ልብካ ዝሰብር ቁጠዐ ተጋዳሊት ኣዶ-"ዓርሰይ ከጥፍእ ብዙሕ ፈቲነ እየ"-ሰብ መዚ ንዝርርብ ክቕመጡ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 15 дек 2024

Комментарии • 1

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 5 дней назад

    መሪሕነት ንኣካል ጉድኣት ምኽሓድ ኣመሎም እዩ ንኣብነት ብ1985/6 ዓ /ም ሃንጎሪማ፣ ጉሓፋት፣ ኳዂቶታት ተባሂሎም ልዕሊ ሳላሳ ሽሕ ኣባሪሮም፣ ብምምጥጣን ብዘይ እኹል እግሪ መትከሊ ልዕሊ ኣርባዓ ሺሕ ኣባሪሮም። ልዕሊ ምኢቲ ሽሕ ኣካል ጉዳኣት ረሲዖም፣ ንልዕሊ ስልሳ ሺሕ ስድራ ስውኣት ረሲዖም በቢ ዓመቱ ለካቲት ዓሰርተ ሓደ ስውኣት ቅሰኑ ይብሉ፣ ንህልዋት ቅሰኑ ዘይብሉ ? ኣይብሉን ኣይተመቸወናን ክብልዎም እዮም። ንቶም ናይ ሐዚ ጀጋኑ ረሲዖም ኣብ ክልተ ተኸፊሎም ንወንበር ይራግሑ ኣለው ይገርሙ እዮም ትግራይ ኣያ ዘይብላ ቐርያ ኣላ ኣብ ዕጥቃዊ ቓልስን ኣብ ኢትዮ ኤርትራ ጦርነት ዝተሳተፍኩ እየ። ሚድያታት በዛኹም ኣብ ጎኒ ጀጋኑን ህዝብን ጠጦው በሉ።