Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣንፈርዐጹ ሰብኣ ሰገል (2) ኣምሃሆሙ ኣምጽኡ መድምመ (2) ንኣምላኽነትካ ዕጣን ዘይመውት ተስፋ ሕሰመይ ዝገንሕ ንሞት ክሰንፋውዕለትካ ዘዘክር ኣንቀጸ ድሕነተይ ሰብ ጥበብ ዘስነቑኒ ባህታ ንሂይወተይ እንሀልካ ጎይታ!ንንግስነትካ ወርቂ ጽኑዕ ሃይማኖትእነሀ ኣብ ደምበኻ ንጉሠ ነገሥታት ሰማያት ዝመስጥ ንልቢ ረቲዑፍጹም ኣምልኾ ፈርዩ'ስ ዝማሬ ጎሲዑ ድምጽኻ ሰሚዑ!ንስቕለትካ ክርቤይ ወሓዚ ዛራ ፍቅሪጋቢ ንውዕለትካ ሳዓሪ ቁሪ ጥሪ ኣርእዮምኒ ኮይዶም እነኩ ኽቶሎውዕለትካ እናስተንተንኩ እስዕር ንፋስ ኣውሎ ልደትካ ዝነቐሎ! እነኹ እዘልል ኣሰር ናቶም ሒዘ ኩሉ ተቐጢጡ ት"ሓዘን ትካዘንዘምር ብዓውታ በውታራት እንብልታ ዜናኡ ነበስር ልደት ልዑል ጎይታ ሓሊፉ"ዩ ከውታ
❤🙏ኣንፈርኣጹ ሰብኣ ሰገል🙏❤ኣንፈርኣጹ ሰብኣ ሰገል(2)ኣምሃሆሙ ኣምጽኡ መድምመ(2)ንኣምላኽነትካ ዕጣን ዘይመውት ተስፋ ሕሰመይ ዝገንሕ ንሞት ከሰንፋ ውዕለትካ ዘዘክር ዓንቀጽ ድሕነተይ ሰብ ጥበብ ዘስነቑኒ ባህታ ንህይወተይ እንሀልካ ጎይታይንንግስነትካ ወርቂ ጽኑዕ ሃይማኖት እንሀ ኣብ ደንበኻ ንጉሠ ነገሥታትሰማያት ዘመስጥ ንልበይ ረቲዑፍጹም ኣምልኾ ፈርዩ'ስ ዝማሬ ጎሲዑ ድምጽኻ ሰሚዑንስቕለትካ ከርቤይ ወሓዚ ዛራ ፍቕሪ ጋቢ ንውዕለትካ ሰዓሪ ቁሪ ጥሪ ኣርእዮምብኒ ከይዶም እነኹ እኽተሎ ውዕሎኻ እናስተንተንኩ እስዕር ንፋስ ኣውሎ ልደትካ ዝነቐሎእነኹ እዘልል ኣሰር ናቶም ሒዘ ኩሉ ተቐንጢጡ ቲ'ሓዘን ትካዘ ንዘምር ብዓውታ በውታራት እንብልታዜናኡ ነበስር ልደት ልዑል ጎይታ ሓሊፉ'ዩ ከውታ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen 10q
ዝማረ መላእክት የስመዓልና ፍትሒ ሓወና/ሓብትና ድማ ክብረት ይሃበልና፡ ስምኩም ከምኡ ኣብ መጽሓፈ ሂወት ይጽሓፈልኩም ልዑል እግዚኣብሄር
Amen
Good bless you for typing the lyrics.
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ክቡራት የሕዋት፡እግዚአብሔር አምለኽ ጸጋኡ የብዝሓልኩም።ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር።ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ድማ አምለኽ ስደትና የሕጺሩ ናብታ ቅድስቲ ሃገርና ተመሊስና ከነስምሮ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና።ኣማላድነትን ረዲኤትን ናይ አመአምለክ ኣይፈለየና አሜንንን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና እልልልልልል እልልልልልል እልልልልልል
Amen Amen Amen zmariye malaekt yesmalna 💒💒💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll zemare melakti yesmalna 🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ሰማያት ዝምስጥ ንልበይ ረቲዑፍጹም ኣምልኾ ፈርዩ'ስ ዝማሬ ጎሲዑ ደሃይካ ስሚዑዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ብሩኻት ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም
Amen Amen Amen Zmare melaekti yesmealna 🙏🙏🙏❤❤❤💒💒💒
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna xegeu yebzhalkumkuburat yehwatey nay zemen agelgulotkum ybarkelkum Amen Amen Amen Kubur hawuna xegeu yebzhalka nay zemen agelgulotka yebzhalka 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️💯💯💯
ዕልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋትና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ክን እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫❤❤❤
Ellllllllllllllllllll 👏Ellllllllllllllllllll 👏Ellllllllllllllllllll 👏Zmarie melakti yesmealna
Amen Amen Amen zmare melakki yesmalna kuburat yehwat egzabiher xegue yebzahlkum❤❤❤
Amen tsgu yebzahlku brukat ahwatey enka abzi abxahna rhus bal ldet ygberlna🙏❤
Amin ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ደቂ ኪዳናምህረተይ
bb ghhh
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን!!! ሓውና ደገፍ ድማ ጸግኡ የብዘሓልካ!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ኩቡራት የሕዋተይ::
Amen Amen Amen Zmare melakt yasmalna ahwate berektu yabzhalkum fetary 👏👏👏
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና አሜን! እንቋዕ ናብ ብርሃን ልደት ጎይታና ብሰላምን ፍቅሪን ኣብጽሓና ደቂ እምቤታችን ደቂ ተውሃዶ!
Amen Amen Amen Zmare Melaekt Ztekebele Zmarekum Ykebelelkum
AMEN AMEN AMEN ZIMARE MELAKIT YESMALNA ASEYYYYYY Ellllllll elllllllll ellllll 💕💕💕🙏🙏🙏
ኣሰይይይይይይይይ ኣሰይይይይይ ደብረ ገነት ኣምላክ ቅዱሳን ጸጋኡ የብዝሓልኩም ኣዕጽምቲ ዘጥልል ጥዑም ሰመያዊ ዝማረ መላእክት የስመዓላ ኣምላክ ብርትዐን ዓወትን ይሃብኩም
Elllllllllllllllllllll zemare melaikty yesmealna 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Xegu yebzehalkum Egziabher Amlak ketemesgnu nberu neana kea aserkum yeketlena des zbl zmare naybhaqi Zmare melaekti yesmealna🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኑፋዓት❤
ኣምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ ጸጋ ዕድመን ይሃብኩም ኣሕዋተይ❤🎉
እእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእ ዝማሬ መላእክ የስመዐልና እግዚአብሔር✟✟✟ ኣምለክና ፀጉኡ የብዘሐልኩም✟✟✟ ክቡራት ኣሕዋትይይይይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ደስ ዝብል መዝሙር ይሕዋት መዛምራን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና 😍😍😍
ዝማሬ መላእኽቲ የእስምዕልና ኣሕዋትና እግዚኣብሄር ጽግኡ የብዝሓልኩም
መንፈሳዊት መዝሙር በስመ_ሥላሴ *ኣንፈራሓጹ ሰበኣ ሰገል* _______________________ ኣንፈራሓጹ ሰብኣ ሰገል (2) ኣምሃሆሙ ኣምጹኡ መድምመ (2) ንኣምላኽነትካ ዕጣን ዘይመውት ተስፋ ሕሰመይ ዝገንሕ ንሞት ክሰንፋ ውዕለትካ ዘዘክር ኣንቀጸ ድሕነተይ ሰብ ጥበብ ዘስነቑኒ ባህታ ንሂይወተይ እንሀልካ ጎይታ!ንንግስነትካ ወርቂ ጽኑዕ ሃይማኖትእነሀ ኣብ ደምበኻ ንጉሠ ነገሥታት ሰማያት ዝመስጥ ንልቢ ረቲዑፍጹም ኣምልኾ ፈርዩ'ስ ዝማሬ ጎሲዑ ድምጽኻ ሰሚዑ! ንስቕለትካ ክርቤይ ወሓዚ ዛራ ፍቅሪ ጋቢ ንውዕለትካ ሳዓሪ ቁሪ ጥሪ ኣርእዮምኒ ኮይዶም እነኩ ኽቶሎውዕለትካ እናስተንተንኩ እስዕር ንፋስ ኣውሎ ልደትካ ዝነቐሎ! እነኹ እዘልል ኣሰር ናቶም ሒዘ ኩሉ ተቐጢጡ ት"ሓዘን ትካዘንዘምር ብዓውታ በውታራት እንብልታ ዜናኡ ነበስር ልደት ልዑል ጎይታ ሓሊፉ"ዩ ከውታወስብሓት ወለእግዚኣብሔር ልዑልወለወላዲቱ ድንግል ማርያምወለመስቀሉ ክብር ኣሜን!!!
Zmare melakty yesmalna ab sdet delena deki erey nabta kdsti Eritrea ymlesena fetari GOD bless you 😍🇪🇷🙏❤🇪🇷❤🙏🇪🇷❤❤🙏
Zmarie melaekt yesmealna kuburat yehwat
እልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና
Amen Amen Amen zmare melekti yesmealna Egzabhier xege bdibe xega yadlkum
Amen amen amen zemare melakti yesmalna egzabher xegu yebzhlkum
ማሕበር ደብረ ገነት ዝማሬ መላእክት የስማዓልና!
Zmare melakti yesmana yehwat ezgabiher nay agelgletkum zemen ybark
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ መላእክት የስመኣልና
Zmarie melaekt yesmealna❤❤❤
Ellllllllll Amen amen amen zemare melakty yesmalna
ቃለ ህይወት የስመኣልና
ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዕልና።deki kiduney nafikekumm, nafkot aykealkwonnn.
Amen (3) zmare melakt yesmalna egzabher xegue yebzahalkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen amen amen zmarie melakti yesmalna EZGiabher amlak xegu yebzhalkum 🙏🙏🙏💖💖💖
Elllllllllllllllll zemare melakt yesmalna amlak Nay edme agelglotkum yebzhayo keselewo temti mezmur!!!!🙏💪❤👍⛪⛪
Zmare melakti yesmealna amen amen amen
Amen(3)❤️ zmare melaekt yesmealna 🙏
Elllllllllllllllll Elllllllllllllllll Elllllllllllllllll zimare mealkti yesmealna
Zmarie melakti yesmalna, mezamuran yehwatna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክቲ የስምዓልና እግዛብሔር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ብሩክካት የሕዋተይ
Amen Amen Amen Zmare mlakti yesnealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና ናይ ኣገሉጎሎት ዘበንኩም ይባርክ እግዚብሔር ኣምላክ ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክብራት ይሕዋት እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ።
Amlak ybark kburat ahwatey
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም።
Ellll elll elll zemari melakti yesmalna nay edme zemnkum ybarkelkum ezgbher amlak
Zmare melaekt ysmeana I’m glad to see you Luney egziabhier xeguau ybzhalkum 🙏❤️
ኣሜንን ዝማረ መላእክት የስምዐልና
Amen Amen Amen zemari Melakti yesmalena &god bless you orthodox tewehado church/xegeu yebizhalkum E/r deki tewhado 💒⛪💒🙏🙏🙏♥️♥️♥️
Zmare melakti yesmaalna kbrat yhwatna 👏👏👏❤⛪❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏
AmenAmenAmenZmarie melaekti yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣሜን !!!!
ዝማርየ መላኻት ይስማልኩም ይሕዋተይ ናይ ዘመንኩም ይባርክ
Zmare melakti ysmealna egziabhier amlak xegau ybzhalkum
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmalna
ተባረኩ መተኣቢተይ ኣቅኒኩምና ቃል ዝማረ የስመኣልና
Zmarie melaekti yesmalma. Bhaqi teum mezmur.
Zmarie melaekt yesmalna Egziabhier xegu yebzhalkum ❤
Zmare melaekt yesmealna xegeu yebzhalkum kuburat yehwat
Zmari melakti yesmana ...nay bhaki tume mezmur
qale hiwet yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
ዝማረ መላኣክት የስምዓልና
Amennn kidane mhret adey sembley mley🙏🙏🥰❤
ተባረኹ ኣሕዋት ናይ ኣጎልጉሎትኩም ይባረኽ
Amen amen amen zmara malakt yasmana.
Aemen
እልልልልእልልልልልልእልልልልልልል ሠናይ ሠናይ ውእቱ
Ellllllllllllll zmare melaekti yesmalna ahwat 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen
Amen amen amen
Elllllllllll Elllllllllll Elllllllllll 🤗🤗💐💐👏🏻👏🏻🌹🌹🌷🌷🌸🌸🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Elllllllllll Elllll ❤
Ellllllllll Elllllll Elllllllll zmare melaekti yesmalna
እልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤
asseu ywahat kal hiwet yesemalna
አሜን አሜን አሜን👏👏👏
ዝማረ መልኣክቲ የስምዓና የሕዋትና መዘምር
ኣዕዚዙ ይባርኽ
Amen dqi dbre genetey xgu yebzh kemzia ilna ntakakebla zmen ymxana
ዝማሬኢ መላእክት የስምዓልና እቲ መዝሙር ትሕዝቱኡ ጡዑም ግን ኣብ ኣገባብ ተሃዊጽኩም እዚ ከበሮ ኣተሃራርማ ወላ ሸብሸቦ መስርዑ ኣይሓዘን
🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Ellllllllllllll Ellllllllllllll Ellllllllllllll 🇪🇷🇪🇷👏👏💒💒🙏🙏🌺🌺🌺🌺
🙏🙏🙏
🙏🏻💒🙏🏻💒☝️💪❤
❤️❤️❤️
i wanna more video from kidane mihret mezmur
እል ልል ልል ልል ልልልልልልልል
zemarie melakti yesmealna nezia mezmur kea semiena subscribe negber ruclips.net/video/323dBof_9NA/видео.html
ኣንፈርዐጹ ሰብኣ ሰገል (2)
ኣምሃሆሙ ኣምጽኡ መድምመ (2)
ንኣምላኽነትካ ዕጣን ዘይመውት ተስፋ
ሕሰመይ ዝገንሕ ንሞት ክሰንፋ
ውዕለትካ ዘዘክር ኣንቀጸ ድሕነተይ ሰብ ጥበብ ዘስነቑኒ ባህታ ንሂይወተይ
እንሀልካ ጎይታ!
ንንግስነትካ ወርቂ ጽኑዕ ሃይማኖት
እነሀ ኣብ ደምበኻ ንጉሠ ነገሥታት
ሰማያት ዝመስጥ ንልቢ ረቲዑ
ፍጹም ኣምልኾ ፈርዩ'ስ ዝማሬ ጎሲዑ
ድምጽኻ ሰሚዑ!
ንስቕለትካ ክርቤይ ወሓዚ ዛራ ፍቅሪ
ጋቢ ንውዕለትካ ሳዓሪ ቁሪ ጥሪ
ኣርእዮምኒ ኮይዶም እነኩ ኽቶሎ
ውዕለትካ እናስተንተንኩ እስዕር ንፋስ ኣውሎ
ልደትካ ዝነቐሎ!
እነኹ እዘልል ኣሰር ናቶም ሒዘ
ኩሉ ተቐጢጡ ት"ሓዘን ትካዘ
ንዘምር ብዓውታ በውታራት እንብልታ
ዜናኡ ነበስር ልደት ልዑል ጎይታ
ሓሊፉ"ዩ ከውታ
❤🙏ኣንፈርኣጹ ሰብኣ ሰገል🙏❤
ኣንፈርኣጹ ሰብኣ ሰገል(2)
ኣምሃሆሙ ኣምጽኡ መድምመ(2)
ንኣምላኽነትካ ዕጣን ዘይመውት ተስፋ
ሕሰመይ ዝገንሕ ንሞት ከሰንፋ
ውዕለትካ ዘዘክር ዓንቀጽ ድሕነተይ
ሰብ ጥበብ ዘስነቑኒ ባህታ ንህይወተይ
እንሀልካ ጎይታይ
ንንግስነትካ ወርቂ ጽኑዕ ሃይማኖት
እንሀ ኣብ ደንበኻ ንጉሠ ነገሥታት
ሰማያት ዘመስጥ ንልበይ ረቲዑ
ፍጹም ኣምልኾ ፈርዩ'ስ ዝማሬ ጎሲዑ
ድምጽኻ ሰሚዑ
ንስቕለትካ ከርቤይ ወሓዚ ዛራ ፍቕሪ
ጋቢ ንውዕለትካ ሰዓሪ ቁሪ ጥሪ
ኣርእዮምብኒ ከይዶም እነኹ እኽተሎ
ውዕሎኻ እናስተንተንኩ እስዕር ንፋስ ኣውሎ
ልደትካ ዝነቐሎ
እነኹ እዘልል ኣሰር ናቶም ሒዘ
ኩሉ ተቐንጢጡ ቲ'ሓዘን ትካዘ
ንዘምር ብዓውታ በውታራት እንብልታ
ዜናኡ ነበስር ልደት ልዑል ጎይታ
ሓሊፉ'ዩ ከውታ
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen 10q
ዝማረ መላእክት የስመዓልና ፍትሒ ሓወና/ሓብትና ድማ ክብረት ይሃበልና፡ ስምኩም ከምኡ ኣብ መጽሓፈ ሂወት ይጽሓፈልኩም ልዑል እግዚኣብሄር
Amen
Good bless you for typing the lyrics.
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ክቡራት የሕዋት፡እግዚአብሔር አምለኽ ጸጋኡ የብዝሓልኩም።ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር።ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ድማ አምለኽ ስደትና የሕጺሩ ናብታ ቅድስቲ ሃገርና ተመሊስና ከነስምሮ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና።ኣማላድነትን ረዲኤትን ናይ አመአምለክ ኣይፈለየና አሜንንን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና እልልልልልል እልልልልልል እልልልልልል
Amen Amen Amen zmariye malaekt yesmalna 💒💒💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll zemare melakti yesmalna 🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ሰማያት ዝምስጥ ንልበይ ረቲዑ
ፍጹም ኣምልኾ ፈርዩ'ስ ዝማሬ ጎሲዑ
ደሃይካ ስሚዑ
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ብሩኻት ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም
Amen Amen Amen Zmare melaekti yesmealna 🙏🙏🙏❤❤❤💒💒💒
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna xegeu yebzhalkumkuburat yehwatey nay zemen agelgulotkum ybarkelkum
Amen Amen Amen Kubur hawuna xegeu yebzhalka nay zemen agelgulotka yebzhalka 🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️💯💯💯
ዕልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋትና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ክን እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫❤❤❤
Ellllllllllllllllllll 👏
Ellllllllllllllllllll 👏
Ellllllllllllllllllll 👏
Zmarie melakti yesmealna
Amen Amen Amen zmare melakki yesmalna kuburat yehwat egzabiher xegue yebzahlkum❤❤❤
Amen tsgu yebzahlku brukat ahwatey enka abzi abxahna rhus bal ldet ygberlna🙏❤
Amin ❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ደቂ ኪዳናምህረተይ
bb ghhh
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን!!! ሓውና ደገፍ ድማ ጸግኡ የብዘሓልካ!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ኩቡራት የሕዋተይ::
Amen Amen Amen Zmare melakt yasmalna ahwate berektu yabzhalkum fetary 👏👏👏
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና አሜን! እንቋዕ ናብ ብርሃን ልደት ጎይታና ብሰላምን ፍቅሪን ኣብጽሓና ደቂ እምቤታችን ደቂ ተውሃዶ!
Amen Amen Amen Zmare Melaekt Ztekebele Zmarekum Ykebelelkum
AMEN AMEN AMEN ZIMARE MELAKIT YESMALNA ASEYYYYYY Ellllllll elllllllll ellllll 💕💕💕🙏🙏🙏
ኣሰይይይይይይይይ ኣሰይይይይይ ደብረ ገነት ኣምላክ ቅዱሳን ጸጋኡ የብዝሓልኩም ኣዕጽምቲ ዘጥልል ጥዑም ሰመያዊ ዝማረ መላእክት የስመዓላ ኣምላክ ብርትዐን ዓወትን ይሃብኩም
Elllllllllllllllllllll zemare melaikty yesmealna 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Xegu yebzehalkum Egziabher Amlak ketemesgnu nberu neana kea aserkum yeketlena des zbl zmare naybhaqi
Zmare melaekti yesmealna🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኑፋዓት❤
ኣምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ ጸጋ ዕድመን ይሃብኩም ኣሕዋተይ❤🎉
እእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእእ ዝማሬ መላእክ የስመዐልና እግዚአብሔር✟✟✟ ኣምለክና ፀጉኡ የብዘሐልኩም✟✟✟ ክቡራት ኣሕዋትይይይይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ደስ ዝብል መዝሙር ይሕዋት መዛምራን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና 😍😍😍
ዝማሬ መላእኽቲ የእስምዕልና ኣሕዋትና እግዚኣብሄር ጽግኡ የብዝሓልኩም
መንፈሳዊት መዝሙር
በስመ_ሥላሴ
*ኣንፈራሓጹ ሰበኣ ሰገል*
_______________________
ኣንፈራሓጹ ሰብኣ ሰገል (2)
ኣምሃሆሙ ኣምጹኡ መድምመ (2)
ንኣምላኽነትካ ዕጣን ዘይመውት ተስፋ
ሕሰመይ ዝገንሕ ንሞት ክሰንፋ
ውዕለትካ ዘዘክር ኣንቀጸ ድሕነተይ
ሰብ ጥበብ ዘስነቑኒ ባህታ ንሂይወተይ
እንሀልካ ጎይታ!
ንንግስነትካ ወርቂ ጽኑዕ ሃይማኖት
እነሀ ኣብ ደምበኻ ንጉሠ ነገሥታት
ሰማያት ዝመስጥ ንልቢ ረቲዑ
ፍጹም ኣምልኾ ፈርዩ'ስ ዝማሬ ጎሲዑ
ድምጽኻ ሰሚዑ!
ንስቕለትካ ክርቤይ ወሓዚ ዛራ ፍቅሪ
ጋቢ ንውዕለትካ ሳዓሪ ቁሪ ጥሪ
ኣርእዮምኒ ኮይዶም እነኩ ኽቶሎ
ውዕለትካ እናስተንተንኩ እስዕር ንፋስ ኣውሎ
ልደትካ ዝነቐሎ!
እነኹ እዘልል ኣሰር ናቶም ሒዘ
ኩሉ ተቐጢጡ ት"ሓዘን ትካዘ
ንዘምር ብዓውታ በውታራት እንብልታ
ዜናኡ ነበስር ልደት ልዑል ጎይታ
ሓሊፉ"ዩ ከውታ
ወስብሓት ወለእግዚኣብሔር ልዑል
ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም
ወለመስቀሉ ክብር ኣሜን!!!
Zmare melakty yesmalna ab sdet delena deki erey nabta kdsti Eritrea ymlesena fetari GOD bless you 😍🇪🇷🙏❤🇪🇷❤🙏🇪🇷❤❤🙏
Zmarie melaekt yesmealna kuburat yehwat
እልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና
Amen Amen Amen zmare melekti yesmealna Egzabhier xege bdibe xega yadlkum
Amen amen amen zemare melakti yesmalna egzabher xegu yebzhlkum
ማሕበር ደብረ ገነት ዝማሬ መላእክት የስማዓልና!
Zmare melakti yesmana yehwat ezgabiher nay agelgletkum zemen ybark
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ መላእክት የስመኣልና
Zmarie melaekt yesmealna❤❤❤
Ellllllllll Amen amen amen zemare melakty yesmalna
ቃለ ህይወት የስመኣልና
ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዕልና።deki kiduney nafikekumm, nafkot aykealkwonnn.
Amen (3) zmare melakt yesmalna egzabher xegue yebzahalkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen amen amen zmarie melakti yesmalna EZGiabher amlak xegu yebzhalkum 🙏🙏🙏💖💖💖
Elllllllllllllllll zemare melakt yesmalna amlak Nay edme agelglotkum yebzhayo keselewo temti mezmur!!!!🙏💪❤👍⛪⛪
Zmare melakti yesmealna amen amen amen
Amen(3)❤️ zmare melaekt yesmealna 🙏
Elllllllllllllllll Elllllllllllllllll Elllllllllllllllll zimare mealkti yesmealna
Zmarie melakti yesmalna, mezamuran yehwatna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላክቲ የስምዓልና እግዛብሔር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ብሩክካት የሕዋተይ
Amen Amen Amen Zmare mlakti yesnealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና ናይ ኣገሉጎሎት ዘበንኩም ይባርክ እግዚብሔር ኣምላክ ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክብራት ይሕዋት እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ።
Amlak ybark kburat ahwatey
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም።
Ellll elll elll zemari melakti yesmalna nay edme zemnkum ybarkelkum ezgbher amlak
Zmare melaekt ysmeana I’m glad to see you Luney egziabhier xeguau ybzhalkum 🙏❤️
ኣሜንን ዝማረ መላእክት የስምዐልና
Amen
Amen
Amen zemari Melakti yesmalena &god bless you orthodox tewehado church/xegeu yebizhalkum E/r deki tewhado 💒⛪💒🙏🙏🙏♥️♥️♥️
Zmare melakti yesmaalna kbrat yhwatna 👏👏👏❤⛪❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏
Amen
Amen
Amen
Zmarie melaekti yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣሜን !!!!
ዝማርየ መላኻት ይስማልኩም ይሕዋተይ ናይ ዘመንኩም ይባርክ
Zmare melakti ysmealna egziabhier amlak xegau ybzhalkum
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmalna
ተባረኩ መተኣቢተይ ኣቅኒኩምና ቃል ዝማረ የስመኣልና
Zmarie melaekti yesmalma. Bhaqi teum mezmur.
Zmarie melaekt yesmalna Egziabhier xegu yebzhalkum ❤
Zmare melaekt yesmealna xegeu yebzhalkum kuburat yehwat
Zmari melakti yesmana ...nay bhaki tume mezmur
qale hiwet yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
ዝማረ መላኣክት የስምዓልና
Amennn kidane mhret adey sembley mley🙏🙏🥰❤
ተባረኹ ኣሕዋት ናይ ኣጎልጉሎትኩም ይባረኽ
Amen amen amen zmara malakt yasmana.
Aemen
እልልልል
እልልልልልል
እልልልልልልል
ሠናይ ሠናይ ውእቱ
Ellllllllllllll zmare melaekti yesmalna ahwat 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen
Amen amen amen
Elllllllllll Elllllllllll Elllllllllll 🤗🤗💐💐👏🏻👏🏻🌹🌹🌷🌷🌸🌸🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Elllllllllll Elllll ❤
Ellllllllll Elllllll Elllllllll zmare melaekti yesmalna
እልልልልልልልልልል
❤❤❤❤❤❤❤