Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብሓቂ አብርሃ ሓውና እዚ ዝምልከቶ አካል ካሓስበሉ ክምርምሮን ይግባእ ጅግና።👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓውና ኣቶ ኣብርሃ ሓቁሎ፡ እምብዛ ውልቃዊ ረብሓ ገኒኑ🤔🤝❤🕊
ሓቂ ብሓቂ ጽሩይ ዘረባ
Brave 👍እዚ ወዲ ጅግና እዮ ክተባባዕ ይግብኦ ብሓቂ።
ናይ ብሓቂ ብሱል ኣስተምህሮ 'ዩ. ኣብ ልብና (ኣእምሮና ) የሕድሮ. መሃሪ መደብ 'ዩ. ቀጽሎ. ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ. ወትሩ 🇪🇷❤️🇪🇷ዓወት 🇪🇷❤️🇪🇷ንሓፋሽ
One Eritrea 🇪🇷 First and 9 Tribes Forever! God, blessed, protect, our country Eritrea 🇪🇷 and our people Amen 🙏 Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ቓንቓ ዔረብ ኣብ ኤርትራ ናይ ቤዕዲ ቓንቓ ኣይኮነን ኤርትራዊ እዩ።
ዋውውውው ኣብርሃ ሓዉና ሙልእ ብቅዓት ፖለትካን ትንታናን ኣለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንከምዚኦም ሰባት share like aynHmeq
Yes 🙌 Alah thanks 🙏 brother for all you do!🌹💕🇪🇷🌹💕🌹💕🌹💕✊
እድመን ጠ እናን ይሀብካ አብርሀ ኤርትራውነት ክቡር መንነት❤❤🎉🎉❤
❤❤❤ata jegnaaaa🇪🇷❤️❤️❤️ wedi hezbi
ሓቂ ብሓቂ ጽሩይ ዘረባ ኣቕልቦ ክግበረሉ ኣለዎ።ኣብ ሜዳ ዝተደርፉ ደርፍታት ቅርስታት ናይ ሃገር እዮም።ኩላትና ሃገራውያን ካኣ ኣብ ኩሉ ዝግበር ኣኼባታት ክንዛረበሉ ኣለና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ትክእክል ኣለካ መምህር ኣብርሃ ናይ ብሓቂ
Eritra went kubur mennet viva Eritrea yes 💪💯🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷♥️🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷
Abrha, thanks 🙏 brother for all you do! Keep up the amazing job! 👋👏🌹🇪🇷
መምህረይ ጅግና ዝብሃል ኩሉ ኢልካዮ ኢኻ እዚ ከኣኩሉ ንሰማምዓሉ ኢናዕድመን ጥዕናን ይሃብካፈጣሪ❤❤❤❤❤❤
ከምበዓል ከማኻ "ምእንቲ መጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ" ከይበሉ ተሓለቅቲ ሓቂቕ ሓቂ ኮይኖም ንሓቂ ከምዘላታ ክገልጹ ዚኽእሉ ቆራጻት ንቁሓትን ኤርትራውያን እንተድኣ ዘይ ሃልዮም'ም፣ ምስዚ ዘሎ ኣንፈቱ ዝጠፍኦ ነገራት ምትሕንፋጽ፣ ክብርታትና ከም ዘይነበረ ኪኸውንዩ። ብውልቀይ ኣዜ ከመስግነካ እፈቱ ኣብርሃ ሓወይ። ናይብሓቂ ሓቂቅ ኤርራዊ ሓወይ። ሓደ ሓደ ንኽትውሕጦ ኣዝዩ መረር፣ ናተይ ኢልካ ምስወሓጥካዮ ግና ንሸውሃት ንቅሓትካ ኣዝዩ ወሳኒ ኮይኑ ትረኽቦ ነገራት ኣሎ። ይኹን ድኣምበር ከምኢ እንተዘይ ጌርካ ክኣ ዝጸናቶ ስለ ዘሎ ኣድላዪ እዩ። ትብዓትካን ኣበርክቶኻን ቀጽሎ ኣይትታዓንቀፍ። በዚ ኣጋጠሚ ዝጎበጠ ከተቅንዑ ትገብርዎ ዘለኹም ቃልሲ ዛጊት ፍሪኡ ከንበሽብሽ ተማትንነት (ንኸተአምን ሒኵ ምባል) ምስሉያት ከኣ ከምላስቲክ ኣብ ሓዊ ዝኣተወ ክሽምረር ኣብ ባይታ ንዕዘብ ኣለና'ሞ ሓቂ ሰዓሪዩ እቋዕ ደስ በለኩም ክብል እደሊ። ኣብቲ ከም ጠበቅ ኣብ መንቀራቅሮ ኣትዩ ዝጥልቅ (ዝፍክር) ኣብ ቲክቶክ ኣትዮም ንሰንኮፍ ዝልቦም መንእሰያትና የስልሉ ንዘለው መንቅባት ንምሕፋር ከኣ ነቲ መድረኽ ከይነዓቅኩም ዘየዳግም መልሰ ተግባር ክትህቡ ምደለና። ምኽንያቱ ናይ ቃላት መልሰ ተግባር ንክትህብ ትዕግስትን ክእለት ኣገላልጻን ስለ ዘድሊ፣ እዚ ከኣ ኩሉ ዝኽእሎ ኣይኮነን። ብዛዕባ'ቲ ኣብ ግብራዊ ግብረ-መልሲ ዘድልዮ ሕቶ ሃገራውነት ግን ንኤርትራዊ ሂወቱ'ውን እንተኾነት ዋላሓንቲ ኣይኮነትን።
ናትካ ትምህርቲ ዓቢ ለዉጢ ዩ ኣብ መንገድና ቀጽሎ ።
absolutely you are right God bless you Abraha Hawuna ❤
Thank you abraha hawey 🙏🏽❤God bless you 👏🏽👍🏽❤🌹❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Selam abrha hwena tbuk mglex hbka kxlo 💯💯🙏🙏🇪🇷🇪🇷🌿🌿❤️❤️💪💪🇪🇷🇪🇷🌹🌹
ኩቡር ሓው ኣብረሃ ገብረ ጻዕርኻ ኣብ ፍረ ክብጽሕ ይምነ ቀጽሎ ምስ ናይ ኣኽብሮት
Absolutely 💯 bro. Nxur zereba ab gedli ztegebre nay hzbi eyu.
መምህር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Jigna Wedi Erey 🌴 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🌴
Unity’s is the best Eritrean 🇪🇷 solution
Txbuk agelalitxa ketxlo wedi erey ❤❤❤ 🎉🎉🎉 ❤❤❤ 🎉🎉🎉 ❤❤❤
Well come bro.
Abet lebona abraha hawena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
Yelen ❤
100%ኣብርሃም ጂግና ወዲ ኤሬይ
Ajoka berihu btaemi xbuk hasab eyu
He is wright what saying Abraha our history not privilege is for all eritreans generations to generations. # keep going brov
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯Anbessa Wedi Erey jegna 💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🙏🙏👍👍👍🌹🌹🌹❤️❤️❤️
Welcome wedi ERI jigna qidmi kulu hazinet hisbi gidin eyu ❤🇪🇷❤🇪🇷❤
ጌጋ ንመሃሪ መገዲ አይትኽልእዎ ሕጂ ካልአየይ እሰምዓ አለኹ ታሪኽና እዩ ናይ ቀደም ደርፍታት ዓገብ😍
your observation and analysis is deeply appreciated as always, my dear brother Abraha . we didn't say for no reason victory to the masses of Eritrean people !!
የቐንየልና መም ኣብራሃም: ጽቡቅ ትዕዝብቲ። 1. ናጻ ማዕከን ናይ ሙሩጻት ሃገሪዊ ድርፍታትና ብዝምልከቶ መንግስታዊ ኣካል እንተዝትሓዝ ።2. ኣብ ግዜ ሃገራዊ ባዓላትና ብብሄር ምእካብ በፍጹም ክንጽይኖ ይግባእ።ናይ ብሄር ክብርታት ንምዕቃብ እንተኾኑ: ብዙሕ ኣጋጣሚታት ሃይማናታዊ ባዓላት ኣለና። የቐንየለይ!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🏿❤️🙏🏿❤️🙏🏿
EIRETRA HAGRIY TIBRKLY 👏 🇪🇷 👏 🇪🇷 Ajikum Deki Eieray 🇪🇷💪🏻🇪🇷💪🏻🇪🇷💪🏻
ጽቡቕ ትምህርቲ
Danke!
Marhaba Marhaba shanen welcamee shanen ❤❤❤❤❤❤
Jeganu nei Alem Design Eritrea👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Memhir Abi Seb Edmecka Tinwah Yekenyelna Sleti HAKI Zerebacka. 100/100.✅
ጽቡቅ አለኻ ኣብርሃ ሐዉና ክሓስቡሉ አለዋም ብፍላይ ንሃገር ዝተደርፈ ደርፊ ❤ 🇪🇷 🇪🇷
Willkommen Abrha hawey jegna ❤❤❤
ኣብርህ ጅግን 👍👍👏👏🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐
Let’s all stand for our country Eritrea 🇪🇷, don’t give space to our enemies.
Absolutely right ✅️
Abreh Jigen Haben Hager ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪🕌❤🇪🇷❤🇪🇷
Like Like 👍👈 Deki Abeyti Nab Kulu Kibexh
ጎቦዘይ ኣነ ጽሩይ ኤርትራዊ ኢየ ነዚ ናትካ መደብ ደጋጊመ ሰሚዐ ኣይጸግቦን ኢየ ናተይ መርገጺ ውን ስለዝኾነ፡ ስለዚ መደብካ መዓልታዊ እንተ ትገብሮ ብዙሕ ምተማህርና። ❤
Yes you have right ❤❤👍
Edmen teinan yehabka kuber hawey ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
ሰባኣይ ጂግና ኢለካ ኣሎኩ። ቅድሚ 1991 ዝተሰነደ ፊልምታት ደርፍታት ይኩን ካልእ ንብረት ህዝቢ እምበር ዉልቀ ሰባት ኣይኮነን ህዝብን ሃገርን በጋባብ ክጥቀመሉ ጉቡኡ እዩ
መርሓባ ኣብርሃ ሓወይ ❤ተማሓላልፎ መልእኽቲ ኣስተውዕሎ ይሃበና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome back 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾💎💎💎💎💎🐪🐪🐪🐪🐪🌷🌷🌷
Abrsh ambesa ketslo eti zskoro kskoro eyu👍👍👍👍❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሰላም ኩቡር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ጅግና ኢለካ ኣለኹ እዛ ናይ ትግረ ዝደፍራ ተሳኢኑ ጸኒሓ ጸረ ኤርትራውነት ምትእኽኻብ ኢዩ ኣዳለውቱ መን ሙኾኖም ንፈልጦ ኢና ባንደራ ኤርትራ ዘይፍቅድ ምትእኽኻብ እንታይ ማለት ሙኾኑ ፉሉጥ ኢዩ
Thank you for sharing Abraham. 💚🙏🏽💚🙏🏽💚🙏🏽💚💚🙏🏽God bless you
Ni Abraha tsin elu zisemo buzuh ketirf eyu .yebzihalka Abrha hawna 😍😍
👍👍👍👍
ኣብራሃ ኣቦ ሓቂ 🇪🇷🇪🇷🕌❤⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ትዕዝብትኻን ትንታነኻን ከም ወትሩ ኣዝዩ ዝምስገን እዩ ክቡር ሓወይ ኣብርሃ ። ዓወት ንሓፋሽ ህዝብታት ኤርትራ ብዘይ ምኽንያት ኣይበልናን!!
Yes🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏🏼
አብረሃለይ በቲ ትህበና ዘለኻ አስተምህሮ ምስጋና ይብጻሕካ ካብ ኩሉ መእንእሰያት ባህሎምን ታሪኾምን ንክፈልጡ እትህቦም ንቕሐት ይበል ዘብል ኢዩ ከምኡ ውን ባህሊን መነባብሮ ገጠርን ከተማን ከተፍልጠና ብዝሃብካዮ አስተምህሮ ምስጋናይ ይብጻሕካ።
Good job Abraham, you are right all the revolutionary songs are belongs to the people of Eritrea and the EPLF that is all.
ኣብርሃ ይከታተለካ ኢየ ጽቡቕ ነጥብታት ምቃብ ባህሊ ትግበሮ ጎስጋስ ይበል ኢዩቀጽሎ
Welcome back teacher Abraha🙋🏽♀️🇪🇷🐪⛪️❤️🕌
One nation one country Bini congratulations
Xbuk aleka wedi erey jigna
Always on point i love the way you tell the truth thank 4 your service 💒+🕌=🇪🇷✊✌
ኣብርሃ ብሓቂ ኣገዳሲ መደብ።ነዞም ጸበብትን ሓሰውትን ኣስመዓዮም።
Haw Abrha btami ena nemsgneke sle eti erumn haqn meharn medereka 💯✅️👍👌
Keep going brother
Hakinetka Megletse Sinelu keep it up the good work❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌻🌺🌼🌹🌻🌺👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽
Xhuk endika zeleka Abraha hawuna gna derfi nay hagerna kaliot kani hasewti ytkemlu alewu zey hagerawyan kani mesleni❤❤❤❤❤❤ Thanks xbuki aleka
Abzzee zelekaa asmheroo nay 2 whgen keysemea retoo zeyhebee beravio Abraham
ኣብርሃ ገብረ ደጀን❤
Brother Abraha ❤with all respect I don’t understand why against Arabic language, Arabic language is one off Eritrean language
Shiger zefereru abzelowo kei atw kulu Eritreawie kab alem kem zetefu neggeberom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰
wedi meret erieawe abraha I am your follower. very articulate politician and your heart your mind pure eritrean.
ናይ ብሐቂ ኣብርሀ ሐውና እትገሮም ኩሎም ቪዶታት መልቲ ሐዘል እዮም እሞ ኣጆኻ ብርትዕ!!!!!!!!አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሀብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️💐💐💐
Perfect comments
Thank you Abraha❤❤❤❤❤
Nice wedi ere forsa ❤
እዝኦም እኮ ዝገርመኒ ረብሓ ህዝብን ሃገርን ኣይ ኣይ ኮነን ዕዳ ኣቦታቶምን ኣዴታቶምን ክኸፍሉ ዘይ ካኣሉ ሰባት ኢዮም
ተዓውት ኣብራሃም ጅግና ናይ ብሓቂ
Yes I agree with Abraha. When it comes to the song The old songs before 1991 belongs to Eritrean people it is not personal.✅ 🇪🇷🐪🕌❤️⛪️
Egziabiher Amlak yibarka mstwalka memelisu yibarek
Eritrawinet kuber meninnet 🇪🇷
We love you bro 💪💯💯❤️❤️❤️❤️
ሓቂ🇪🇷❤️
👏 👏 👏 Ambessa Abraha hawuna, you are bold like a lion, really appreciate you 🙏 🙏 🙏 💪 💪 💪 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
عادت حليمة لعادتها القديمة”
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Qebats ❤
Ata jegna wedi eri ajoka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብራሃ ጅግና 💪❤️🇪🇷we love you keep going brother ❤️🇪🇷❤️🇪🇷
❤
Welcome Abrsh jegna
ብሓቂ አብርሃ ሓውና እዚ ዝምልከቶ አካል ካሓስበሉ ክምርምሮን ይግባእ ጅግና።👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓውና ኣቶ ኣብርሃ ሓቁሎ፡ እምብዛ ውልቃዊ ረብሓ ገኒኑ🤔
🤝❤🕊
ሓቂ ብሓቂ ጽሩይ ዘረባ
Brave 👍እዚ ወዲ ጅግና እዮ ክተባባዕ ይግብኦ ብሓቂ።
ናይ ብሓቂ ብሱል ኣስተምህሮ 'ዩ. ኣብ ልብና (ኣእምሮና ) የሕድሮ. መሃሪ መደብ 'ዩ. ቀጽሎ. ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ.
ወትሩ 🇪🇷❤️🇪🇷ዓወት 🇪🇷❤️🇪🇷ንሓፋሽ
One Eritrea 🇪🇷 First and 9 Tribes Forever! God, blessed, protect, our country Eritrea 🇪🇷 and our people Amen 🙏 Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ቓንቓ ዔረብ ኣብ ኤርትራ ናይ ቤዕዲ ቓንቓ ኣይኮነን ኤርትራዊ እዩ።
ዋውውውው ኣብርሃ ሓዉና ሙልእ ብቅዓት ፖለትካን ትንታናን ኣለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንከምዚኦም ሰባት share like aynHmeq
Yes 🙌 Alah thanks 🙏 brother for all you do!🌹💕🇪🇷🌹💕🌹💕🌹💕✊
እድመን ጠ እናን ይሀብካ አብርሀ ኤርትራውነት ክቡር መንነት❤❤🎉🎉❤
❤❤❤ata jegnaaaa🇪🇷❤️❤️❤️ wedi hezbi
ሓቂ ብሓቂ ጽሩይ ዘረባ ኣቕልቦ ክግበረሉ ኣለዎ።ኣብ ሜዳ ዝተደርፉ ደርፍታት ቅርስታት ናይ ሃገር እዮም።ኩላትና ሃገራውያን ካኣ ኣብ ኩሉ ዝግበር ኣኼባታት ክንዛረበሉ ኣለና።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ትክእክል ኣለካ መምህር ኣብርሃ ናይ ብሓቂ
Eritra went kubur mennet viva Eritrea yes 💪💯🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷♥️🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷
Abrha, thanks 🙏 brother for all you do! Keep up the amazing job! 👋👏🌹🇪🇷
መምህረይ ጅግና ዝብሃል
ኩሉ ኢልካዮ ኢኻ እዚ ከኣ
ኩሉ ንሰማምዓሉ ኢና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤
ከምበዓል ከማኻ "ምእንቲ መጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ" ከይበሉ ተሓለቅቲ ሓቂቕ ሓቂ ኮይኖም ንሓቂ ከምዘላታ ክገልጹ ዚኽእሉ ቆራጻት ንቁሓትን ኤርትራውያን እንተድኣ ዘይ ሃልዮም'ም፣ ምስዚ ዘሎ ኣንፈቱ ዝጠፍኦ ነገራት ምትሕንፋጽ፣ ክብርታትና ከም ዘይነበረ ኪኸውንዩ።
ብውልቀይ ኣዜ ከመስግነካ እፈቱ ኣብርሃ ሓወይ። ናይብሓቂ ሓቂቅ ኤርራዊ ሓወይ።
ሓደ ሓደ ንኽትውሕጦ ኣዝዩ መረር፣ ናተይ ኢልካ ምስወሓጥካዮ ግና ንሸውሃት ንቅሓትካ ኣዝዩ ወሳኒ ኮይኑ ትረኽቦ ነገራት ኣሎ። ይኹን ድኣምበር ከምኢ እንተዘይ ጌርካ ክኣ ዝጸናቶ ስለ ዘሎ ኣድላዪ እዩ። ትብዓትካን ኣበርክቶኻን ቀጽሎ ኣይትታዓንቀፍ።
በዚ ኣጋጠሚ ዝጎበጠ ከተቅንዑ ትገብርዎ ዘለኹም ቃልሲ ዛጊት ፍሪኡ ከንበሽብሽ ተማትንነት (ንኸተአምን ሒኵ ምባል) ምስሉያት ከኣ ከምላስቲክ ኣብ ሓዊ ዝኣተወ ክሽምረር ኣብ ባይታ ንዕዘብ ኣለና'ሞ ሓቂ ሰዓሪዩ እቋዕ ደስ በለኩም ክብል እደሊ።
ኣብቲ ከም ጠበቅ ኣብ መንቀራቅሮ ኣትዩ ዝጥልቅ (ዝፍክር) ኣብ ቲክቶክ ኣትዮም ንሰንኮፍ ዝልቦም መንእሰያትና የስልሉ ንዘለው መንቅባት ንምሕፋር ከኣ ነቲ መድረኽ ከይነዓቅኩም ዘየዳግም መልሰ ተግባር ክትህቡ ምደለና።
ምኽንያቱ ናይ ቃላት መልሰ ተግባር ንክትህብ ትዕግስትን ክእለት ኣገላልጻን ስለ ዘድሊ፣ እዚ ከኣ ኩሉ ዝኽእሎ ኣይኮነን። ብዛዕባ'ቲ ኣብ ግብራዊ ግብረ-መልሲ ዘድልዮ ሕቶ ሃገራውነት ግን ንኤርትራዊ ሂወቱ'ውን እንተኾነት ዋላሓንቲ ኣይኮነትን።
ናትካ ትምህርቲ ዓቢ ለዉጢ ዩ ኣብ መንገድና ቀጽሎ ።
absolutely you are right God bless you Abraha Hawuna ❤
Thank you abraha hawey 🙏🏽❤God bless you 👏🏽👍🏽❤🌹❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Selam abrha hwena tbuk mglex hbka kxlo
💯💯🙏🙏🇪🇷🇪🇷🌿🌿❤️❤️💪💪🇪🇷🇪🇷🌹🌹
ኩቡር ሓው ኣብረሃ ገብረ ጻዕርኻ ኣብ ፍረ ክብጽሕ ይምነ ቀጽሎ ምስ ናይ ኣኽብሮት
Absolutely 💯 bro. Nxur zereba ab gedli ztegebre nay hzbi eyu.
መምህር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Jigna Wedi Erey 🌴 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🌴
Unity’s is the best Eritrean 🇪🇷 solution
Txbuk agelalitxa ketxlo wedi erey ❤❤❤ 🎉🎉🎉 ❤❤❤ 🎉🎉🎉 ❤❤❤
Well come bro.
Abet lebona abraha hawena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
Yelen ❤
100%ኣብርሃም ጂግና ወዲ ኤሬይ
Ajoka berihu btaemi xbuk hasab eyu
He is wright what saying Abraha our history not privilege is for all eritreans generations to generations.
# keep going brov
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯Anbessa Wedi Erey jegna 💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🙏🙏👍👍👍🌹🌹🌹❤️❤️❤️
Welcome wedi ERI jigna qidmi kulu hazinet hisbi gidin eyu ❤🇪🇷❤🇪🇷❤
ጌጋ ንመሃሪ መገዲ አይትኽልእዎ ሕጂ ካልአየይ እሰምዓ አለኹ ታሪኽና እዩ ናይ ቀደም ደርፍታት ዓገብ😍
your observation and analysis is deeply appreciated as always, my dear brother Abraha .
we didn't say for no reason victory to the masses of Eritrean people !!
የቐንየልና መም ኣብራሃም: ጽቡቅ ትዕዝብቲ። 1. ናጻ ማዕከን ናይ ሙሩጻት ሃገሪዊ ድርፍታትና ብዝምልከቶ መንግስታዊ ኣካል እንተዝትሓዝ ።
2. ኣብ ግዜ ሃገራዊ ባዓላትና ብብሄር ምእካብ በፍጹም ክንጽይኖ ይግባእ።ናይ ብሄር ክብርታት ንምዕቃብ እንተኾኑ: ብዙሕ ኣጋጣሚታት ሃይማናታዊ ባዓላት ኣለና። የቐንየለይ!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🏿❤️🙏🏿❤️🙏🏿
EIRETRA HAGRIY TIBRKLY 👏 🇪🇷 👏 🇪🇷 Ajikum Deki Eieray 🇪🇷💪🏻🇪🇷💪🏻🇪🇷💪🏻
ጽቡቕ ትምህርቲ
Danke!
Marhaba Marhaba shanen welcamee shanen ❤❤❤❤❤❤
Jeganu nei Alem Design Eritrea👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Memhir Abi Seb Edmecka Tinwah Yekenyelna Sleti HAKI Zerebacka. 100/100.✅
ጽቡቅ አለኻ ኣብርሃ ሐዉና ክሓስቡሉ አለዋም ብፍላይ ንሃገር ዝተደርፈ ደርፊ ❤ 🇪🇷 🇪🇷
Willkommen Abrha hawey jegna ❤❤❤
ኣብርህ ጅግን 👍👍👏👏🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐
Let’s all stand for our country Eritrea 🇪🇷, don’t give space to our enemies.
Absolutely right ✅️
Abreh Jigen Haben Hager ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪🕌❤🇪🇷❤🇪🇷
Like Like 👍👈 Deki Abeyti Nab Kulu Kibexh
ጎቦዘይ ኣነ ጽሩይ ኤርትራዊ ኢየ ነዚ ናትካ መደብ ደጋጊመ ሰሚዐ ኣይጸግቦን ኢየ ናተይ መርገጺ ውን ስለዝኾነ፡ ስለዚ መደብካ መዓልታዊ እንተ ትገብሮ ብዙሕ ምተማህርና። ❤
Yes you have right ❤❤👍
Edmen teinan yehabka kuber hawey ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
ሰባኣይ ጂግና ኢለካ ኣሎኩ። ቅድሚ 1991 ዝተሰነደ ፊልምታት ደርፍታት ይኩን ካልእ ንብረት ህዝቢ እምበር ዉልቀ ሰባት ኣይኮነን ህዝብን ሃገርን በጋባብ ክጥቀመሉ ጉቡኡ እዩ
መርሓባ ኣብርሃ ሓወይ ❤
ተማሓላልፎ መልእኽቲ ኣስተውዕሎ ይሃበና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome back 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾💎💎💎💎💎🐪🐪🐪🐪🐪🌷🌷🌷
Abrsh ambesa ketslo eti zskoro kskoro eyu👍👍👍👍❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሰላም ኩቡር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ጅግና ኢለካ ኣለኹ እዛ ናይ ትግረ ዝደፍራ ተሳኢኑ ጸኒሓ ጸረ ኤርትራውነት ምትእኽኻብ ኢዩ ኣዳለውቱ መን ሙኾኖም ንፈልጦ ኢና ባንደራ ኤርትራ ዘይፍቅድ ምትእኽኻብ እንታይ ማለት ሙኾኑ ፉሉጥ ኢዩ
Thank you for sharing Abraham. 💚🙏🏽💚🙏🏽💚🙏🏽💚💚🙏🏽God bless you
Ni Abraha tsin elu zisemo buzuh ketirf eyu .yebzihalka Abrha hawna 😍😍
👍👍👍👍
ኣብራሃ ኣቦ ሓቂ 🇪🇷🇪🇷🕌❤⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ትዕዝብትኻን ትንታነኻን ከም ወትሩ ኣዝዩ ዝምስገን እዩ ክቡር ሓወይ ኣብርሃ ።
ዓወት ንሓፋሽ ህዝብታት ኤርትራ ብዘይ ምኽንያት ኣይበልናን!!
Yes🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🙏🏼
አብረሃለይ በቲ ትህበና ዘለኻ አስተምህሮ ምስጋና ይብጻሕካ ካብ ኩሉ መእንእሰያት ባህሎምን ታሪኾምን ንክፈልጡ እትህቦም ንቕሐት ይበል ዘብል ኢዩ ከምኡ ውን ባህሊን መነባብሮ ገጠርን ከተማን ከተፍልጠና ብዝሃብካዮ አስተምህሮ ምስጋናይ ይብጻሕካ።
Good job Abraham, you are right all the revolutionary songs are belongs to the people of Eritrea and the EPLF that is all.
ኣብርሃ ይከታተለካ ኢየ ጽቡቕ ነጥብታት
ምቃብ ባህሊ ትግበሮ ጎስጋስ ይበል ኢዩ
ቀጽሎ
Welcome back teacher Abraha🙋🏽♀️🇪🇷🐪⛪️❤️🕌
One nation one country Bini congratulations
Xbuk aleka wedi erey jigna
Always on point i love the way you tell the truth thank 4 your service 💒+🕌=🇪🇷✊✌
ኣብርሃ ብሓቂ ኣገዳሲ መደብ።
ነዞም ጸበብትን ሓሰውትን ኣስመዓዮም።
Haw Abrha btami ena nemsgneke sle eti erumn haqn meharn medereka 💯✅️👍👌
Keep going brother
Hakinetka Megletse Sinelu keep it up the good work❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌻🌺🌼🌹🌻🌺👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽
Xhuk endika zeleka Abraha hawuna gna derfi nay hagerna kaliot kani hasewti ytkemlu alewu zey hagerawyan kani mesleni❤❤❤❤❤❤ Thanks xbuki aleka
Abzzee zelekaa asmheroo nay 2 whgen keysemea retoo zeyhebee beravio Abraham
ኣብርሃ ገብረ ደጀን❤
Brother Abraha ❤with all respect I don’t understand why against Arabic language, Arabic language is one off Eritrean language
Shiger zefereru abzelowo kei atw kulu Eritreawie kab alem kem zetefu neggeberom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰
wedi meret erieawe abraha I am your follower. very articulate politician and your heart your mind pure eritrean.
ናይ ብሐቂ ኣብርሀ ሐውና እትገሮም ኩሎም ቪዶታት መልቲ ሐዘል እዮም እሞ ኣጆኻ ብርትዕ!!!!!!!!
አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሀብካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️💐💐💐
Perfect comments
Thank you Abraha❤❤❤❤❤
Nice wedi ere forsa ❤
እዝኦም እኮ ዝገርመኒ ረብሓ ህዝብን ሃገርን ኣይ
ኣይ ኮነን ዕዳ ኣቦታቶምን ኣዴታቶምን ክኸፍሉ ዘይ ካኣሉ ሰባት ኢዮም