"ሓመድ ሊሒስና ዘይኾነስ ደም ህዝቢ ትግራይ ሰቲና ኢና ተሪፍና" ብ/ጀነራል ሓለፎም ኣለሙ (ቸንቶ) (G.Halefom Alemu (Chento) Brakhe Show
HTML-код
- Опубликовано: 17 ноя 2024
- Well Come To Berakhe Show RUclips Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
#ብ/ጀነራል_ሓለፎም_እለሙ
#ሾው_ብራኸ
#Medhin_Gebreslassie
#New_Tigrigna_interview
ሕውሓት ናብ ሳሕል 1982 ሻድሻይ ወራር እዮም መጽዮም.. ዓመት ጌሮም ክኣ ናብ ትግራይ ተመሊሶም... ስለ ዝሓገዙ ክኣ thank you...
*እቲ ሓቂ ግን ሻዕብያ ኻብ 1982 ስጋብ 1988 ኣብ ድፋዕ ናቕፋ እዮም ዝከላከሉ ነይሮም ድሕሪ ሕውሓት ናብ ትግራይ ምምላሶም 6 ዓመት ማለት እዩ..
*1988 ናብ ናደው መጥቃዕቲ ኣፍዓበት ተኻይዱ... ስለዝስ ኻብ ጉድጋድ ዘውጻኩሞ የለን....*ከምቲ ታደሰ ወረደ ዝበሎ ንሕና ናይ ድፋዕ ሕዝካ ኣትክልካ ምውጋእ ኣይንፈልጥን ኣብ ሳሕል ከይድና ኢና ተማህርናዮ ዝበሎ...*ሓግዝኩም እወ.... እንተ ካልእ ግን ታሪኽ ኣይተባላሽዉ ሓደራ...
እዚ ፅውፅዋይ እንዳሰማዕካዮ ዝዓበካ ታሪክ ወይከኣ ምስክር ክከውን ኣይክእልን።ምክንያቱ ኣብሜዳ ሳሕል ብኣካል ዝነበሩ ብኣካል ስለዘለው ዘይኮነ ዕንኪሊል ታሪክ ኣይተምፅእ።
Tarik dea bulshiw endiyu already... cooperating with 6 countries to commit genocide in a small region .. Tarik ayikiyerin oromay...
@@MW-is3gs Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea
@@thnsat5368 entay dea confidence low terie Ala 😅. Seb haradi kemiu eyu zikewin!... idka miekab nera tsibiqti... oromay!
@@MW-is3gs ajokum kabzerba zehalf akemi yebelkumen ............ Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea nezeleamlem kethulu ya ......... shaebiaaaaaa nebehal . Begebri zebelnayo netegber.
Well articulated and thoughtful interview. Applaud!! ትሸዓተ ሽሕ ፉሉይ ሓይሊ ሒዝካ ጸኒሕካ ነዚ ኩሉ አብ ልዕሊ ትግራዋይ ዝበጽሐ ግፍዒ ናይ መንግስቲ ትግራይ ዉድቀት ምዃኑ ንምፍላጥ ግን ጽንዓት አየድልዮን።
Game over eritrea
በጣዕሚ ዝገርም አገላልፃ ዩ ካብቶም ንትግራይ ካብ ዐገም ከፅእዋ ዝኽእሉ ሓደ ፈላጥ ጀነራል አዮም!
ከአቢቶም በሊጸት መአረሐትና ጀነረትና በአጎቡኡ ገለጺዎ አሎ
ሕዋሓት ናይ ደናቁር ማሕበር እዩ !
ካብ ህግደፍ BA ዘለዎ ሓደ በለና፣ ኢሳያስ ካብ ዩኒቨርስቲ ዝተሰጎገ'ዩ፣ እልፊ ደናቁር
@@the_enun1981ምስኪናይ ኢኻ። ካልእ ሕቶኸ ኣለካዶ ዋላ ኣኺላትካ እያ?
@@user-ls9oh7wr8mመልሲ መልስ ናበይ ሕድማ
@@toyotaw2500 በቃ ኣኺላትካ?
ዝተምሃረ ሻዕብያ ኣምፀአለይ😢
ኣየ ክልል ተጋሩ ቸንቶ ዝብልሲ ናይ ጥልያን ቃንቃ ምኻኑ ጠፊኡኩም። ቸንቶ ናይ ክልል ትግራይ ቃንቃ ኮይኑ ትርጉሙ ከኣ ትግራይ ትስዕር ማለት እዩ። ደናቑር ጎረቤት!!!!!!
😂😂😂😂😂😂 ናይ ብሃቂ ጀረናል ተባሂሉስ እንግሊዝ ሓዊሱ እንዳተዛረበስ ቾንቶ ናይ ጢሊያን ቋንቃ ምኻኑ ዘይፈልጥ ጋውና ናይ ዓረብ ይብል አይ ወያኔ ብዙሃት ፈላጣት አለዋ።
ኣነ ዝገርመኒ፡ ጎረቤት ኮይንካ ናይ እንዳማትካ እንታይ ዘስምዕ ኣሎካ? ወይስ ናይ ህግደፍ ስለያ ለቐማ 03 ኢኻ? እታ ዕውርቲ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራን፡ ጸማም ቲቪ ኢረን ዘይትከታተል? ቸንቶ ፈሊጥካስ ምሁር ክትመስል ትወራዘ?
Ata dkala nay itali 😂😂😂😂
@@Wedigerima-12 እታዮ እንቛዕ ከማኻ ፈካሪ ጸርፊ ጥራይ ዝባሕልኻ ኣብ ናይ ባዕለይ ዘይኮነስ ኣብ ናት ምዕራባውያን ምኽዳም ዝነብር ከምኡ ውን ብፋኖ ዕጥቀይ ስረይን Knight ዝፈትሕ ኣይኮንኩ እምበር ድቓላ ጥልያን ደኣ ኣበየናይ ዕድለይ ክረኽቦ!!!
@@AzaziYohannes nmen eki
ዓለም ዝፈልጥ ሰብ ን47 ዓመት ምስኡ ለጊባ ዝጸነሐት ልቅቦ ስም ትርጉማ ስእንዎ።።ነዚ እውን ንጽመሞ።።
Thank you. I found it very thoughtful and well articulated. We all needs to take lesson from this interview. Much appreciated.
Hiqo agame sebirnayo ena. We broke the Agame spinal backbone forever
እንታይ እዩ እቲ ዓወት ናይ ሕዋሓት ?
ንድምሱስ ርእሲ ደርሆ ኣይክርደኦን 😂
@@hagosberihu9321anta tegaru rese do alkum u .eski negrna awet nay hewhat
@@hagosberihu9321 ህውሓት ንዓለም ኣዛሪባ፣
1.5 ሚልዮን መንእሰይ ትግራይ ቁርጥም ኣቢላ።
ንዝተረፉ ኣሰንኪላ፣ ንህዝቢ ትግራይ ሓላይትካ እንኮ ሓላይትካ ኣነ እየ ኢላቶላ።
እስከ በሉ መን ኣሎ ከም ህውሓት?
ህዋሓት ጓሓፍ ህዝቢ ትግራይ እዩ!
B/G , you are great. Your ideas are solid. Thank you for your suggestions. Your concepts are worth considering. All TigrIans should hear it. I hope Medhin has learnt a lot from your wisdom.
This 100alka gave you loads of lies. Lying is not wisdom! Did he gave you a roadmap for your future? The answer is NO.
He told you that you are worthless and that you deserve another decade under Woyane! Poor you !
Oh! What a travesty of justice to call the B/G great and solid ideas. He is a goon with pedestrian mambo jambo history. Ask wedi Werede and Tsadkan how the EPLF who crushed one of the best and well equipped African army ttained the TPLF in Sahel. So tell this uninformed general not mess up history if he cannot get it straight. Medhin could not hold her lough when he told her the story behind his nick name.
cento
ትግራይ ብኒ እዚኦም ትምራሕ ምንባራ የሕዝን ::
I remember General Halefom Alemu in the middle of the 50s at Maichew when he was a student. He was academically gifted and mathematics was his fovrite subject. It seems that General Halefom had been invisible from public knowledge for some reasons and it is great to see him after years of absence from media platforms.
I like the word ሽዉሃት ክክክ Thank you for your analysis deeply.
It’s a normal word in Tigrinya well at least in Eritrea
ብጣዕሚ ዘኸጉስን ዘሕብንን ዘረባን ሓሣብን እዩ ናብ ተግባር ንኺድ።
አዋይ ጉዳም ትግራይ ምህረት የውርደላ ትርጉም ሳጉኡ ዘይፈልት ጀነራል
ብሕሾት ጀሚራ ብሕሾት ዝወድአት Interview
ትግራይ ዓደይ ህዝበይ ንማንም እናበልካ መስዋእትኻ ዘብቃዓሉ, ዓድኻ መስሪትካ ብሰላም እትነብረሉ ጊዜ የምጻአልካ, እግዚአብሔር አምላኽና አብ ጎንኻ ኮይኑ ጸላእትኻ የውሕደልካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አብ ሂወተያ ቁኑዕ ትግራዋያ ክሪኢ ያደሊ
Bhlimi ente rieka ekul eu
😂😂😂😂
እቶም ሓሰዉቲ ምስ ጠፍኡ ምናልባት😂.
ቸንቶ ዝብል ቃል ዓረብ ኣይኮነን ጣልያን'ዩ
ኣታዮ፡ 50 ዓመታት ዝኸውን ሳጉኡ ኾይኑ ጸኒሑስ። 😅 ይገርም እኮ እዩ ብስሩ።
ኩቡር አቦና ብጣዕሚ ፅቡቕ መልእኽቲ እዩ እምበር ተጋዳላይ
ቸንቶ ብዓረብ ድዩ? ኣየ ሓንጐል ኣቤት ፍልጠት😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ማሃይም ቾንቶ ብጥልታን ኢዩ።ተጋሩ ዓቅምኩ ዘይይትፈልጡ
ነዚ ክዛረቡ ከለዉ ሕፍረት ኣይስምዖን ድዪ እዞም ሰባት ፡ሕልና ግበሩ ፡ወተሃደራዊ ታዕሊም ሻዕብያ ኢዩ ምሂሩና ትብሉ ባዕልኹም ኢኹም ምዓስ ድኣ ካብ ጉድጓድ ኣውጺእኩሞ ፡ካብ ጉድጓድ ኣውጺናዮ ትብሉ ግን ናብ ጉድጓድኩም ከኣ መሊስኩም ኣሎ ሓስውቲ። ሓንቲ መዓልቲ ሓቂ ከይትዛረቡ ምሒልኩም ኢኹም
ኢሳያስ በዓርሱ ጎማ እግራ እልዎም እንድዩ ንባዕልኹም ሓቅ ዘይት ፈትው እንትርፊ ብድዐ
@@nigusgeberyesus8195
Agame goma enditu emo egrukum. Kulukum agame TILAM ekum tlebsu nihna Eritrawin shida.
@@Wellaitay ንሕና ዶ ጠላማት ንስኹም ናይ ግዜ ጉዳይ እዩ ሓብርና ንርእዮ
@@nigusgeberyesus8195ካክክክ ዘይነበረ ታሪኽ ኣይትምህሩ ወያነ ሳሕል ዚመጹ 1982 ሻቢያ መጥቃዕቲ ጀሚሩ ካብ ዲፋዓት ናቅፋ ሳሕል ዚወጸሉ 1988 መኣስ ደኣላ ወያነ ኒሻዕቢያ ካብ ድፈዓት ኣውጺኣቶ ሚስኪናይ መንኢሰይ ቲግራይ ዘይነበረ ታሪኽ ጎሱሙ ናይታሪኽ ሰራቂ ኮይኑ ተሪፉ ኢዩ
@@hadgu2562 ደስ ከም ዝበለካ በዓል ሀኖስ ፊቓዱ አብ ተፈታው ከይድኻ ስምዓዮ
ብረኸ ሸው ቸንቶ ናይ ባዕሉ ድኽመት የውሪ
ደርጊ ንህዝቢ ትግራይ ፋሕ ኣቢሉ ከጥፍኦ፣ ብምስምስ ጥምየት ንጋምቤላ ወለጋን ዱቡብ ጂንካ ከስፍሮ ከሎ
ወያነ ብወገና መለመኒ ንክኾና ንህዝቢ ትግራ፣ ገግዒዛ ካብ ትግራይ ኮብኪባ ኣውጺኣ፣ ንሱዳን ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኣብ ሕሱም ናብራ ዳጎነቶ።
ኣብዚ ደርጊን ወያነን ንህዝቢ ትግራይ ተመናጢለንኦ እየን። እቲ ወለጋ ጂንካ ዝሰፈረ ጽቡቕ ናብራ ክምስርት ክኽእል ከሎ፣ እቲ መለመኒ ንክኸውን ዝተፈናቐለ ብኡኡ ኣቢሉ ተሰወረ።
Bravo! Medhin, I admire your professionalism. You are inspiring journalist. Keep it up the good work.
ወይ ዝሰብአይ ዓወት እንታይ ከምዝኾነ አይፈልጥን። ጥይት ምትኳስ ማለት አወት ኢሉ ዝደምደመ ይመስል።
ዘረባ ቸንቶ(ብዓረብ) ጉዕን ጀላቶን ሓዋዊስካ ምብላዕ'ዪ።
ተፈጥራዊ ባህርያት ህግደፍ ሻዓቢያ ቅንአት ሕስድና👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎ደም ሸራእ ራእ
@@mizaanberhane4002 ሚዛነይ እንታይ ደኣ ዝንብዕ ዝንብዕ ኢልኪ? ኣይረኣየክን ኣሎ? ብርሃን ተፈልዩኪ?
agame teref dron
ክብርቲ ወዘሮ መድህን ገብረስላሴ ንፍዕቲ ሓታቲት ርግእቲ ከኣ ዋላ ንሰማዒኺ ደስ ትብሊ 👍👍!! ቾንቶ ብዓረብ የረበሃል 😃😃 ኩሉ ከምዝፈልጦ ጥልያን ኮይኑ 100 ዩ!! ብዓረብ ከኣ ሚያ ትበሃል ሞ ዘይትፈልጦ ኣይትዛረብ በልዎ ኣብ ሚድያ!! ብዝኾነ ጀነራል ናይ ክብረት ተኾይና ምበር ናይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ኣይትመስልን!! ወደሓንካ ጀነራል 😂😂😂!!
አብ ኤርትራ መዐስከር ናይ ወፃኢ የሎን ውፁእ ሐሶት ብፃይ ጀነራል ናይ አረብ ኢመራት ነይሩ ተዐፅዩ
ኤምሬት local ድያ?😅 ኢራንን ሩሱያን ዝሐዘኦ ከ
ኢማራት ግዝኣት ብነገሰ ነገስተ ትግራይ ዶ ኣይኮነትን ድነበረት።ድሮን ናብ ትግራይ ሰዲዳ ዝላሓሰትና ጌጋ ራዳር እዩ።
@@NoBody-oj6wq ንግዚኡ ኣብ መሪየትን ባሕሪ ኤርትራ የለውን። ኣብዚ ዞባ የለውን ኢልካ ምምሓል ግን ዘይከኣል ኢዩ።
ብዓቢኡ ኣብ ሓንጎልካ ኣሳፊሖም ከም ዝሰፈሩ ግን ብሩህ ኢዩ።
ካብምዓስ ኢኻ ብከምዚ ውሻጠኻ ዝተወረርካ?
ሃቁ እዮ ኢሳያስ አቅሞም አይፈልጡን እዮም ክብል
ወይኒ ከም ቁማል ኣብ ርእሲ ሻዕብያ ደይባ 4 ኪሎ ኣትያFACT🦁🇪🇷🦁 :: እንዳ ለለዋ ለይብላ ግን ታሪክ ምጉዕጻጽ ዋጋ ከም ዘክፍል ጌና ኣይተማሃርኩምን🐕🐕 🐕🐕
ህግደፍ ዝድግፉ ደንብያ ጥራሕ እዮም ኣብ ዘይትፈልጥዎ ታሪክ ምእታዉ ዝንቢ ርግኦ😂
ኣብ ዓድኪ ክትዛረቢ ኣይፍቀደክን ኣብ ዘይ ዳስኪ ትስዕስዒ ጭፍራ ዓዲ ሃሎ😅
@@hagosberihu9321 ህግደፍ ንጉሱ ኣፍሪቃእዩ 💪🇪🇷💪:: ወድዞም ፉቱሓት ሰረ 🤣🤣😂😂
ንጉስ ኣፍሪቃ ህዝቡ ኣብ ዓለም ዝልምን ታሓዛሊ ሙሩክ
@@hagosberihu9321 ወዲ ክልል ዕጽዋን ከባን ዋላ ዋላ ኣይሓዝኩካን 🐕🐕🤣🤣🤣🤣🤣
ብራከ ትግራይ የቀንየልና
ጅግና
"ቸንቶ" ጣልያን እዩ። ዓረብ ኣይኮነን።
❤የቐንየልና ዋጋ ስለ ዝከፈልካልና ክቡር ኣያና❤
ruclips.net/video/Z8Ge7v57K9w/видео.html
ቾንቶ ዓረብ አይኮነን ጣልያን እዩ አየ ማለሊት 🇪🇷💪
😆😂😂😂😂😂😂😂😂🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈
ኣየ ውዒጊን
Lol thank you JUNTAA kentu 🙈
ካብ1969 ክሳብ ሕጂ ዝጽዋዕላ ሳጓ ቸንቶ ዐረብኛ ክብል ይግርም አዩ
@@milubihre446kkkk ፍራ ጠፊኤው አይኮነን እስላመይቲ እዩ ዝብለካ ደሎ 12th ዝወዴኤ ጠፊእው ትብል ፍራ ዋሒድ
እሺ መምህር ፈላጥ
ቸንቶ ብምንታይ ቋንቋ'ያ ኢልዋ? ዓረብኛ! 😂
😂😂😂 it..
ህልቂት ሓውዜን ደልካዮ፡ ኣብቲ ናይ ሽዑ መራሕትኹም ነበር፡ ንጊዝያዊ ረብሓ ክብሉ ዝሃንደስዎ ጽዩፍ ተግባር እዩ ነይሩ እቲ ሓቂ።
ሰብ ናባኣ ክውሕዘላ ኢላ ህውሓት ዝሃነደሰቶ እከይ ግብሪ።
ሕልቂት ሓውዜን መርኣያ ሓልዮት ወያነ ንህዝቢ ትግራይ !
እዚ ጀነራል ሓሳባቱ ኣነጺሩ ብቀጥታ ክንዲ ምቅራብ ኮለል ምባል ዘብዝሕ ኮይኑ ረኺበዮ ።
ተጋሩ ጀጋኑ ኔርኩም ንምንታይ ግን ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂዝኩም ምሂርኩም ህዝብታት ከምዘሳቀኹሞም ትኽሕዱ ! ስቃይ ኣሕዋትኩም ተጋሩኣገው ደምብያ ደምበዛን ማለት ትርጉሙ ጠፊእኩም ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ዝተሳቀዩ ህዝቢ ኣገው ቢለን እህህ ሓደ ጎንደሬ ሽም ኣቦሓጎታቱ ገብረመስቀል ተኽሊማርያም እዝጊሓርያ ስላስ ለተማርያም ሕዚ ጨካን ኣምሓራይ ተቀይሮም ንትግራዋይ ንመቦቆሎም ብሂወቱ ዝተሓረዱን ዘተቃጸሉን ( ተጋሩ ኣምሓራይ ተቀይርኩም) ነብስኹም ትምንጭቱ ንምንታይ ርኹስ ኣምሓርኛ ኣብዚ ግዜ ትዛረቡ ዘለኹም ኻሕዳማት ርጉማት ምዃንኩምዩ ዓለምን ኣምላኽን ይዕዘበኩም ይፍንፍነኩም ኣሎ ።
ኩሎም ናይ ህወሓት ወሮአደር ፈጺሞም ዘየልዕልዋ ነገር፣ ኣብ ምሉእ ትግራይ ካብ 3 ሽሕ ዘይበዝሕ ሰራዊት ጥራይ እዮ ነይሩ። መብዛሕቱ ህዝቢ ትግራይ ኣገልጋሊ ደርጊ ኢዩ ነይሩ። አብ ኤርትራ ግን ልዕሊ 250 ሽሕ ሰራዊት እዩ ነይሩ። ስለዚ ህወሓት ገድሊ ምስ ጉድሊ ኤርትራ ዝወዳደር ኣይኮነን።ታሪክኹም ንገሩ፣ ናይ ኤርትራውያን ግን ንኤርትራውያን ግደፉልና። ምግናን ከኣ ቁሩብ ዓቐን ግበረሉ ወያናይ ጠናናይ ሐውና።
መድሂን ከኣ ብዛዕቤ ኤርትራ ሓሶት ኣቛርጽዮ። ህወሓት እዩ ምስ ኤርትራ ዕርቒ ከይገብር ኣብዩ ን20 ዓመታት ምስ ወያነ ሓያላት ሃገራት ኮይኖም ኣብ ክባን ዕጽዋን ዘእተውዋ፣ ተጋሩ ናይ ህወሓት ሓሶት ገዲፌኹም ውሽጥኹም መርምሩ።
ክትሕስው ጸሓይ ዓሪብኩም😂😂😂😂😂
ተምሃር ደንቆሮ 😂
@@hagosberihu9321ሃየ እስከ ትምህርቲ ትብላ ኣምጽእ!
ቸንቶ ዓረብ ኣይኮነን ኣይትጋገ
ጀነራል ዱ ጀሪካን ኣቱም ሰባት በዚኦም እናተመርሐ እዩ እዚ ሚልዮን ዝኣክል ሰብ ጠፊኡ ኣብዛ መከረኛ ክልል
ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ
Our hero&pride.we respect&😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍u
እዎይ እዛ ትግራይ ትባሀል ከልል ከንደይ ጎሀፈ ኢያ ተሸኪማ ንዚቶም ተሸከምኩም ሀገር ከትኩኑ ኤርትራዊ አይከን ወለይታ አንኮን ይንቅኩም
ደናቑር መሃይማት ምሩቕሳዋ 2ይ ክፍሊ
ህውሓት ን ህግ ካብ ሳሕል ኣውጺእዎ ኢሉ መቸም ህውሓት ሲ ንህዝባ ዘይድኣነት ንህግ ከተውእጽ
ጽንሕ ኢልና ገለ ክንሰምዕ ኢና
ልገርም ሳይነሳዊ ትንታነን ብቕዓትን። ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣያና
እንቲይ ደኣላ እዛ ሳይንስ ትብላ?
hadami 1.5 million agame ambeta atfikas mifkar
ቆላ ተምቤን ናፊቅኩማ ኣለኩም ሓመድ ክትልሕሱ😂😂😂
ብመጀመርያ ንዝገበካዮ ኣስተዋፅኦ ትምስገን ይግባእ:: ግን ሕውሓት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ምፅናት ኣእትያቶ ካብዚ ንላዕሊ ጌጋ እንታይ ትፅበ ጀነራል? ብናይ ሕውሓት ግዕዙይ ኣካይዳ ዝኹሉ በፂሑ: ብዙሕ ጌጋታት እውን ፈፂማ እያ ሕውሓት ነዚ ወለዶ ዝምጥን ሓሳብ የብልኩምን::
I think you don’t need much energy to accept and tell the truth! When I see Tegaru Elites talk about history, they always use delusional mood. Deception and delusion is the main problem about all of them. Besides, the bragging let’s straighten history and tell the truth. The victim mentality didn’t help much yet. So be accountable, truthful, realistic and determined to make tigrian’s life better .Enough war and poverty. One more thing just tell the truth how much Eritreans put so much lives to be where you are now. Who was in Kibay Etsway for the past 25 years? Don’t you think your TPLF verdict up on Eritreans can’t be called genocide? Why don’t you go back in time and listen to your late PM’s speech and decisions upon Eritrea and Eritreans. Now you cry about genocide when you have practiced it relentlessly on Eritrea for 25 years. Truth!!!!
Eway tegaru qondafat, temaramerti bezihkum
Eway higdef hateftef... hade seb tirieyu... tigraway tiblu😅 tsebibkum terifkum
እወ ንሶምስ ይመራመሩ አለው ንስኻን አነን ግን ሳላ ህግደፍ ካብ ፍልጠትን ምምርማርን ርሑቃት ኢና!! ጸርፍኻ ናብክቡራት ተጋሩ ዘይኮነስ ናብቶም ትፈትዋ ዓድኻውን ከይተረፈ ክትገድፍ ዝገበሩኻ ይኹን!!!
ተጋሩ መስዋኣቲ ከፊሎም ንኤርትራ ናጽነት ሂቦማ።።ለውሃቶም፡ነብሶም ንመስዋኣቲ ንኤርትራ ናጽነት፡ንኤርትራ ናጽነት ኣብ በረካ ከርተት ምባሎም፡ጽምኢ፡ጥሚት፡ገልታዕታዕ፡ፍቆዶ ስንጭሮ፡ሩባታትን ጐቦታት ከርተት ክብሉ ትግራዋትን ሕዋሓት ከምዚ ተራኢዪ ዘይፍለጥ ለውሃት፡ጽድቂ፡ንጽህና፡ኩፉት ልቢ፡መጣቂ ኣተሓሳስቦኦም፡መንግስተ ሰማይ ዝኮነ ልቦኖኦም ኣደይ ኮይኖም ይራኣዩኒ።።።ኣብ ዓለም ከምዚ ዛኣመሰለ ትግራይ ትሙት መታን ኤርትራ ነጻ ክትከውን ኢልካ ፉጹም ማሪያም ኣደይ ኣይተራኣየን።።ኣቤት ልግሲ።።
ክክክክክ ሃይለስላሴ (ጃንሆይ) ረሲዕኻዮ! እቲ ቃልሲ ክትጅምሩ ከለኹም ኣብ ሰሕል ዝተዓለምኩምሉ እዋን እንታይ እዋኑ ረሲዕኻዮ!? ኣይተ ጀነራል፥ #ንማለሊት ኣብ ባዕትታት ቆላ ተምቤን መን የእቲዋ፥ መን ኣውጺእዎ!?
ክክክክክክ እቲ መልሲ #መጺጽ እዩ። #ንህውሓት ግን ኦባኣኣንጆ *ቀሊቱ* ባይደን ኣዚኡ ሕውሓት ንጊዚኡ ነጻ ወጺኡ። እቲ ኣብ ባዕቲታት ቆላ ተምቤን ዘስፈርኩም መን ምዃኑ ኣብዛ ቃለ-መሕተት ኣይተፈልጠን። ግን ንጊዝኡ ብኣተፈልጠን የሓዝ።
እቲ ቁም ነገር ቆላ ተምቤብ ምስፍርኩም እዩ
እቲ ኮመንት በተፃረፍቲ መሃይማን ሻዕቢያ መሊኡስ ፈሲሱ።አብ ዴሞክራስን ንኤርትራውያን ካብ ስደት ዘድሕን ሐሳብ ግን ካበይ ትምፃእ።ብፀርፊ ቀዳሞት መሳኪን።
@@belayteklu9752 *ኤርትራዊ* ኢሉ ወድ ኣፌ ኤርትራዊ፥ ኣብ ዝኸዶ ከይዱ በጉዳይ ሃገሩ ኣብ ዘለዎ ... ምቕባል እዩ ኢሉ።
ነዚ ብኣብነት ክገልጾ ኸሎ
"ዶርሆ ብነዊሕ ገመድ እንተ ተኣሰረት
ይመስላ ኣዚያ ዝርሓቐት"
እቲ #ምስላን_ምዕጣቕን ፍረ ነገር ኤትትራዊ ብጉዳይ ሃገሩ ወይ'ውን ብጉዳይ ስድራ-ቤቱ ማለት፥ ብጉዳይ #ሪሙ እንተ መጺኦሞ ቅድም ግድን መጀመርታ ክፍታሕ ዘለዎ ሽግር እዩ ዝፈትሕ። ዘይ ከም ማለሊት #ጸገም_ኣብ ርእሲ ጸገም #ጌጋ ኣብ ርእሲ ጌጋ... ከምኡታት እዩ።
ስለዚ ኣብ ስደን ንሃሉ ዋላ ኣብ ዝሃለናሉ ንሃሉ፥ ወትሩ ድልዋት ንሃገርና ኢና።
እቲ ሚስጢር እንታይ መስለካ "እንዳ ኣቦይ ሓጂን እንዳ ኣቦይ ቀሺን ተሳንዮም ብፍቅሪ እታ ርካቦም ተመስገን ኢሎም ተቁዲሶም ስለ ዝበልዑ እዩ" ዎዳሕንካ!
ብዛዕባ #ብጥሕሎ_ማለሊት_ዝጠሓሉ እንተ ኮይንካ *ንህውሓት* ሕተቶም። ሓቂ ኣይፈትዋን እምበር
@@belayteklu9752ንወያነን ጨናፍራ ምጉሓፈን ኣይመሓሸካን፣ ካብ ጓል መገዲ? ንስኻውን ህዝቢ ትግራይ ከም ድላይካ ትቐትሎ ተቕትሎ መጋበሪያ ጌርካዮለኻ?
@@belayteklu9752 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...wala enda motkum tihisuwu 😅😅😅
Ata denqoro resi shikina bezaeba hagerka Ertira hizbi ab mintay kunetat kemzelo mihisab jemir mejemriya kem seb hiseb bexerfi zetmreqoa ayteqmekan wae
ምስኪናይ ሰብኣይ ንደርጊ ህውሓት ስዒራቶ ኢሉ ይኣምን። ሻዕቢያ ማለት ህውሓት ማለት ኣይኮነን 100ሓለቃ። መንነቱ ክቕበል ብሓቂ ዝጸገሞ ሰብኣይ።
ኣንጻር ደርጊ፣
ህውሓት ዝሓንጸጸቶ
ህውሓት ዝመርሓቶ
ህውሓት ዘዋሓዶቶ
ውግእ ይኹን ካልእ የለን።
ዋላ ሓንቲኳ ንሽሙ ክጠቅስ ኣይከኣለን እዚ ባህላዊ "ጀነራል" መቶኣለቃ።
Embeytey Medhin, le programen zeymetin gasha akriben! 100 mehur khemsilu English enaweselhu, nay "Professor" Meresa "tintena" enachemeru confuse geromina. Beyzein Embeytey 100 be wetehaderawi beqatom khemezenom aydefirin. Binaten program gin politics bekatom tesefiru!
Wow it's great conversation.
Thanks both.
ናይ ኤርትራ ሐለፍቲ ብተግባር እዚኦም ከአ ዘረባ ጥራሕ ማዓልታዊ ሀለውለዉ ። that’s why I like Eritreans generals and leaders . Period !
ዝገርመኒ ዘሎ ህግደፍ ናብ ኣክቲቢስት ዘቐየሮ ምከኽንያት እንታይ እዩ? ተደናጊፁ ኣሎ ማለት ድዩ? ምኽንያቱ ኣብዚኣ ደርጋ ንሳቶም ጥራሕ እዮም ኮሜንት ዝገብሩ ዘለው። ዕድመ ንብርጌድ ንሓመዱ።
ከምዚ ዓይነት ሓናፂ ርዕይቶ ዘለዎም ተጋሩ ትኹረት ገይርኺ ምቕራብ ቀፅልሉ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን የቐንየልና መድሂን
ቸንቶ ኩቡር ተጋዳላይ እታ ቸንቶ ብጣልያን ግብራ
ነመስግን ጋሻና ጀኔራል :: ብተለይ እዙይ ዝመስል መግለፅን ብሱል ዝኮነ ሃሣብ ክንረክብ ዝገበርኩሉ ፕሮግራም ነድንቅ ስካስ ገ/ መድህን እግዚአብሄር እድመን ጥኢናን ይሃብኪ::
great
ወዲ ህዝቢ አንታ ጀግና ኩርዓት ትግራይ
ሕጂ ግርም ሕዝቢ ትግራይ ካብ ህልኽ ወጼኡ ጸላኢኡ ሻዕቢያ ከምዘይኮነ ይርድኣ አሎ።ሕዝቢ ኤርትራ ካብቲ ውጹዕ ትግራዋይ ንላዕሊ ዝቆርቦ ሐው ጎሮቤት ከምዘይብሉ ነጋሪ አይደልን እዩ ግን እዛ ጭፍራ ማለሊት ንስልጣና ክትብል ብኽድምና ጎብለላት መላእ ሕዚቢ ኢትዮጵያ አኽቲታ አብዘይተጽበናዮ ኩናት ተጽሚድና አሕሊፍናዮ።ንዝኾነ ውጹዕ ሕዝቢ ትግራይ ሻዕቢያ ጸላኢኻ አይኮነን።ሻዕቢያ ዘይናቱ አይደልንዩ ናቱ ድማ አይህብንዩ አኸለ።
ሓፋሽ ይንቃሕ ይወደብ ይትዕውጠቕ ጭርሖ ሻዕብያ እንበር ናይ ወያነ ኣይኮነን ።ታሪኽ ኣይትስረቁ።
ወያነን ሻዕብያን ብሓደ ከምዝነበሩ ረስዕኻ ዲኻ ተዛሪብካ
1. ዓቕምኹም ኣይትፈልጡን
2. ጸላእቲ ባዕልኹም ትፈጥሩ
3. ፈኸራኩም ኣብ ኣንነት ዝተምርኮሰ እምበር ኣብ ዕላማ ዘይተሞርኮሰ
4. ሓሶት እምበር ሓቂ ዘይትፈልጡ
5. ብገንዘብ ሕልናኹም ዝዓወረ
6. ኒ ትግራይ ናይ ኩናት ላባራቶሪ ን መንእሰይ ትግራይ ናይ ላባራቶሪ ግኒፒግ ጌርኩሞ
7. ፀገም ህዝቢ ትግራይ ዓቅሙ ዘምፍላጥ ጥራይ ኢዩ :: ዓቅምኩም ፍለጡ:: ኣሜሪካ እንተዘይመሰልና አሜሪካ አሜሪካ አሜሪካ ሕማም አሜሪካ ግደፉ ካብ ሕማምኩም ክትሓውዩ ::
አታ መን እዩ ክሓፍረሎም ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን መንእሰያት ትግራይ አጥፊእኩም ብዘይ ዕላማ ተመልስካ ናብ ጭቃ እዩ ላትኩም
Iti ziketele higdef, bil*gina, fano +.... yihfer, ketsilu dima iti zidenkore tplf yihfer!
ንህዝባዊ ግንባር ሲ ወዪን ?
Ato cento ሉሙስ።😂
ጀነራል ሓለፎም እቲ ብቕዓት ፖሎቲካል ትንታኔኻ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቐካ ጀነራላት ኮይኖም ኮኾብ ጹሩላታት ዝሽከሙ ግን ባቅዓት ዘይብሎም ኣለው ክብርን ሞጎስን ይግበኣካ ከምኡውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ቸንቶ ማለት 100 ኮይኑ ብጢልያን ኢዩ ብኣረብ ከኣ ሚያ ይበሃል 30 ዓመት ዘይትፈልጦ ሳጎ ተሰኪሙ ይከይድ ጸኒሑስ ከይሓፈረ ከኣ ብኣረብ ኢዩ ይብል ኣየ ተጋሩ ተጉሁዩ ዘይምፍላጥ ሓጥያት ኣይኮነን ኣይፈልጣን ኢየ ተበለ ታይ ይጎድሎ
ruclips.net/video/Z8Ge7v57K9w/видео.html temhar
🤔እዩ ኣይትናበቡን ዲኹም? ክንደይ ግዜ ዝተፈላለዩ ተቃለስትኩም ቃለ-መሕተት ኣካይዶም እዮም። ተሰኒዱ ዩ ከኣ ሕጂ ከምዚ ነርና ምባል ዋጋ የብሉን። ዓሊምናኩም, ኣዕጢቅናኩም ዉጉኣትኩም ካብ መሬት ትግራይ ንሳሕል መጺኦም ተሓኪሞም ዝተፈላለየ ናይ ቴክኒክ ትምህርቲ ይኩን ሞያ ቀሲሞም ብዙሓት ተጋደልቲ ይምለሱ ኔሮም። ብልክዕ ከኣ ኣብ ሻዱሻይ ወራር ንሓገዝ ዝተወሰና ኣሃዱ መጺአን ኢየን። ጽቡቕ እቲ መልሲ ተሓጋጊዝና እዩ። 80% ናይ ደርጊ ወተሃደር ኣብ ኤርትራ እዩ ኔሩ ናይ ኤርትራውያን ልማድ ከምዚ ምስ ገበርና ከምዚ ምስ ደገምና ኣይንብልን ኢና። ብግብሪ, ብሰነድ ወይ ንክርዳኣኩም ዝተፈላለዩ ኣዘዝትኹም ዝተረኽዎ ናይ በዓል ወዲ ወረደ ተመሊስኩም ስምዕዎ። ስለዚ ይኣኽለኩም ዘየለ ታሪኽ ኣይትስርሑ።
እዚ ናይ ደርጊ ወተሃደር ነበር ሞቶኣለቃ IQ ይሓጽሮ፡ ርእሰተኣማንነት confidence ይሓጽሮ፡ ኣብ ሃለውለውን ሓሶትን ኣብዚሑ፡ ኣብ ባሕሪ ኤርትራ ናይ ደገ ሓይሊ የለን፡
ክክክክክ ንልዕሊ 40 ዓመት ዝተሰከማ ሳጓ ብምንታይ ቋንቋ ምኳና ኣይፈልጥን'ዩ😂😂😂😂
ኣየ ጀነራል ትግራይ - ቸንቶ ደኣ ብጥልያን እዩ ሚኢቲ ማለት እምበር መዓስ ብዓረብ ኮይኑ። ብዓረብ እሞ ሚያ እዩ ዝበሃል። ሳጓኻ ከይፈለጥካ ጀነራል በጺሕካ? ወይ መከራ። በልስከ ጀነራል'ከ ናይ ክንደይ ሓለቓ ማለት እያ? ክንደየናይ ከይትፈልጣ - ብዕለይ ክነግረካ። 10,000 ማለት እያ ኣንታ መኹሩፍ።
Kedamiy
ዕርድታትካ ሰርሕካ ምስ ወዳእካ ብወገን ጸላኢኻ ኮንካ ራእዮም ይብሉ ክእላታት ውግእ።ናህታትኩም ግን ባዕሉኹም እውን ትርእዎም ኣመስለንን።
በጣም ይገርማል ጀኔራል ቸንቶ ትግራይን
በክሬን አንስተን መውሰድ አለብን ጄኔራል አለሙ እንዴት ሰው ለዘመናት ትግራይ ብቻ እንደተበደለ ብቻ በዚህ እድሜ መዋሸት ለትህነግ እንዲመች ካልሆነ በቀር ከእድሜህ ጋራ የሚሄድ አይደለም ሰው በዚህ እድሜው ለምን እግዚአብሔርን ማመን አልጀመራችሁም ? እጅግ ይገርማል በዚህ እድሜ ለመዋሸት ኢተርቪው ከምቀርብ የሚቀርብህ ቤተ ክርስትያን ብቻ ነው ።የሚዲያ ባለቤት እግዚአብሔር እድሜና ጤና ይስጥሽ ተባረኪ።
( ቸንቶ )ማለት ብ ዓረብ እዩ 😅😅😅
ብሓቂ መሃሪ ቃለ-መሕትት!!
"ቸንቶ" ኣብ ትብል ብቛንቋ ጣልያን ኢዩ። ናይ ቃል ምንሽርታት ኢያ።
@akliluadumer9138 - ሕማቕ ጽዋ!!! ፈሊጠ ኢሉ ዝበሎስ ናይ ቃላት ምንሽርታት ይበሃለለይ። ናይ ፍልጠት፥ ናይ ታሪኽ ምንሽርታት ዘይንብሎ። ዘየሎን ዘይነበረን ታሪኽ ኢሉ ጽውጽዋይ እንዳውረየስ መሃሪ ክበሃል ኣይግድን።
@@ghebre171 ኣክሊሉ ስሒቱሎ ኣይትሓዘሉ። ባዶሽ ታሪኹ ኣሳቕዩዎሎ።
ብስርቂ ታሪኽ ሻዕቢያ ክድበስ ይፍትን ኣሎ፣ እዚ ምስኪናይ።
100 ብዓረብ ዘይኮነ ብጥልያን አዩ
ካብ ፍልጠት ነጻ ዝኮነ ሰብ
ብነብሰይ ምዝራብ ኣይፈቱን ኢየ ግን ቁሩብ ክዛራብ ኢሉስ ምሉእመዓልቲ ብነብሱ ዝዛረብ ክም'ዚ ጀነራል ኣይረኣኩን😂
ሓቂ ክዛረብ ግን ካብቶም ናይ ሕውሓት ዝነበሩን ዘለውን ዝሓሸ ሰብ ቡሱሉን ቡዙሕ ከኣ ኣብ ጽልእን ዓዘፍዘስ ዘይብል ግን ታሪክ ሕምቡጁቅ ኢዩ ዘብሎ ትጋሩ ክትፈትው ክትጸልኡ ምስ ኤርትራ ተሳማሚዕኩም ጥራሕያ ክትሓልፈልኩም ትክእል ካልእ ኣማራጺ ተሎ ከኣ ።
ወያነ ምስ ኣረገ እንግልዘኛ ይስዕሮ፡ጥሮታ ዝወጸ ሰልዳቶ ሕጻናት ኣኪቡ ብዛዕባ ቱሩብናለን ትሬንታ ቹንከ የዘንትው።ክበርር ክብል ዶርሆ ይነጥር፡ብማይ ዘጠስጠሰት ርጊቢት ተደግንጸካ፡
hasawi entay tarik alekum sereqti 1.5 million agame ambeta atfikum
Eritrean ❤ ethiopian always one love
With tigray gn take 1.13 Billion year no one solve ...b/se tegaru hasadt nay world eyom 😂😂😂 kem buda bhawom eom zjmru
Mhret ywurdelkummm hasadaty mearey.....😢😢😢😢
ድንቁርና ይጻወተልካ ኣሎ። ምስ ትግራይ ዘይተሰማማዕካስ ምስ ኣምሓራ ክትዕረቕ፡፡ ፈቲኻ ጸሊእካ ተጋሩ እዮም ኣሕዋትካ፡፡ ጽባሕ ጎይቶትካ ኣሕዋት ኢና በል ምስበሉኻ ቅድሚ ኩሉ ሰብ ክትድብል ምዃንካ ዘጠርቅጥር ኣይኮነን፡ ባርያ መዓረይ።
ተጋሩን ሓሶትን ጥልመትን ናትኩም ናይ ኣቦታትኩም ሒዙኩም ድማ ጠፊኡ ገና ድማ ትሕቲ ጉድጓ ክትሰፍሩ ኢኹም ዘራፍ ትግራይ መቃብር ሻዕብያ ክትክርውን እያ ኣስመራ እንተዘኣተኹ ኣይትግራዋይን እየ ኢልኩም መረትኩም ከማን ክትከላኸሉ ኣይከኣልኩምን
ኣብዮታዊ ሰራዊት 99% ካብ ብዝሑ ኣብ ኢርትራ እዩ ነይሩ ኣብ ትግራይ ሓደ ክፍለሰራዊት ጥራሕ እዩ ነይሩ።ህወሓት ሓንቲ ከተማ ትግራይ እውን እንተ ኾነ ነጻ ከተውጽእ ዓቕሚ ኣይነበራን ስለዝኾነ ድማ ሻዕብያ ንናይ ደርጊ ሰራዊት እንዳኾብኮበት ኣዲስ ኮፍ ከምእትብል ስልጣን ክሳብ ተደልድል 1996 መፋርቕ ድም ኣዲስ ብሰራዊት ሻዕብያ ትሕሎ ነይራ ዓቕሚ እንተዝህልዋ እዛ ሓሳዊት ሽፍታ ደደቢት እንታይ ኮይና ካብ ኣዲስ ኣበባ ተኾብኪባ ኣብታ ጥምይቲ ክልል ሃዲማ።ኣብ ሻድሻይ ወራር 3ሓይሊ ወይ ሓደ ቦጠሎኒ ናይ ውግእ ተሞክሮ ክቐስሙ መጽዮም ነይሮም ንሶምውን ውግእ ከይተኻፈሉ ናብ ታ ዓዲ ኩዕንቲ ጥምይቲ ትግራይ ተመሊሶም
ገና ምሳኹም ክንጻረ ኢና
እቲ ጅግና ጀነራል ትግራይና ዝብሎ ኩሉ ሓቂ እዩ ኮይኑ ግና ኣብቲ ናይ ትግራይ ሃፍተ ገነት ዝብሎ ዘሎ ግና ህዝብና ብምንቃሕ ዘለና ሃፍተ ገነት ናብ ተግባር ብምቅያር ንዓና እኩል እዩ ናይተን ካልኦት ሃገራት ተመኩሮ ከም ዝሕብሮ እዉን ከምኡ እዩ ምስ ኢ/ያ ኮይንካ ክትዓቢ ምሕሳብ ዘይሕሰብ እዩ ን30 ዓመት ሙሉእ ክዳን ዘይነበሮም ኣሰልጢና ኣብ ልዕሌና ክዘምቱ ጌርና ኢና ቀጻሊ እዉን ካብዚ ዝፍለይ መጻኢ ዕድል የለን እታ ሓንቲ መማራጺት ይሕመቅ ይጸብቅ ሃገርካ ምዉናን እዩ ።
ኣላ ጀነራል (ሚያ) ብዓረብኛ😂😂😂😂 ሻዕብያ ለለዋ ለይብላ ኢሎም እንዳዓለሙኒ (ቸንቶ) ኢሎምኒ ዘይትብል። ሃዳሚ ኣብ ኣፍንጫካ ኢዮም ዘለዉ ጎይቶትካ ባሕሪ ከይርኣካ ናብ ስዩም ክሰዱካ ኢዮም።
ጀነራል ሓለፎም ኡንካዕ ብዳሓን መጻእኻ . ሓንቲ ጥያቄ ኣላትኒ .
ሕዋሓትን ሻዕቢያን ገይረምዎ ዝነበረ ሚስጥራዊ ውዕል ኣብ ሜዳ እንከለው እንታይ እዩ ነይሩ እቲ ሚስጢር ?
እት ሽዑ ንሱ መጋበርያ ኢዩ ኔሩ፣ ኣብቲ ውዕል ኣይወዓለን፤ ምስኪናይ ሓሻዊ ቼንቶ ዓረቢያ!!
ህዝቢ ትግራይ፡ ብባዓልዚ ዓሚቕን ሚዛናውን ፍልጠት ዝተዓጥቁ ሙኩራት ጀነራላት ከይምራሕ፡ በዞም ብሰብኣይ ኣደ ተረጊጾም ዛዓበዩ ዝመስሉ፡ ቂምታ ቋጺሮም ዛዓበዩ፡ ሓሳቦም ውን ክገልጹ ዘይክእሉ ባሃማት እንዳተመርሐ፡ ከም ጓሳ ዘይብለን ሞጓሰ ጠፊኡ።
እሱ ከይኣክል ካኣ ጸገሞም ንምሽፋን፡ ጸገሙ ባዕሎም ክነሶም፡ ጎረባብቱ ከምዝኾኑ ኣምሲሎም፡ ዘልኣለማዊ ቅርሕንቲ ፈጢሮሙሉ።
እቲ ህዝቢ ዉን ብደንቆሮ ኣታሓሳስባ መራሕቱ ስለዝደንቆረ፡ ኣሚኑዎም ዘዝበሉዎ ዝደግም ፓፓጋሎ ቀይሮም።
ዝኾነ ኮይኑ፡ ጀነራል ሓሎፎም፡ ባሓቂ ሓሎፎም ኢዩ። ኩሎም ተጋሩ ፖለቲከኛታት ተዝፍተሹ፡ ፍርቂ ብቕዓት ናይዚ ሰብኣይዚ ዘሎዎ የለን።
ቡሱል ጀነራል።
ኣቱም ሰባት ቸንቶ ብዓረብ ድዩ።40 ዓመት ሳጉኡ ከይፈለጠ ።ቸንቶ ብ ጥልያን ኢዩ።
Constructive engagement not a destructive confrontation against Eritrea and Eritreans and Shabia is the Only way to go please. Enough is Enough.
ኣይትሓፍርን ከኣ ፖለቲካ ክትትንትን ። ደንቆሮ ። " ዓዲ ዕውራት ሓደ ዓይኒ ዘለዎ ይነግስ " ዕኩባት መሃይማን ። ነዚ ህዝብኩም ግን ንምንታይ ኢኩም ማዕረ ክንድዚ ጨኪንኩምሉ ?
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣገላልጻ ኩለካ ተናሓናሒ ዉድብ ስማዕ ተምሃር ።
ሕዋሓት ማአስ ኢዩ ተዓዊቱ ዝፈልጥ?
ንጉስ ሃይሌ ሥላሴ ናይ ሓሶት ታሪኽ ብምጽሓፍ ከምኡውን ተቀቢሎም ድማ ወያኔ ናይ ሓሶት ታሪኽ ብምጽሓፍ ሕዝቢ ኤርትራ ንምብትታን ዓቢ ስራሕ ስሪሖም እዩ
ሕጂ እውን ሕዝቢ ትግራይ ኣብ ዘይምልከቶ ውግእ ብምእታው ዓቢ ዋጋ ከፊሉ
ሕጂ እውን ሕዝቢ ትግራይ ክነቅሕ ኣለዎ
ኩላትና ንሓሶት ዓገብ ንበል
The leadership must be young and educated generations !!
እዋይ ዉጊን ሲ ካብ ዓቅሞም ንላዕሊ ክሐልሙ ክነብሩ አዬም ምስ ዕድልኩም ተባአሱ ሓሳዳት ፍእ ጌና ጌና ክትፀግቡዋ ኢኩም .😊