Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኽቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስ ስድራኻ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ሃፍቲ'ውን ወሲኹ የሃብካ።
ብሩክ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉ ከማኻ ተትኮን አበይ ምበፃሕና 🙏❤️❤️🌼🌼🌼🌼🌼
ዘርኡየ ጀግና. ክቡር ሓውና ዘርእካ ይብዛሓልካ ጀግና. ወዲ ህዝቢ ፈታዊ ህዝብካን. ዓድካን ጎይታ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የብዛሓልካ. ክቡረይ. 🙏❤🙏❤ ርሁስ ሓድሽ. ኣመት. ይግበረልካ ምስ. ሙሉእ ስድራቤትካ 🙏🙏❤❤❤💛💛💛😍😍😍💖💖💖🌻💚🌻🌼💚🌻🌼💚🌻💚🌻💚🌻🌼💚🌻💐💐💐💐
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ዘርእኻ ይባረኽ ሰሥን ከም እንክዓ ጣፍ።ሓፍትኻ ይሰሥን ።ንስኻስ ፍልይ ዝበልካ ኢኻ።ዕድሜኻ የንውሓዮ።ዘመንካ ኹሉ ይባረኽ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘርኡ በዓል በሊሕ ኣእሙሮ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እንቃዕ ብሰላም መጸኻ ቅዱስ ሰብ ዶክተር ዘርኡ ኣምላኽ 10ዕጽፊ ይሃብካ ኣምላክ ዘርእኻ የብዘሓዮ ብደዉ ዝጸደቀ ከማኻ ኣይተርኣየን ኣብትግራይ መናን ራህራህ ሓላይ ካብ ስድርኡ ንማሕበረሱ ዘቅድም መግለጺ የብለየን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራቤትካ 1000 ዓመት የንብርካ ቅዱሰይ
👍🥰🥰🥰🙏🙏🙏
ዘይ ውዳእ ይሃብካ እግዝአብሄር እድመን ጥእናን ይሃብካ በአል ሙሉእ ሕልና ክብርን መጎስን ንአካ ደኩተር ዘርኡ ❤❤❤
ደስ ድብል ጽብቕ ግብሪ እግዝኣብሄር ዝፈትዎ ስራሕ ዶክቶረይ በርትዕ ብዝሕ የትሕዝካ መመልሹ
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታዊ ትግራይ። ከም ዘርኡ ዓይነት ሰብ ሃፍቲ ተጋሩ ልዕሊ ኩሉ እዮም ክኸብሩ ዘለዎም። ናይ ባዕልና ሰብ ሃፍቲ ክዓብዩ ምሕጋዝ እንበር ቻይና ወይ ካልእ ሃገር ኢንቨስተር መጺኦም ኣብ ዓድና ሃፍቲሞም ዓዶም ዝምለሱ ብምሕጋዝ ዓዲ ኣይትምዕብልን። ኣፍሪካ ድሕሪትተሪፋ ዘላ በዚ ሽግር እዩ፡ ብፍላይ ቻይና ዘይሓዘቶ ነገር የለን ሆቴል፡ ዘመናዊ ዕዳጋታት፡ ባቡር፡ ሕርሻ፡ ምዓድን ኩሉ። ኣብ መወዳእታ ግን ቻይና እዩ ካብ ድኽነት ኣውጺኡ ሰማይ ዝሰቐላ እንበር ቻይናውይና ኢንቨስት ዝገበሩለን ሃገራት ኣይተቐየራን እካ ድኣስ ንድሕሪት ተመሊሰን
Beseru ne kebur Doctor Zereu Gebrelibanos zenekef seb entehaleyu derbay nay Shabiya kurkur malet eyu enkuae abtsehekum beztrefe❤❤❤
ፈጣሪ ዐድመን ጥእናያብካ እግዛብሄር ያልካ ጅግና🙏🙏🙏
ዘርዋ ንስካ ብዘይትፈልጦ እግዚአብሄር ብዝፈልጦ ይወስከልካ ዕድመን ጥዕናን የሀብካ
Thank you for having Dr. Zeru. Happy New Year to Dr. And you. There are a lot of Tigrayans who have wealth, but how many of them are caring for their people.
ዕድመ ጥዒና ይሀብኻ ❤️❤️❤️❤❤❤🙏
ዘርእካ ይብዛሕ ክንደይ ቃናእ ሰብ አሎም ፈጣሪ ልቦናና ይክፈተልና ነዓካ ወሲኩ የሃብካ
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዘርኡ ሓወይ ሰላም ንትግራይና❤💛👏
ዶ/ር ዘሩኡ እግዚአብሔር ዘመንኻ ይባርኾ ዝሓወይ❤❤❤
ሓውና ኩርዓት ተጋሩ የዋሕ ንህዝቡ ዘቀድም አቦ ብዙሓት ኢኻሞ ሰስነልና ዕንቅዓ ጣፍ ኩነልና እግዘብሔር እቲ ናይ ወለዲ ምርቃት አብ ዘመንካ ኹሉ ፍረ እንዳፍረየ ናብ ዝለዓለ ደረጃ የብፅሕካ። አሰርካ ድማ ኩሉ ንኽኽተሎ ምስትውዓል ይሀበና ።
ቡሩኽ ሓውና ኽብሪ ይሀብካ❤
ለባም ትግራዋይ፤ አብፀገም አለኹ ዝብል።
Jegna abo Tigray edmen tienan ymneyelka ms sdrakan hzbkan ❤🙏
the most humble and successful guy
እግዚአብሄር ይሓልውካ
ያቀንየልና ብሽም ሰውኣት
Edmen tena yhabka 🙏🏾❤❤❤
ክብሪ ይሃብካ ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይደርብካ
1000 ዓመት ንበረና ክቡር ሓዉና
I wish I had the means and the time to do the same thing you are doing .keep it up man!
ቡሉፅ ትግረዋይ እካ ቀፅለሉ
❤️❤️❤️💐💐💐🙏🙏🙏
Amen❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አብዚሑ እድመን ጢእና የሃብካ ዘርኡ እማን ትግራዋይ ወዲህዝቢ
ቅዱስ ሰብ
Tibrai🙏💔
እቲ መንግስቲ ንከም በዓል እዚ ዝመሰሉ ባይታ ክፈጥረሎም ኣለዎ
ኩሉ ግዜ ፅቡቅ ኮሜንት ክትፅሕፍ እየ ዝዕዘበኻ respect bro
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉
❤
ዘርኡ አቦ ትግራይ
🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻
Is there any organization that we can support through Dr Zeru ?
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
💕🙏🙏💕💕🙏🙏😍😍😍🙏💕💕
ዘርኡ ዘርእኻ ይብዛሕ መንሞ ከማኻ ዝበሉ 10+ ተዝህልዉ ፅጉም ኣይምተረኸበን😢?
እዘን ቲቪናይ ውሑዳት መስኮት ኮይነን
Haftegeneth ychemrlh
Where does the money come from
እንታይ እዩ ዝሰርሕ ብግልፂ ይዛረብ ምንጪ ሃፍቲ ብንፁር ይገለፅ
እስኪ ንእሽተይ ሕፍር በሉ። ናይ ክብሪ ዶክትሬት ንመፀውዒ/ Title ኣይጥቀምዎን።ሕውስውስ ኣይተብልዎ ነገራት። ስታንዳርድ ይሃልኹም
Zerhu is invading land of poor Raya Azebo farm areas and has to stop
ልታይ ልታይ አታብዛ ብዙ የሚሰራ ስራ አለ
ድሃ መርዳት ልታይ ለታይ የሚል ነው ? ደሞ ዘርኡ ካለው መስጠት ስለ ሚወድ እንጂ ከሃፍተሞች እሱ ብቻ አብልጦ ስለሚሰራ አደለም።
ለተቸገሩ ወገኑን . መርዳት ነው ልታይ ማለት አቤት ቅናት ትልቅ በሽታ ነው 😅
ወዲ ደንቆሮ
Qenat new deha merdat litay letay malet new
ምንቀኛ ስራ ታገኛለህ ሰርቶ አግኝቶ እየረዳ ነው
ኽቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስ ስድራኻ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ሃፍቲ'ውን ወሲኹ የሃብካ።
ብሩክ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉ ከማኻ ተትኮን አበይ ምበፃሕና 🙏❤️❤️🌼🌼🌼🌼🌼
ዘርኡየ ጀግና. ክቡር ሓውና ዘርእካ ይብዛሓልካ ጀግና. ወዲ ህዝቢ ፈታዊ ህዝብካን. ዓድካን ጎይታ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የብዛሓልካ. ክቡረይ. 🙏❤🙏❤ ርሁስ ሓድሽ. ኣመት. ይግበረልካ ምስ. ሙሉእ ስድራቤትካ 🙏🙏❤❤❤💛💛💛😍😍😍💖💖💖🌻💚🌻🌼💚🌻🌼💚🌻💚🌻💚🌻🌼💚🌻💐💐💐💐
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ዘርእኻ ይባረኽ ሰሥን ከም እንክዓ ጣፍ።ሓፍትኻ ይሰሥን ።ንስኻስ ፍልይ ዝበልካ ኢኻ።ዕድሜኻ የንውሓዮ።ዘመንካ ኹሉ ይባረኽ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘርኡ በዓል በሊሕ ኣእሙሮ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እንቃዕ ብሰላም መጸኻ ቅዱስ ሰብ ዶክተር ዘርኡ ኣምላኽ 10ዕጽፊ ይሃብካ ኣምላክ ዘርእኻ የብዘሓዮ ብደዉ ዝጸደቀ ከማኻ ኣይተርኣየን ኣብትግራይ መናን ራህራህ ሓላይ ካብ ስድርኡ ንማሕበረሱ ዘቅድም መግለጺ የብለየን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ስድራቤትካ 1000 ዓመት የንብርካ ቅዱሰይ
👍🥰🥰🥰🙏🙏🙏
ዘይ ውዳእ ይሃብካ እግዝአብሄር እድመን ጥእናን ይሃብካ በአል ሙሉእ ሕልና ክብርን መጎስን ንአካ ደኩተር ዘርኡ ❤❤❤
ደስ ድብል ጽብቕ ግብሪ እግዝኣብሄር ዝፈትዎ ስራሕ ዶክቶረይ በርትዕ ብዝሕ የትሕዝካ መመልሹ
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታዊ ትግራይ። ከም ዘርኡ ዓይነት ሰብ ሃፍቲ ተጋሩ ልዕሊ ኩሉ እዮም ክኸብሩ ዘለዎም። ናይ ባዕልና ሰብ ሃፍቲ ክዓብዩ ምሕጋዝ እንበር ቻይና ወይ ካልእ ሃገር ኢንቨስተር መጺኦም ኣብ ዓድና ሃፍቲሞም ዓዶም ዝምለሱ ብምሕጋዝ ዓዲ ኣይትምዕብልን። ኣፍሪካ ድሕሪትተሪፋ ዘላ በዚ ሽግር እዩ፡ ብፍላይ ቻይና ዘይሓዘቶ ነገር የለን ሆቴል፡ ዘመናዊ ዕዳጋታት፡ ባቡር፡ ሕርሻ፡ ምዓድን ኩሉ። ኣብ መወዳእታ ግን ቻይና እዩ ካብ ድኽነት ኣውጺኡ ሰማይ ዝሰቐላ እንበር ቻይናውይና ኢንቨስት ዝገበሩለን ሃገራት ኣይተቐየራን እካ ድኣስ ንድሕሪት ተመሊሰን
Beseru ne kebur Doctor Zereu Gebrelibanos zenekef seb entehaleyu derbay nay Shabiya kurkur malet eyu enkuae abtsehekum beztrefe❤❤❤
ፈጣሪ ዐድመን ጥእናያብካ እግዛብሄር ያልካ ጅግና🙏🙏🙏
ዘርዋ ንስካ ብዘይትፈልጦ እግዚአብሄር ብዝፈልጦ ይወስከልካ ዕድመን ጥዕናን የሀብካ
Thank you for having Dr. Zeru. Happy New Year to Dr. And you.
There are a lot of Tigrayans who have wealth, but how many of them are caring for their people.
ዕድመ ጥዒና ይሀብኻ ❤️❤️❤️❤❤❤🙏
ዘርእካ ይብዛሕ ክንደይ ቃናእ ሰብ አሎም ፈጣሪ ልቦናና ይክፈተልና ነዓካ ወሲኩ የሃብካ
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዘርኡ ሓወይ ሰላም ንትግራይና❤💛👏
ዶ/ር ዘሩኡ እግዚአብሔር ዘመንኻ ይባርኾ ዝሓወይ❤❤❤
ሓውና ኩርዓት ተጋሩ የዋሕ ንህዝቡ ዘቀድም አቦ ብዙሓት ኢኻሞ ሰስነልና ዕንቅዓ ጣፍ ኩነልና እግዘብሔር እቲ ናይ ወለዲ ምርቃት አብ ዘመንካ ኹሉ ፍረ እንዳፍረየ ናብ ዝለዓለ ደረጃ የብፅሕካ። አሰርካ ድማ ኩሉ ንኽኽተሎ ምስትውዓል ይሀበና ።
ቡሩኽ ሓውና ኽብሪ ይሀብካ❤
ለባም ትግራዋይ፤ አብፀገም አለኹ ዝብል።
Jegna abo Tigray edmen tienan ymneyelka ms sdrakan hzbkan ❤🙏
the most humble and successful guy
እግዚአብሄር ይሓልውካ
ያቀንየልና ብሽም ሰውኣት
Edmen tena yhabka 🙏🏾❤❤❤
ክብሪ ይሃብካ ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይደርብካ
1000 ዓመት ንበረና ክቡር ሓዉና
I wish I had the means and the time to do the same thing you are doing .keep it up man!
ቡሉፅ ትግረዋይ እካ ቀፅለሉ
❤️❤️❤️💐💐💐🙏🙏🙏
Amen❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አብዚሑ እድመን ጢእና የሃብካ ዘርኡ እማን ትግራዋይ ወዲህዝቢ
ቅዱስ ሰብ
Tibrai🙏💔
እቲ መንግስቲ ንከም በዓል እዚ ዝመሰሉ ባይታ ክፈጥረሎም ኣለዎ
ኩሉ ግዜ ፅቡቅ ኮሜንት ክትፅሕፍ እየ ዝዕዘበኻ respect bro
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉
❤
ዘርኡ አቦ ትግራይ
🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻🌼🌻
Is there any organization that we can support through Dr Zeru ?
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
💕🙏🙏💕💕🙏🙏😍😍😍🙏💕💕
ዘርኡ ዘርእኻ ይብዛሕ መንሞ ከማኻ ዝበሉ 10+ ተዝህልዉ ፅጉም ኣይምተረኸበን😢?
እዘን ቲቪ
ናይ ውሑዳት መስኮት ኮይነን
Haftegeneth ychemrlh
Where does the money come from
እንታይ እዩ ዝሰርሕ ብግልፂ ይዛረብ ምንጪ ሃፍቲ ብንፁር ይገለፅ
እስኪ ንእሽተይ ሕፍር በሉ። ናይ ክብሪ ዶክትሬት ንመፀውዒ/ Title ኣይጥቀምዎን።
ሕውስውስ ኣይተብልዎ ነገራት። ስታንዳርድ ይሃልኹም