Saeyet- 6 ጥቅምቲ - ጅግና ቢትወደድ ኣብርሃ-29 ዓመት ኣብ ጸልማት| መደብ ታሪኽን ክብርታትን| Bitweded -29 years In prison |

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 13 дек 2024

Комментарии • 413

  • @loveumam5883
    @loveumam5883 4 года назад +63

    Saeyet Entertainment anabs ab goni haqi dew mbalkum adniqekum. Ajokum ms Hzbi dew zbele Kulu gzye ewut eyu. N'Bitew kea mewaxti yfterelu (((amen )))

    • @negasi2123
      @negasi2123 4 года назад +2

      love u mam 👏👏👏✊

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ 4 года назад +336

    ንቢቱ ዝፈቱ ጥራይ like
    ኣስጢመ የ ዝፈትዮ።

    • @abisem4906
      @abisem4906 4 года назад +4

      Kibri yeblkan nay lomi weledo dirbay bejbaj n hageru dew zeytbl ab youtube dew zbl endina ezi name natka b name natka and name fatherka ente tgebro xibuq neru yake. Like komment shere ezi nay melhas ..................... ane xelot eyu akmey.akmi yebleyn xelot eyu akmey fetari bialka mihret awrdelna 🙏🍀❤🕊🌌😷

    • @robelsolomon4017
      @robelsolomon4017 4 года назад +1

      Abi Sem nay bhaqi

    • @ክወግሕዩ
      @ክወግሕዩ 4 года назад +2

      @@abisem4906 ኣንታ እንታይ ስለ ዝገበርኩ ዩ እዚ ኩሉ። ብስምካ ዘይተጠከምካ ኢልካስ እዚ ኩሉ። ኣቢ ሓወይ ይቅረታ ደኣ ግበረለይ እንበር ለባም ለባም ትጻወት ኣለካ መስለኒ። ማለት በቲ እንዳ ጸረፍካስ ጸሎት ዶ ገለ ዶ ትብል ስለዚ ጸርፊ ኣይመድለየን ኔሩ ብሓፈሻ ግን ኣብ ማንም ኤርትራዊ ከም ባህሊ ኮይኑ ዩ ሰሪጹ ዘሎ እዚ ነንባዕልካ ምጽርራፍ። ስለዚ ክጸርፈካ ኣይትጸበ ተጋጊካ ጥራሕ የ ዝብለካ ኣብቲ ሓወይ።

    • @ክወግሕዩ
      @ክወግሕዩ 4 года назад

      @@robelsolomon4017 መቸም ዓገብ ዝብል የለን ተለካኪምካ ምጽዳፍ ዩ ?

    • @abisem4906
      @abisem4906 4 года назад

      @@ክወግሕዩ ziarkey atexarefkukan bhafesha eye:: dhar kia lebam lebam endiya kula ab media youtube txawet zela wezete :: komu sle zkone eye kab nebsey jemirka dirbayat zbelku hakey kia eye nay lomi weledo dirbayat ina nebsna ina nfetu b tegbar maletey eyu:: b melhasna gn zeywda nr...........

  • @nkedem_belu
    @nkedem_belu 4 года назад +107

    ኣነስ ደቂ ኤሪ ዝገርመኒ። ገለና ኣለኹ በለና ኢልና ንጽሕፍ፡ ገለ ድማ ኣምላክ ኣሎ ሓደ መዓልቲ ክትወጽእ ኢኻ ንብል፡ ገለ ድማ ዕድመ ይሃብኻ ንብል። እቲ ክከውን ዝነበሮ ሓቂ ግን :- እቶም ኣለኹ በለና ንብል፡ ንሱ ኣበይ ኮይኑ ክብለና ንሕና ኣለና ክንብሎ ይጽበ ኣሎ። እቶም ባዕሉ ኣምላኽ ኣሎ ንብል :- ኣኺልና ናይ ትምኒት ጥራይ፡ ኣምላኽ ባዕልና እንተ ዘይሓጊዝናዮ ኣምላክ ወሪዱ ንቢቶው ዘውጻልና ኣይመስለንን። እቶም ዕድመ ይሃብኻ ንብል ውን:- እንተ ዘይነውጽኦ ኮይና እንታይ ክኮኖ ብጀኻ ስቃይ።
    ስለዚ እዚ ሓቀኛ ዛንታ ሰሚዕንና ሰለምንታይ ህዝብና ሓርበኛታትናን ይሳቀዩ ትም ኢልና ንርኢ ኣለና። እዚ ደሕረዋይ ወለዶ ኤርትራና ፈራሕን ስሱዕን ፈታዊ ንብሱ ጥራይ ከይኮነ ኣይተርፍን ኢዩ። ከም ዝመስለኒ ኤርትራ ኣብ እዚ ሕጂ እዋን ከም ቢቶው በዓል ሓሞት ዘለዋ ኣይምስለኒን። ኩሉ በዓል መልሓስ ጥራይ እዩ ብዘይካ ዘረባን ሳዕስዒትን ካባይ ጀሚርካ ወላ ሓደ ዝረብሕ የብልናን። ስለዚ ከኣ ኢና መመልስና ንጠፍእ ዘለና። ካብ ዓድን ሃይማኖትን ስነጥበብን ንዛረብ ንውዕል ንዓድና ከንተነድሕን ክንሃንጽን እንተንብገስ ምሓሸ። ከም ዝመስለኒ ንቢቶው ን ከነውጽኦ ሓንሳብ እዛ ጸሓይ ከነርእዮ ውሑዳትን ተብዓትን ሰባት ጥራይ መኣኸልናዮ ብዘይ ኣገድስ ኣወዳት ይኹኑ ኣዋልድ።

    • @fevenabui1894
      @fevenabui1894 4 года назад +2

      Yes entay emo

    • @asterkidane2328
      @asterkidane2328 4 года назад +4

      ጽቡቅ አሎኪ ንኡሽተይ ሐሞት ከንዲ ምግባር ዘይኮነ ጸሎት ንገብር ሐቦ ከንገብር ይግባእ

    • @ሂውትዕድልደስታልበይ
      @ሂውትዕድልደስታልበይ 4 года назад +5

      ናይ ባሓቂ ዝናኣድ ሓሳብ

    • @brhanemikael1960
      @brhanemikael1960 4 года назад +4

      ልክዕ አለኻ

    • @Natiti4545
      @Natiti4545 4 года назад +6

      ኣብቲ ኩሉ ዝበልክዮ ይሰማማዕ እየ፥ ወላ ንስኺ ውን ምስቶም ዝዛረቡ ጥራሕ ኮይንኪ ኣለኺ፥ ኣነ ውን ከመኡ፥ እቲ ሕጂ ኣድልዩ ዘሎ Action ጥራሕ እዩ።

  • @selamnguse9416
    @selamnguse9416 4 года назад +95

    ሳእየት እቶም ሓቀኛታት ኤርትራውያን:: ኣካይዳ ቃልስኹም ብጣዕሚ የ ዘድንቀኩም!!! ኣጆኹም!!!

    • @loveumam5883
      @loveumam5883 4 года назад +1

      Xbuq aleki habtey natey kabzom geliom weslatat seb Chanel si Saeyet eyom ab goni hzbom dew zbelu

  • @latestmovieclipslatest2892
    @latestmovieclipslatest2892 4 года назад +50

    ሓንቲ ማዓልቲ ኣላ ስደትኪ ሓጺሩ ምስ ኣቦኺ ትራኸብላ ምርያም ሓፍትና

    • @zaidtekle5744
      @zaidtekle5744 4 года назад +2

      wwwwww jgna abona mewaxo yfterelu fetari mewaxeo yfterelom nabotatna ehwatnan egzabiher msom ykun

    • @latestmovieclipslatest2892
      @latestmovieclipslatest2892 4 года назад

      @@zaidtekle5744 amen gal erey

  • @ሰናይኣስገዶም
    @ሰናይኣስገዶም 4 года назад +44

    ቢተወደድ ኣንበሳ ቃልስና ።
    ኤርትራዊ ማንዴላ።

  • @heluleham4926
    @heluleham4926 4 года назад +28

    ኣምላክ መዋጾኦ ይፍጠረልካ 🙏🙏🙏

  • @japiwedigolij2503
    @japiwedigolij2503 4 года назад +80

    ቢትወደድ ኣብርሃ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ንቢትወደድ ዝፈቱ ላይክ ደቂ ኤረይ ማዓረይ 🥰😘😍❤️❤️❤️⛪️🙏🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    ruclips.net/video/AmGs64eWpQk/видео.html

  • @abeyalobiteweded783
    @abeyalobiteweded783 4 года назад +19

    #ቢተው መምህር ስነ-ልቦና ባዓል ሙሉ"ሕልና! በትሪ #ሓቂ #ቢተው'ምበር #ሓቂ ኣይተኣስረን።

  • @hadishfeta9502
    @hadishfeta9502 4 года назад +8

    ቃልሲ ዘድሊ ብርግጽ ነቶም ን 30 ዓመት ተቓሊሶም ኣብ ቲ ከዕርፉዎ ዝግብኦም ን29 ትሽዓተን ዓመት ተኣሲሮም ዘለዉ ብልብና ንርኣዮም ንጠምቶም ቃልስና ንፍትሕን ሕግን ዲሞክራስን ከነስፍን ንበገስ ንስለናዮም ዕድሚኦም ሙሉእ ሓንቲ መዓልቲ ጽቡቕ ከይረኣዩ ንሕና ድማ ብዋጋ ናቶም ዝመጻና ወለዶ ኣብ ቲክቶክ ክንስዕስዕ ግዜና ነጥፍእ ዘሕዝን ወለዶ ብንያትን ብሹርሙጥናን ብመድያታትን ንምራሕ ወለዶ ታሪኽ ዘይብልና ታሪኽ ኣብዘይዓድና ከይድና ዘይባህልናን ክብርናን ሓቅን ፍትሕን ረጊጽና ንነብር ሰነፍ ወሎዶ

  • @samuelsami82
    @samuelsami82 4 года назад +11

    ኣሕሕሕ ሞ ሓበሬታ እንዶ በዚሕና ገለ እንዶ ንግበር ኩሉ ፈሊጥናዮ ኢና ሕጂ ሲ ዕድመን ጥዕናን ቢቶው ጅግና ኣቦ ሕዝቢ!!!!!

  • @helen99084
    @helen99084 4 года назад +8

    Omg my heat cried so hard . Hope he will see free Eritrea soon!

  • @gebarmahari829
    @gebarmahari829 4 года назад +8

    Thanks Saeyet Entertainment For Bringing A Heavey And Rich Histirical Decision Of The Hero And Its Unforgetable History

  • @Eritreawit-291
    @Eritreawit-291 4 года назад +12

    ቢተው ጅግና ናይ ጀጋኑ 💪💪💪💪🇪🇷እዋይ እዛ ኤርትራናሲ ንስኻ እንተ ትመርሓ እዚ ሕጂ ኣብ ፈቐዶ ሃገር ፋሕ እሉ ዘሎ ህዝቢ ፋሕ ኣይምበለን 🇪🇷❤️🙏💪💪💪

  • @haremecho2215
    @haremecho2215 3 года назад +2

    መን ኣሎ ነዚ ዛንታ ብጥዑም ድምጺ እና ሰምዐ ብንብዓት እና ተሓጸበ ክሳብ ሕጂ ዝሰምዖ፡ እግዚኣብሄር ኣቦ ኩሉ ዝከኣለካ ኢኻ እሞ ንቢተው ክትሕልዎ ጽላልካ ከተንብረሉ እልምነካ።

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 года назад +39

    ❗️ብሰላም ሓቢርካ ምንባር ፍረ ምሕረት እዩ፣ ፍረ ዕርቂ እዩ፣ ልቢ ምዕባይ የድሊ።
    ❗️ናይ ሓደ ጂግና መራሒ ዝብሃል መምዘኒ፣ ብስለት ኣእምሮ ዘለዎ እዩ። ፈተውቱ ዘብዝሕ፣ ርሑቕ ዘለዉ ዘቕርብ፣ ምሕረት ዝገብር እዩ።
    ❗️ሰብ ተቓዊምኒ ኢልካ ክትዓጽዎ፣ ክትንጽሎ፣ ክትዕፍኖ የብልካን። ካብ ሕጊ ወጻኢ ስለዝኮነ ጉጉይ ኣፈታትሓ ግርጭት እዩ። ኮፍ ኢልካ ብዘተ ክትፈትሖ ይግባእ።
    ❗️ኩሉ ግዜ ግርጭት ኣሎ፣ ናይ ኣረኣእያ ፍልልይ ኣሎ፣ ባእሲ ኣሎ፣ እቲ ዝበለጸ መንገዲ ኣብ ክቢ ጠረጴዛ ብሰላምን ብሕጋዊ መንገዲን ብዴሞክራስያዊ ልዝብ ምፍትሑ እዩ ዝበለጸ። ምክንያቱ ነባሪን ቀጻልነት ዘለዎ ሰላም እዩ ዘምጽእ!
    ❗️ካብ ሰብ ኣይትፍራሕ፣ ንሕጊ ፍራሕ ንዝግሄር ፍራሕ።
    ❗️ማሕበራዊ ሕጊ ከነንግስ ትብዓት የድሊ።
    ❗️ምውፋይ ከድልየና እዩ፣ ዓዉ ኢሉ ህዝቢ ኤርትራ "እዞም ተኣሲሮም ዘለዉ ኣብ ፍርዲ ቀሪቦም ድዩም፧" ይበል ኣነ ክብል እየ፣ ህዝቢ ኤርትራ ክኣ ኮምኡ ይበል፣ ኣይትፍርሑ።
    ❗️ስልጣን ናይ ህዝቢ እዩ። ኣነ ክቃለስ እየ ክሳብ ፍትሒ ዝመጽእ።
    ካብ ቃላት ሓርበኛ ጀነራል ቢትወደድ ኣብርሃ
    #FreeOurHero!
    The words of a wiseman
    6 october 1991 ' 29 Years in prison !

    • @محمدسعيدمحمدسعيد-ش9ح
      @محمدسعيدمحمدسعيد-ش9ح 4 года назад +1

      ቀንደል ሓርነት
      ብጣዕሚ ኣድኒቀካ እዘን ወርቃዊ ቃላት ብምሽዳድካ ዓቅሚ እንተ ኣለካ ውን በዚ ሓርበኛ ኣቦና ቢተው ጅንነቱን ተወፋይነቱ እትገልጽ መጽሓፍ ክትሓትም ይላበዎካ።ነቲ ጅግና ኣቦና ድማ መዋጽኦ ይፍጠር ኣሜንንንንንንን 😭😭😭😭😭

    • @sgeri2583
      @sgeri2583 3 года назад

      ዋውው ወርቃዊ ቃላት፥
      ናይ ባባ ቢትወደድ ጂግና።

  • @alamzagay8791
    @alamzagay8791 Год назад +1

    Egziabiher amilak mewaxio yihabika hawey maarey amen 🙏

  • @tesfukifle4846
    @tesfukifle4846 2 года назад +1

    Amazing programs ahhhh

  • @zarahiwet1
    @zarahiwet1 4 года назад +4

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብበረኸቱ ይመግብካ
    እቲ ፍሉይ ዝኾነ ኣእሙሮኻ ፍሕሹው ገጽካ እንዳራኣና ጽንዓትን ሓቦን ከተስንቐና ዕድሜኻ ጎይታ ሰራዊት መድሃኔኣለም ይባርኽ ፡
    ሰላምካ የብዝሕ ኣምላኽ
    ቢትወደድ ኣብርሃ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ፡

  • @betewededabraha569
    @betewededabraha569 4 года назад +2

    Thank You Saeyet Kab lomy natkum Amel koyne Aleku

  • @samielefrem1447
    @samielefrem1447 4 года назад +13

    ሳየት ኢንተር ተመንት ኣብ ስራሕኩም ኣሳልቶ ይፍተረልኩ ኩቡር ጀነራል ቢቶው ዕድመ ይሃብካ ኣምላክ መዋጽኦ ይፍጠረልካ።

  • @Herimon514
    @Herimon514 4 года назад +26

    ቤትወደድ ሓርቤና ተጋዳላይ ኤረትራ ሽሕ ዓመት ንበረልና!!!

    • @nkedem_belu
      @nkedem_belu 4 года назад +3

      እንተ ነውጽኦ ኣምበር። ሽሕ ዓመት ኣብ ቤት ማእሰርቲ እንታይ ንገብረሉ።

    • @merhawinegasi9227
      @merhawinegasi9227 4 года назад

      Kkkkkk eway mergem 29 amet keyakilos 1000 amet

  • @love-xg3ws
    @love-xg3ws 4 года назад +12

    ፍትሒ ካብ እግዚአብሔር እዩ እግዚአብሔር
    የውገሐዮ እንበር 29 ዓመት ከቢድ እዩ 😭😭

  • @FreGebrezgabher-zx7cf
    @FreGebrezgabher-zx7cf 9 месяцев назад +1

    ኣቦ ሓቒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤

  • @teddyande
    @teddyande 4 года назад +17

    ጅግናን በሊሕን ተገዳላይ ቢተው ኣብርሃ ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኣለካ።

  • @almazhabteslassie4655
    @almazhabteslassie4655 4 года назад +3

    Saeyet Media Entertainment, You are the best of the best !!! The Best Eritrean Media in RUclips Chanel. I wish you success!!!

  • @ሃገራዊቅዋም
    @ሃገራዊቅዋም 4 года назад +1

    ኤህ መስጣ እዛ ኤርትራዊት ስድራ ይውረድኩም ንብዓትና ናብ ሰማይ ነጸግና ንሰብ እከይ ናይኢዶም ይሃቦም ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @muketyemanemuketyemane1164
    @muketyemanemuketyemane1164 4 года назад +6

    መዋጽኦ ይፍጠረልካ ቢቶው ጅግና

  • @bitowrobiwelday7286
    @bitowrobiwelday7286 4 года назад +3

    Ni 💓Bitow💓 ziaserus nay edom aysianu enber beal 💓Bitow💓 kem halowu dea gex sidet eka aymreanan mewaxeo yfterelka + edmen tienan yhabka ftari 🙏❤❤💯 % Thank you very much sayot

  • @robelberaki9879
    @robelberaki9879 4 года назад +10

    Saeyet thank u nezi jgna zzekerkumo!!! ❤️🇪🇷

  • @KisanetTklit
    @KisanetTklit Год назад +1

    Ahhhhhhh😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @godislovelove6477
    @godislovelove6477 4 года назад +4

    ናይ በሓቂ ጽቡቅ ሓቂ ምግላጽኩም ከይምስገንኩኩም ከሓልፍ ኣይደልን ኤሰያስ ድያብሎስ ንሱን ሰዓብቱን ኣቲ ሓቂ ይፍለጥዎ ኣምላኽ ሃገርና ይባርክ 🙏🇪🇷💪

  • @mikitesfay5597
    @mikitesfay5597 2 года назад +1

    ኣሕ እዋይ ቢተወይ እዚ ኩሉ ሓንጎል ሒዝካስ ኣብ ስጅን ኣለም ወያል ሰብ ዘይተለሊ

  • @Seare200
    @Seare200 2 года назад +1

    ከም ቢቶው ዝድገም ጀግና ኣብ ኤርትራ የለን

  • @simoneritrea9223
    @simoneritrea9223 4 года назад +8

    መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ናይ
    #Bitew ዘረባ ባህ ዝብሎ we never give up ክሳብ free ትወጽእ
    #BITEW #Eritrean🇪🇷#Hero

  • @wedikeshi1561
    @wedikeshi1561 4 года назад +4

    Thanks you my sister

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 года назад +2

    Thanks saeyet tv good job free our hero

  • @Samiyemane-b2o
    @Samiyemane-b2o 4 года назад +6

    May the lord release him from the dark situation!!!

  • @eritrawityeane337
    @eritrawityeane337 4 года назад +7

    Ahhhh I can’t stop cry 😭 😭😭😭😭😭

  • @fabs7161
    @fabs7161 4 года назад +2

    Nab Egzabher idna alilna mekerana wedalna elna ketehalelna nexeli 😭😭😭🙏🤲🏽
    Ooo Egzabher mequh esuratna sebabero 🤲🏽🤲🏽

  • @abrahalegrmay6036
    @abrahalegrmay6036 2 года назад +1

    መዋጽኦ ይፍጠረልካ ፈጣሪ!""

  • @seattleexpress6994
    @seattleexpress6994 4 года назад +3

    Amlk mesaka yekuon 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amasedetna2035
    @amasedetna2035 4 года назад +4

    Thank you

  • @cafuantonio8280
    @cafuantonio8280 4 года назад +1

    Ktsemo dem yfelhaka Amlak Msaka ykun Hero Bitew.

  • @siku9753
    @siku9753 4 года назад +5

    ብተው ሃገራዊ!!
    ብተው ማንዴላ
    ናይ ሃገርና!!!

  • @zenhom9968
    @zenhom9968 4 года назад +3

    ተተኻኢሉ ከምዛ ኣቦና ቢተወደድ ጌርኩም ነዞም ብዘይ ሕጊ ዕድሚኦም ዝበሊ ዘሎ ጀጋኑ ታሪኹም ኩሉ ካ ተዘይ ተኻእለ ግና ብጭልፋ ካብ ባሕሪ ተተቅሩቡልና ደስ ምበለና

  • @misghinashishay5764
    @misghinashishay5764 4 года назад +2

    Ezi jajawi isseyas dem seb ziseti telam diyablos tariku hakikna kindrbyo ena nibtweded gin n hawelti pushkin derbina hawelti kingebrelu ena he is really hero 😢😢

  • @luelasrat5712
    @luelasrat5712 4 года назад +2

    Hero from hero's. May God be with you our dear hero.

  • @neeusr8740
    @neeusr8740 4 года назад +2

    Saeyet betami xsbuk akarareba amlak adimen team yhabkum

  • @tomadhanom5562
    @tomadhanom5562 4 года назад +4

    You are hero you are always in our heart we don't forget you!!!

  • @welietesfagabr9280
    @welietesfagabr9280 4 года назад +1

    Bitew abrha Egzabihier Amlak kabti zelekayo maeserti yewxka. Amen

  • @banaproduction7967
    @banaproduction7967 4 года назад +1

    Saeyet its so amazing video. Proud of you

  • @mihreteabfesshaye908
    @mihreteabfesshaye908 4 года назад +8

    When I heard his speech, as an Eritrean citizen I always feel guilty. I hope one day, the people of Eritrea will ask him heart full apology.

    • @mannieberhanu3469
      @mannieberhanu3469 4 года назад +1

      Me too but I was totally a full at the time but no more for I have awakened no more following this stupid dictatorship..

  • @RobiRobi-by7yr
    @RobiRobi-by7yr 4 года назад +37

    ጀነራል ቢትወደድ ን ህዝቢ ፍትሒ ክብል እዩ ኣብዚ ኩሉ ኣትዩ እምበር ንነብሱ ዝሓስብ ተዝኸውን ከም ብዓል የማነ ማንኪ ዕሱማን ዕሱባት ሳንጣ ናይ ኢሰያስ ሒዙ ዞኽ ዞኽ ምበለ ኔሩ።ወትሩ ኣብ ልብና ኣሎ ህግደፍ ክንሕነቑ እንከሎ እውን ብዓይኑ ክርኢ ክበቅዕ እዩ።

  • @akberetkidane6542
    @akberetkidane6542 4 года назад +1

    Egziabher ab zelekayo tena yhabka, mewaxeo kea yfterelka fthawi amlak.

  • @eriwalltashow5260
    @eriwalltashow5260 4 года назад +1

    bettow jegna abey emo niska ente tehelu kemzi elna aymetefenan amlki yehalewelna 🇪🇷😭🙏🙏Eritrea hero fffff

  • @zengihakieritrean8526
    @zengihakieritrean8526 4 года назад +1

    ዓኽ ን ጅግና ዘይትከዉን ሃገር ቢተው ፈጣሪ ምሳካ ይኩን እምበር ትብዓትስ ሚሂርካና ኢካ መዋጽኦ ይፍጠረልካ

  • @mikitube5016
    @mikitube5016 4 года назад +1

    Thanks sister

  • @jossytm6814
    @jossytm6814 4 года назад +1

    Amazing programme 👊🏽💯

  • @muluabraha4836
    @muluabraha4836 4 года назад +1

    ጅግና ቢትወደድ አ,/ር ይፍታሐካ ፈጣሪ አንታይ ይሳአኖ

  • @habtomhaile6276
    @habtomhaile6276 4 года назад +3

    ዕስራን ትሽዓተን ዓመት ኣብ ቤት ማኣሰርቲ
    ኢዋይ መርከም መዎጽኦ ይፍጠረልካ ኩብር ኣቦና ህግደፍ ስ ናይ ኢድካ ኣይትስኣን

  • @lovehabesha5788
    @lovehabesha5788 4 года назад +1

    ብጣዕሚ ዘሐዝን ሰይርሳዕ ስምብራት !

  • @eriboy1532
    @eriboy1532 4 года назад +5

    Saeyet hakenya Eritrawit channel ❤️🇪🇷❤️🙏

  • @fiyoretesgay6766
    @fiyoretesgay6766 4 года назад +1

    Egzabhier amlak mewaxo yfterelka jegna biteweded

  • @arkobkobayent6797
    @arkobkobayent6797 4 года назад +1

    No one is more hero than him. Ma hero.

  • @hanibalhanibal4427
    @hanibalhanibal4427 4 года назад +1

    jagna Baba Bitew 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🙏🙏🙏

  • @senaitbelay2477
    @senaitbelay2477 4 года назад +1

    Amlak msaka ykun 🙏🥰

  • @youngboi6581
    @youngboi6581 4 года назад +8

    Stay blessed U.S hero👉👑👌

  • @embaykahsay8141
    @embaykahsay8141 4 года назад

    I LOVE you so MUCH Thank habibti ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 men kem mama biti

  • @kibitesfay6609
    @kibitesfay6609 4 года назад +1

    Bemtawe harebgna tegadlay 🇪🇷💪💪

  • @danielmehretab5223
    @danielmehretab5223 4 года назад +1

    Betiw jigna Ahhhhhhh 🙏🇪🇷🙏💯♥️♥️♥️

  • @saymstudiosenafe2158
    @saymstudiosenafe2158 4 года назад +1

    Btew for ever hero,❣ hade jgna btew bes .
    Hzbawi gnbar shfta mukaünu zfelete 1 bitew u , beal belih yemron hlnan
    Hawelti ktkelelka u ab mexat Eri

  • @ኣነጽብቕእዩቲምኒተይ
    @ኣነጽብቕእዩቲምኒተይ 4 года назад +1

    ጅግና ቢቶዉ

  • @dejenhawimili3179
    @dejenhawimili3179 4 года назад +1

    Bitew jekna anbasa arha Eritrea 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @frezerussom9382
    @frezerussom9382 4 года назад +1

    Xbuk adalalwa atom
    Hgi tefetro albo
    Hgdef merhty
    Kesinom yhadru
    Alewu ahhh
    Way abitatey
    Texawtlkum
    Eseyas uhda reshat
    Seabtun degefkum
    Ayttkyru atom
    Fthi zamxexkum kea
    Halafnet zzrngakum
    Haye hzbna akbwo
    Eritrea ndekebat
    Eya bitew mastrkan mewaxo
    Yfterelka !!!!!!sayet teba eritrawit thanks
    👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ዓርኮብኮባይ
    @ዓርኮብኮባይ 4 года назад +1

    😥😥😥 smietatey genfilu....Jgna beal tarik ekamo hasabatka abi mabale u mo wetru ablbna hawlti Geganu eka

  • @Habtomaraya12345
    @Habtomaraya12345 3 года назад +1

    Jegen 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰✅✅✅✅✅✅🎧🎧🎤🎤

  • @abeilghideon1750
    @abeilghideon1750 4 года назад +6

    Gujile 15 ny edemu eyuma rekiboma 😭😭😭😭😭

  • @shashukeleta5428
    @shashukeleta5428 4 года назад +1

    ጅግና ታሪኹ ኣይርሳዕን'ዩ

  • @canarymadia9502
    @canarymadia9502 4 года назад +20

    Bitow hero for ever

  • @godislovegodislove994
    @godislovegodislove994 4 года назад +1

    Bittweed abrha kubur abona mewaxo yeftrlka 🙏 Gad Help you

  • @ንፋቀርዶኣለናንትሓላለ

    Bitow hero for ever 🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷

  • @ወዲገራ
    @ወዲገራ Год назад +1

    Atum sebat bejakum endo gele ngber akilna beqa ab sqayn maesertn zelewu fthi zsanu jeganuna mewaelom ab xelam

  • @memoriesneverdie2875
    @memoriesneverdie2875 4 года назад +7

    ቢትወደድ ን ሓርነት ዝነውሐ ዝተኣስረ ኣብ ዓለም ቢትወድድ እዩ ፡ ዓለም ምሉእ ድማ ሓወልቲ ክትሰርሓሉ ይግባእ።

  • @barkatv1541
    @barkatv1541 4 года назад +8

    Eritrean Hero 🇪🇷❤️❤️

  • @sofiyamuhamed4275
    @sofiyamuhamed4275 3 года назад +1

    👍👍👍👍👍👍👍👍✊✊✊✊✊✊✊✊💖💖💖💖💖

  • @danielmehretab5223
    @danielmehretab5223 4 года назад +1

    Ahhhhhhh please nemales Entay ngber alna 🇪🇷👌

  • @elsahagos1792
    @elsahagos1792 4 года назад +2

    ቢተው ጅግና ኣብ ልቢይ ኩሉ ኤርትራዊ ፍሉይ ቦታ ኣለካ ❤️❤️❤️❤️

  • @thomasnaomi8764
    @thomasnaomi8764 4 года назад +12

    You are hero stay blessed

    • @matitadese3236
      @matitadese3236 4 года назад +1

      ቢቶው ኪሪኦ ኮለኩ ንቢዓት ይመጸኒ ታሪኩ ኣውዲኣን እዩ እታይሞ እታይሞ ምስዞም በለዕቲ ተቢሊዑ ኣጀካ ሓቲ መዓልቲ ኣላ ኪትሪኣ ቀሪብካ እካ ኣታ ጂጊና ንሃገሩ ሺሕ ጊዜ ዲገምዎ ናይ ቢቶው

  • @makhulu2013
    @makhulu2013 4 года назад +2

    The Greatest Eritrean politician is Betwededed Abreha

    • @mannieberhanu3469
      @mannieberhanu3469 4 года назад

      Indeed Indeed

    • @terhgasabeha9552
      @terhgasabeha9552 Год назад

      If he is a good politician why did he end up in prison.

    • @makhulu2013
      @makhulu2013 Год назад

      Ask Eritrean Government why they end up his lif in prison 😢

    • @terhgasabeha9552
      @terhgasabeha9552 Год назад

      @@makhulu2013 smart politicians they work Wiz what they have. Never go against dictators.

  • @wediakeleye2342
    @wediakeleye2342 4 года назад +1

    Bitew jgna abo wutsat mewatso yfterelka fetari 🙏🙏🙏

  • @erishortvideo8068
    @erishortvideo8068 4 года назад +1

    እዋይ ዓለም ጨናዊት ንጡዑይ ሰብ ዝይትክዉን ኣሕሕ ኤርትራዉያን ኣግዲዕናዮ ናይ ብሓቂ

  • @Joe-pm8bj
    @Joe-pm8bj 4 года назад +1

    91,people who dislike this hero.. ur hero is brutal dictator .

  • @omermohammed5683
    @omermohammed5683 4 года назад +1

    Bravo xufufin hakinetin zimleo tintane

  • @unity5113
    @unity5113 4 года назад +1

    Welcome 🙏

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 4 года назад +1

    Hero of Eritrea.

  • @robelefrem8307
    @robelefrem8307 4 года назад +16

    ጂግና ተጋዳላይ

  • @sfiyahans870
    @sfiyahans870 4 года назад +1

    Bitew Tebaee👍💪💪💪❤️💪❤️💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹

  • @kidanemhret4799
    @kidanemhret4799 2 года назад

    ታሪኹ ንዘልኣለም ኣብ ልባትና 'ሎ ፡ ነዚ ሓበና ዝኾነ ታሪኽ ስለ ዝጸወኽልና ምስጋናና ወሰን የብሉን ። ጽባሕ ክደምቕ 'ዩ ቢትወደድ ፡ ንሓቂ ምድጋን ጅግንነትን ረዚን ታሪኽን 'ዩ ።

  • @utb5066
    @utb5066 4 года назад +1

    ቢተው ጅግና ኣርማ ሃገር our hero