ቑ1 - ብፋስ ዓዲ ዝውዓለት ጎርዞ ኣፀደ ገብረትንሳኤ ዝባን ገደና። ኣቤት ጭካነ!!

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 26 ноя 2024
  • ኣፀደ ገረንስአ ኣብ ሕልሚ ቀፃሊ ሂወታ ኣብ ትምህርትን ውድድር ኣትሌትክስን ፅቡቕ ተስፋ ዝነበራ ንፍዕቲ ተምሃሪት 8ይ ክፍሊ ነይራ። ወለዳ ተስፋ ንዘይኾና መንእሰይ ብግዲ ክትሙርዐ ብምግባር ካብ ሕልሚ ቁልዕነታ ምፅልማት ሓሊፉስ ድራር ፋስ እውን ገይሩዋ። ብጣዕሚ ዘሕዝን ታሪክ!!!!
    ንኣፀደ ክትሕግዙ እትደልዩ ወገናትና ብ0927765921 ክትረኽቡዋ ትኽእሉ።

Комментарии • 888

  • @merihthomas5318
    @merihthomas5318 4 года назад +108

    ኣጆኺ እግዚኣብሄር ጸድፊ ይፈጥር እሞ መደያይቦ ይፈጥር ክትሓውይ ኢኺ 🇪🇷🇪🇷

    • @burktekilt5235
      @burktekilt5235 3 года назад

      Vielleicht könnten Sie mir noch

    • @hagosadhanom4868
      @hagosadhanom4868 Год назад +1

      ኣፀደ ሓፍተይ ኣጆኪ ክትሓዉዪ ኢኪ

  • @tamrat7
    @tamrat7 4 года назад +56

    ናይ ሓቂ ዘሕዝን አዩ ጽብክቲ ጽርይቲ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ 😍😍🇪🇷🇪🇷

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ

    ዋይ ኣቱም ሰባት እዚ ነገር ካብ መንግስቲ ፍርዲ የለን ዋ ናብ ኣምላክ ንለምን የሕዋት ክፉእ ተጀሚሩ ኣሎ በጃኩም ናብ ማርያም ንልምን

    • @hulumbesher1099
      @hulumbesher1099 4 года назад +1

      ኣይ ሰማዕካን ትኾን ን 7ተ ዓመት ተኣስሩ ካብኡ ብሽምግልና ወፅኡ 👌

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 4 года назад +6

      @@hulumbesher1099 ክከውን አይመነበረን ከምታ ዓዲ አውዒልዋ ዘሎ ከምአ አብ ዓዲ ክውዕል ነይርዎ እግሩ ክቁረፅ ነይርዎ ከማን ክውሕዶ

    • @tmnitgereziher1843
      @tmnitgereziher1843 4 года назад +1

      @@gfftggt6311 ትክክል

    • @senaitnaod2643
      @senaitnaod2643 4 года назад

      Nay bhki

    • @galtagru174
      @galtagru174 4 года назад

      Bihaki😭

  • @Rakibella17
    @Rakibella17 2 года назад +4

    ሓብተይ መዓረይ ኡፍ እዋይ ኣንታ ክንደይ ይጭክኑ ኣራዊት ድኣ እዚኦም እንድዮም መሳኪን ፈጣሪ ይሓግዝክን 🇪🇷❤️

  • @ephremgebremicheal3744
    @ephremgebremicheal3744 4 года назад +74

    ሕጂ ኩላትና ትርጉም ሓፍቲ ይርደእና ይከውን ሓፍቲ ኣዶ ብዓልቲ ገዛካ እያ እሞ ከነክብረን ይግባእ ንሓፍትና ምሕረት የውረድን ኩሉ ታፃዊራ ትሕብሕብ ዘላ ሓፍትና ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @zttgy7054
    @zttgy7054 4 года назад +78

    ዋይይይ ሓፍተይ አጃኪ አብ ዓለም ፈተነ ብዝሕ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ይማሓርኪ

  • @simonabraha7775
    @simonabraha7775 4 года назад +7

    ዋይ ሐፍተይ ናተይ ብጣዕሚ ዘሕዝን ዘስካሕክ እዩ አጆኪ እግዝኣቢሄር አምላክ እታ ንእስነትኪ ይርኣየልኪ🇪🇷

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 4 года назад +78

    ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ; እዛ ብጣዕሚ ፅብቕቲ ንእስቲ ሓፍትና ብዕሸላ ኣብዘይ ድሌታ ክትምርዖ ተጌራ ጨካን ኣረመኔ ሰብኣያ ዝነበረ ናይ ቆልዓ ተጠዋሪት ንኽትኮን ገይሩ ድሕሪ ሸውዓተ ዓመት ተፈቲሑ ይቕሬታ እኻ ክጥይቓ ኣይደፈረን:: ነዛ ሓፍትና ኩሉ ትግራዋይን ፈታዊ ትግራዋይን ተሓባቢሩ ትድሕነሉ መንገዲ ከፍተን ኣለዎ:: እግዚኣብሄር ብተኣምሩ ኣድሒንዋ ንምርኣይ የብቃዓና; ኣሜን! መም/ ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ! ኣያ ንዘይብሎም ተጋሩ ኣያ ኢኻ እሞ እግዚኣብሄር ኣያ ይኹንካ!!!

    • @tsadeydelaytifkernselamn5484
      @tsadeydelaytifkernselamn5484 4 года назад

      Yegrm eyu bezey teletka memrau zemxeo xegem ezey eyu terfu gemata zeserh entekonusi tehakima kethawi tekel eya bezekone negzabiher kulun yekalo eyu egzabihr nesintki yeraylki mearyyy

    • @muluftwi6962
      @muluftwi6962 4 года назад

      Amen amen amen 🙏

    • @HiwetMehari-t4m
      @HiwetMehari-t4m Месяц назад

      amlek mhret yewrd haftey

  • @iuu5963
    @iuu5963 4 года назад +19

    ኣሕሕሕ ምህረት የውርደልኪ ፈጣሪ ዛሓፍተይ፣ካብ ከምዚ ዓይነብርኪ ምጉዳል ይመሓረና ኣሕዋት፣ስደት ይውዳእ ዩ ፣ድክነት ውን ይሓልፍ እዩ ዋ

  • @zufanzufan4943
    @zufanzufan4943 4 года назад +76

    ቃላት የብለይን ን ዶክተር መምህር ሙሉ ኣቦ ድኻ ኣቦ ውፁዕ።።። ኣፀዳ ማለት መታዓቢተይ ያ። ናይ ኣፀደ ቁንጅና፣ጉብዝና፣ቁመና ዘይርአየ ሰብ ።።።ኣይይይኣኽኽኽ ምስ ወቓዓ ናብ ሕክምና እናወሰድዋ በጋጣሚ ኣውያት ሰሚዐ ከይደ ተራእኩስ ።።።።። ደም ተሓፂባ ርኤያ።።። ካብ ሕልናይ ዘይጠፍእ ጎደሎ መዓልቲ ተዘይሪኣ ምሓሸኒ ነይሩ ሕጂ ኣብ ዓይነይ ኣብ ሕልናይ ይመለላሰኒ።።። ኦ ኣምላኬ ሆይ መንገድኻ ምርሓና ካብ ክፉእ ሓልወና ንንገብሮ ነገር ኩሉ ተቆፃፀረና። ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ መላእ ሓበሻውያን ናይ ፀባሕ ድንግል ማርያም ባዕላ ትሓልኩም።

    • @ዓለምጉራምራነቲሓደትፆሮእ
      @ዓለምጉራምራነቲሓደትፆሮእ 4 года назад +2

      አሜን አሜን አሜን ዝያዳይ

    • @ነፃነትላኣከ
      @ነፃነትላኣከ 4 года назад +3

      Zufan Zufan ኣሜን ማዓረይ ካብዚ ክፉእ ተግባር ይምሓረና ኣፀደ ድማ ሕክምና ክትረክብ ተስፋ ይገብር እግዚአብሔር ምስኣ ይኩን ብጣዕሚ ዘሕዝን ተግባር እዩ

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  4 года назад +7

      ብርትዐ ይሃብኪ ዙፋን ሓፍትና!!

    • @a.g751
      @a.g751 4 года назад +3

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን መዓረይ

    • @merhawittameer4366
      @merhawittameer4366 4 года назад +3

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @tess8271
    @tess8271 4 года назад +4

    ኣጆኺ ክብርቲ ሐፍተይ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ጽፍፍቲ ጽርይቲ ግን ኣብቲ ዓዲ ሕጊ ዘይምህላው ይሕዝነካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy1997 4 года назад +14

    ኣቤት ዓቕሊ ተመስገን ባሃልቲ ስድራቤት ኣድናቖተይ ወሰን የብሉን።
    ኣጸደ ሓፍትና ካኣ ሙኡሉእ ምሕረት ክገብረልኪ ባዓል ሙሉእ ተስፋ እየ

  • @abnkstyu4487
    @abnkstyu4487 4 года назад +17

    ዓያኒኺ ይዓይነልኪ ሓፍተይ መ,ር ሙሉ ውን ብጣዕሚ ንመስግን ኩፍእ ኣይትርከብ

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ጨ6ፀ

    እዋይ ሓፍተይ ምዓረይ ጸላእኪ እዉይይይይ ምዓረይ ንእስነትኪ ብሓደ ዘይሕልናዊ ሰብ እሞ ክኣ ብብዓል ዘይፈተወት ዝተመርዓወቶ ሩጉም ዝኮነ ፍጥረት ኣብየት የሕዋተይ ካብ ከምዚ ዝበለ ፈታኒ ምዓልቲ የድሕነና እምበር እዚስ ዘረባ እውን ኣይረክበሉን መግለጺ ልዑል እግዛብሄር ይሓልክን መመህር ሙሉ ልኡክ ቁዱስ ገብርኤል ቅድስቲ ድንግል ማርያም ትሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙሉእ ሓጎስን ቅሳነትን ይሃብካ ኣብ ዓንደ ወርቁ ክኣ ይጽሓፈልካ ነዚ ኩሉ እትገብሮ ቁዱስ ሓሳብካ ኩሎም ቁዱሳትን ሓወርያታትን ምሳካ ይኩኑ 🙏🙏🙏

  • @ለዘለኣለምንበርለይትግራይ

    ዋይ ሓፍተይ ናተይ ምሕረት ይሃብኪ ሙሉየይ ኣቦ ፅጉማት ትግራይ ንበረልና ንዘለአለም ሙሉየይ ብርሃን ትግራይና💖

  • @ኤፍታህወለተሩፋኤል
    @ኤፍታህወለተሩፋኤል 4 года назад +19

    እዋይ ሓፍተይ ጽሪቲ ክጽብቃ እዚኣ ዶ እዚ ምረኸበት ሓፍተይ ናተይ ግን እንካዕ ተኣረቀ ብዓብዩ ክኣ ንኣ ዕረፍቲ ብኣምላኽ እዩ ዕርቂ ድማ ብጣዕሚ ጽቡቕ ምክንያቱ ካብ ጽልኢ ዝርከብ ነገር የለን እንተ ንሱ እሞ ናይ ኢዱ ይሃቦ ፈጣሪ

  • @ንፅባሕብተስፋ
    @ንፅባሕብተስፋ 4 года назад +22

    ኡፍፍ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገበረ የለን ዶበሉ እንየካ ጭካነ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ምሕረት የዉርደልኪ ፅብቅተይ ኣህህ

  • @linidesbele380
    @linidesbele380 4 года назад +10

    ኣፀደየ ፅሪተይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይይ ፈጣሪ ምሕረቱ ይልኣከልኪ ኣቤት መልክዕ ኣቤት ቁመና እታ ሓላል ክብርቲ ሓፍትኪ እውን ሰልቺኒ ደኪሙኒ ከይበለት ተላዕለክን ዘላ ዕድመን ጥዕናን ተመንየላ ወድሓንክ ፀፅቡቁ የስምዕና።

  • @iloveyoumom8459
    @iloveyoumom8459 4 года назад +5

    እፍፍፍፍፍፍ ሓፍተይ ማዓረይ ምሕረት የውርደልኪ
    ሙሉየም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gezusudan6827
    @gezusudan6827 4 года назад +1

    እዋይ ሓፍተይ መዓረይ አምላኽ መሊኡ ምሕረት የውርደልኺ አሕዋት ናበይ ኢና ንጓዓዝ ዘለነ ነስተውዕል እባ ። መምህር ሙሉ አዶ ትግርይ ኢኻ ንዚ ኹሉ እትገብሮ ጻዕሪ አምላኽ ካብ ክፉእ ነገራት ኩሉ የሓልወልና አሜን

  • @eudulagebremedhn4177
    @eudulagebremedhn4177 4 года назад +24

    እወይ ሐፍተይ ማዓረይ ምሕረት የውርደልኪ

  • @ኃልመራጉዝ
    @ኃልመራጉዝ 4 года назад +25

    እዋይ ሓፍተይ ኣጆኺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zufanhadush3615
    @zufanhadush3615 4 года назад +35

    ውይ ፅሪቲ ሓፍተይ እስኪ ትመስሊ ፅሪቲ ምህረት ይሃብኪ

  • @stigheghebreyesus
    @stigheghebreyesus 4 года назад +9

    ማማ ጽብቅቲ ሰብይቲ ሕማቅ ረኺብኪ ጽላኣይና ሕማቅ ናይ ውላዱ ኤራይ ምስክነይቲ መንእሰይ ከቢድ ኢዩ ኣምላኽ ምሳኽን ይኹን

  • @monumonyo6370
    @monumonyo6370 4 года назад +16

    ሓፍተይ ማዓረይ ፈጣሪ ምሕረት ይልኣከልኪ ፅብቅተይ🙏መምህር ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ፅጉማት🙏🙏❤❤

    • @tesfa9517
      @tesfa9517 4 года назад

      Nsen andazra abal ybla ante srah yelen smi da ygbereln azians

  • @azemeraazemar1543
    @azemeraazemar1543 4 года назад +2

    እውይይ ሓፍተይ ምዓረይ አምላክ ይምሓርክ መምህር እድሜን ጥዕናን ይሀብካ

  • @ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ

    እውይይይ ኣንታ ኣምላክ እንታይ ሕማቕ ትርኢቱ እዩ ዚ😰 ጽንዓተን ፉሉይ እዩ ብፍላይ እታ ሓብሓቢት ኣጆኽን ፈጣሪ እቲ ጸልማት ናብ ብርሃን ክቕይሮ እዩ🙏

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 4 года назад +6

    ኡፍፍፍፍ ይገርም ,ዩ ሓፍተይ ምሕረት ይኣዝዘልኪ መ/ህር ሙሌ ከኣ👉💞😘😘

  • @RobiRobi-by7yr
    @RobiRobi-by7yr 4 года назад +13

    Welcome መምህር ምሉ ብዓል ሕልና ኤህ ሽኮሪና ሓፍታይ ኣብ ምንታዩ ውዒላ እዞም ከምዚ ገበን ዝፍጽሙ ግቡእ ፍርዲ እንተዘይረኺቦም ክገዱ እዮም።

  • @danisolomon3750
    @danisolomon3750 4 года назад +2

    ብዘይ ቃል ኣምላኽ ዝዓቢ ውሉድ ከምዛ ነዛ ጽብቅቲ ዝገበራ ይገብር።
    እዚ ኩሉ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ንእግዚኣብሄር ስለ ዘይፈልጥዎ ኢዮም።
    እግዚኣብሄር ዝፈልጥ ሕማቕ ነገር ኣይገብርን ኢዩ

  • @ዕባይመይዳሽምጣ
    @ዕባይመይዳሽምጣ 4 года назад +6

    ብሓድ ሓደ ኣወዳትዶ ንኩሎም ኣወዳት ክፅረፉ ናይ ስራሕኻ ይሃብኻ ጨካን አረመኔ💔💔

  • @hulumbesher1099
    @hulumbesher1099 4 года назад +6

    ፅንዓት ህዝብይ ምዕራብ ፅንዓት እታ ናይ ስጋ ሓፍታ ከይ ኣድነቁኹዋ ኣይ ሓልፍን ንሰብ ሰብ እዩ ድማ መድሓኒቱ እቲ ናይ እዝይ ገዛ ፀገም ናይ ኩሉ ሰብ ናይ ሕልና ዘለዎ ሰብ ፀገም እዩ እሞ ኣጆኺ ሓፍተይ ክሳብ ዘለና ብዓቅምና ኣብ ጎንኪ ኢና 👌

  • @selam6473
    @selam6473 4 года назад +4

    እግዚአብሔር አምላክ ኩሉ ኣይስኣኖይ እሞ ምሕረት የውርደልኪ መዓረይ ከብደይ በሊዓትኒ ኣነስ እፍፍ አምላክ ይምሓርኪ መዓረይ ምሕረት የውርደልክን ማማማየይ እውን ኣይዞክን እንተ መላዓሊት ሓፍና ኣይዞኪ መንገድኪ አምላክ የቅነዐልኪ ሰይጣን አብ ደቂ ሰባት እና ሓደረ ብዙሕ እዩ ዝሰርሕ ንሰብ ጸላኢ የብሉን ብዘይ ሰይጣን ግን በቃ አነስ ገሪሙኒ ተረአኩስ በቃ መሕደሪ ሰይጣን ኮይንና ኢና ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልና እየ ክብል እምበይ ኣይዞክን ደሞ እግዚአብሄር አሎ ኩሉዝክእል።

  • @ሰኒየሰዉመልካም
    @ሰኒየሰዉመልካም 4 года назад +1

    ኡፍፍፍፍፍ ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝን 💔😥😢ናብ ሰብ ዶ ክንድዚ ጭካነ ምሃለወ ሓፍተይ ናተይ ባዕሉ እቲ ልዑል ፈጣሪ ኩሉ ዘይሰአኖ ምሕረቱ የዉርደልኪ 🙏🙏🙏🙏

  • @menkemtsnat708
    @menkemtsnat708 4 года назад +65

    በጃኩም ጠበቃ ገርካ ይትሓዝ እቲ ሃራማይ ግቡእ መቅጻእቲ ክውሃብ ኣለዎ ፡
    ሰብ ዓዲ ውእል ገይሩ ዕርቂ ምግባር ፍትሒ ኣይኮነን ብጣእሚ ዘሕዝን እዩ።

    • @gideyhaila1646
      @gideyhaila1646 4 года назад

      ታአሲሩ እኮ 7ዓመት ሕጂ ድማ እንድሕር ታአሲሩ እንድሕር አቅቲሎማ ከ ካቤተሰቡ ተረዲኢካ አጣዒስዋ አሎ እኮ አምላክ ካብ ሰይጣን ማዓልቲ የድሕነና

    • @tesfakahsay1669
      @tesfakahsay1669 4 года назад +2

      @@gideyhaila1646ቀዳምነት ካብ ሕማቅ ነገር ይምሓረና ኣምላኽ እንተዘይ ኮይኑ ሰብ ዓዲ ዊዒል ገርካ ንስካ ብናፃ ክትዘር ይከውን ዶ እዙይ ሕጊ ፈሪሱ ኣሎ ማለት እዩ
      ሰብ ከምዙይ እናገበረ 7 ዓመት እሱር እንታይ እዩ እዙ ሕጊ ኣይኮነን

    • @hagostes7804
      @hagostes7804 4 года назад

      Ezi nebse ktlet eyu ezi zgebrw zelewu sedraki 2 gize bedel eyu bzkaleki meten tebeka gerki nay edu nay edu krekeb alew

  • @trhasheshe1555
    @trhasheshe1555 4 года назад +1

    ኣምላክ ምሕረት የውረድልኪ ሓፍተይ ማዓረይ መ/ር ሙሉ ኣቦ ፅጉማት ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ

  • @abebaasfeha4675
    @abebaasfeha4675 4 года назад

    ንመ/ር ሙሉ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ፈጣሪ ይሃበልና ብጣእሚ እየን ዘሕዝና ንዐአን እዉን እ/ር ይሓግዘን

  • @hntsahaylay1955
    @hntsahaylay1955 4 года назад +2

    ዋይ ዋይ ንስኺ ትመስሊ ጎርዞ😭😭😭😭ኡይይ ኣቱም ሰባት እንተፈረድና ወዮ ኣይትፍረዱ ከይፍረደኩም ድዩ ኢሊና ፈጣሪና እግዚኦ ሂወታ ኣበላሽይዋ የሕፅሮ😭

  • @ራህዋኤርትራዊት
    @ራህዋኤርትራዊት 4 года назад +7

    Ajoki zhaftey tesfa keytqorxi abgonki alena 🇪🇷💗

  • @cheliechelitey3109
    @cheliechelitey3109 4 года назад

    ኣሕሕሕ ዘሕዝን ፍጻሜ ናይ ብሓቂ ኣታ ወሊደኻላ እንዲኻ ክንደይ ክትጭኽን ኢኻ ወደይ ኣብ ከብደይ እኾ ኣቲኒ ዝሓፍተይ መዓረይ ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ኣጆኺ ከምቲ ኣብ ወንጌል ማቴዎስ 5፥7 መሓርቲ ምሕረት ክረኽቡ እዩም እሞ ብጹኣን ኢዩም ከም ዝብለና ቅድስ ወንጌል ኣምላኽ ኣቅሊልኺ ስለ ዘሎ ንወልደኺ ክትብሊ ምሕረት ገበርሉ ኣብ ዝሓጽረ ኣዋርሕ ድማ ከምቲ ዝነበርኽዩ ብክልተ እግርኺ ክትጓያ ኢኺ ጽሎት ጥራይ ንገበረላ ኩላትና ይሕዋታ ኣጆኺ ኣጆኺ እዚ ዉን ክሓልፍ እዩ ። ካብ ሓወኺ ኤርትራዊ መምህር ሙሉ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ኣብ ትኸዶ ኩሉ ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ምሳኻ ይኹን ወላዲት ኣምላኽ ምሳኻ ትኹን ። ኣብ ስራሕ ኣብ ሓዳርኻ ኣብ ኩሉ ጎዑዞኻ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነይልኻ ።

  • @savelalove1268
    @savelalove1268 4 года назад

    ብጣዕሚ የሐዝን ኣብየት ጭካኔ ኣጀኪ ማዓረይ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ ንመምህረይ ብዕድመይ ጥዕናይ ይሓልወልና ልኡል እግዚአብሔር

  • @afommesfin4669
    @afommesfin4669 Год назад

    እዋይ ሓብተይ እግዚኣብሄ ምሕረት የውርደልኪ፡ንሓብትኪ ካኣ ጥዕና ይሃባ።

  • @ትግራይረመፅእያንፀላእታ

    እፍፍፍፍ ክንደይ ጨካን ሰብ እዩ ዘሎ ኣጆኪ የኔ ቆንጆ እመብርሃን መሊኣ ምሕረት ተውርደልኪ ንዑኡ ብእግዚኣብሔር ቅፅዓቱ ክረክብ እዩ ኣጆኩም ኣለና ኣብ ጎኑኩም

  • @kebari9238
    @kebari9238 4 года назад +14

    መምህር ሙሉ ተገብሮ ዘለካ ኣምላክ እድመን ጥእናን ይሃብካ እሞ ሕጊ ግን የለን ከም ገረብ ተፈሎጻ 7ተ ኣመት ወጹ ዘሕዝን እዩ

  • @ኣሕፈሮምዓዲጀጋኑ
    @ኣሕፈሮምዓዲጀጋኑ 4 года назад +5

    ኡፍፍፍፍ ፁሩያት ዓለም እንታይ ዘይተሓሰበ ገጠመኪ ሓፍተይ የዋህ ምኳን ኩሉ ይጎድአካ ካሕሳ ኡሉ እውን ዘይትካታተለኦ ንሱ ድማ ዝወለደልኪ ኣሜንኪ ከምዚ ገይሩ ኣባልሽይክስ መሊሱ ይቅርታ ኢሉ ዘይራኣየኪ ግን ካብ ኣምላክ ይርከቦ 😭😭😭😭

  • @aklilukidane3159
    @aklilukidane3159 4 года назад +4

    Zehzn smao xbktey amlak msaki ykun blbi❤❤❤❤🇪🇷Eritrawi iye ajeki

  • @merhawibrhane9740
    @merhawibrhane9740 4 года назад

    ብጣዕሚ ዘሐዝን ፍጻሚ ኢዩ እተኾነግን ኣጆኪ ኣጸደ ሓፍትና በርትዒ ተስፋ ኣይትቁረጺ ዛሓፍተይ ኣብ ትሕቲ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ጎንኪ ኣለና ዛሓፍተይ ንኩልክን እምላክ ጥዕና የውርደልክን ነቶም ከምዚ ጌርኩም ጸገም ሕብረተሰብ ንምቅጻልን ንምምሕያሽን ለይትን ማዓልትን ትጽዕሩ ዘለኩም ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ዞምየሕዋተይ ብሩካት።

  • @zeritfissahaye5439
    @zeritfissahaye5439 4 года назад +1

    እዋይ ጭካነ ሰብ ድዩ ክንደይ ይጭክን እዩ ኣምላክ ናይ እዱ ይሃቦ
    ንዓኪ ድማ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ክብርቲ ሓብተይ

  • @XxtraaXxtraa-zw8lf
    @XxtraaXxtraa-zw8lf 4 года назад

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ነገር በፅሕኪ ሐፍተይ ሕዝግን እትሐዉይሉ በንገዲ እናምፀአእዩ እግዚአቢሔር አጀኪ መዓረይ

  • @weredeteklezgi9205
    @weredeteklezgi9205 4 года назад +1

    ብጣዕሚ እዩ ከብድካ ዝበልዕ ሓዝን እዩ ተሰሚዑኒ ክንድዚ ዝኣክል ጭካነ ሂወትኪ አምላክ እንኳዕ አውፀአኪ

  • @Biti504
    @Biti504 4 года назад +8

    ኦ ኣምላኬ መስተዋዓሊ ልቦና ሃበና ሕማቅ ምዓልቲ ውዒሉ ምሕረት የውርደልኪ ምቅርተይ መ/ር ሙሉ ከይመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን መድሃኒኣለም ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ሓላል ፍጥረት💕💖💗

  • @hbfufhthfgt5413
    @hbfufhthfgt5413 4 года назад +23

    እዝግዮ ማሓረና ኩርስቶ

  • @jesusisthelightoftheworld5780
    @jesusisthelightoftheworld5780 4 года назад +13

    I feel so sorry for her she is so young and beautiful. Please ask if someone can take her out of Ethiopia 🇪🇹 for medication. Please mulu

  • @tngtn3977
    @tngtn3977 4 года назад +4

    እግዚኣብሔር አምላኽ ምሕረት ይአዝዘልኪ ሓፍተይ።

  • @AwetYosief
    @AwetYosief 6 месяцев назад

    ብነገር ኩሉ ምሕረተኛ ዝኾነ አምለክ ይፈውስክን ፍቁራት ስድራቤት እቲ አጋጣምን ሐደግኡን አዝዩ ከቢድን ዘሕዝንን እካ ተኮነ አምላክ ግን ኩሉ ይክእል እዩ አጆኺ ክፍውሰክን እዩ ። ሐፍትኪ ክአ ብነገር ኩሉ ተባረክ ጉልበታ ይጽናዕ ። እቶም መምሃራን ውን አብ ዘለዎም ውሕዳት ናይ ዕረፍቲ ግዜ ከምዚ ዓይነት ሰናይ ተበግሶ ወሲድኩም አብ ገዝአ መጺኩም ክትምህርዋን ሞራል ክትህብዋን ትሰርሑ ብምህላውኩም ምጣዕሚ ምስጋና ይግብአኩም እዩ ብነገር ኩሉ ተባረኩ ።

  • @aronchanel127
    @aronchanel127 4 года назад +19

    😭😭 Tesfa aytuqrexa adena kehalf eu ajekn 🇪🇷

  • @tmtt7685
    @tmtt7685 4 года назад +36

    ኣምበሲት እቲ ሞራልኪ እኳ ዘይጽዓድ ብንእሽቶኺ ንጸገም ምቕባል ጥበብ እዩሞ ራህዋ ትርእይሉ ነዊሕ ኣይክኸውንን እዩ ኣጆኺ በሉለይ ♥️

  • @mombut868
    @mombut868 2 года назад

    አቤት ሓባ ግን ብጣዕሚ ሓባኛ ቆልዓ እንተ እቲ ዘጋጠመ ግን ካብልበይ እየ ሓዚነ እግዛብሄር ምሕረቱ ይላአከልኪ ሓፍተይ

  • @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ

    ኢዱ አይስአን እዋይይይ 😭😭😭 ሓፍተይ ማዓርይ አምላክ ምሕረት የውርደልኪ ንመምህረይ ❤ዓስቢ ካብ አምላክ ርክቦ

  • @ፍረኃልትግራይፃዕዳ
    @ፍረኃልትግራይፃዕዳ 4 года назад +11

    ሓፍተይ ማዓረይ አሕሕሕሕሕሕ አታ ከመይ ዓይነት ጭካነ እዩ ዛ ፅሪይቲ ሸገ ዝኮነት ቆልዓ ዶ እዚ ይግባአ ዋይ ክፉእ አምላክ አብ ቀረባ ግዜ ተሓኪማ ዲሒና ንሪኤሉ ይግበረና አሕዋተይ

  • @Habesha_fashion
    @Habesha_fashion 2 года назад +1

    ኣይ ትግራዋይ ኣሬም ንሓፍትኻ ከመዚ ገይርኻ ብፋስ ይህረም በስምኣብ ሓፍተይ ናተይ ኣጆኪ ክትሓዊ እኪ 😭😭😭😭

  • @saytsayt164
    @saytsayt164 4 года назад +1

    ዘይስማዕ እናኾነ እበይ ዛይግበር የልን ድዩ ዝበሃለ ከብዚ መሓረንይ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ ዛሓፍተይ😢😢😢😢😢

  • @brhaneaynalem9246
    @brhaneaynalem9246 4 года назад +1

    ኣጆክን ኣምላክ ምሳክን ይኩን ህዝብና ቡሩክ ኡ ሞ የሕዋት ነተባባዓየን በጃኩም

  • @yordawelde4889
    @yordawelde4889 4 года назад +4

    እውይ ጽብቅቲ ጸላኢኪ ይኮርመ ኣታ እንታይ ሰይጣን ዝኮነ ረኸብኪ ሓፍተይ ኣምላኽ ይከኣሎ እዩ ኣጆኪ

  • @zarahiwet1
    @zarahiwet1 4 года назад

    መምህር ሙሉእብርሃንስ እግዚኣብሄር ብሩህ ኣእሙሮ ጌሩ ፈጢሩካ ሓላይ ህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @sebleyohans6707
    @sebleyohans6707 4 года назад +1

    ዋይ ጋል ኣንስተይቲ ትረክቦ😭 😭😭😭ቅጭናት ብድክነተን ጽፉፋት ሓቦኛታት ብርክቲ ሓፍቲ ብሓቂ እግዚአብሔር ማዓልቲ ኣለዎ ኣጆክን

  • @zeritfissahaye5439
    @zeritfissahaye5439 4 года назад

    መምህር ሙሉ ብትገብሮ ዘለካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓስብካ ይሃብካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @jcfug3355
    @jcfug3355 4 года назад

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውረልኪ ዝያዳይ መምህር ሙሉ እውን ካብ ኣምላክ ርከቦፍረፃማካ

  • @mogesberhanu570
    @mogesberhanu570 4 года назад

    መምህር ብጣዕሚ ደስብሓሊ ከምዚ ኧይነት ዝህዝን ህይወት ዘለዎም ተኻጋጊዝና ዝኸሸ ኸክምና ተዝረኽቡ ይብል 😱

  • @ganighani1302
    @ganighani1302 4 года назад +2

    እንኳን ኣምላክ ኣውፀአኪይ ዘሓፍተይ
    ተስፋኪይ ንቅድምት ኢዩ እግዛቢሐርምሳኺ እዩ

  • @mazafrish5545
    @mazafrish5545 4 года назад +1

    ክብርቲ ሓፍትና አዋፀአ አይሳአኖን እግዛአብሄር አምላክ እሞ ተስፋ ከይትቆርፂ አጀኪ ክትሓውይ ኢኪ ናባና ይሕወስኪ ምቅርተይ
    መሉ ሓወና ናዓካ መግለፂ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ

  • @AdhanomKiros
    @AdhanomKiros 7 месяцев назад

    ምሕረት የውርደልኪ እግዚአብሔር ዝሓፍተይ

  • @raar8299
    @raar8299 4 года назад

    ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ ማዓረይ ንመላዓሊት ምረቃ ወላዲ ኣብ ዝባንኪ ይውዓል ምቅርተይ መምህረይ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @asbideralove6812
    @asbideralove6812 4 года назад +6

    ኤህ ሓፍተይ ማዓረይ ምሕረት ይኣዝዘልኪ

  • @hayathayat5402
    @hayathayat5402 4 года назад +1

    #ኦ ግይታይ ካብ ሕማቅ ስራሕ@ ሰውረኔ #ኣምላከይ #መ/ር ሙሉ #ብደቅካ ታሓጎስ ኣብ@ ዝረገፅካዮ# ለምለም ይኩን ምስግናይ ወሰን የብለን ኣብ ዝከድካዮ ገነት ይኩን #ወገነይ@@@@@@

  • @brnotesfaldet4954
    @brnotesfaldet4954 4 года назад

    Xbqti haftey btami dengixe ajoki amlak alo from Eritrea 🇪🇷

  • @nebiatyikealo6132
    @nebiatyikealo6132 4 года назад +4

    ከምዚ ነገር ይብዝህ ኣሎ ሓደ ወዲ ኣሎ ኣነ ዝፈልጦ ዝተሃርመ ብፋስ ኣምላክ ይቅረይበልልና ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና።

  • @ዛይድሓፍቲቲጂ
    @ዛይድሓፍቲቲጂ 4 года назад +2

    ኡፍፍፍ ብጣዕሚ የሕዚን እግዚአብሔር ይማሓረክ ዛሓፍተይ 😢😢😢

  • @ኣምላኽይመስገንኣባይካባብ

    Atsediye tsbktey amlak mhret yewrdelki arski kielki tewanachfki tserhlu gzie yereki fetari ajoki እስመ ነገር ዘይሳኣኖ ለግዝኣብሄር እቲ ኩሉ ዘይሳኣኖ ኣምላኽ ኩሉ ዝካኣሎ ኣምላኽ ምስ ክብርቲ ወላድትኪ ሓፍትኺ ምስ ኩልኽን ይኹን

  • @asddaafdda9662
    @asddaafdda9662 4 года назад

    እዋይይይይይይ ጭካኔ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ መ/ር ሙሉ ኣቦ ድካታት ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @sentayohuteka3509
    @sentayohuteka3509 4 года назад

    ኣምላክ ምሕረት ይውርድልኪ ዝሓፍተይ ጽርይቲ

  • @Girmay2023
    @Girmay2023 4 года назад +7

    Hgi kmehayesh zelewo abzi eu ayzoki haftey natey tnkareki btaemi Eu dessss zbl e her kmhreki nay kulatna tesfa eu

  • @Brhantgraweyti
    @Brhantgraweyti 4 года назад +1

    እዋይ በስመአብ: አምላክ ግን ብሓቂ ሓያል እዩ ክሳድካ ብፋስ ተወቒዕኻ ብህይወት ምጽናሕ ይገርም እዩ። መምህር ሙሉዋይ ዋላ 'ቲ ምክርኻ ምስቲ ስራሕካ ክጥዕም ኣያዋይ: ክብርቲ ሓፍተይ ኣጆኺ ምሕረት ካብ እግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት ክገብረልኪ እሙን እዩ።

  • @الوهلا-ر2ب
    @الوهلا-ر2ب 4 года назад

    ኣየ ዓለመ ፈተናኺ ክብዝሕ፡ዉይ ብጣዕሚ መሕዘኒ ፡መምህር ሙሉዋ ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን፡ንዓኻትኽን ዉን ፈጣሪ ምሕርት ይሃብካትን።

  • @asterasmelash7317
    @asterasmelash7317 4 года назад

    አግዚኣብሄር ምሕረት የውርደልኪ ኣብ ንቡርኪ ይምለስኪ መምህር ሙሉ መግለጺ የብልካን አግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን.

  • @okubaytsegay2429
    @okubaytsegay2429 4 года назад

    ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ኣጆኪ ክትሓውዪ እኪ ብሓይሊ ኣምላክ ንኣምላክ ዝሰኣኖ የብሉን🙏🙏🙏

  • @etyuustyle5953
    @etyuustyle5953 4 года назад

    ብጣዕሚ ዘሐዝን እዩ እግዚአብሔር ምሕረት ይውርደልኪ ሓፍተይ አይዘኪ
    እግዝኦ ማሓረና ክርስቶስ

  • @teweldegebremarim9748
    @teweldegebremarim9748 4 года назад +1

    ብዓል ኣመልስያ ማይ ሰትዩ ይጠርጥ የቐንየልና TMH

  • @wedimeret2934
    @wedimeret2934 4 года назад

    የኣኸ ተጋሩ ትሕቲ ዕድመ ምምርዓዉ ግደፍዎ ዕንበባ ሱፍ ዝኮነት ጓል ዓዲ ኣውዒልዋ ኣረሚን ድኾነሰብ ኣጆኪ ሓቢብቲኣና።

  • @mhretgebru8657
    @mhretgebru8657 3 года назад

    Meryam Ayrefeda ms weda msaki tkun zhaftey merey Amen.

  • @kibromtekie5598
    @kibromtekie5598 4 года назад +3

    Mulu really you are the hero I haven't any word to say some thing about u .GBU

  • @shishaygebrelibanos3340
    @shishaygebrelibanos3340 4 года назад

    ሙሉ ሐወና አና ብ ዓቅምኩም ትሕግዙ ዘለኩም ኣሕዋትና ፈጣሪ ኩሉ ግዜ ኣብ ሂወትኩም ይከተልኩም። ኣጆኩን ኣሕዋተይ ኩሉ ክሐልፍ ይከውን አዩ። ፈጣሪ ምሕረት የውርደላ ንሐፍትና ድማ።

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 4 года назад +1

    እዊ ሓፍተይ መዓረይ ኡፍፍፍፍፍፍ ናብ መምህር ኣባ ግርማ ከም ከደት ፅቡቅ እዩ ነይሩ ምክንያቱም ብዙሕ ስብ ከምዚ ዓይነት እዩ ዝሓዩው ዘሉ ምስ ኣምላክ ፍቃድ😢🙏

  • @samisami6408
    @samisami6408 2 года назад

    ንሐፋትና ምሕረት የውርደልኪ ነዛ ተልዕል ዘላ ሐፈትና ካአ ጻምአ የርእያ ፈጣሪ

  • @Sabawit-i9j
    @Sabawit-i9j 11 месяцев назад

    E,R mhret yewrdelki haftey 🙏💔🥺
    M,R mulu edmen tenan yahabka zahawey tebarek 🙏♥️

  • @tesfahiwetyohannes2443
    @tesfahiwetyohannes2443 4 года назад +3

    Teacher mulue GBU BRO REALLY GOOD WORK♥️

  • @amenamen3751
    @amenamen3751 4 года назад

    ኣጆኺ ማዓረይ ኣምላክ ምን ይሳነዋል ፀለት ንገብር ክትሓዊ ንገባሪ ክፍእ ናእዱ ይርከብ

  • @selamselam4789
    @selamselam4789 4 года назад

    አምላክ ይሓልካ መምህረ ሙሉ ዕዲመን ጥዕናንን ይሃብካ

  • @Bitaniya12
    @Bitaniya12 4 года назад +6

    7amet btami wihidwo xbuqat sdra ufff Amlak brkkn yexnayo 🙏🏻

  • @okok-qr2hg
    @okok-qr2hg 4 года назад

    ሉኡል እግዚአብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምትክን ክፉእ አይትርከባ ዕድሜ ጥዕና ይሃብክን