Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዓቢ ሰብ መሃሪ
💚💚💚💚شكرا استاذنا خالد دايما تحليلاتك في مكانها❤❤❤❤❤
Very nice kald wedi መሬት .....
Kalid, you are absolutely unique as usual, bro .❤❤❤❤❤❤
Shalom Ahwat betami habtam hasab hanaxi agelalexa Egziabher amlak Edmen Tenan yehabkum Ahwat ❤❤❤❤❤❤❤
Journalist Kald Abdu well done
Merhaba kaled and Henok 👍
I wish to have a great Journalist 👍 like Kalid Abdu in Tigray
Thank you Henny
Wow Wow betami semae kewedea zeyhasebku habtam hasab behaki kemzi zedelya hagerna Henoga Kalida
❤❤❤❤❤
መርሓባ ካልድ ዓብዱ ወዲ እግዚኣብሄር!!እንቃዕ ጥራይ ልዕሊ ኤርትራዊ ዜግነት ( ሰብ ) ኮንካ ሰብ ብሰቡ ብሕልና ዝነብር ሰብ!! ካብ ሰብ ንላዕሊ ምካን ዝዓቢ ነገር የለን ካልድ ዓብዱ ሓዉና!!!❤❤❤❤❤❤❤❤
Kalid are verey smart guy GBU men❤
great !job!
Welcome back brothers.
you both are smart and intelligent guys 😍🥰
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Wellekommen ❤🎉❤
KALD GIGNA EKA BERTE
👍👍👍👌👌👌🌹🌹🌹
ሓቀኛኢኻ ቀጺሉሉ
እዛ ሰብኣይ ኣብ ሽግር ኣቲያ፣ሕጂ ኣይጥዕማ ድሕሪ ለውጢ ኣይጥዕማ፣ጉድጋዳ ባዕላ ትኹዕት ኣላ።ምስ ሓለፍታ ትራጸም ኣላ። ጋዜጠኛ ካልድ ዓብዱ እሞ ከኣ ምሩቕ ሰብ እዩ፤ካብዞም ኣረሜን ፍጥረተ ኣትማን ብንግሆኡ ተጋላጊሉስ ንኤርትራዊ ሓዉ ይምህርን ይመክርን ኣሎ።ጽባሕ ንግሆ ከኣ ከም በዓል መምህር ጋዜጠኛ ካልድ ዓብዱ እዮም ዘድልዩዋ ንኤርትራ። ካልድ ዓብዱ ግዳ ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ መድሓንቱ ተቐበረላ መሬት ሕጂ ዝመጸ ብዛዕባ ኤርትራ ዝሓስብን ዘበርክትን ክሳብ ዝኾነ ምራሕ ኣማሓድር ክብሃል እዩ ዝግባእ።እዞም ጸበብቲ ኣእምሮ ኣርእስ ደርሁ ዲንኪታት ግዜ ባዕሉ ክምህሮም እዩ ወይ ክፈርዶም ድማ ክንብሎም።
Kald 😮❤ smart
ሰላም ትንትናኹም ኩሉ ግዜ እየ ዝካታተሎ የድንቖ ድማብዛዕባ ሃይማኖትን ወገንንአውራጃን ምፍርኡ ተሃዋስነቱ ይኸብድ ብዘይ ንሱ ከማን መስርኡ ክሕዝ አይተኻእለን እወ ሳዕቤኑ ስለዝዛይድ ኮይኑ ስለተሰማዓኒ እየ
Tefeltewom andikum atom nezi menasey zi hemesewo zelewu beat tefetawi zeyterquhwom. Nesekum ando jemerewo
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉😂🎉
Ahwat Lebam be Af Assha yezareb elom yemeselu Abotat. Amlak Lebona yehabo Brain wash eyu ezi
ሄኖክ ቅኑዕ እዩ
ደጋጊምኩም ከምዚ ዓይነት ፖለቲካዊ ኣጠማምታ እንተተቕርቡ ጽቡቕ ኔሩ፡ ምኽንያቱ ብፍላይ ገለሰባትስ ግድፍዎእሞ ምስ ስርዓት ዘለዉን ኣብ ትካላቱ ዝሰርሑ ዘለዉንስ ይትረፍ ካብናታቶም ኣጠማምታ ቁሩብ ፍልይ ዝበለ ዘለዎ ኣካል ደላይ ፍትሒ'ውን ከይተተፈ፡ ብቐጥታ ምስ ጸላኢ ዝሰርዑ ዉሑዳት ኣይኮኑን። ብመሰረቱ ውን እኮ ነቶም ዕሉላት ገበነኛታት ንጎድኒ ገዲፍካ ነቲ ካልእ መሓውራት ግን ንለውጢ ከምዝሰርሕ እኮ ኢና ክንውድቦን ከነተባብዕን ዝግባእ።
Hasas
Dr ዓወት እንታይ ዝብል ዘሎ ?እዚ ላግጺ ብህዝቢ ኮይኑ ይስማዓኒ ካብ ሐደ ዶክተር እየ ዝብል ከምዚ ዓይነት መደረ ክትሰምዕ ብመስደመም ጥራይ ኢኻ ትሐልፎ
ሐድሽ ዝመስል ግን ዝአረገን ዝወደቀን ዜናን ፕሮፖጋንዳን መቀጸልታ ንህዝቢ ኤርትራ ከፋፊልካ ምጥቃዕ እንተጌርና ኢና ንዕወተሉዩ እቲ ዕላማ ።ብቀዳምነት እዚ ሚስጢር ትብሉዎ ዋላ እንተሀለወ ክትበጽሑዎ ብቅዓት የብልኩምን ካብ ሻዕብያ ግደፍ አብውሽጣ ዘሎ አብ ርሑቅ አለና ኢሎም ዝሓስቡ እንተለዉውን ክትበጽሖ ጸገም የብላን።አብ ዘየለኻ አነ ምባል ጸገምዩ ንሻዕብያ እንተጸረፉ ዝተዓወቱ ዝመስሎም ንሓልየሉ ንዝብሉዎ ህዝቢ ምስ ጸላኢ ዓጢቆም ኢዶም በደም ዘጨቀዉን ንህዝቢ ኤርትራ ንፍትሒ ዘይኮነ ንጥፍአትዮም ሰሪሖም።ሰብ ብዝሰርሖ ደአእምበር ብመስላፉ ጥራሕ ሕቡንየ ምባል እንተኾይኑ ኩሉ ዝተሰለፈ ዓማጺ፣ሰራቂ፣ሓሰዊ ፣ሀዳሚ ወዘተ ሕቡን እዩ ማለትዩ ።
BAR leeh Hato'le , REEDA leeh MAKKO'le HaNNUKA SEEFA. Ameen. Read Qur'an Surat Al'Ala. Afar Think-Tank Reedan-Makkaabe
ብጀካኻ ነዞም ዝንቡላት ኣብ ሽገር ዘዉረዶም የለን ፅባሕ ዋጋ ኣለዎ መም ናይ ሓደ ከባቢ ጽባሕ ንርኢ ኻልድ ሰራዊት ኤርትራ ሕልቂት ፈጺሙ ኢሉ ዘይኣምን ምሳና ክሰርሕ ኣይክልን እዩ ዝብል ሰብ መራሒ ክኸዉን ይኽእል እዩ ትብል ሰብ እኮ ኢኻ ኤርትራዊ ኣይኮንካን ዘብለና እዚ እዩ ::😅
ሄኖክ ምስ ኣኽብሮት በጃኻ ከምዚታት ዓይነት ትርኪምርኪ ቪድዮታት ግዝኡ ዝሓለፎ ኣይተመጽእ ናይዚ ወዲ ኣብ ኤርትራ ኮይኑ ዝዛረብ ዞሎ ወዲ ሽረ'ዶ ትግራዋይ'ዶ ገለመለ ኢሉ ኢልካ ዘምጻኻዮ ኣይግድን!!!ብዓቢኡ ካልድ ቅድሚ ነዊሕ እዋን ብተዳጋጋሚ ነቲ ጉዳዩ ባዕሉ ተዛሪብሉን መረዳእታ ሂቡሉን'ዩ ፡ ስለዚ ክንደይ ሰባት ኣኣብ ዝተዛረብሉ እዋን ድኣ'ሞ ክስቶ ከምዚ ኢሉ ክስቶ ከምዚ ደጊሙ እንዳበልካ ከተምጽእዎ ኢኹም ? ካብ ዕንቅፋት ስራሕ ሓሊፉ ዘምጽኦ ዋላሓንቲ ፋይዳ የብሉን።
አሪትራ ን ኤርትራውያን ብኤሪትራውያን ንስኩም ናይ ትግራይኩም ግበሩ ።ነጥቢ
ዓቢ ሰብ መሃሪ
💚💚💚💚شكرا استاذنا خالد دايما تحليلاتك في مكانها❤❤❤❤❤
Very nice kald wedi መሬት .....
Kalid, you are absolutely unique as usual, bro .❤❤❤❤❤❤
Shalom Ahwat betami habtam hasab hanaxi agelalexa Egziabher amlak Edmen Tenan yehabkum Ahwat ❤❤❤❤❤❤❤
Journalist Kald Abdu well done
Merhaba kaled and Henok 👍
I wish to have a great Journalist 👍 like Kalid Abdu in Tigray
Thank you Henny
Wow Wow betami semae kewedea zeyhasebku habtam hasab behaki kemzi zedelya hagerna Henoga Kalida
❤❤❤❤❤
መርሓባ ካልድ ዓብዱ ወዲ እግዚኣብሄር!!
እንቃዕ ጥራይ ልዕሊ ኤርትራዊ ዜግነት ( ሰብ ) ኮንካ ሰብ ብሰቡ ብሕልና ዝነብር ሰብ!! ካብ ሰብ ንላዕሊ ምካን ዝዓቢ ነገር የለን ካልድ ዓብዱ ሓዉና!!!❤❤❤❤❤❤❤❤
Kalid are verey smart guy GBU men❤
great !job!
Welcome back brothers.
you both are smart and intelligent guys 😍🥰
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Wellekommen ❤🎉❤
KALD GIGNA EKA BERTE
👍👍👍👌👌👌🌹🌹🌹
ሓቀኛኢኻ ቀጺሉሉ
እዛ ሰብኣይ ኣብ ሽግር ኣቲያ፣ሕጂ ኣይጥዕማ ድሕሪ ለውጢ ኣይጥዕማ፣ጉድጋዳ ባዕላ ትኹዕት ኣላ።ምስ ሓለፍታ ትራጸም ኣላ።
ጋዜጠኛ ካልድ ዓብዱ እሞ ከኣ ምሩቕ ሰብ እዩ፤ካብዞም ኣረሜን ፍጥረተ ኣትማን ብንግሆኡ ተጋላጊሉስ ንኤርትራዊ ሓዉ ይምህርን ይመክርን ኣሎ።ጽባሕ ንግሆ ከኣ ከም በዓል መምህር ጋዜጠኛ ካልድ ዓብዱ እዮም ዘድልዩዋ ንኤርትራ። ካልድ ዓብዱ ግዳ ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ መድሓንቱ ተቐበረላ መሬት ሕጂ ዝመጸ ብዛዕባ ኤርትራ ዝሓስብን ዘበርክትን ክሳብ ዝኾነ ምራሕ ኣማሓድር ክብሃል እዩ ዝግባእ።እዞም ጸበብቲ ኣእምሮ ኣርእስ ደርሁ ዲንኪታት ግዜ ባዕሉ ክምህሮም እዩ ወይ ክፈርዶም ድማ ክንብሎም።
Kald 😮❤ smart
ሰላም
ትንትናኹም ኩሉ ግዜ እየ ዝካታተሎ የድንቖ ድማ
ብዛዕባ ሃይማኖትን ወገንንአውራጃን ምፍርኡ ተሃዋስነቱ ይኸብድ ብዘይ ንሱ ከማን መስርኡ ክሕዝ አይተኻእለን እወ ሳዕቤኑ ስለዝዛይድ ኮይኑ ስለተሰማዓኒ እየ
Tefeltewom andikum atom nezi menasey zi hemesewo zelewu beat tefetawi zeyterquhwom. Nesekum ando jemerewo
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉😂🎉
Ahwat Lebam be Af Assha yezareb elom yemeselu Abotat. Amlak Lebona yehabo Brain wash eyu ezi
ሄኖክ ቅኑዕ እዩ
ደጋጊምኩም ከምዚ ዓይነት ፖለቲካዊ ኣጠማምታ እንተተቕርቡ ጽቡቕ ኔሩ፡ ምኽንያቱ ብፍላይ ገለሰባትስ ግድፍዎእሞ ምስ ስርዓት ዘለዉን ኣብ ትካላቱ ዝሰርሑ ዘለዉንስ ይትረፍ ካብናታቶም ኣጠማምታ ቁሩብ ፍልይ ዝበለ ዘለዎ ኣካል ደላይ ፍትሒ'ውን ከይተተፈ፡ ብቐጥታ ምስ ጸላኢ ዝሰርዑ ዉሑዳት ኣይኮኑን። ብመሰረቱ ውን እኮ ነቶም ዕሉላት ገበነኛታት ንጎድኒ ገዲፍካ ነቲ ካልእ መሓውራት ግን ንለውጢ ከምዝሰርሕ እኮ ኢና ክንውድቦን ከነተባብዕን ዝግባእ።
Hasas
Dr ዓወት እንታይ ዝብል ዘሎ ?እዚ ላግጺ ብህዝቢ ኮይኑ ይስማዓኒ ካብ ሐደ ዶክተር እየ ዝብል ከምዚ ዓይነት መደረ ክትሰምዕ ብመስደመም ጥራይ ኢኻ ትሐልፎ
ሐድሽ ዝመስል ግን ዝአረገን ዝወደቀን ዜናን ፕሮፖጋንዳን መቀጸልታ ንህዝቢ ኤርትራ ከፋፊልካ ምጥቃዕ እንተጌርና ኢና ንዕወተሉዩ እቲ ዕላማ ።ብቀዳምነት እዚ ሚስጢር ትብሉዎ ዋላ እንተሀለወ ክትበጽሑዎ ብቅዓት የብልኩምን ካብ ሻዕብያ ግደፍ አብውሽጣ ዘሎ አብ ርሑቅ አለና ኢሎም ዝሓስቡ እንተለዉውን ክትበጽሖ ጸገም የብላን።አብ ዘየለኻ አነ ምባል ጸገምዩ ንሻዕብያ እንተጸረፉ ዝተዓወቱ ዝመስሎም ንሓልየሉ ንዝብሉዎ ህዝቢ ምስ ጸላኢ ዓጢቆም ኢዶም በደም ዘጨቀዉን ንህዝቢ ኤርትራ ንፍትሒ ዘይኮነ ንጥፍአትዮም ሰሪሖም።ሰብ ብዝሰርሖ ደአእምበር ብመስላፉ ጥራሕ ሕቡንየ ምባል እንተኾይኑ ኩሉ ዝተሰለፈ ዓማጺ፣ሰራቂ፣ሓሰዊ ፣ሀዳሚ ወዘተ ሕቡን እዩ ማለትዩ ።
BAR leeh Hato'le , REEDA leeh MAKKO'le HaNNUKA SEEFA. Ameen. Read Qur'an Surat Al'Ala.
Afar Think-Tank Reedan-Makkaabe
ብጀካኻ ነዞም ዝንቡላት ኣብ ሽገር ዘዉረዶም የለን ፅባሕ ዋጋ ኣለዎ መም ናይ ሓደ ከባቢ ጽባሕ ንርኢ ኻልድ ሰራዊት ኤርትራ ሕልቂት ፈጺሙ ኢሉ ዘይኣምን ምሳና ክሰርሕ ኣይክልን እዩ ዝብል ሰብ መራሒ ክኸዉን ይኽእል እዩ ትብል ሰብ እኮ ኢኻ ኤርትራዊ ኣይኮንካን ዘብለና እዚ እዩ ::😅
ሄኖክ ምስ ኣኽብሮት በጃኻ ከምዚታት ዓይነት ትርኪምርኪ ቪድዮታት ግዝኡ ዝሓለፎ ኣይተመጽእ ናይዚ ወዲ ኣብ ኤርትራ ኮይኑ ዝዛረብ ዞሎ ወዲ ሽረ'ዶ ትግራዋይ'ዶ ገለመለ ኢሉ ኢልካ ዘምጻኻዮ ኣይግድን!!!
ብዓቢኡ ካልድ ቅድሚ ነዊሕ እዋን ብተዳጋጋሚ ነቲ ጉዳዩ ባዕሉ ተዛሪብሉን መረዳእታ ሂቡሉን'ዩ ፡ ስለዚ ክንደይ ሰባት ኣኣብ ዝተዛረብሉ እዋን ድኣ'ሞ ክስቶ ከምዚ ኢሉ ክስቶ ከምዚ ደጊሙ እንዳበልካ ከተምጽእዎ ኢኹም ? ካብ ዕንቅፋት ስራሕ ሓሊፉ ዘምጽኦ ዋላሓንቲ ፋይዳ የብሉን።
አሪትራ ን ኤርትራውያን ብኤሪትራውያን ንስኩም ናይ ትግራይኩም ግበሩ ።ነጥቢ