The same thing happened between canada and india their diplomatic relationship is so bad because of indian national security agents killed a top opposition leader of india in Canadian land
Birgade Nihamedu and HGDEF are 2 sides of the same coin and are composed only of the same region and ethnic group and if they are for sovereign Eritrea , why are they waving the federation blue rug,are they for the federation of Eritrea with Ethiopia as Afecherqi indicated in 1991?these guys with the Blue rug are not fighting against Isayas Afecherqi and HGDEF but against the ERitrean PPL and a sovereign Eritrea and against the legacy of EPLF.
ንመጻኢ ቁዋማዊ መንግስቲ ምስ መስረትና ንኹሎም ገዛእትና ዝነበሩ ካሕሳ ክንሓቶምዩ ይግብኣና።
ኣጆኹም ጀጋኑና ቀሪብና ኢና ሳላኹምን መሰልትኹምን ብትሕቲ ፈጣሪ፡ ሕብረት ጥራይ እያ ተድልየና።
ክቡራት አሕዋት ብዛዕባ ኮረኔል መልአከ ወዲ ፊትዉራሪ መኽንያት መአሰሪኡን ዝፈጸሞ ገበናት ገለ በሉና::
ህደፍዶ መንግስቲ እዩ ኣቦና ሰረቐ ንኢሳያስኮ ሕጋዊ መንግስቲ ኣምሲልካዮ እመስለኒ፥ ከምዚ ትብሎ ዘሎኻ ኣብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝለመድዎ ዋላ አውሮጵን ኣመሪካን ከይዱውን ምቐተለ እዚ ሽፍታ።
Antum hadmte
selam tektatelen memahrann👂👂👌👌👌✋✋✋💙💙💙💙💚💚💚💚
ናይ ቀደም ታሪኽ ግደፉዎ ብዛዕባ ናይዞም ቀንጸልቲ ንብረቶም አዝማዶም ሐቡሩና ። ግዜ ይቅዱመና አሎ ምስ ሙሉእ አኽብሮት።
እንቋዕ ድሓን መጻእኩም!
መደብኩም ኣዚዩ ሓበሬታዊ ኢዩ፡ ኣዚዩ ሓጋዚ ኢዩ ነዚ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ቀጽልዎ ጥራይ።
ብዛዕባ ክህሉ ዘለዎ ዝምድና ምስ ገዛኢ ስርዓት ኢትዮጵያ ኣዚዩ ጥንቃቐ ዘድልዮ ምዃኑ ኢዩ። ተደጋጋሚ ክንሰምዖም ከምዝጸናሕና፡ ኣቢይን ኣብ ከባቢኡ ዘለዉን፡ ኣፍደገ ባሕሪና ክገብጡ ድሌትን ሕልምን ከምዘለዎም ንጹር ኮይኑ ኣሎ።
ልኡላውንት ሃገር ኣሕሊፉ ዘይህብ፡ ሃገር ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘየእቱ ክኸውን ግድን ኢዩ። ስክፍታ ክፍለየና የብሉን። ውሽጣዊ ሽግርና ብኣና እምበር፡ ናይ ካልኦት ኢድ ምእታው ክህሉ የብሉን። እዚ ስርዓት ኣሊኻ ፍትሓዊን ዲሞክራሲያዊን ኣካይዳ ክህሉ እንተኮይኑ፡ ጸቕጢ ናይ ከባቢ ሃገራት ይኹና፡ ርሒቐን ዝርከባ፡ ዘይብሉ ምስዝኸውን ኢዩ።
እምበኣር እነካይዶ ቃልሲ፡ ክመጽእ ዝኽእል ዝርኤን ድጉልን ዕንቅፋታት ኣለሊዩ፡ ህዝብና ዝቐስነሉ፡ ፍትሕን ሰላምን ዝሰፈኖ ንምንጋስ፡ ኣዳቒቑ ኣጽኒዑን ተሊሙን ክኸይድ ኣለዎ።
ሕጂ ግርም
💙💙💙💙
Well said, guys. Thank you 😊
The same thing happened between canada and india their diplomatic relationship is so bad because of indian national security agents killed a top opposition leader of india in Canadian land
ስላም ክቡራት ኣሕዋት💙💙💙
ድምጹኹም አይትሓባእ እንቋዕ ደሓን መጻኹም ኩቡራት ተቃለስቲ
Merhaba bluxat ahwat 💙🌿💙🌿💙🌿💙💙🌿💙🌿💙🌿
ኣሕዋት ነጸረኣብ :ሃብተ መዝሙር:- መጀነርያ ክቡር ሰላምታይ ከቕርብ ቀጽለ ሕቶ ኔዮራትኒ እታ ሕቶ ኣሰካፊት ስለ ዝኮነት የ ። እቲ ምንቅስቓሳት ኤርትራውያን ኣመዛኒ ብሃገረ ኢትዮጵያ ምዃኑ ርዱእ ኢዩ ግን ከኣ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ስርዓት ናብ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ ሃነፍነፍ ይብል ምህላዉ ጸሓይ ዝሃረሞ ሓቂ ዩ :'ሞ ጸገም ከየምጸኣልና የሰክፈኒ ኣሎ ሓገዝኩም ደልየ ኢየ ። 27:58 ❤❤❤❤
መዝሙር ኩብር ሕጂ ሓቃ ተዛረብካ
ኢዚ ቴቤናዊ ደጊምልና ኣብ ገጽና
ኢስጦጲያ " ኤርትራ ክልተ ሀገር ዝብል
ታሪክ ዘይፈልጥ ዶ ኣኮንን ዝደርጎሓልና ኣንጨብጪቦም ሞጊሶሞ ነ"ዝረሳሕ ቴንቤናዊ።
NICE To see bergdi nehamedu💙💙💙💙💙 in A.A Ethiopia 🇪🇹 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹👍👍👍👍👍👍
😂😂😂😂
ተፈጸመ ሓውና ነጸርአብን መዝሙርን
Good point.
Atum sebeut dikum ansti , ab Uganda ena zelona , hatettefef teble atine emo zey tewered dea Uganda sere ente aloka , wikarya esub , asebaka zey tegebir.atrum
3 ሰብ መትከል- አብነታዉያን። great job thanks for the useful and important information. 💙💙💙💪🏽💪🏽🫡🫡🫡🫡
ተገዲስካ ምርካብካን ሳብስክራይብ ምግባርካን ክቡር ሓው
Very insightful and helpful information. Keep up the good work.
ሓሳዳት ሓሳዳት !! ኣብ ሃብቲ ናይ ኣውፈርቲ ድሕረባይታ ምሕሳድ ኣውፋሪ ምዃን ምሓሸ
🎉🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
መርሓባ ተደናገጽቲ/ተጋሩ /ባዕልኩም /ክትኮኑ ውን ትክእሉ።
Birgade Nihamedu and HGDEF are 2 sides of the same coin and are composed only of the same region and ethnic group and if they are for sovereign Eritrea , why are they waving the federation blue rug,are they for the federation of Eritrea with Ethiopia as Afecherqi indicated in 1991?these guys with the Blue rug are not fighting against Isayas Afecherqi and HGDEF but against the ERitrean PPL and a sovereign Eritrea and against the legacy of EPLF.
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፍሊፖስ ወልደዮሃንስ።
ሰላም ሰላም ኣሕዋተይ ደቂ ዓደይ ሃገረይን
ሰላምታይ ኢብጻሕኩም❤❤❤
ቀጽሌ ቴፎንኩም ዳኣ ብከመይ ኢርከብ ኣሎ?
ደልካ ድዩ ርባብልክ ኢዩ ዞሎ ተለፎን ።
ናይ ነጸርኣብ ብከመይ ንረክባ❤?
ናብ Red Sea ERI MESSENGER ናይ ፌስቡክ ኣቲኻ ጸሓፈልና ክንረኽበካ ኢና
ክክክክ ሃበስ ቀደስ ጽልኢ ጎስጋስ ዋጋ ዩ ከኽፍለኩም ዋጋ:: ዕምርኹም ክኣ ኣብዛ ደገ ኢኹም ክትሞቱ:: ንዓኹም ኣብዚ ደገ ደሎ ብኣሽሓት መንእሰይ ኣበይ ከሕልፈኩም
200,000 not 2000
well come 💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💙💙💙💙💙💙💙💙💗
please continue exposing all those so-called rich Eritreans, collaborating with the HIGDEF's military rank.
WAWWWWWWWWW🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
ABEI EIU KEBABIKUM ? AKELEGUZAI ?
Wawwwwwwwww 💙💙💙💙💙💙💙
ኮይና "ተወዲኣ "ወዲ በራድ ዘመድኩም " ሸቀልቀል " ክብል።
ኣብ ኮበርታ "ድርዕቶ "ፈትሊ ይፈትሕ ጀሚሩ።
ሴማናዊ ምዕራብ ትሕቲ መሬት ሸላ ገዛ ዐዲጉ ኣብ ምብጋስ ይርካብ ዕጎ ኢሱ።
ጫማካ ዘሎ ሓመድ ንጊፍካ
ንዐድካ መረበትካ ኣቆምት።
ወዳ ኤርትራ ከምታ "
ጎይታና ጎይታና "እየሱስ ክርስቶስ "ዝበሎ ጎይታ ጎይታ ክብሉ ጀሚሮም ግን ኣይፈልጦኩምን እየ
ነቦይ ዘይፈልጥ መን ይኩን ኣቦይ ዘይፈልጦ ቤት ጎይታ ኣይክኣቱን እዩ ።ኣይክኣቱን።እዩ።
ይብል ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ።
ኣሜን ኤርትራ ህዝባን ደቃን ይባርክ ኣሜን።
Ethiopian tewet 😂