ERISAT: ቃለ መሕትት ገዲም ተጋዳላይ መስፍን ሓጎስ ኣብ ኤሪሳት 3ይ ክፋል
HTML-код
- Опубликовано: 10 фев 2025
- ብምትሕብባር ቴለቪዥን ኤሪሳትን ራድዮ ኤረናን እተዳለወ።
********************************************************
ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ምእንቲ ከምዚ ረኺብናዮ ዘለና ናይ ሓበሬታ ናጽነት ክረክብ፡ ኤሪሳት 24 ሰዓት ናብ ኤርትራ ፈነውኣ ተሰናድእ። ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር። ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
Option 1 erisat.org
Option 2 paypal.me/erisat