Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ተብእ በል፣ ሱኡርዮ ሱኡር፤ብኣዉራጃኻ ተሓበን ኸኸኸኸኸ ሱኡር ናይልብ ኸየሰተንፈሰ ይሰኣር
Thank you Meron hawna, ita tenqi xubuq gelizkaya aleka zrdeo intekoynu izi jedida zbehal tebelaxi
ጀዲዳ ዓመት እንተትቅመጥ ብሂወት ኣይምተረከብካን ኣንታ ሂግደፍ ገለ መርፍእ ወጊኦምካ ከይኮኑ
Meron atgagi abhimk ketwdik namlkina anfetuno bsebat dhain bfetarina agieb 🇪🇷📚🖊hager bkidey deim asim tekskes kedey hirwot tkefluwa nzekuto😢
Meron Mesgxi alebo ab hade negex Lekbat
ሜሮን ኣብ መወዳእታ ተዛረቦ ዝብላ ዘረባ ኣበይ እሞ በዓል ሓደ ደርፎም
ሜሮን አይትጋጌ ብገበኖም ኢዮም በርቢርኻ መጻሕፍቲ አንብብ ብማዐልቱ ይግበር
ኣታ ሜሮን ጀዲዳ መንእሰይ ኢልካስ ምስኡ ክትዛረብ ዋይ ንዛ ርእሱ ኣምላክ ኣውፂኡዎስ
What ? Ny gedida libona kindi fre adri aleka do
ትክክል መልሲ ጎበዝ ጀጂዳ እዛ ናይ ጽበት ዓሌትነት አውራጅነት ንጀጂዳ አይትምልከትን እያ ሜሮን አይተዳናግር ኢካ ምስ ሰናይ አክብሮት
lekmax wedi elsa chrum... antay koynom teasirom tfelto tarik aleka du? hasawi lekbat!!!!!!
" ኣብ ዓድና ሽግር ኣሎ እንዳበልካ ሽግር ተምጽእ" ካብ መንእሰይ ጀዲዳ
አግዚኣብሔር ንመንእሰይ ልቦና ይሃቦም
ሐ
ጊዚኣ ዝሃባ ሓምሓምሲ እምኒ ትሰብር ኮይኑ ፡እምበር ጀዲዳ ጉሓፍሲ ዓድኹም እተዉ ኣይትእተዉ ክብል ፋራፋራ ኢለዮ ኣለኹ።
Amlak daa tefiuka do , wedy akelle imberr filutt
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏
የሕዋት እሰካ ንበለ አዲኡ ካብቲ ሐደ አውራጃ ንበላ አብኡ ድማ ካብቲ ሐደ አውራጃ ኬይና እሞ እዚ ሰብሲ በቲ ናይ አብኡ ድዩ አነ ወድዚ አውራጃ ኢሉ ክግእር በየናይ መንገዲ ከ ቦቡኡን በዲኡን ካብ ሐደ አውራጃ ዝኮነ ሰብ እኮ ክሳማምኡ ውን አይክክእሉን እዯም መክንያቱ እቲ ካብ ክልተ አውራጃ ዝውለድ አኮይ ሐትነይ ክብል ሰለዝክእል ከም ቀሊል ነገር አይትርአይዏ ዓለትነት አውራጅነት ጽበት እዩ
Felut Amlak ab Eritrea eyu Teweledu wedten 3 Awraja eyu terfukum zelo Hubush edde mehferat qurub zey seqorekum nejewis derbayat fooooo ekum wehudat lebamat gedifka eko...........
Meron kiwam kiwam kitibil mok abikana. Higi alo higi Indaba alo .Abtatna lebamat iyom higi alo higi alo😂
ኣታ ሜሮን ክንደይ ዓቕሊ ኣለካ፡ እንታይ ሓሳብ
ንጀዲዳ ኣጥንቂቆም ሰዲድደምዎ እዮም እዙ ሰነፍ
teki meslu meskinay Eritrea bexhu mes mexe
ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ባርያ ክከውን ይክእል ህግደፍ ግን ክከውን ኣይክእልን እዩ።
Tselaee Kitbblu beka hade mialty fetewty keyefrekum
ሰቀ በል ለክባጥ ሓሳዊ ቆራጽ ከም ኣወል
😂😂😂 2 ካብ ሚኢቲ ጉቦ ስለ ዝከፍሉ ድዮም ነቶም ኣብ ደገ ዘለዉ ወላ ነቲ ስርዓት ይንቀፍዎ ወላ ሓንቲ ዘይብልዎ? ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ነቲ ስርዓት ክነቅፎ ግን ኣይፍቀድን እዩ።
ተርስዝኪምፎ ክልተ ቁጥሚታት መቶ አቋአ ኣግሃድካዮ ኮራኹር ነፋቶ ትዝሃይሽ ካባዝኩም ትነግሮ ሰብ የብልካ ሃሳዊ ለኽባጥ
Jedida adigi
Ab Ertra Internet ayedlin iyu xubuk alena ,
meron melhasena kid da ኣርትራ ኣይትረክባን ኢካ ሰብ ከተናኩት ኢናወኣልካ ምንክ ኣይትበልን ኢካ
አብ ሰደት ዝውለድ ቆሉዑት ወጽዐት እዩም እዚ ድማ ጉድለት ስደት ዘይኮነስ ዝዐበየ ጸገም ናይ ስድራቤት እዪ ገዘኻ አብክንድ ምሰኦም አብካልእክ ትሕልፎ በቶሰቦም አብ ዐዲ ዘሎ ግደፍ አብ ስደት ዝተወልዱ ከይፈለጡን አዬም ኦዚ ናይመን ጉድለት እዪ
ኣንታ መይሮነይ እይ ህዝቢ ኢርትራዊ እኮ ዓቅሉ ፀቢቡዎ ዋእ ዘላኣለም ወያነ ወያነ ወያነ እንዳበሉ መመክነይታ በቃ ህዝቢ ፍትሒ ክጥይቅ እንተይሉ በቃ ነይንዳ ሂግደፍ ምክንያት ተሎ ኢሎም ወያነ ከምዚ ይብሉዎም ዋይ እዚ ከይኣክል ድማ ሓደ ኢርትራዊ ብደገ ኮይኑ ፍትሒ እንድሕር ሓቲቱ ትግረዋይ ኢካ ኢርትራዊ ኣይኮንካን ይብሉዎም ትግርኝኦም ዝጠፍኦም ሂግደፋውያን እዚ ከይኣክል እታ ኢርትራ እንትፈት ክህበካ እንትፀልእ ክከልኣካ ይሙኩር ደደብ ሂግደፋዊ ዓቢዱ ነጊርካ ኣይሰምዕ ገለ ኢልካ ኣይሰምዕ ልክዕ ካምዛ ዝሓመመ ከልቢ ክነክስ ጥራይ እዩ ዕግርግር ዝብል እንታይ ይገበር ብዝኮነ እቱ ላዕለዋይ ፈጣሪ ምሕረትን ሰላምን ይውርድ እስከ ዝሓወይ ማዓረይ
ሜሮን ግደፎ: ዓቅሙ ትሑት እዩ: ኣምር ናይ ፖሎቲካ የብሉን: ብቅልዕነቱ ስለዝወጽ ኣፍልጦ የብሉን: ኢንግሽ ስለ ዝተዛረበ ንነብሱ ፍላጥ እዩ ዝቆጽራ: ንነብሱ ባዕሉ የታልላ ኣሎ::
ነዚ ኢኻ ኢንተርኔት አብ ኤርትራ ዘየለ ትብል ወሽላኽ
Jedida polotikenya sykonen tay ekum delikmo adu eyu zfetu teweda natkum hmam gn nmntay adey tbl eyu.
Hasawi
ሐቆም እዮም ሐፍር ህግደፍ ኩቡልካ ነገረ
መስጡል ዋሒድ! ሕለፍ በሎ። እዚ ቆፍቋፍ ቆልዓ፡ ኣወል ስዒድዩ ጸዊዕዎ እምበር እዚ ደኣ ሽሙ ጽሒፉ ዘይክእል መሃይም ደኣ ናይ ምንታይ ፖለቲካ ክፈልጥ። እዘን ዝዛረበን እንግሊዘኛ ናይ ሆምለስ ወይ ግዳም ሓደር እየን። ኣይትስዓብዎ! ተደልዩ ጸሮና ይኺድ ተደልዩ ኣስመራ ይኺድ ትርጉም ዘለዎ ኣይኮነን።
ክንዲ ፍርቂ ርእሲ ጀዲዳ ተሃልዩካ ሰብ ኢካእዚ ቆልዓ እዚ ልዕሊ ዕድሚኡዮ ዝሓስብ። ካልእ ይትረፍ ሃገሩ ክብረቱ ምኳኑ ይኣምን።
Mada Hager jedida jegna eiu
meron feger
ቀዲዳ ድኣ ደይ ክዝሙ እዩ ኮይዱ
Ajokha wedi eray nqdmit segum ❤️❤️🌹🌹🇪🇷🇪🇷👍👍
ወዲ ቐቢላ እንታይ ኢዩ ዝብል?????ወዲ ኣከለ?????ነቶም ደቂ ኣከለ ግደፈሎም ፡ ንስኻ ወዲ ቐቢላ ኢኻ።
Kela
Ate wedi agema togar mada Hager jedida jegna Eritrawi eiu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Dankro
Anta kiwam zelewen hager kindey bilshiwina zelewen bizuhat iyen aytidigmo kiwam kiwam sheket . Ni. Agneta Ethiopia😢
meron metefafi
ኣታ ነዚ ጀዲዳ ዝባሃል በትሪ ገይሩ በጥ በጥ ዘብሎ ዶ ክስእን
Qxelwo ya jema Seb qyro
ብዛባ ኢሱራት መንግስቲ ኣለዎ
Entay ainet battery eka wihitka nonstop nonsense 😎
ተብእ በል፣ ሱኡርዮ ሱኡር፤ብኣዉራጃኻ ተሓበን ኸኸኸኸኸ ሱኡር ናይልብ ኸየሰተንፈሰ ይሰኣር
Thank you Meron hawna, ita tenqi xubuq gelizkaya aleka zrdeo intekoynu izi jedida zbehal tebelaxi
ጀዲዳ ዓመት እንተትቅመጥ ብሂወት ኣይምተረከብካን ኣንታ ሂግደፍ ገለ መርፍእ ወጊኦምካ ከይኮኑ
Meron atgagi abhimk ketwdik namlkina anfetuno bsebat dhain bfetarina agieb 🇪🇷📚🖊hager bkidey deim asim tekskes kedey hirwot tkefluwa nzekuto😢
Meron Mesgxi alebo
ab hade negex Lekbat
ሜሮን ኣብ መወዳእታ ተዛረቦ ዝብላ ዘረባ ኣበይ እሞ በዓል ሓደ ደርፎም
ሜሮን አይትጋጌ ብገበኖም ኢዮም በርቢርኻ መጻሕፍቲ አንብብ ብማዐልቱ ይግበር
ኣታ ሜሮን ጀዲዳ መንእሰይ ኢልካስ ምስኡ ክትዛረብ ዋይ ንዛ ርእሱ ኣምላክ ኣውፂኡዎስ
What ? Ny gedida libona kindi fre adri aleka do
ትክክል መልሲ ጎበዝ ጀጂዳ እዛ ናይ ጽበት ዓሌትነት አውራጅነት ንጀጂዳ አይትምልከትን እያ ሜሮን አይተዳናግር ኢካ ምስ ሰናይ አክብሮት
lekmax wedi elsa chrum... antay koynom teasirom tfelto tarik aleka du? hasawi lekbat!!!!!!
" ኣብ ዓድና ሽግር ኣሎ እንዳበልካ ሽግር ተምጽእ" ካብ መንእሰይ ጀዲዳ
አግዚኣብሔር ንመንእሰይ ልቦና ይሃቦም
ሐ
ጊዚኣ ዝሃባ ሓምሓምሲ እምኒ ትሰብር ኮይኑ ፡እምበር ጀዲዳ ጉሓፍሲ ዓድኹም እተዉ ኣይትእተዉ ክብል ፋራፋራ ኢለዮ ኣለኹ።
Amlak daa tefiuka do , wedy akelle imberr filutt
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏
የሕዋት እሰካ ንበለ አዲኡ ካብቲ ሐደ አውራጃ ንበላ አብኡ ድማ ካብቲ ሐደ አውራጃ ኬይና እሞ እዚ ሰብሲ በቲ ናይ አብኡ ድዩ አነ ወድዚ አውራጃ ኢሉ ክግእር በየናይ መንገዲ ከ ቦቡኡን በዲኡን ካብ ሐደ አውራጃ ዝኮነ ሰብ እኮ ክሳማምኡ ውን አይክክእሉን እዯም መክንያቱ እቲ ካብ ክልተ አውራጃ ዝውለድ አኮይ ሐትነይ ክብል ሰለዝክእል ከም ቀሊል ነገር አይትርአይዏ ዓለትነት አውራጅነት ጽበት እዩ
Felut Amlak ab Eritrea eyu Teweledu wedten 3 Awraja eyu terfukum zelo Hubush edde mehferat qurub zey seqorekum nejewis derbayat fooooo ekum wehudat lebamat gedifka eko...........
Meron kiwam kiwam kitibil mok abikana. Higi alo higi Indaba alo .Abtatna lebamat iyom higi alo higi alo😂
ኣታ ሜሮን ክንደይ ዓቕሊ ኣለካ፡ እንታይ ሓሳብ
ንጀዲዳ ኣጥንቂቆም ሰዲድደምዎ እዮም እዙ ሰነፍ
teki meslu meskinay Eritrea bexhu mes mexe
ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ባርያ ክከውን ይክእል ህግደፍ ግን ክከውን ኣይክእልን እዩ።
Tselaee Kitbblu beka hade mialty fetewty keyefrekum
ሰቀ በል ለክባጥ ሓሳዊ ቆራጽ ከም ኣወል
😂😂😂 2 ካብ ሚኢቲ ጉቦ ስለ ዝከፍሉ ድዮም ነቶም ኣብ ደገ ዘለዉ ወላ ነቲ ስርዓት ይንቀፍዎ ወላ ሓንቲ ዘይብልዎ? ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ነቲ ስርዓት ክነቅፎ ግን ኣይፍቀድን እዩ።
ተርስዝኪምፎ ክልተ ቁጥሚታት መቶ አቋአ ኣግሃድካዮ ኮራኹር ነፋቶ ትዝሃይሽ ካባዝኩም ትነግሮ ሰብ የብልካ ሃሳዊ ለኽባጥ
Jedida adigi
Ab Ertra Internet ayedlin iyu xubuk alena ,
meron melhasena kid da ኣርትራ ኣይትረክባን ኢካ ሰብ ከተናኩት ኢናወኣልካ ምንክ ኣይትበልን ኢካ
አብ ሰደት ዝውለድ ቆሉዑት ወጽዐት እዩም እዚ ድማ ጉድለት ስደት ዘይኮነስ ዝዐበየ ጸገም ናይ ስድራቤት እዪ ገዘኻ አብክንድ ምሰኦም አብካልእክ ትሕልፎ በቶሰቦም አብ ዐዲ ዘሎ ግደፍ አብ ስደት ዝተወልዱ ከይፈለጡን አዬም ኦዚ ናይመን ጉድለት እዪ
ኣንታ መይሮነይ እይ ህዝቢ ኢርትራዊ እኮ ዓቅሉ ፀቢቡዎ ዋእ ዘላኣለም ወያነ ወያነ ወያነ እንዳበሉ መመክነይታ በቃ ህዝቢ ፍትሒ ክጥይቅ እንተይሉ በቃ ነይንዳ ሂግደፍ ምክንያት ተሎ ኢሎም ወያነ ከምዚ ይብሉዎም ዋይ እዚ ከይኣክል ድማ ሓደ ኢርትራዊ ብደገ ኮይኑ ፍትሒ እንድሕር ሓቲቱ ትግረዋይ ኢካ ኢርትራዊ ኣይኮንካን ይብሉዎም ትግርኝኦም ዝጠፍኦም ሂግደፋውያን እዚ ከይኣክል እታ ኢርትራ እንትፈት ክህበካ እንትፀልእ ክከልኣካ ይሙኩር ደደብ ሂግደፋዊ ዓቢዱ ነጊርካ ኣይሰምዕ ገለ ኢልካ ኣይሰምዕ ልክዕ ካምዛ ዝሓመመ ከልቢ ክነክስ ጥራይ እዩ ዕግርግር ዝብል እንታይ ይገበር ብዝኮነ እቱ ላዕለዋይ ፈጣሪ ምሕረትን ሰላምን ይውርድ እስከ ዝሓወይ ማዓረይ
ሜሮን ግደፎ: ዓቅሙ ትሑት እዩ: ኣምር ናይ ፖሎቲካ የብሉን: ብቅልዕነቱ ስለዝወጽ ኣፍልጦ የብሉን: ኢንግሽ ስለ ዝተዛረበ ንነብሱ ፍላጥ እዩ ዝቆጽራ: ንነብሱ ባዕሉ የታልላ ኣሎ::
ነዚ ኢኻ ኢንተርኔት አብ ኤርትራ ዘየለ ትብል ወሽላኽ
Jedida polotikenya sykonen tay ekum delikmo adu eyu zfetu teweda natkum hmam gn nmntay adey tbl eyu.
Hasawi
ሐቆም እዮም ሐፍር ህግደፍ ኩቡልካ ነገረ
መስጡል ዋሒድ! ሕለፍ በሎ። እዚ ቆፍቋፍ ቆልዓ፡ ኣወል ስዒድዩ ጸዊዕዎ እምበር እዚ ደኣ ሽሙ ጽሒፉ ዘይክእል መሃይም ደኣ ናይ ምንታይ ፖለቲካ ክፈልጥ። እዘን ዝዛረበን እንግሊዘኛ ናይ ሆምለስ ወይ ግዳም ሓደር እየን።
ኣይትስዓብዎ! ተደልዩ ጸሮና ይኺድ ተደልዩ ኣስመራ ይኺድ ትርጉም ዘለዎ ኣይኮነን።
ክንዲ ፍርቂ ርእሲ ጀዲዳ ተሃልዩካ ሰብ ኢካ
እዚ ቆልዓ እዚ ልዕሊ ዕድሚኡዮ ዝሓስብ።
ካልእ ይትረፍ ሃገሩ ክብረቱ ምኳኑ ይኣምን።
Mada Hager jedida jegna eiu
meron feger
ቀዲዳ ድኣ ደይ ክዝሙ እዩ ኮይዱ
Ajokha wedi eray nqdmit segum ❤️❤️🌹🌹🇪🇷🇪🇷👍👍
ወዲ ቐቢላ እንታይ ኢዩ ዝብል?????
ወዲ ኣከለ?????
ነቶም ደቂ ኣከለ ግደፈሎም ፡ ንስኻ ወዲ ቐቢላ ኢኻ።