@@medhaniekahsay2776 Said, is just a bard, ባዑል ዎጣ: his job is to recite whatever rhythm he has been given to. Must admit though, he's good reader :) addictive! አዉሎ ኦዉሎ ዶ ክቡል ዎላስ ስዔድ ሐሜን። ኣንታ በዐል ወጣ፡ ትብሎ ዘይትስን ፡ ኮይንካ ዶ በቃ ሀለፈ ኲትብል 😂🤣. Apology Said mate, tigriga is my second lingo :)
Ab july 21- july 23 2016 ab znebere Conference tesatife niere kem temeharit meten 150 research paper and 500 participants kea nieru gn btaemi eyu des zbleka
As much as you are very keen to critique the conference, & related initiatives from Eritrea, also be modest to acknowledge the limitations of you own presentation, You are not & were not there!
Hello Drone, I follow all your programs, especially yours and that of Matthew Zelalem and I thank you. but that of Muktar Ali is not correct and is not based in reality. I hope you will take the opinion of your customers. if not I will unsubscribe as soon as the next video
ናፍሔቶ፡ኩይንካ፡ትስማዓኒ፡
Rekibkayo aleka
ኣይትጋገ ብሮየ።ንሱ ጋዜጠኛ'ዩ ድሮን እቲ ጽሑፍ ግና ናይ በዓል ማቲዎስ በዓል ሙኽታር'ዩ ንሶም ከኣ ነናቶም ኣጠማምታ ኣለዎም።
You are wrong, its a good start and should be commended. Dont always be negative, give credit when its due.
Thanks AAN Media ❤
ብጣዕሚ ኢኻ ተደንግጽ ምስኪናይ። ንዑቕ ከይነዓቕካዮ ንዑቕ
💯💯💯💯
Selam.
..🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ስዒድ መደብካ ኩሉ ግዜ ይከታተሎ ኢየ ጽቡቃት ተቅርቦም ጽሑፋት ኣለውኻ ሓደ ሓደ ግዜ ግን ምኒን ተብዝሕ ኮይንካ ይስማዓኒ።
@@medhaniekahsay2776 Said, is just a bard, ባዑል ዎጣ: his job is to recite whatever rhythm he has been given to. Must admit though, he's good reader :) addictive! አዉሎ ኦዉሎ ዶ ክቡል ዎላስ ስዔድ ሐሜን። ኣንታ በዐል ወጣ፡ ትብሎ ዘይትስን ፡ ኮይንካ ዶ በቃ ሀለፈ ኲትብል 😂🤣. Apology Said mate, tigriga is my second lingo :)
😂😂The exact thing my wife was saying.
ጽቡቅ ክትሰምዑ ወይ ክትሪኡ ደም እዩ ዝመልእ ዓይንኩም መርገጽ አልቦ ተሐቢእኩም ጥራይ ለፍልፉ ከዴዓት ነፋሒቶ አይትሃዉቱቱ🇪🇷🇪🇷😂😂😂😂🇪🇷
ኣባህላኻ, ካብዚ ኮንፈረንስ(ዝተቀርበ መጽናዕቲታት) ዋላሓቲ ኣይንጸበ ድዩ?🤔
ዓቕምኻ ኢኻ ተዛሪብካ ስንፍናኻ ድማ ትገልጽ ኣለኻ 'ሽለት"
Anes ketedengxeni!! Meskinay!!
ኣገናዕ ናይ ብሓቂ ኣብ ዉሽጥና ኮይኑ ዝሓቕየና ዘሎ ቀንድን ኣገዳስን ዝዕባ ኣልዒልካ ስለዘቕረብካልና ኣድናቖተይ እገልጸልካ ። ኣነ ንባዕለይ ቡዙሕ ግዜ ኣብ ኣኼባታትን መደረታትን ካብቶም ንህዝቢ ኤርትራ ዘስምዕወን መደረታት ብኩቱር ህርፋን ዝጽበየን መልሲታት ንሓዋሩን ብመብጽዓ ጥራይ ዘይኮነስ እንተላይ ብግብሪ ንመኣስን ብኸመይን ኢና " ምምሕዳራዊ ምዕቡልን ስሉጡን ናይ ስራሕን ወፍርን ትምህርትን ብሕጋዊን መሰረታዊ ናይ ኣማሕድራን ውሃቢ ኣገልግሎት ስርርዕ በቲ እንኽእሎን ዓቕምታትናን ኣወሃሂድና ከነስርሕን ክንሰርሕን እንጅምር ? የማነ ይኹን ኢሳያስ ዲዮም እቲ ዝጎደለናን ንክንምልኦን ኣእምሮናን ኣብራኽናን ንከነስርሖም ክፈቕዱልና ዘለዎም? (ጠምየ ኣለኹ ዝበልክዎስ ጽባሕ ክትብልዕ እንዳኣልካ ይብለኒ ጽባሕ ተዘይበላዕኩኸ? ድሕር ጽባሕስ ኣለካ እንዶ ኢሉኒ እቲ ንርእሱ ተደሪሩ ዝመጻኒ ዓርከይ) ኢዩ ናይ ዞም ኪኢልናዮ በሃልቲ መደርቲ ን መዳናገርትን።
ሐሳዊት ለኽባጥ ከዳዓ ማቲወስ ዓጢነ ኤርትራዊ ባህሪ ዘይባላ ዓጋመ ለኽባጥ።
ነዞም ባራዩ፡ ሳሕቲ ከምዚኣ ጌርካ ጠፍ ከተብሎም ከለካ ኣብዚ comment ካስኮ ጌርካ ተዛወር ኢካ ስዒዶም
😂😂😂
ኣሕ፡ ባርያስ ሓጋዚኣ ተረኣየት መዲዳ ትሓብእ ይብሉ ኣቦታትና!
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣💯
Siedey ke ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
They called ዕድላት ወፊሪ in reality is ግድላት ወፊሪ. The outcome of the conference made it clear that Eritrea will remain as North Korea of Africa
Big time loosers game over
ሽለት እሽንኳይ ሃገር ሓዳርኩም ዘይትልውጡ ክትልፍልፉ ከለኹም ይገርመኒ
ሚ--ኒ---ኒኒ--ኒን
when are you going to stop criticizing the government? Come on now it’s 2025 give them a break, please thank you
🚫🚫🚫🚫 nay sedetki geberi
Ab july 21- july 23 2016 ab znebere Conference tesatife niere kem temeharit meten 150 research paper and 500 participants kea nieru gn btaemi eyu des zbleka
ኣታ ድሮን! ጽቡቕ ጅማሮ ይግበረልና እልካ ዶ ተዛረብ ከምዛ ርግምቲ ሰበይቲ ወይ ማዓር ዘይብሉ ተካል ንህቢ ኒን ኣይትበል በጃካ!!
ኣብ ልዕሊ ሃገርና ህዝብና መንግስትናን ዝወረደ ዓሎቅን ክድዓትን ክሕደትን በደልን ኣብ ዓለም ክሳብ ሕጂ ኣይወረደን ብሕጂ ውን ክወርድ ይኽእል እዩ ዝብል የብለይን።
ስለዚ እዚ ተበግሶ ጽቡቕ ጅማሮ ይግበረልና እና ንብል። ምኽንያቱ ዓለምና ጽቡቕ ናትና ክትርኢ እንከላ ከይደቀሰት ከም ትሓድር ዕውር ዝፈልጦ ምስጢር ኣዳባባይ እዩ።
ስለዚ እዚ ጅማሮ ንህዝብና ጽቡቕ ተበግሶ ንጎረባብትናን ንዞባናን ጽቡቕ ኣብነት ክኮነልና ኣምላኽ ነቶም ክፉኣት እዶም እግሮም ይሓዘልና።
ኤርትራ ንቅድሚት
ኤርትራ ብፉጡን ገስጋስ ማርሽ
ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ
ኣብ ዓለም ጨቢጣቶ ግቡእ ክብራ❤
ሙኽታር ኩቱር ኣእምሮ።
በዚ ዝቕየር የለን። ኢሰያስ ምሽዶ ውልቀ ሰባት ጀነራላት ምስ ሰራዊቶም ኣይደፈርዎን። ኣይከውንን ኢዩ።
ዝዋውዕ ትለብስ ከተምስል። ኣይትድከሙ እዚ ሰይጣና ከይ ከነፈ ኣይከውንን ኢዩ። ኮነ ኢሉ ንኢትዮጵያ ቫንታጆ ክህባ ንሃገርና ሓኒቑ ጠንቀስ ከይትብል ጌርዋ ኢዩ። ዘለዋ ጸጋታት ጓሕጒሑ፡ ፋብሪካታታ ኣዕንዩ፡ ህዝባ ኣጽኒቱ ኣሕዚኑ ሕማም ብሕማም ጌሩ፡ ህዝባ ተሰዊሩ፡ ባህላ ዓብዩ፡...ወዘተ። እንታይ ኢልካ ክጽብጸብ።
ስለምንታይ ኢዩ ነዚኦም ምሩኻት ሰባት መሪጽዎም ምባል ኣድላይነት ዘለዎ ይመስለኒ። ድሕረ ባይትኦም፡ ስርሖም፡ ዕላምኦም ምፍላጥ የድሊ። እቶም ካልኦት ምሁራት ኮፍ ኢሎም እብከለዉ፡ ዘይመስል ኢዩ።
እሱራት ይፍትሓዮም፡ ቁጠባዊ ናጽነት ይሃብ፡. ..ወዘተ።
እዚ'ውን ከም'ቲ ካልእ ፕሮጀክትታት ከይተገብረ ክሓልፍ ኢዩ።
ግዜ ምብኻን ኢዩ ተሓሲቡ።
Wedi Ali temxeo tintane walawala aybrhanin eu .miknyatu kab haki zikoblele hasab hizka sile tixhife.😮
ምኒንንን ግደፉ
bravo ann embr tefsa zyblu mengsti eyu
ked hasawi
ዝዋውዕ ትለብስ ከተምስል። ኣይትድከሙ እዚ ሰይጣና ከይ ከነፈ ኣይከውንን ኢዩ። ኮነ ኢሉ ንኢትዮጵያ ቫንታጆ ክህባ ንሃገርና ሓኒቑ ጠንቀስ ከይትብል ጌርዋ ኢዩ። ዘለዋ ጸጋታት ጓሕጒሑ፡ ፋብሪካታታ ኣዕንዩ፡ ህዝባ ኣጽኒቱ ኣሕዚኑ ሕማም ብሕማም ጌሩ፡ ህዝባ ተሰዊሩ፡ ባህላ ዓብዩ፡...ወዘተ። እንታይ ኢልካ ክጽብጸብ።
ስለምንታይ ኢዩ ነዚኦም ምሩኻት ሰባት መሪጽዎም ምባል ኣድላይነት ዘለዎ ይመስለኒ። ድሕረ ባይትኦም፡ ስርሖም፡ ዕላምኦም ምፍላጥ የድሊ። እቶም ካልኦት ምሁራት ኮፍ ኢሎም እብከለዉ፡ ዘይመስል ኢዩ።
እሱራት ይፍትሓዮም፡ ቁጠባዊ ናጽነት ይሃብ፡. ..ወዘተ።
እዚ'ውን ከም'ቲ ካልእ ፕሮጀክትታት ከይተገብረ ክሓልፍ ኢዩ።
ግዜ ምብኻን ኢዩ ተሓሲቡ።
ከምዛ ቻነል ጌሩ ኣብ ሃገራውነት ተጎልቢቡ ኣንጻር ሃገር ዝሰርሕን ዝሰብኽን ቻነል ኣይርኣኹን ንምዕባለ ነቀፌታ ኣዝዩ ኣድላይን ኣገዳስን ምኻኑ ኣጥዔ ዝርዳእየ እንተኾነ ንዝካየድ ጽቡቅ ነገራት ፈጺማ ዳርጋ ዘይትገልጽን : ብፍላይ ድማ ኣብ ልዕሊ ፕረሲደንት ብቅጥዒ ኣልቦ እትዝልፍ ኮይና ንክብርታት ህዝቢ ኤርትራ እናበለለት በላዒት ክልተ ስጋ ከይኮነት ኣይትተርፍንያ :: በቲ ልኡምን ሰስሓብን ዝመስል መርዛ ንገርህታት ከይትልክም ምስትውዓል ዘድልያ ሓደገኛ ቻነል:::
እንታይ እሞ ክንብለኩም ኢና እንዳ ዕንኪላሎ፡ ካብ በዓል ጣፍ በዓል ኣፍ ኢሎሞ እዮም ኣቦታትና፡ ክውስኸኩም፡ ክንዳኻ ዘይ ኣኽላ ብኣኻ ይዋራዘያ።
እቲ ዘሕዝን ትንታነኹም "እዚ ስርዓት" ትብል ናይ ጽልእኹም መርኣይ ዋላ ካብቶም ጸላእትና ዝኾኑ ሃገራት ከማን ዘይትስማዕ ንስኹም ግን ዓንዲ ገዛና ትብልዎ ከትፍርሱ ድቅስ ትስእኑ።
ኣብ ሃገርና ዘሎ ሽግር መሪሕነትና ኣንዳዕዲዑ ይፈልጦ እዩ፡ ንስኹም ግን እቶም ብድሕሬኹም ዘለዉ መራሕትኹም ስልጣን ዘይሓዙ ንብዓት ሓርገጽ ዝነብዑ ምዃኖም ህዝቢ ኣንዳዕዲዑ እዩ ፈሊጥኩም ዘሎ። ንስኹም ክትነብሑ ገመልና ክጓዝም ክንራባረብ ኢና።
Ts'buq gem'gimkaya wedi Ali...hatsar'n tsif'tn.
መደምሰስ ብዘይ ርሳስ ትበሃሉ ንስኹም :: ክትሰርሑ ንሃገር ዝጠቅም ግብራዊ ስራሕ ካባኹም ኣይራእኹን ዝሰርሕ ይጋገ ኣበይ ኢኹም እስኹም ::
ስዒድ ሓደ ሓደ ግዜ እተቅርቦም ጽሑፋት ምመዮም ኢኻ።ብሓፈሻ ንዓኻ ዝቃወመካ ንኽትመሚ ጥራይ እየ ምኽንያቱ እቲ ጽሑፍ ናትካ ስለ ዘይኮኑ።ብዝኾነ ከም ጋዜጠኛ ብቁዕ ኢኻ ግና ተመኩሮኻ እኹል ስለ ዝኾነ ካብ ዝተወሃብካዮ ዝኣመንካሉ ኣቅርብ።
አብየት ዘረባ ይበል ትኹሕል ክሳብ ትዓፍር ካን ዜና ምሁር እንታይ ከ ዘይትኾኖ.....መልሓስካ ካብ መልሓስ ጁንታ ትኸፍ ኩሉ ነገር ብ ኤሪትራ ዝግበር ኩሉ ተናሽዎን ተባኽሶን አቱም ሰማዕቲ አይትታሀመሉ ኳሓልቲ መሲሎም አንቆሪቲ ምኻኖም አይትዘንግዑ...
ዕድል ከም ዘይብልኩም ፈሊጥኩም ሕጂ። እዚ ኩሉ ምሁር ኣበይ ኔሩ ቅንኢ ድዩ
ዓቅሞኻ ፍለጥ ኤርትራዊ ባህሪ ዘይብሉ።
ወይ አቲኻ ስራሕ ወይ ከኣ ነቶም ብዓቕሞም ዝሰርሑ ዘለው ግደፎም እስርሓዮም ስናቲም ናይ ዩቱብ ንምእራይ ምኒን አይትበል ምኒኑ
Kkkkkkkkkk
ሕሳዳ ትበሃል እዛ ጽሕፍትኻ ! በዓል ምኒኑ ሰናይ ዘይብርሆ ኩሉ ወዮ ። ዓቕምኻ ፍለጥ።
Dron zaykona neska nefahto eu semka🦖🦖🦖🐸🐸🐸🐸
As much as you are very keen to critique the conference, & related initiatives from Eritrea, also be modest to acknowledge the limitations of you own presentation, You are not & were not there!
ኣቶ ሃለውለው
The conference was simply replica for what Isaias used to lecture us in Tigrinya translated into english and edited to match with academic papers
🐸 frog 🐸
Sekt lemani like wahid kkkkkkk
Hello Drone, I follow all your programs, especially yours and that of Matthew Zelalem and I thank you. but that of Muktar Ali is not correct and is not based in reality. I hope you will take the opinion of your customers. if not I will unsubscribe as soon as the next video
Of course, it has to be wodi Ali, who else can possibly be 😏
Who else will ever change criticizing the government of Eritrea!!!
ወዲ ዓሊ ካብ ኣብዚ ኮይንካ ሚኒን ትብል ንስካ እንታይ ኮንካ ዘየቅረብካ ከምቲ ናዓካ ዝስምዓካ፡ ኒንንንንንንንንን ኪብል ቕዝንና ኮ ኣጽሚምና
ድሮን ዓርከይ ፡ ኣየ'ዞም ካልኦት ሚዲያታት ዜጋታትናስ ፡ ትሕዝቶታቶም ከምዚ ናትካ ንቡር ጋዚጠኝነታዊ ብቕዓት እንተዝህልዎም ። እምበር ናትና ነገር ደኣ ፡ ልክዕ ከምቲ ኣባታዊ ግዴታኡ ኣይንታዩን ዝኾነ ሕማቕ ወላዲ ፡ ብሞት ምስ ተፈልየ ፡ እቲ ብህይወት እንከሎ ዘየመዓራረዮ ስድራቤታዊ ዕማም ፡ ነታ ስድራቤት ኣንፈታ ኣጥፊኡን ዓዲ ኣውዒሉን ነበረያ ነበረ ዝገብራ ሕማቕ ዕድል ገይርካ ምምሳሉ'ኳ ክውሕዶ ።
😢😢😢😢😢😢😢
@@ZekariasSolomon-m3b wedi Ali iyu drone aikonen
Big time loosers game over. No shaebeya no Eritrea.
ሓደ ሓደ ግዜ እቲ
እቲ ተቅርቦ መደብ
ሃናጺ አይኮነን
መጀመሪያ አመስግን
እዚ ሓደ እቲ አገዳሲ ዝገብሮ
ብዙሓት ምሁራት ኤርትራውያን ከምዘሎው
ብሩህ መጻኢ ከምዘሎና
ከተስተብህለሉ ይግባአካ።
ፖለቲካዊ ሓሳብካ ንጹር አይኮነን
ገና ዘይበሰልካ ኢኻ
ምክንያቱ ኩነታት ከባቢና
ዘይምዕዛብካ እዩ።
Torogabe
አኺሉካ ምኒን ክትብል መዋእልካ እዋይ ሓወይ
Entadeka ymlketeka loqmax Buda 😂😂😂
bla bla fokise
Wedesa tray zelemedu denaqur…mhsab telamedu
ሎምስ ደኪምናኮ ገለዶ ንእሽተይ ለውጢ ይገብሩ ይኮኑ ኢልና ስቅ ንብል እሞ ዝቅየር ነገር ከኣ ኣይንርእን
Izom 34 amet nihzebi Eritrea
Zeytekmu hije do Konferenz
gerom teqmomo ilkyo
Kkkk hji aykonen jemiru ezi conference amet amet eyu zgber hadiskum ember