"ኣብ ዓድዋ ሰፈር ቅዱሳን ተረኺቡ"

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 10 дек 2024

Комментарии • 26

  • @SffFgu-jj1xe
    @SffFgu-jj1xe 8 часов назад +4

    ጸሎት ቅድሳን አይፈልየና❤❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 8 часов назад +4

    ትግራይ ድንግል ታሪኽ እያ

  • @SenaitNegussie-c5h
    @SenaitNegussie-c5h 7 часов назад +2

    ተመስገንኣምላኽ ንዝይዘርአየና

  • @tisiontsion777
    @tisiontsion777 10 часов назад +4

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ብፀሎቶም ይተዓረቐና ኣምላኽ እስራኤል:::

  • @LemlemYohannes-e3k
    @LemlemYohannes-e3k 8 часов назад +4

    Amen

  • @aziebukbay5653
    @aziebukbay5653 32 минуты назад +1

    በረኸቶም ኣይፈለየና

  • @መሪጓልወጀራትዩቱብ-መ
    @መሪጓልወጀራትዩቱብ-መ 9 часов назад +4

    አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏💒🌿🌿🌿❤️❤️❤️❤️

  • @DseraMerea
    @DseraMerea 7 часов назад +3

    ❤❤❤❤❤

  • @mezagebrefe4604
    @mezagebrefe4604 5 часов назад +2

    💖💖💖💖🙏💖💖💖

  • @binyam1578
    @binyam1578 6 часов назад +3

    😢እንታይ እሞ ዓድዋ ከምቲ ታሪክኪ አይኮንክን ሐደ ሐወልቲ ናይ ቀዳሞት ይኩን ንይ ሕጂ ህንጻ ዉን ዘይብልኪ ተሪፍኪ😢ኣኣ ፊንፊኒ ክሕደስ ታሪክ ዘይብሎም ጠንቃሎ 😢💔😭🐴ግን ደሐን ዉሻጤካ ዘየዔረካስ አብ ማዕዶ ዘሎ ብሪጅ ናይ ባቡር ዋይ ትግራይ ዓደይ Tdfተስኡ 🕊🔔💒💊👏✌🏻💝💎

  • @ephremgeberegzibher96
    @ephremgeberegzibher96 5 часов назад +2

    God help tigray.

  • @ghidaydesta5870
    @ghidaydesta5870 10 часов назад +4

    Amen 🙏🙏🙏

  • @GenetWsillasie
    @GenetWsillasie 5 часов назад +2

    ታሪኽ ትግራይ ተዛሪብካ ኣይውዳእን ነዚ እውንዩ ብላዕልን ብታሕትን ዘለው ፀላእቲ ብቅንኢ ዝዛርብዎን ዝገብርዎን ዝጠፍኦም ንሳቶም ቅዳሓት እዮም ትግራዋይ ግን ናይ ክሎም ቀዳማይ እዩ ኩሉ ታሪኽ ናይ ሃይማኖት ናይ ንግስነት ናይ ባህሊ ናይ ዜማ ናይ ስልጣኔ መሰረት እያ ናይ ባዕላ ገንዘብ ዝነበራ ብወርቅን ብርን ነሃስን እያ ህዝባም ወረጃ ለባም መስተውዓሊ እዩ ሰብ መኽበሪ እዩ ዋላ ዘይተማህረ ሙሁር ዝዛረቦን ዝገብሮን ዝፈልጥ እዞም ጎራብትና ብላዕልን ብታሕትን ዝፍለጥ ታሪኽ ስለዘይብሎም ይፃረፉ ይዘርፉ መልሓሶም ስድታት ተጋብሮም ኩፍእ ኩሉ ነገሮም ካካይ ግን ንሕና ማርያም ፅዮን ሒዝና ካብ ዝዎዶቅናዮ ክንትስእ ኢና መጨረሻ ሓቂ እዩ ዘሽንፍ ደው ዝበለ ይርአ ናብናይ ቀደም ሃይማኖትናን ንግስነታን ክንምለስ ኢና ፈጣሪ ፍቃዱ ይኹን ኣሜን

  • @YemaneNegash-o1y
    @YemaneNegash-o1y 8 часов назад +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 10 часов назад +3

    Amen. Egziabher. yemasgen. ⛪☝️😢🙏🙏🙏❤️✔️

  • @Tigraynamedia
    @Tigraynamedia 6 часов назад +2

    እታ ሀፄ ካሌብ ምስ ዓለም ዝራኸቡላ ዝነበሩ ናይ ዋሻ መንገዲስ ንመርሕቲ ሕዋሓት እንተተርእይዎም ፅቡቕ ነይሩ 😂 ጽው ፅዋይ

  • @hfdhdr7675
    @hfdhdr7675 9 часов назад +3

    🙏🙏🙏🌿🌹🌿♥️♥️♥️♥️

  • @genetg1118
    @genetg1118 30 минут назад +1

    Mesikel ayibekam

  • @ftsumbrhanalemngus9052
    @ftsumbrhanalemngus9052 10 часов назад +3

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉

  • @Tigraynamedia
    @Tigraynamedia 6 часов назад +2

    የዋህ ብእሲ ኩሎ ዘነገርዎ የአምን ይባሃል። አቅሽቲ ትግራይ ዘየለ ፅውፅዋይ ገዲፎም ወንጀል ክርስቶስ ጥራይ እንተዝምህሩ ነይሮም አብ ኤርትራን ትግራይን ኢትዮጵያን ማዕተብ ዝአሰረ አራዊት አይምተፈጥረን ነይሩ። አፍቲ ህዚቢ ብፍላይ እቲ ሐዱሽ ወለዶ ዘይረኧ ናይ ክርስትና ምንም ጥቕሚ የብሉን። እዞም ሐሰውቲ ፖለቲከኛታትን ጨካን ትውልድን ናታትኩም ፍረ እዮም። ብሰብ ህይወትን ዕለታዊ ናብራን ዘይረኧ ሃይማኖትን ታሪኽን ትምክሕቲ ጥራይ እዩ።

  • @genetg1118
    @genetg1118 30 минут назад

    Kesochi gin bandera bayizu des yilegnal

  • @Tigraynamedia
    @Tigraynamedia 7 часов назад +1

    So what?

  • @terhasdawit3119
    @terhasdawit3119 8 часов назад +2

    Amen🙏

  • @meksebtesfamaryam8232
    @meksebtesfamaryam8232 6 часов назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤