One of the best interviews that we watched recently . The separation of a state and a party is the only solution and remedy for the prevalent problems in Tigray.
ጄነራል ፃድቃን ዘይናወፅ ስብእና አለዎ!!! ንኩሉ ብጥበብ እናሰገረ ብዘይናወፅ ስብእናኡ ንአዱ እናገልገለ ዝርከብ ሰብ እዩ!!! According to Alex de Waal of the World Peace Foundation describes General Tsadkan as "one of the finest military strategists of his generation in Africa".
the journalist name is Robel. he was my English teacher in aba gebremichael catholic in meklle . it is has been almost 15 years . but he looks the same, young and vibrant
ፁቡቅ ሓታታይ: ፁቡቅ ገላፃይን መላላሰይን! ኽብሪ ናዓኻ ጀነራል ፃድቃን!
Tsadkan tsadik you doing the best idea. You are knowledgeable go forward fixing Tigray politics!
You are rounded person,so keep going to change the situation which is happening in our people of Tigray.
Great explanatory session . Thank you both....
Long live our hero!
❤ፅቡቅ እዩ ናይ ኢንፎር አጀንዳ ካውንስል ወሳኒ እዩ አብ ህዝቢ ትግራይ❤እቲ ካውንስል ብቶሎ ናን ተግባር ስራሕ ይጀምር ወሳኒ እዩ❤
ጅግና ኩሉመናኻ ብቁዕ ንመናእሰይ ዝሓስብ
Thanks General Tsadekan for your insights
Intelligent one and he gives his sacrifice for Tigray people. You're the second Alula aba Nega. Thank you for your Sacrifice.
Thank you, L/General
ፅቡቕ ክከዉን እንብህጎ ሓሳብ እዩ ሒዝካዮ ዘለካ ሓሳብ ክትግበር ኣበርቲዕካ ስርሓሉ ኣያና ኣብጎንካ ኢና🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you ❤
ክብሪ ናዓኻ ጀነራል ፃድቃን❤❤❤❤
ኩቡር አያና ጀንራል ፃደቃን ኣጆኩም ህዝቢ አበ ጎነኩሙ እዩ ዝሎ❤❤❤❤
God bless forever our hero
He is the only educated military strategist and well-articulated General of his generation! Gen. Tsadiqan is a hero of Tigray!!
You are always hero God bless you 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ዋው ጅግና አያና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ
ሐታቲ ጋዜጠኛለ ጎበዝ
Our hero 🎉🎉🎉
I love general tsadkan full of knowledge tsiregom nitom guhafta bael debre tsintet
*This is Incredibly♥️💥♥️Amizing explanation🤔እጅግ በጣም ቁም-ነገር ያለዉ ጥያቄና~መልስ ነዉ♥️Thank You*
ንበረልና ጀግናና እዚ ዓይነት አተሓሳስባ እዩ ንትግራይ ዘድልያ!
Is not easy a lot of work good luck my hero!
ብስለት፣ ፍልጠትን ስኽነትን ፃድቃን ዘርኣየን መንገዲ ብራኸ ትግራይ ዘመላኸተን ቃለ መሕትት!
ለባም መራሒ ቅኑዕ ሰብ❤❤❤❤❤
Love it thank you DW
We are with you❤❤❤
ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ዝብል ምስላ ሓቂ / ናይ ባሓቂ ጻድቃን ኣብ ኣእምሮኻ ዘላ ትግራይ ኣምላኽ የሬኤና ❤❤❤
ክቡር በዓል መትከል ህዱእ መስተውዓሊ ዝኾንካ ክቡር ኣያና ጀነራል ፃድቃን።
One of the best interviews that we watched recently . The separation of a state and a party is the only solution and remedy for the prevalent problems in Tigray.
Waww niberelna ayana❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
The all time hero✌️!
Keep it up!!
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አያና ጀነራል ጻድቃን አብ ዝተጻበበ ጌዜ ኮይንካ ዉን አብ ጎኒ ህዝብካ ምቆምካ መርአያ ብስለትካ እዩ
Thank you Mr. General ❤❤❤
ክቡር ጀግና አየና ጀኔራል ጻድቃን ቀጽለሉ ❤❤❤ I proud of you❤❤❤
ናይ ዘመና አሉላ አባነጋ ጀኔራል ፃድቃ ህዝቢትግራይ ካብ ፅንቴት አድሕንካዬ ንዘልአለም ብታርክ ክትዝከር እካ ክብሪ ይግባአካ እዩ
Thank u general.
Except the blind supporters all tigrean are with you ሓው ጀ/ር ፃድቃን ገ/ተንሳይ::
G.Tsadkan is our Hero🎉🎉🎉
Good explanation our hero & professional general
አምላክ ሙሉእ ሰላም ምስ ጥዕና ንህዝብና እና ካብዚ ኩሉ መከራን ሽግርን እግዚአቢሄር የድሕነና❤
ሀቀኛ ሰብ :"በርትእ ጅግና
Confident
አያየዋ በርትዕ❤
Good conversations ❤❤
ኣያይ ጅግና
ጀነራል በዓል ውዕለታ ሕዝቢ ትግራይ።
ጋዜጠኛ ሮቤል የቀንየልና ከምዚ ዓይነት ደፊራት ጋዜጠኛታት ክበዙሑሉና ደማ ንደሊ በሪትዕ!!!
ጀግና ኣያና ፂዲቃን ዲግማዉ ኣሉላ ኣቦ ነጋ ፈጣሪ እዚ ዓዲ ሓደ ወነ ዘሎዎ ሰብ ኣይከለአናን ዕድመን ጥዕናን ያሃበሊና 50 ዓመት ኣነ እየ ዝፈሊጠሊካ እናበሉ ዉሑዲት ሰባት ህዝብ ትግራይ ጅሆ ሓዝም ህዝብ ትግራይ ጠቃላላ ካብ ካሪታ ዓለም ክንፀሊ በሪ ዘኸፈተ ፈቲወን ፀላእን ዘይፈሊጣ ካብ ፍሊጠት ናፃ ዘኾኑ ሰባት ምሓሳብ ጠጠው ዘበሉ ብዘይ ሓፈረት ደማ ጀኖሳይ ኣይተፈፀሞን እናበሉ ወሉቀ ረባሒኦም ዘቀዱሙ ሓላፊነት ዘይሰሞዓም ሰባት ክንሪኢ ኣይንደሊን ለውጥ ለውጥ ለውጥ እዩ ዘድሊየና ትግራይ ናይ ማዓት ጀግኑ እንበር ናይ ወሑዲት ጉጀለ ኣይኮነትን እና ናይ ደበረፂዮን ዘረባ ዘወደቀ ኣይ ክወንሰል ክንገበር ኣይፈቀደን ዝበሊካያ ያኣክል ክባሃል ኣለዋ እዚ ወሊቀ ሰብን ሳዓብቱን ህዝብ ትግራይ ዉላዱ ዝኸፈለሉ ሐዙ ወን ብናይ ወለቀ ሰባት ባሪኾት ክህሉ ኣይግባእን ያኣክል ያኣክል ያኣክል ቀሊዲ ብመንእሰይ ትግራይ።
ብዝኾነ ኮይኑ ኣነ ፖለቲከኛ ፣ደጋፊ ሓደ ወገን ኣይኮንኩን ።ንጀነራል ፃድቃን ካብ ናይ 17ተ ዓመት ዕድመ ቃልሲ ጀሚሩ እስካብ እዚ ናይ ሕዚ መኸተ ዝገበሮ ቃልሲ ካፍቶም ንህዝቢ ትግራይ መስዋእት ዝኾኑ ተጋደልቲ ፈልየ ዘይርኦ ተጋዳላይ እዩ።
እዋይ እዝ ሐወይ ጀነራል ፃደቃን ንህዝብ ትግራይ ኢሉ እይታቃለስን ንውልቅ ስልጣኖ እዩ እኻይዳኡ እስተቤሄልኻ ረእዩ እነውንናማንም ደገፍት እይኻንኩን ግን እብ ትግራይ መፍንቅለ ህዝብናይ ህዝብ ውደብ ካብ ስሩ ክጎሑፍ ዝመፀእ እዩ እግዚአብሔር ንህዝብ ትግራይ ያሐግዝ
Almaz adamu ዝተባሃለ ዘረባ ኣይትድገሚ እቲ ዝባሃል ሐቂ ድዩ ሐሶት ኢልኪ መጀመርታ ምስ ነብስኪ ተማራመሪ
@@TadeseYrgalem ግርም ኹላትን እት ዝግበር ዘላ ናይ ትግራይ ፕለቴኻ ጌዜዌ ምምሕደር ዝኽዳ ዘላ ኽይደ ንህዝብ ትግራይ ዛምእክል ደዩ ወይስ ናይርእሳም ርብሕና ራእይን ንምዕዋት ዝግበረ ዘላ ኢልና ተጋሩ ኽም ተጋሩ ንሕስብ እምበር ናይ ስልጣን ደለይት ለውጥ ኽናምፄእና ባህልት ንህዝብኻ ፀሙ ክክንደ ምፍታሕ እብ ልዕል ቆስሉ ጭው እንዳንስነሱ ዝለው ስባት ዐገብ ክባሃል ይግባእ
@@almazadamu9175 ገና ስራሕ ከይጀመሩ ብጋኑኡ ካብ ምቅዋም ናብ ተግባር ኣትዮም ስራሕ ምስ ጀመሩ ምርኣይ የሕይሽ ባሃላይ እየ።
ጀግና ጀጋኑ ጀነራል ፃድቃን :
እወ ሐቂ : ጀግና አይቅየምን : ቂም ነቂም ዝቆፅር ቂመኛ ይኹን : በሳልን በሊሕን ወዲ ህዝቢ :
አጆኻ አብ ጎንኻ አለና ።
የቕንየልና ፊ/ማርሻል ክንኹሉ (ፃድቃን)
ቀፅለሉ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ hero❤
ተበዲሉን ተገፊዑን ፤ግን መእንተ ህዝቡ ከቢድ መስዋእት ዝኸፍል ዘሎ ጅግና።
ካልኣይ ኣሉላ ኩቡር ጀነራል ፃድቃን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
General tsadkan we love you we stand with you ❤️
Man of principle.
Amazing idea.
I really appreciate the plan that you studied the real problem which was leading by worst network group .
ዕድመ ይሃብካ ኣያና
Interesting interview,GN go forward don't look back we are with you.
Tigray is equally for all Tegaru citizens and no more groups at all.
Thanks!
ሓቂ ትግራይ ናይ ኩላትና ተጋሩ እያ ካብዚ ሓሊፉ ግጅላዊን ዓሌታዊ ዝኮነ ሸይጣናዊ ስነ ሓሳብ ደው ይበል::
ከም ፃድቃን ስኽነትን ብልሓትን የድሊያ ትግራይ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት።Change is a must 🙏🙏🙏
Brilliant and humble man.
Good job DE 👌🏾excellent interview with our hero Gen.Tsadiqsn
Long live genrAl blees you
ጅግና ናይ 3+ምዕራፍ ምንም ካማንም ነፃ ወዲ ህዝቢይ ትግራይን ህዝባን ዝሐሸት ኮይና ኣብ ዓለም ተርታ ኣብዝላዓለ ብራኸ ልክትበፅሕ ዓብዩ ታራ ከምትሰርሕ ንፃት ኣይንጣራጠርን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
Hero
ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣያና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዳግማይ ኣሉላ
ዕድመን ጥዕና ይሀብካ ክብር አያና ::ኪራዓት ህዝቢትግራይ ጀግና እካ::
ኩቡር በሊሕ ኣያና❤❤❤
በርትዕ አያና❤❤❤❤
Ante ante amara neh fano agzewe hide wishetame
ዋው❤
ዕድመን ጥዕናን ክቡር አያና ጀነራል ፃድቃን
Ayana Aya berta....👍🏿✊🏿💊👍🏿
ጄነራል ፃድቃን ዘይናወፅ ስብእና አለዎ!!! ንኩሉ ብጥበብ እናሰገረ ብዘይናወፅ ስብእናኡ ንአዱ እናገልገለ ዝርከብ ሰብ እዩ!!!
According to Alex de Waal of the World Peace Foundation describes General Tsadkan as "one of the finest military strategists of his generation in Africa".
ፖለቲካ ብቅንዕናን ብስለትን ዝተተነሉን ዝነበሩ ምድንጋራት ግልፂ ዝኮንሉን መድረክ ዩ። ኩቡር ጀነራል ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ መዳለዊ መድረክ እውን ክምስገን ይግበኦ
❤❤❤❤.
Long live to our leader g.tsadkan you deserve my respect🎉🎉🎉
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ General.
ኣብ ጀነራል ፃድቃን ተስፋ ኣለኒ ትግራይ ናብ ዲሞክራሲያዊ መንገዲ ከእትዋ እዩ ካብኡ ውናት ክርከብዋ እዬም I hop
Egziabher misakum ykun. Newih edme mis mulue tiena 🙏🏻
ንፁሐሳብ❤❤❤
Long live Tsadkan
Listen to this High-level world known military official talking and compare it to Debretsentet who denied genocide😂😂😂
ምስ ህዝቢ ትግራይ ግን ሰላም እዩ ዘድሊ
ጽብቅ ዓቅምን ብሱል ሓሳብን ❤❤❤
General u r the true way of Ethiopia and tigray
ምእንተ ትግራይ ዝተፈጠረ ጀግና ትግራይ ከማኻ ዝበለ ወለዶ እዩ ዘድልያ ንኸብዱ እንተይኮነስ ንዓድ ዘሐጉስ ወለዶ
ጀነራል ፃድቃን ንትግራይ ዝጎድእ ስራሕ ከምዘይትሰርሕ ኩሉ ትግራዋይ የኣምነካ እዩ ግን ዘተፈናቐለ ህዝብኻ ናብ መረበቱ መዓዝ እዩ ክምለስ ብመፅባዓ ህዝቢ ኣይትሸዉድዎ ግዝኣታዊ መሬት ትግራይ መልስሉና ክንኣምነኩም
thanks tsadqan
ጀግናይ ኢኻ ጀነራልና
ንስኻ ደኣ ኣብታ ናይ መወዳእታ ሰዓት፡ ኣብ ግዜ ዕረፍትኻ፡ ኣብ ሓደጋ ንዝወደቐ ህዝቢ በጃ ክትከውን ዝተዳለኻ ኣንበሳ ኢኻ እምበር!!!
ክቡር ጅግና ናይ ሰለስተ ምዕራፍ ተጋዳላይ ጀነራል ፃድቃን ገብረ ትንሳኤ እንቋዕ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ክልተ ሽሕን ዓሰርተ ሽዱሽተን ዓመተ ምሕረት ትግራይ ኣብፅሓካ ብምቓፃል ክቡር ጀነራል ትግራይ ሃገር ንኽትከውን ሪፈረንደም ክካየድ ኣለዎ።
Proud of you My great leader as always
❤
👍
በሳል መራሒ
the journalist name is Robel. he was my English teacher in aba gebremichael catholic in meklle . it is has been almost 15 years . but he looks the same, young and vibrant
Amazing 😮
Tigray needs more people like you General! ! You are just the best !
ንጀነራል ጻድቃን ሰሚዕካ ንምግበይ ክትሰምዕስ ሃየንታ ኣይኮነን ብኸመይ ምግበይ ጅርነራል ተባሂሉ😢😢😢😢