ተዛረብ፡ ሃገረ ኢርትራ ብገዛእ ርእሳ ኢያ ናጽነታ ኣምጺኣ ንሕና ከም ኢትዮጵያ ኣይኮናን በትኪ። ኤርትራ ሃገረ ጀጋኑ ኢያ። ዋጋ ከፊልና ኣምጺናያ፡ ኢኮኖምን ፍትሕን ናይ ወለዶታት ገድሊ ኢዩ። ኣብ ውሽጢ 30 ዓመት ኩሉ ዝበጽሓ ሃገራት የለዋን። በል ንስካ ተጋግዮ ወዲ ኤርትራ የለን ብፍላይ ወዲ ኣከለ ጂሆ ሕዝካዮ ዘለካ። ኣብ ባይታ ንራከብ።

  • @BakrEmaha
    @BakrEmaha 34 минуты назад

    እምዳድ ሐላፍ

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay 17 минут назад

    Thank you..... 😂

  • @afewerkemha2894
    @afewerkemha2894 5 часов назад +1

    እቲ ካልእ ገዛኢ ኤርትራ ብገማጊዶ ኢሰያስ ንረብሓ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ዝውክል ኣይነበረን ኣይኮነንውን፣ ስለዚ ካብ ሃተፍተፍ ሓሊፉ ዝገብሮ ቁምነገር የልቦን፣ ትጽቢት ምግባር ጽላለ ወይ የዋህነት ኢዩ። እንተ እቲ ዘይበለየ ኢትዮጵያዊ ሃገርነት ደጋግሞም ከደርፉ ይኽእሉ ኢዮም፣ ሓቐኛ ዋና ዘይብላ ኤርትራ ንምስራቃ ካብ ማንም ግዜ ዝመችኤ ኮይኑ ይርከብ። ክንገብር ከይንገብር ዋናታት ንኹን! እዚን ወዲ ኸምዝን ዝኣመሰለ ተረኽቦታት ንህሞታዊ ዕማም ምእላይ ጸላኢና ኣብ ዝግበር ቃልሲ ዓንቃፊ ክኸውን የብሉን፣ እንተ ጉጅለ ሽፍታ ገበኑ ንምሽፋንን መቃነዪ ዝኾኖ ሃልወሳ ተዋስኦ ክሳብ ዝውገድ ኣይከቓርጾን ኢዩ።

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 9 минут назад

    Hegdef mendef

  • @BiniGirmay
    @BiniGirmay 3 минуты назад

    1:04:04 ንመን እና ክሕልውዎ ክንህቦ ...እዋ ኣንታ በቓ ኣኽልኩል ዲዩ ሃለውለው...ቁሩብ እምበርዶ እዚ ባሕሪ እዚ ኣእላፍ ከፍልና ካብ እትዮጵያ ዝመለስናዮ ምኻኑ ..በረኸት ካብዞም ኣቦታቶም ኣብ ግዜ ደርግን ሃይለስላሰለን ጽቡቅ ስልጣን ዝነብሮም እኻ ትመስል

  • @Daniel-o4s4x
    @Daniel-o4s4x 48 минут назад

    ብሕጽር ዝበለ ኤርትራ ድልየት እንተ ዘይብላ እትዮጵያ ባሕሪ ኤርትራ ክጥቀም:እትዮጵያ ካሊእ ኣማራጺ ጥራይ ኢያ ክትርኢ ዘለዋ:2ይ እቲ ዝዛረቦ ዘሎ ኣብ ህዝቢ ኤርትራን ግብጽን ታርጌት ዝገበረ ዩ:እዚ ድማ ድንቁርና ናቱ ዩ ዝገልጽ ዘሎ:ከም ባዓል እዚ ኣብ ስልጣን ስለ ዘለዉ ዩ:ህዝቢ ኣፍሪቃ ኣብ ድኽነት ዝነብር ዝሎ:መልሲ ክዋሃብ ከማን ኣገዳሲ ኣይኮነን::
    Jesus christ is Lord,

  • @Tesfana2025
    @Tesfana2025 5 часов назад

    ruclips.net/video/qoYrrpJ4lrM/видео.htmlsi=BRqJEkJyOdKwlE24

  • @Eritrea-r5w
    @Eritrea-r5w Час назад

    Beyene chemcham nezi menisey tim elka shenkolel aytebilo. Bayta keyweredka bizereba gemirka bizereba kitwidie eka.

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 2 часа назад

    👍🌟🌟🌟🩵🩵👍🩵🎉🎉🎉