A pradox "before the war in all aspects including security,peace and socioeconomic development on the otherhand, the focus of the elit is becoming removing TPLF who has been leading Tigray before the war" As General Jobe put it, lets agree our national interests, and we need to follow the 3 points to implement our agreed national interestswe then follow the following 1.Time-immediate/short,medium and long tern 2.Priorization 3.Focus
እዙ ኣኼባ እዙይ እንታይ እዩ? ዋና ኣኸቡ ጀነራል መፅአ ex general ገንዘብ ናይ UNDP ከመይ ገይርና ንብላዕ.ገንቢ ዝረአየ ኣሞራ ትመሰሉ ትግራዋይ ኣብ ፀገም እዩ ዘሎ .መሬቱ ተመንጢሉ ህዝቢ ተበቲኑ ዝበልዕዖ ሲኢኑ እናሃለቀ ብጀነራል ፃድቃን ዝምራሕ ኣኼባ is disaster. This is criminal act because people are dying of starvation the opportunists are living in luxurious life. The people of tigray are begging to get back his land or natural territory. Getachew Reda and tsadkan are preaching about Democratization. Laughable ❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
የቐንየልና አያና... 🙏🙏🙏
ወይከ ፈተኽ ንቕድሚት ጥራሕ 💪
ብሓቂ መንነትና አይንፈልጦን ነገር ግን ካልኦት ብሄራት ንምብሻቅ በተለይ ንአምሓራይ ብጉራን አብ መሬት ብዘየለ ነገር ልብና ሓቢጡ ፀኒሕና ኢና በዚ ሐዚ ብልክዕና ክንነብር አለና ዋና ፀላኢና ጎረባብትና ከይኾነስ ድኽነት ገይርና ብሰላም ንምንባር ክንነጥፍ አለና
እዙይ ዘረባ ኪልካ ግዜ ክተጥፍእ!
አየ ብልፅግና
You are allergic to change and backwards thinker
ህዝብና ዘደሊ ሃገረ ብቃ ዘዝትወልደ ናብ ጦርነት ያአኽል
ኣጋ እርጋን ብልፅግና ኾዮንኩም መፂኹም፣ መህፈሮታት 😭
ሕውሓት ዘይሸተተ ኹሉ በልፂጉ ድዩ ዝበሓል? አየ ዘመናዊ ጉጅለ ኣውያት።
ኣይ ተጋሩ¡¿ ሕጂ ብዛዕባ ናይ ኣርስቶትል ጽንሰ ሓሳብ International Relations ንትግራይ ኣብዛ ሰዓት እዚኣስ አገዳሲ ድዩ? ሕጂ ህዝቢ ትግራይ ንኽነብር ዘምልጦ ዘሎ ዕድል እንዶ ተግብርዎ። ሙውታት ...አእ
ብህዝቢ ዘተመረፅ ብዘሓፀረ ግዜ ክህሊ አለው
እቶም ንትግራይ ዘሕመሙ ናይትግራይ ሓካይም ክኾኑ ይኽእሉ ዶ?
ትግራይ ዘይምሕሩ ጎሓፋት ኢዮም ተደርበኹምም።
100% ጠቒስካዮ ኣለኻ።
ወያነ ይሕመቕ ይኽፋእ ። ብምቲእቲታው ዶ/ር ዓቢን ንሱ ዚሸሚም
"ተበዲልና ኢና"
ዝብሉ ቅመንኛታት ንወያነ ንምቕንጻል ኣዝዩ ሓድገንኛ ኢዩ።
ንህዝቢ ትግራይ ሰራዊቱን ብሰራዊትን ሚሊሻን ዞባን ጎሲኻ ዓውደ ዉግእ፡ምግባር ኢዩ።
ህዝቢ ትግራይ ናተይ ዝብሎም መራሕቱ ክመረጽ መረጸታት ኢንተዘይተጌይሩ ተጋሩ ናብ ጥፋኣት ተምሩሑ ኣለኹምም
ምዕራብ ትግራይ ንበይኖም ምብራቕ ንበይኖም ዝብል ሞጎተ ንምንታይ!?
ኢርትራዉያን
ለቡሙ ምብል። ኣብ ትግራይ ጥፋኣትን ዕግርግርርን ነዓናዉን ናይ ሓደጋ ስጋኣት ኢዩ። ከምዚ እንተቐጺሉ ዶ/ር ዓቢ ትግራይ ክጻወተላ ከምዘይትፈቅድ መንግስቲ ኢርትራ ገሊጹ ኣሎ።
ቅድሚኡ ግን ጉዳይኩም ፍትሑ
ኣብ ዓለም እቲ ቀዋሚ ነገር ለውጢ እዩ "
A pradox "before the war in all aspects including security,peace and socioeconomic development on the otherhand, the focus of the elit is becoming removing TPLF who has been leading Tigray before the war"
As General Jobe put it, lets agree our national interests, and we need to follow the 3 points to implement our agreed national interestswe then follow the following
1.Time-immediate/short,medium and long tern
2.Priorization
3.Focus
ግዜ ሃብዎ ንሱ ይሕሸ አገላልፁኡ
መቕረብቲ መፅናዕታዊ ፅሑፋት እባ ክንዲ ዘፅንዑ ኣይተፀነዐን ኢሎም ዲስክሌም ዝገብሩ ንምንታይ እዮም? ወይ መፅናዕቲ ዝገበሩ ከቕርቡ ዘይግበር።
#StopFascismInTigray.
Hasawi. Abey nerka
ማንም መድሐርሐሪ ቅሪሺ መብለዒ አኬባ እናፀወዐ ዝጋብዘዙ ከይኑ ጀ/ፃድቃን ቁልፊዓሪኹ ጆቤ ፀወመዑ አበል ይኸፍሎ አሎ የሕዝን
ጆቤ vs ኩናት ጠንሲስኩም ሃዲምኹም ልደገ ልኸድኹም ደቂ ርግምቲ!!ብሰንክኹም ሓደ ሚሌን መንእሰይ ጠፊኡ።ትግራይ ተኾርሚማ
አጀውጀው ጀውጀው ጆቤ
ኃይል ሚዛን እን ፃድቃን ሃንሺሽኹምዎ እኮ?
አበበ ተኽለሀይማኖት ንበዓልኻ ረብሓ ኢኻ ተጋዲልኻ ህዝቢትግራይ ድኻ አዩ ንስኻ ግን ብልየነር አኻ አረለምኻኑ አብአዋንመኸተተትግራይ ክንደይኮንጎ ሳእኒ ነቲ ጅግናተጋዳላይ ሓጊዝኻ ዋላሓንቲ 00።
ክንደይ ግዜ ዘይተሰብሰኩም ናብ ተግባር ዘይሸረፈ ዋጋ የቡሉን ከብ ፈጣሪ እምብር ካባክም ህዝቢ ተሰፋ ሲኢንልኩም ትግራይ እትባሀል ዓብዩ ታሪክ ቤተመንግሥቲ ዝነብራ ሰለሰተ ሽሕ ታሪክ ዝነብራ ጠንካራ ህዝቢ ዘለዋን ዘነብራን ሓደ ቀዋሚ መንግስቲ ዘይብላ መራሒ ዘይወፅላዓዲ ኮይና ኣላ ከብ ክንድግዛዕ ታሪክ ዘወነነት ትግራይ ናብ ማዓልታዊ ብሊዓ ዘይትሓድረሉ በፂሓ ያሓዘን
ትግራዋይ ተባሂልካ፣ ቋንቋኻ ቋንቋ ትግርኛ ዘይትመልኽ ከሕፍረካ ይግባእ። ሰነፋት
የሆነ ወይ ያልገባን ነገር አለ ማለት ነው እናንተ እድሜ ጠገቦች ወይ ሳናውቀው የትግራይ መሬት ተመልሶ የተፈናቀሉትም ተመልሰው ከሆነ እስኪ ንገሩን ግራ ተጋባን እኮ
ጎሓፍፍ ተደርብዩዋ ትግራይ ዝኾነ ዓልጃል ሊምዳዊ ጀነራል እንግሊዝ ጥር ኢናበለ ሓኪም ሊቕ ኮይኑ ንዝሓመመት ዚተደነሰት እትስዕል ዓቢዳ ደቃ እትበልዕ ዘላ ሳዓሊት ትግራይ መድሃኒት ሞት ዚኢዚዘላ።
እዚ ሰብ ብገበን ሂወት ተጋሩ ዝሕተት ኢዩ።
"ኢትዮጵያ ብብሄር ከፋፊልና ነንሕድሒዳ ኣታፋኒና ከም እትጠፊእ ገርናያ ኣለና። ኢድና ጠሚርና ክትበላዕ ክርሪኢ ኢና!"
ክብል ኣብ መድያ ተዛሪቡ ተሰንዱ ኣሎ።
ኢርትራ ንምጥፋእ ኩሉ ዚገብረዩ።
ህዝቢ ትግራይ ነዚዩ ዋጋ ካኣ ይኽፊል ኣሎ።
ኤርትራ ዝጠፍኤት ብወዲ ተንቤን ዶንቆሮ አማማራሐ እንበር ብተጋሩ አይኮነን ኤርትራውያን ትግርኛ ተዛረብቲ እንታይ እዩ ሽግርኩም እቶም ናይ ኤርትራ 8 ብሔራት ምስ ተመሳሳሊ ዓሌቶም ከማኩም ጽልኢት የብሎምን ንአብነት ዓፋር፤ ምሰ ኢትዮጵያ ዓፋር ጽቡቕ ርክብ አለዎም ብሱዳን ዘለዉ ናይ ኤርትራ ብሔራት ምስ ሱዳናውያን የሕዋቶም ጽቡቕ ርክብ አለዎም ንሰኩም ጥራሕ ኢኩም ኤርትራ ከይትምዕብል ሕዝቢ ትግርኛ አብ ዓዱ ብሰላም ከይነብር ናብ ሰደት ትሶጉዎ ዘለኩም ሸግርኩም ምስ ትግራይ ወይ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ ምስ ሕዝብኩም እዉን እዩ በጃኩም ናብ ልብኩም ተመለሱ ጽልኢት ናይ ሸይጣን እዩ
ጀነራል ህድማ እንታይ ክብረት ትፈልጥ። መሬት ምስዘሓለት ፀሓይ ጠለስ ምስበለት መጺኻ ክብረት ትግራዋይለ ርኢኻዮ ኢኻ።
This is where Tsadikan and co are heading, not to respect the people interest but the governmement interest of few leaders...,
ኣነ ከም ሓደ ትግራዋይ ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ ምስተፈረመ ብጣዕሚ ካብ ዝተሓጎሱን ዕልልልል ካብ ዝበሉ ተጋሩ ሓደ እየ። ቀፂለ ጌታቸው ረዳን ሌ/ጀነራል ፃድቃንን ናብ መሪሕነት ምስ መፁ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ደገፈይ እውን ገሊፀ ነይረ ! ኮይኑ ግና በቲ ዝተፀበኹዎን ተስፋ ዝገበርኩዎን ኣይኮነን ዝኸውን ዘሎ! ምኽንያቱ ነዚ ኹሉ ዕድል ሓንሽሾም ስልጣን ንምሓዝ ጥራይ ጉያ ኮይኑ ተሪፉ ‼ ይገርም ይገርም ህዝብኻ ፎቆዶ ፋሕ ፋሕ ኢሉ እንዳሃለወ ንሰራዊትካ ዕጥቂ ንምፍታሕ ዝግበር ዘሎ ጉያ እንታይ እዩ??? መልሲ እስቲ ኣቐምጡ ------?
አታ ሓወይ ሰላም ፅቡቅ መወዳደርቲ ዘየብሉ ነገር እዩ። ነገር ግን ምድጋፍኻውን ፅቡቅ ግን ምኽንያታዊ አብ ፍልጠት ዝተደረኸ ስለዘይነበረ ሐዚ ተጣዒስኻ። እስኪ ብዛዕባ ዓለምለኸ ድርድራትን ከምኡውን ውዕል ፕሪቶሪያ አንቢብኻ ተረደአዮ እሞ ጣዕሳኻ ገምግም
ካብ ጽልእን ቅርሕንትን ውጽእ ኢልካ ምሕሳብ ኢዩ ዝድለ ዘሎ። ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ምሕሳብ ዋጋ ዘኽፍል ምዃኑ ተገንዚብካ ሕጂ ውን ሕደጉ።
ንባእልኻ ፈትሽ መጀመሪያ፣ ናይ ፅልኢ ህማም ዘለኹም ኣራዊታት ብግብሪ ጌርኹምዎ ኢኹም፣ ተጋሩ ብምንም መለኽኢ ከማኹም ኣይስርኡን፣ ናይቲ ወንጀልኹም ግን ኽትከፍሉዋ ኢኹም፣ ደናቑር።
ጸወታ ምስተወደአ
1 ሚልዮን ወዲ ድካ ትግራዋይ ምስ ኣጥፉኡ ከማን ኣይርደኦምን ኢዩ።
ኩሉ ሒልሞም ኢርትራ ኣጥፊእካ ዓባይ ትግራይ ምምስራት ኢዩ። ድሕሪ ሒጂ ዚግብረ ፈተነ ናብ ሶርያ ምቕያሪም ጥራሕ 1ይ ምሪጫ
ኢስራኤል ፊሊስተም ካብ ካርታ ዓለም ሓኺኻታ መንስከ ሓቲትዋ?
Asmelash ዐንዛር እት ቀዳማይ ሕቶ እዝ ጉዳይ ናይ ተገሩ እዩ ነዐኻ አየምልከተካን። እንትቕፅል ተትግራይ ሰላም ትብህግ ምእንት እት ረብሐ ህዝባን ምዕባለአን እምበር ነት ናትካ ዐጀውጀው ፈኸራ ተረቢፃ አይኮነትን። ትግራይ ምእንት ርእሳ ለቢላ ትዘትይ አላ ገዝአ ተፅርይ አላ ካብዝ ድኽነትን ተርቢፅን ከአ መሰስ ኢላ ክትወፅእ ግድንዩ። ንሳኻትኩን ናይ ርእስኹም ግበሩ። እምበር ብዛዕባ ኺናት ደአ ትግራይኮ ዐሰርተ ኮይንኩም ኢኩም መፂኹምዋ ምስኡ ከአ ጄኖሳይድ ኢኹም ፈፂምኩም እምበር ተዋጊእኹም ዝሰዐርኩምወ ህዝብ የለን። ብዛዕባ እስራኤልዶ ፍልስጤምዶ ዝበልካዮ ሱቕ ኢልካ ዐዘርረዮ ዝበሀል።
ኤርትራ ቐደማ ጥፉእቲ
ዓዲ እኒኣትና ኢልኹም ድዩ? ሰባባት ገፅኹም ይርሓቕ🤮በቲ በለ በቲ መዓልትኹም ሓልው
ሰረቕቲ🤮
አብይ ነይርካ ቀደም ነይሩ መፈትሒ ህዝቢ ምሰ ፀነተ ዋጋ የቡልን
አብ ዝኾነ ይንበር ትግራዋይ እዩ ስለዝምልከቶ ሓሳብ ምውፃእ እንታይ ፀገም አለዎ። እሞ ድማ እሽዑ ግደፉ ዝበለ ባንዳ ዃኹቶ ብልፅግና ተኸፋሊ እናተብሃለ ይፅለም ነበረ እምበር ሰመዐ። አንሕና ኢና ጀጋኑ ፣ ተኮስቲ ቀተልቲ ብዝብል ልቡ ሓቢጡ ዝነበረ ህዝብን መራሕትን እዩ ነይሩ
ምዕራባውያን ህዝቢ ማዕከል ከምዘይድልያ ፍሉጥ እዩ እሞ ንሱ ክንኽተል ዲና ትነግረና ዘለኻ? disrespect the people who gave you the power.., shame
ሓሰውቲ ዘይንኸብድኹም ንህዝቢ ትግራይ ኣይትሓስቡን ምምሳል ትኽእልሉ
ህዋሓት ናብ ህጊ እዩ ክቀርብ ዘለዎ ምስ ውናት ወይ ምስ ዐረና እንታይ የራኽቦ? ህዋሓት ንምድሓን ድዩ ?ህዋሓት ሃደ ሚልዮን ህዝቢ ንኽፀንት ገይሩ እዩ!!!
እዙ ኣኼባ እዙይ እንታይ እዩ? ዋና ኣኸቡ ጀነራል መፅአ ex general ገንዘብ ናይ UNDP ከመይ ገይርና ንብላዕ.ገንቢ ዝረአየ ኣሞራ ትመሰሉ ትግራዋይ ኣብ ፀገም እዩ ዘሎ .መሬቱ ተመንጢሉ ህዝቢ ተበቲኑ ዝበልዕዖ ሲኢኑ እናሃለቀ ብጀነራል ፃድቃን ዝምራሕ ኣኼባ is disaster. This is criminal act because people are dying of starvation the opportunists are living in luxurious life. The people of tigray are begging to get back his land or natural territory. Getachew Reda and tsadkan are preaching about Democratization. Laughable ❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉