ካልኣይ ርክብ ጆን ብላክ ምስ ኣቦ ወንበር ንብሩህ መጻኢ ኤርትራ ኣቶ በየነ ገረዝጊሄር(ውፉይን)ካልኦትን ዝገበርዎ ዝርርብ 2ይ (ካልኣይ)ክፋል።

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 5 янв 2025

Комментарии • 6

  • @HaniBose-d1t
    @HaniBose-d1t 2 месяца назад +1

    Wufuy 🎉🎉🎉

  • @mussiedebesay9870
    @mussiedebesay9870 5 месяцев назад +3

    እዚ ጆን ክንደይ ጋህተፍተፍ ይብል ኢዩ። ብኸመይ ኢዩ ከረድኦ ውፉይ። ርእሱ ዑጹው ኢዩ። ክፍኣት ኣለዎ ክሰምዖ ኣይደልን ኔሩ፡ ከም ቆልዓ ጽውግውግ ይብል። ንውፉይ ብፍጹም ደረጃኡ ኣይኮነን።

  • @WaltaGidey
    @WaltaGidey 10 месяцев назад

    He right listen John

  • @asliruessom3573
    @asliruessom3573 Год назад +1

    በጃኹ፡ኢዝሀገር፡፡ሲራሕ፡ኢጊደፍ፡ሀገር፡መንደር፡አይቲበሉ፡ሲሙር፡፡ሱራየ፡አኩለጉዛ፡ሐማሲያ፡ሲመስ፡ኒሲያስ፡አዉዲቆ፡፡ኢሱራ፡ደቒና፡ኩወጹ፡ቢርገዲናሐመዱ፡ኒፍቲሒ፡ናሀገሩ፡ይዒወት፡❤😂😢

  • @KhanJan-vx9dg
    @KhanJan-vx9dg 3 года назад

    ቸላ ሪኢቶ ክጽሕፍ ሓሲበስ ኮንሰንት ናትኩም ምስ ረኣኩ ገዲፈዮ ።

  • @mussiedebesay9870
    @mussiedebesay9870 5 месяцев назад

    ሓማሴን ዝባሃል ተቓዋማይ የለን፡ ወይ ብሑጋ ሒዝኩም ነቲ ስርዓት ኢኹም ትሰርሑ ኢሉና፡ ጆን ብላክ ። ንዚኣ ሰሚዖም ኢዮም ድማ ኢዮም ካብ ምንቅስቓስ ብርጌድ ን ንሓመዱ ንደቂ ሓማሴን ዝሰጉና ዘለው፡ ንሶም ስለዝበዝሑ። እዚ ሓሶት እዚ ካብዚ ብግቡእ ከይሓሰበ ብስምዒት ዝዛረብ
    ርእሲ ታንካ ዝኾነ ሰብ ኢኹም ከም ሓቂ ወሲድኩሞ። ደቂ ሓማሴን ፍርቅና ተቓወምቲ ምዃና ንዓኹም ንህቦ መረጋገጺ ኣይኮነን። ብኣኹም ተመሪሑ ንስኹም ስለዝበዛሕኩም ድማ ተምጽኡዎ ፍትሒ የለን። ኣብ ሓሶት ኣይትንነሩ መርምሩ ግን።