Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብርቲ ሓፍትና በሃንቀውት ንፅበ❤❤❤❤🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍትና
ቃል ሕይወት የስመዓልና ሳምሪ ሓፍትና ቅዱስ እግዚኣብሔር ብምሕረቱ ካብ እስራት ሓጥኣትና ይፍትሓና። ኦ እግዚኣብሔር ብዙሓት ንሰናይ መን እዩ ዘርእየና ይብሉ ኣለዉ እሞ ብርሃን ገጽኻ ኣብርሃልና መዝ 4፥6 እሉ ቅዱስ ልቢ ኣምላኽ ኣመስጋኒ ዳዊት ለመነ፡ ወሃቢ ብርሃን ኢየሱስ ክርስቶስ ብርሃን ሓቒ ኮይኑ ናብ ዓለም መጸ ወዲ ሰብ ግን ግብሩ ክፉእ ስለ ዝሎነ ካብ ብርሃንሲ ጸለማት ፈተወ። ብቀትሩ ዝጸልመተና ኣሕዋተይ ሕጂ ናብ ኣምላኽ ንቅረብ፡ እታ መዓልቲ ምድሓን ሕጂ እያ፡ መዓልቲ ጎይታ ከም ሰራቂ እያ። ብንስሓ ተመሊስና ነዚ ዓቢይ ጾም ምሕረት በረኸት ሰላም ፍቕሪ ክንረኽብ ብንስሓ ብጾም ብጸሎት ብስግደት ብፍቕሪ ተዓጢቅና ክንጸውም ፍቃደኛታት ንኹን። ጎይታ በዛ ሰዓት እዚኣ ክትድሕን ዶ ትደሊ ኢኻ ኢኺ ይብለና ኣሎ። ምስ ኣባት ነብስና ንደዋወል ጾርና ነራግፍ፡ ኣቱም ኩሉኹም እትጽዕሩ ጾር ዝከበደኩም ናባይ ንዑ እሞ ከዕርፈኩም ይብላና ኣሎ ዕረፍቲ ሰላም ዝደሊ ናብ ኣምላኽ ይመለስ።
Nay bhaki kale hiwet yesmealna brukey tebarek❤❤
_ቀጽልሉ ጓልነይ 😢_
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጋ የብዛሓልኪ እግዛኣቤሔር ኣምላክ 4 ክፋል ንጽበ ኣለና ሳምሪ ሓብተይ
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኽም አሜን 🤲🥺🥰🥰🥰🥰
አንቓ በስላም መጻኪ ዝሕብተይ ❤️❤️❤️
Amen💒💒💒
Kale hiwet yesmalna samri haftey egzabher txego yebzhalki btemi des zebel tmhrti eyu kexelyo
Anka dehan mexaki samri haftey agziabihar amlak nay agelglot zebenki ybark
Amlak ybarki edmen tenan yhabki samri haftna next part knxbeyeki ina 🙏🙏🙏🙏
Asey negziabiher entay ysano😊samri haftet ka sleztergomkilna egziabiher ybarki🥰
Anka bselam mexaki haftey
Besme slase des zebl tmrtom eyu yeqenyelna❤❤❤
Samriye enke biselam metseki❤
selam nay kereba sebey , ydiwileliky aleku gin c kisemeky aykealkun maletey aytelilinen zelky hijey deany intay ygiberi bikemey ena telfon nidewawel melise kabaky yxibe alku 🥰🥰❤🙏
Behaki egziabhier ymesgen
Seln msln zemlk rugum ykun
😘ቀፅልሉ
Eway hasot bente genzeb aihbun eyom nezikulu hasotkum hanti bsm yesus eya tefrso mhret yewrdelukum
ሓቅካ ኣይህቡን ክኮኑ ይክእሉ ዮም ክንህበኩም ኢና ናበሉ ግን ሰብ የታልሉ ዮም ኣብቲ እንዳራሽ ብዛዕባ ገንዘብ መኪና ፕሮሶስ ብዛዕባ ሰበይቲ ሰብኣይ በቃ ቀንጠመንጢ ወይ ከኣ ጥቅማ ጥቅሚ እምበር ስለ ሰማያዊ ህወት ዝህብ ስብከት ሰሚዕና ኣይንፈልጥን ረሲዐልካ ኸኣ ባ ብዛዕባ ኦርቶዶኩስ ሕሜት ዘየላትሉ ዘይትነብረሉ ከም ናታ ገርካ ጸለመ እዚ እዩ ናትኩም ብሩከይ
Selam kbrti haftey. Tusen tack älskar dina videos och är lärorikt❤ eta mesmur ab mejemerta zela nay men eiya intro?
Ab hirut tv alatki hiwet tbl msbuzuhat mzamur
❤❤❤
TEMESGEN FETARI ❤
Neti zeiray amlak bmsln seln memlakum mhret yewrdelkum
ልቦና ይህብካ መቸም እዞም መናፍቅ ቀዳምይቲ ትገብርዋ ተልያ ክርስቶስ ፈሊጥና እልኩም ንኦርቶዶክስ ምጽራፍን ምቅላልን እዩ አነ እኮ ዝብለካ የብለይንክድሚ አፍካ ምክፋትካ እስኪ ናይ ኦርቶዶክስ እቲ ትምህርታ ቅዳሴአ ማህሌታ ንመን እዩ እንታይ እዩ እልካ መርምር ሕተትት በዓል ሉተር ኢሎሞ ኢልካ አፍካ ዝሃበካ አይትቀደድ የክለኩም ሕጅስ አብዚሕኩሞ ንከባበር
❤❤❤❤🎉
Bhaki tum kal hiwet yesmealna samrawit haftna, hanti haftey si ab hiweta zixebea nay mera medeb zeysemrela kab mintay ymesleki kab temekuroki,🤔🤔🤔🤔
ሳላም ሰላም ሰላም እዚ ደአ ርኡይ ጸላአኢ ሰናይ እንድዩ አብ ውሽጣ ዘሎ አይነጥላ ሰበይ ክትምርዖ አይደልን ናተይ ዝዕበክዋ እያ ኢሉ ስለ ዝሓስብ መፍትሔኡ ከአ ብፍቃዳ ናብ እግዛብሄር ምምጻእ እዩ ብጸሎት ምትጋህ ፍቅሪ ክርስቶስ ናብ ልባ ምዕዳም አከለ
ሰላም ሓፈተይ ንኣባኣ ግርማ ብኸመይ ክረክቦም ይክል ገለ ትፈልጥዮ እንተ ኣሎ ሓብርኒ??🙏🙏🙏♥️
Ayfeletkwan kbretey 🥰😘🥰
Ok thank you for your reply 🙏♥️
Atabegakum ezkulu tewahdo dagmai bekrstos kitetemeke ymowt alo bsenkukum
❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤