🌎 ሻዕብያ ሎሚ አብ ድንበራት ትግራይ ፤አርሚ 24 ሰራዊት ትግራይ አብ ሓደጋ ፤ዘደንግፅ ዜና ነፋሪት ኢትዮጵያ አብ ሰማይ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 14 дек 2024

Комментарии • 14

  • @ananiatube
    @ananiatube 9 часов назад +4

    ሰላም ንህዝበይ ✋

  • @recoverytoday2383
    @recoverytoday2383 9 часов назад +2

    Thanks for truth information ❤❤❤

  • @recoverytoday2383
    @recoverytoday2383 9 часов назад +2

    Welcome tigray today 🎉🎉🎉

  • @Haylemaryam-br4yp
    @Haylemaryam-br4yp 6 часов назад

    ክንደይ ትሕሱ 52 ጣብያታት እበር 54 ወረዳታት ትግራይ ሻዕብያ አይሓዘን

  • @Mulugeta8615
    @Mulugeta8615 8 часов назад

    ማንም ወታደራዊ ክፋል ንፓለቲኛታት ውክልናኦም ተገይሮም ሕዝባዊ ምኻኑ ሲሒቱ አሎ ማለት እዩ TDF ሕዝባዊ እንበር ናይ ማንም ፓለቲካ ድርጅት ሰራዊት አይኮነን😅😅😅

  • @TsigeDagnewMesfin-jf6yh
    @TsigeDagnewMesfin-jf6yh 7 часов назад

    ሻዕቢያ 52 ወረዳታት ትግራይ እንተሒዙ ምምሕዳር ደኣ ክንደይ ወረዳ የማሕድር ኣሎ? ወረዳታት ትግራይ እባ ክንደይ እየን? በብዝመሰለካ ዜና ኣይቐርብን።

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 8 часов назад

    TDF ኣብ ግዜ መኸተ ንመስዋእቲ ዝወፀ ተጋዳላይ እዩ ነይሩ፣ እዚ ማፍያ ጉጅለ ማለለሊት ናይዚ መንእሰይ ቓልሲ ጨውዩ መሸቀጢ ምስገበሮ መብዛሕትኡ እቲ መንእሰት ራሕሪሕዎ እግሩ ናብዘምርሖ ኸይዱ እዩ። እተን አርምታት ሽም ጥራይ ሒዘን ውሑዳት ደናቑርን፣ ዘይተምሃሩ ዋርድያታት ማለሊት ዝሓዛ እየን ኾይነን ዘለዋ፣ ከምዚኦም ዝመሰሉ ፀማማት እዮም ድማ ሕቶ ንዘልዕል መንእሰይን ምሁርን ብጭካነ ዝቅጥቕጡ ዘለው ብጣዕሚ የሕዝን። ስለዝይ መንእሰይ ብዞም ደናቑር እናተቐጥቐጥኻ ካብትነብር ካብ ኸባቢኻ ጉሒፍ ኣውፅኣዮም።

  • @HadnaiFalu
    @HadnaiFalu 4 часа назад

    ናብ ድበር ኤርትራ ዝቀረበ መከያከያ የለይ ሓሾት እዩ ህዝቢ አይተደናገሩ ሐሻዊ

  • @kubromghebremedhin6746
    @kubromghebremedhin6746 7 часов назад

    መንዳአ ንዋይ ወርቂ ይበልዖ ኣሎ።ክምዝመስለኒ ሃድሽ መሳርያታት ይገዛሉ ኣሎ ጉጅለ ጻድቃን።ድሕሪ ዉግእ ናብ ኤርትራ ክጸንሓን ኢዩ ኣብ ማንካን ፋርኬታን ኮይኑ።ሽዑ ጻድቃን ተጠሊዑ ካእዊ ኢዩ።

  • @dawitzerzghi8454
    @dawitzerzghi8454 9 часов назад

    ዘደንቅጽ ክክክክክ ኣየ ትግራይ

  • @GenetAbraha-qc9xs
    @GenetAbraha-qc9xs 8 часов назад

    ሕዝበይ ልዞም ምስሌኔ ኧይትእመኑ! ናይ አብይ ተከፈልቲ እዮም እስቲ ሀደ በሉ እንታይ ሰሪሆም? ልባእሎም ተመቺየወም ሕዝቦም ልከሐዱ ባንዱ እዮም። ኸዚ ዶ ምክፍፋል መድለየ ? “አቲ አንጭዋ ህለፊ ምእንቲ እዛ ሞጎጎ “እዩ ዘድሊ።

    • @Adam-lw8lx
      @Adam-lw8lx 7 часов назад

      ካብቶም ደም መጠጥቲ ሓደ ኢኻ ማለት እዩ፣ ኣታ ዓንጃል😡