( ሓድሽ ዜናታት ትግርኛ ) - ዶብ ኤርትራ ትግራይ ዘጋጠመ - ZENA TIGRIGNA 20/09/2024
HTML-код
- Опубликовано: 19 сен 2024
- zena tigrigna breaking news
◄ ኣብዛ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ : bit.ly/2L1GlAy
◄ኣብታ 2ይቲ ቻነል subscribe ንምግባር ኣብዚ ጠውቁ፡ bit.ly/2JBstKw
--------------------------------------------------------------------------------------------
◄ኣብዚ ውን ተኸታተሉና 👇 :
● instagram : / dasna_tv
● facebook : / dasnayoutube
● twitter : / dasna_tv
ርእይቶኹም ኣብ ምዕባለና ኣገዳሲ ብሙኻኑ ርእይቶኹም
ካብ ምጽሓፍ ኣይትቆጦቡ♥♥♥♥♥♥♥
-------------------------------------------------------------
© መሰል ናይዛ ቪድዮ ን #DasnaExtra ዝተሓዝአ እዩ
#eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews#zenatigrigna
ቪቫ ሃብሮም ጋንታ ኤርትራ ዓወትን ብልጽግናን ንምነየሎም ።
ሓሶት ግደፍ ዘይተረጋገጸ ዜና፡ኣማሓዳሪ ናይ ዛላምበሳ ሓዱሽ ነገር ከምዘይተፈጠረን ኣብ ዝጸንሕዎ እዮም ዘለዉ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ቅድሙ ኣብኡ እዮም ጸኒሖም ኢሉ ብዜና እናመስከረስ ፡ንስኻ ኢትዮ ፎርም ለኽባጥ ሓሳዊ ኢልዎ ኢልካ ከም ፓፓጋሎ ትደግም፡ ዓገብ ፡
ኣይትሓሱ ኤርትራውያን አብ ዛላምበሳ እንድሕሪ ሃልዩ ኣብ መሬቱ እዩ ዘሎ። ተጨውዮም ኣይትበሉ ዘይበደለ ዝትንክፎ የለን። ሃልከስከስ ዝብል ግን ዋጋ ይኸፍል።
ባርያ😢
Visa ስለ ዘይብሉ ተሪፉ ኢልካ ካ ዘረባ ኣሎ. ነታ ሃገር ዶ ኣይኮነን ወኪሉ ክቐዳደም Visa ሰሪሓ ወላ እያ ክትህብ ዘይትክል 😀 ላግጺ
Ata eizi wedi hasawi eiu
RIP Ethiopia 😤🇪🇹😤🇪🇷😤👎🐍
Aytgage Serawit Eritrea hji kemzhazo amsilka zgawah zelo zena hasot eyu kedem abthti serawit Eritrea neyra hji wun ab thti serawit Eritrea ala ilu melekti ahlifu eyu amahadari zalambesa.
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ቀደሙ ዛላምበሳ ኢዩ ኔሩ ሰራዊት ፈደራልዩ ገዲፉዋ ወጺኡ ዘሎ
ሓሶት ማራ ኢኩም ትቀባበልሉ ።ስለምንታይ ኢዩ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ መሬቱ ኮፍ ክብል ዘሕምመኩም ዘሎ፥?ወይ ሲ ኤርትራ ዝብል ጸለትኩም ኢዩ ኮይኑ
Keyeregagetska were tebahle enna beka hasot were gidef zalambesa wela hanti zitekeyere yelon naytom anfet hizbi tigray nimikiyar elom zhiwtutu nay hiwteteta zereba u.
Hasswi konka
ሓሶት ዘላንበሳ ቀደማ ኣብ ቲሕቲ ሰራዊት ኤርትራ ያ ነራ ሓዲሽ ነገር የለን።
ሐሳዊ
hasawi
ብሰንኪ ከማኹም ወዲ ከማኹምሲ እዚ ብዩቲዩብ ዝፍኖ ሓበርሬታ ምስማዕ ክንገድፎ ምእንቲ እቲ ቪው ክኽፈተልኩም እሞ ገንዘብ ክትረኽቡ ትገብርዎ ሃጸፍጸፍ ጸሊእናዮ ኪሕ ኢሉና እስኻስከኣ ሕልፊ ኣለካ ሎቕማጽ ኢኻ እዚ ይኣኽለካ ።
አብዚአ ዘሎ ቆንዳፍ ሐሳዊ ዛላንበሳ አብ አሎ አይቀጸለን ኢሉ መራሒኻ ጌታቸዉ ብሐሶት ትበልኦ ገንዘብ ሐራም ክገብረልካ እዩ መደናገሪ ናትግራይ ጥራይ ተዛረብ ናይኤርትራ ንዓና ግደፈልና ቆናጭ 😂