"ህወሓት ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያ ከምዘይድግፍ ተጌይሩ ዝቐርብ ዘሎ ፀለመ 'ዩ!" ኣባል ፈፃሚት ስራሕ ውድብ ህወሓት ፍስሃ ሃፍተጽዮን (ዶር)

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 2 ноя 2024

Комментарии • 385

  • @yitbarekgebreselassie3805
    @yitbarekgebreselassie3805 Месяц назад +35

    ረብሓ ህዝቢ ኣቐዲምኩም ኣይትፈልጡን

  • @teweldenugusse175
    @teweldenugusse175 Месяц назад +12

    ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ

  • @logout991
    @logout991 Месяц назад +3

    ክልቲኡ ጉጅለ እንተዘይተጓሒፉ ትግራይ ናብ ሓደጋ ምእታዋ ኣይተርፍን

  • @samiunique
    @samiunique Месяц назад +28

    ትግራይና: ፖለቲካዊ ቑማር ኢትዮጵያ: ብደንቢ ዝርዶኦ! ስማርት መራሕቲ የድልየና!

  • @matimahtem4848
    @matimahtem4848 Месяц назад +13

    እዚ ኹሉ ልመና ልፍለፋ ስልጣን ሃቡና ዲዩ ?

  • @StKju-nq8fc
    @StKju-nq8fc Месяц назад +32

    ሕወሓት ሓደ ዉድብ እዩ ፈተወ ፀልኤ መረፃ ክስጋዕ ዝግበር ጊዛዊ መንግስቲ ከማሓድር ግድን እዩ

    • @HizbawiEnihun
      @HizbawiEnihun Месяц назад +3

      ተፈናቀልቲ ፈቀድኡ እንዳሞቱ እንዳተሳቀዩ መሬትካ ኣብ ኢድ ፀላእቲ አሀጊርካ ምንም ኢድን እግሪን ዘይብሎም ቢሮ ንሓንቲ ሰዓት ኣትዮም ዘይፍርሙ ብምፍላጥ ይኹን ብዘይሞፍላጥ ንፀላኢ ዘርብሕ ሥራሕ ዝሰርሑ ሰባት ትግራዋይ ስጋዕ ዝዋረድ ድዩ ኣብይ ኣሕመድ ዝጎለቶ ጉልት ድዩ በስገዳድ ኣብ ሥልጣን ዝፀንሕ።ጌታቸው ፃድቃን ደብረፄን ይልቀቁ!!!

  • @matimahtem4848
    @matimahtem4848 Месяц назад +16

    ብሰንክኹም እዩ ቤት ምኽሪ ዝፈረሰ። ተቃወምቲ ፖርቲ አቲዮም ተዝኸውን ቤተ ምኽሪ ትግራይ አይመፈረሰን።

    • @AdonayTeklay-o3h
      @AdonayTeklay-o3h Месяц назад

      ዘየሸነፉ ናበይ ከአትው ሰዋሰንበት አካሰ አባላት አለውዎ ንመፃኢ ሰንበት ዝውሰኑ መርአይና ፅልኢት አይንግበሮ ምኽንያታዊ ሐሳብ ነቅርበሎም ዝምልከቶም ብዙሕ ድኽመት አለዎም አዞም ህወሐት ዝበሃሉ ወገን ተገንዘበኒ ሐሳበይ

  • @mizanhailu-m5o
    @mizanhailu-m5o Месяц назад +24

    ይኣክል!! ብኣኩም መሪሕነት ህዝቢ ትግራይ 3 ትዉልዲ ኣጥፊእኹምዎ። ኣረ ሕፈሩ በጃኹም😢

    • @SelamMeles-lt8lz
      @SelamMeles-lt8lz Месяц назад +1

      ኩሎም ሓደ አያም ግን ናይ ሕጂ ጌታቸው ገዲዱ አትዝተከፈለ ዋጋ ይህዋትና ከቱ ብዝገብር መገዲ ናይ አብይ ትዛዝ ይፍፅም አሎ ከምታ ቅድሚ 6ዓመት ሸተት ትብል አላ ትግራይ ምብልፅግ ምብልፃጉማ ቅድሚ 1ሚልዮን ሞት አተ ንብልፅግ ምሓሽ

    • @mizanhailu-m5o
      @mizanhailu-m5o Месяц назад +1

      ​@@SelamMeles-lt8lz ኣነ ጌታቸዉ ኮነ ደብረፅዮን ኩሎ ሕወሓት ሓደ እዮም። ሕወሓት ድማ 3 ዘለዶ ዝበልዐት ዉድብ እያ። መሪሕነት ሕወሓት በቢ 20 ዓመት እንትርፊ ጥፍኣትን መከራን ዋላ ሓንቲ ለዉጢ የብሉን ናይ ፅባሕ ወለዶ እዉን ዋላ ሓንቲ ዋሕስ የብሉን። "ይኣክል" መሪሕነት ሕወሓት😢

  • @MileyAsem
    @MileyAsem Месяц назад +12

    ሓሰውቲ ልያቡ ኣመራርሓ ህወሓት ነቒሕና ኢና ነመን ክተታልሉ

  • @mulugetahadush7599
    @mulugetahadush7599 Месяц назад +21

    ኣይምነወኩምን ድዩ ትስልጣን ደም ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ቀለብኩም

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 Месяц назад +1

      አቱም ሰባት ትናገርዎ ፍለጡ ፀላኦ ዘቀበለኩም አብ ምድያ አይትለፍልፉ ግንባሮምዘሃቡ እኮ እትም ጀጋኑ መራሕቲ እዮም ህውሃት ምስ ህዝባ ፀኒአ ደው ትብል ናብዘአመረ አይትጎይን ንስሃትኩም እኮ ነቲ ፀላእቲ አዶሙ አሕዋትኩም ዘድፈረ ንትግራይ በሻሻ ገይርናያ ንዝበለ ትሰርሑለኹም ምኻንኩምስ ይርደአኩምዶ?ግን እመኑ አይኾነልኩምን ህዝቢ ትግራይ ቆቃኽ እዩ ኸዚ ኸዚ የስትውእሎኩም አሎ።

    • @matimahtem4848
      @matimahtem4848 Месяц назад

      ​@@abebakebede1270ብኹናት ጀግንነት ምንም አይጠቀምናን። ህዝብና ቆቃሕ ኾይኑ አይፈልጥን።3,000 ዓመት ዘለዎ 6 ሚልዮን ኮይንና አይምተረፈንናን።

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 Месяц назад

      ብደም ህዝቢ ትግራይ በሊዖም በሊዖ ክነትዑ ዝበሉ መራሕቲ ግ.ም.ት, ሽኮር ሕሙማት ይመስለኒ ሖሶት አብዚሖም, ብሽኮር ሕማም ዝሳቐ ሰብ ምስጢር አይሓብእን, ኮምኡ እውን ሓሶት የብዝሕ ልክዕ ከም መራሕቲ ግ.ም.ት😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @eyobyat
      @eyobyat Месяц назад

      @@matimahtem4848 አማራፂ ሃበና::

  • @hundesahundesa2479
    @hundesahundesa2479 Месяц назад +6

    ተጋሩ
    * አድነቕቲን ነቐፍትን ሐሳባት ንኹን። አድነቕቲ ውልቀ-ሰባት ነቐፍቲ ውልቀ-ሰባት አይንኹን።
    * ትጽቢት ዓወትና አብ ውልቀ-ሰባት፣ አብ ዝተወሰኑ ውድባት፣ ሙሁራት ጥራሕ ዝተወሰነ አይንግበሮ እንታይ ድአ አብ ኩላትና ተጋሩ ዘሎ ኡኩብ ድምር ኩሉ ዓቕምታትና ምኻኑ ንእመን።
    * ካብ ድሑር አተሐሳስባታት (ብከባቢ፤ ብቁሸት፣ ብዓዲ፣ ብመታዓቢቲ፣ ብመማህርቲ፣ ብዕርክነት፣ ብመሳቲይቲ) ዝብሉ ወጺና ንደቂ ሰባት ብዘቕርብዋም ሐሳባት ንምዘኖም።
    * ንውልቀ ሰባት ይኹኑ ንውድባት ንኹልና ተጋሩ ብሐባር ብዘርብሕ ዝኽተልዋ መትከላዊ አተሓሳስባን ብ ዝኽተልዋ ፖሊስ ንደግፎም ንቃወሞም።
    * ንንድግፎም ውልቀ-ሰባት ይኹኑ ውድባት ኽንድ እምባ አግዚፍና አይንግለጾም።
    * ንንቃዋሞም ውልቀ-ሰባት ይኹኑ ውድባት እውን ኽንዲ ፍረ ጣፍ ጌርና አይነአእሶም።
    * ኩላትና ጌጋን ጽቡቕን መፋጥርትና ዝኾና ደቂ ሰባት ኢና እሞ ደገፍናን ተቓውሞናን ዓቐን ዘለዋ ይኹን።
    * አድናቖትናን ወቐሳናን ድማ ብስነ ምግባር ዝተማእዘነ ንግበሮ።
    * ንውልቀ ሰባት ይኹኑ ውድባት ብውልቅና ስለ ዝጸላእናዮም ጥራሕ "ሐደ ሚልዮን ህዝብና አህሊቖም ከይአኽሎም" እንዳበልና ነቲ ኽንደይ ጀጋኑ፣ ጎብለላት፣ ሽደናት፣ ዋዕሮታት ንስለ ትግራይን ተጋሩን ዝኸፈልናዮ መስዋእቲ አይነራኽሶ፣
    * ነቲ አብ ሙሉእ ዓለም ዘለና ተጋሩ ገንዘብና ግዜና ኩለንተናና ወፊና ዝተቓለስናዮ ቃልሲ አይነራኽሶ፤
    * ነቲ ከም ህዝቢ ብጸላእትና ዝበጻሐና ጆኖሳይድ
    * ነቶም ዓለም እንዳ ራአዮም፣ ብራአዩለይ ስምዑለይ ንህዝብና - ብአየር፣ ሄሊኮፕተር፣ ድሮን፣ መዳፍእ ሐዊ አዝኒቦም ዝጨፍጨፉዋም።
    * ብኽባ ብዕጽዋ ብጥሜትን ሕማምን ዘህለቕዋም።
    * ብዕሰለአዊ ግብረስጋዊ ዓመጽ አሓትና እኖታትና ደፊሮም ስነ ልቦነአን ዝሀሰይዋ።
    * ብተመልከተለይ ቪድዩ እንዳ ቀድሑ ዝረሸኑዋም አብ ገደል ዝደርበይዋምብጸሐይ ቀትሪ ጥሪቶም እኽሎም ዘራእቶም ሀብቶም ቤቶም ዘዕኑውዋ ዝዘረፍዋ ወዘተ.... ወዘተ.....ኩሉ ዝፈጸምዋ ናይ ጆኖሳይድ ተግባር አይንሸፋፍኖ።
    * በደል ጸላእትና ናብ መራሕትና ናብ በዓልትና አይነማሐላልፎ።
    * ረሳዕቲ አይንኹን። ተቐየምቲ እውን አይንኹን። እንታይ ድአ ዘከርቲ፣ መስተዉዓልቲ፣ መስተብሀልቲ ንኹን።
    * ብትሕተ ርእሰ ምትእምማን ርእስና አይነድንን፤ ንዝተበደልናዮ አይንሸፋፍን። ናይ ጸላእትና በደል ንዓርስና አይነሸክም።
    * ብምሒር ርእሰ ምትእምማን ፈኸራ አይነብዝሕ። ብሰለማዊ መገዲ ብጥበብ ብብልሒ ንቃለስ።
    * ን ኹሉ ብዕቅን (balance) ገይርና ንዕሞሞ።
    * አብ ሕድሕድና ዘሎ ናይ ሐሳባት አፈላላይ ይኹን ናይ ሐድነት መስተጋብራት ብምጽላእን ብምፍታውን አይንርአዮም ብ የ- እምን እዩ፣ አየ-የእምንን እዩ ብዝብል ገይርና ንምዘኖም።
    * ኩሉ comment ዝህብ ትግራዋይ እዩ ኢልና ንነብስና አይነዕሹ።

    • @ሩሁብመርሃዊ
      @ሩሁብመርሃዊ Месяц назад

      ብጣዕሚ የቐንየለይ ዘስፈርኻዮ ሓሳብ ኣብ ልበይ መሊኡ ዝነበረ እዩ ከክንዳይውን ኾንካ ከምዘስፈርካዮ ገይረ ስለ ዝተረዳእኹኻ እየ የቐንየለይ ምባለይ።

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru Месяц назад +2

    ሕውሃት ካብ ናይ ህልሚን ሓሶት ምፍብራክ ግደፍዎ ዘይናትካ ምድላይ ግደፉዎ ህልሚ ኣባይ ትግራይ ብሓሶት እንደራ ግደፉዎ ህዝቢ ከይተወድኡ

  • @solomonhaileselasenebromne297
    @solomonhaileselasenebromne297 Месяц назад +2

    ናይ ትእምት ቀርሺ አብ ኢድ መን አሎ
    😊😊😊

  • @megersaderesederese7129
    @megersaderesederese7129 Месяц назад

    Thank you Dr Fisseha for ur clarification.Tplf shines forever because of u other true leaders of the people.

  • @habtabghebrekidan3137
    @habtabghebrekidan3137 Месяц назад +18

    ኣብ ሕውሃት ዘለኹም ሓለፍትይ ብህዝብይ ትግራይ ትጻወቱ ኣለኹም።ስልጣንኩም ኣረኽቡ።ዘይኮነ ኣይትለፍልፍ።

  • @NomarBegala
    @NomarBegala Месяц назад +11

    ሓሳዊ ህወሓት እማ ስልጣን እዩ ዝጋየ ዘሎ ኣምለጠት ኣምለጠት እዩ ዝብል ዘሎ

  • @AbrhuBeYene
    @AbrhuBeYene Месяц назад +3

    እቶምኣብዉልዘዕቅፉ ዝነበሩ ሽማም ይገለፁ መፍትሕ እዩ ህዝቢ ይፍለጦ ።

  • @endlessefforts6015
    @endlessefforts6015 Месяц назад +7

    ናይ ስብሓት ነጋ plc ሕወሓት ናይ ጉጀለ ረብሕኡ እምበር ናይ ሓባር ረብሓና ኣይውክልን !!

  • @momonatube5905
    @momonatube5905 Месяц назад +8

    ኣተም ሰተይቲ ደም፣ እዚ ኩሉ ህዝቢ ኣህሊቅኩምስ እንደገና ንስልጣንኩም ትጭነቁ?

  • @Red_Sea_Ethiopian-dl8zw
    @Red_Sea_Ethiopian-dl8zw Месяц назад

    I know Dr. Fiseha, in Haramaya university and Addis Ababa, He is one of the sharp minded, disciplined, ethical and high ranked intellectuals as a student and academic person, nice to see you after a long time. I believe Tegaru should use this highly qualified person in your main political decisions body institutions, I support Tegaru people and their causes.

    • @Dr_Kassa
      @Dr_Kassa Месяц назад

      Yeah Dr. Fiseha was my friend, he is a unique person intellectually and Ethically, I miss him but I can't understand what he saying due to language barrier.

  • @tesfayegirma7140
    @tesfayegirma7140 Месяц назад +2

    ጥር እትብል ቁምነገር ዘይረኸብኩላ ዕላል😅 ደብረጽዮን ይሐሽ ዋ
    ኢሂ ሽም ጥቐስ ኮ ተባሂልካ😂 ጥቐስ እንዶ ወዮ ሓቂ እንተሃልዩኳ 😢😢

  • @amanueltadesse5405
    @amanueltadesse5405 Месяц назад

    TPLF is beyond the party. Thanks Dr. for your clear interview. We need you very very much.

  • @samigersie7653
    @samigersie7653 Месяц назад +3

    ይበኪይ ድዩ ዘሎ መብርሂ ኢዩ ዘሎ
    እዙይ ሰብ ከይ ምረፅ እግዚሄር ሓጊዙና
    እምበር እንታይ ክወሕጠና ነይሩ ኢዩ

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ

    ውዕሊ ፕርቶርያ መንነትኩም ኣጋሊፅዎ ንስልጣንኩም ከምትሞቱ 😢 እስኪ. ንስኩም ተኮይንኩም ጌታቸውን ፃድቃንን ንክስሰሓሓቱ ግደፍዎም ህዝቢ ባዕሉ ይፍረዶም ንክንሪኤኩም ከምንፅየፈኩም መን ምነገረኩም መብዛሕቲኡ ሰብ ንዓኩም ክሪኢ ከሎ ፅንተትን ጥራሕ እዩ ዝረአየና😢

  • @EsternMedia190
    @EsternMedia190 Месяц назад +1

    ፅቡቅ መብርሂ ይመስል። ዛንጊዑ'ውን ተመፅአ። ካብተን ኣብቲ መደረ ዝትልዓላ። ኽንደየናይ ክንአሞኖም ንኽእል? እዚ ኣብዚ ዝትውሎ ዛለኻ ጉዳይ/ዛዕባ ናይማን ምስቶም ተዳራደርቲ ኣካላት ብግቡእ ኣብሪህኹም ረብሓ ትግራይን ተጋሩን ኣብምኽባር ግደኻ ተፃዊትኻ ዲኻ? ኻሊእ ዛይ ኣተወኒ ጉዳይ ደማይ ንጊዚያዊ ምምሕዳር ወይድማ ናይን ጌታቸው ጉጅለ ዲኻ ትወቅስ/ትውንጅል ዛለኻ? Rather than accusing others, you better admit your leadership failure, negotiation ability, corruption, prioritizing power over the causes of people, and still oppressing opposing political parties and the media among other things. I hope you'll be able to ask yourself these kinds of questions. I THINK YOU ALSO FEAR THAT POWER IS OUT OF HAND AND YOU ARE STRIVING HARD TO RETRIEVE IT. People are vigilant and conscious more than at any other time, and you should be aware/consider this, sir!

  • @KidaneGebre-w9j
    @KidaneGebre-w9j Месяц назад +12

    ገይታቸዉ ህወሐት ኮይኑ እንዶ ተመሪጹ ሐዚ ታይ ትብል አለካ ንሰካ ዶ አይተወዳደርካን ምስ ገይታቸዉ ተሸኒፍካ ገይታቸዉ ዉን አሸኒፉ ንምንታይ ዘይትሕግዝዎ

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday Месяц назад

    ❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛በርትዕ ሐውና አጆኳ ንሓቅይ እና ንህዝብ ትግራይ ብፅንዓት ዝቆምኳ እኳ ኩቡር ሓውና።❤

  • @embaygab9949
    @embaygab9949 Месяц назад +3

    እንቶ ፉንቶ እዩ መተሐዚ የብሉይ ዘረባኻ

  • @3NAB_768
    @3NAB_768 Месяц назад +11

    እቲ ፀገም እኮ መፍትሒ ትብልዎ ዂናት ምዃኑ እዩ። ህዝቢ ትግራይ ድማ ዂናትን ወረ ዂናትን ክሰምዕ ኣይደልን።

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 Месяц назад

      ወስላታ ኪናትማ ንስሃትኩም መንጨብጨብቶ አብዘክተረደአኩም ፓለቲካ ሎኽ ሎኽ ባሃልቲ ኢኹም ትደልዎ ዘለኹም ህውሃትዳ አብ ስእል ፕሪቶርያ እዩ ዘሎ ናይ ምን ታይ ጦርነት እዩ።

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema2856 Месяц назад +1

    ነጎዳ ሓጋይ ፣

  • @מולויצחק-ד8כ
    @מולויצחק-ד8כ Месяц назад

    Very good explanation

  • @YG-xk7gm
    @YG-xk7gm Месяц назад +15

    ህዝቢ ትግራይ ካብ ውድብ ሕወሓት እታይ ተረቢሑ አብዝ ሓለፈ 49 ዓመት ብጃካኹም ተጋሩ የለውን ንትግራይ ዝመርሑ ? ሕወሓት ሀይማኖት ነቲ ዘምልኾ። አብተን ካልኦት ውድባት ትገብርዎ ኩሉ ተጻብኦ ይኹን ንዕቐት ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝግበር ንዕቀት ምኳኑ ክፍለጥ ይግባእ።

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 Месяц назад

      ካብ ፅንተት ተሪፋ ሳላ ውድቡን ህዝቡን ዝውድብ እንተዘሃልዩ ብትንትን እልል ትብላእ ጠፊእኪም አይኮነን እሱባት ኮይንኩም እንበር ።

    • @WediabayuKinfe-om3sn
      @WediabayuKinfe-om3sn Месяц назад

      ካሕዳማት በጃካ ሰቅ በል ቆስልና ኣይትጉዱኡና

  • @Mehari2491
    @Mehari2491 Месяц назад +2

    ህወሓት ባይ ባይ: ገንዘብን ስልጣንን ዘይምነዮም

  • @mulubrhanhaile-g4t
    @mulubrhanhaile-g4t Месяц назад +2

    ናትኩም ናይ ሃለዋት ሕቶ ኣብ ሓደጋ ኣትዩ ክኸውን ይክእልዩ ህዝብና አብናይሃለዋት ሽግር ኣትዩ እዩ ዝብሓል ሸቐጥ ግን ፋሽኑ ዘሓለፎ ስልቲ እዩ ማንም ኣይሰምዓክሙን ናይህዝብና ፀገም መበገሲ ምኽንያት ንስኹም ኢኹም ። ተደበቁ ጎሓሉ ደረቃትን ደደባትን ኢኹም በሓቂ !!

  • @BaryauNigusse
    @BaryauNigusse Месяц назад +2

    በኻይ ኝኝ ኣይትበል ።

  • @HailebTesfai
    @HailebTesfai Месяц назад

    ሰባት ሃፍትን ሥልጣንን ምስ ረኸቡ ዝንዕቅዎ ንምንታይ?? ጀነራል ጻድቃን ኣብ ከተማ ማይጨው ዝተዛረቦ እንታ'ዩ???

  • @samigersie7653
    @samigersie7653 Месяц назад +13

    ክዛራብ ከሎ ዝሕሱው ዘሎ ምኻኑ ይፍለጥ አሎ
    ካብዙ ጉጅለ እዚ ምጥንቃቅ ያድሊየና ኢዩ

  • @ZeslassieZerabruk
    @ZeslassieZerabruk Месяц назад +2

    The issue is not about pretoria and it is not also about the benefit or interest of Tigrai rather it is all about power struggle. The unlimited seeking of power .

  • @መቐለሽኮር
    @መቐለሽኮር Месяц назад +15

    ሐሻዊ😡😡😡

  • @solomonhaileselasenebromne297
    @solomonhaileselasenebromne297 Месяц назад

    ሕወሓት ናይ ጉጅለ ከይኑ ማለት
    አይሰማዕካን ዲካ ሀዚ ጭዋ ጭዋ ልያቡ

  • @Habesha2010
    @Habesha2010 Месяц назад

    "ብኸባባዊነት ዓውሩ ክስልለና ዝነበረ ሓይሊ እዩ" ብጣዕሚ ሓደገኛ ፍረጃ ጥራሕ እንተይኮነስ እታ ልቦም ኣበይ ከምዘላ ትርእየና ኣላ

  • @Eded-s4u
    @Eded-s4u Месяц назад +3

    ትሕስ ከምዘለኻ ኣብ አዘራርባኻ ይፍለጥ አሎ የይይይይይይይ

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 Месяц назад +1

    ወይ ኮለል ዕድል ዘይ ብሉ ህዝቢ ሓንቲ ከመለሰ ከም ጋኒን ዕዲ ሃሎ 😭😭😭

  • @hagosberihu9321
    @hagosberihu9321 Месяц назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrahamgirmay3044
    @abrahamgirmay3044 Месяц назад +2

    ንኣዋርሕ (2ወርሒ) ናይ ሕቱኽቱኽ ኣኼባታት ኣካይድኩም::
    ኣብዞም ኣኼባታት ብዛዕባ:
    -ምምላስ ተመዛበልቲ
    -ሉኣላዊ ግዝኣት ትግራይ ምኽባር
    -ንጽጉማት ረድኤት ኣብ ምስላጥ
    -ሰረቕቲ ስርናይ/ሓጺን መጺን
    ኣልዒልኩም ዝተመያየጥኩሙሉ ማዕልቲ /ሰዓታት ከምዘይነበረ ንሰምዕ ኔርና::
    እሞ ሎሚ ዳኣ ታይ ተረኽበ?
    *ካልእ ንዓኹም (ንዕንቁፃት) ከታዓርቑ ዝፈተኑ መራሕቲ ሃይማኖት "እዚ ቦለቲካ'ዩ, ኢድኩም ኣክቡ" ኢልኩም ኣዋሪድኩሙዎም::

  • @megersaderesederese7129
    @megersaderesederese7129 Месяц назад +1

    ተባዕ ጅግና መንእሰይ ❤

  • @Weyni-lm1hv
    @Weyni-lm1hv Месяц назад +1

    ❤በለካ ለክዔካ ይንታይ ይዓብሰልና ህዝቢ ትግራይ ። ብተግባር ፥ ግዛት ትግራይ ን ህዝብን 40% አብ ኢድ አራዊት ሰራዊት ኤረትራን ኢትዪጵያን አምሓራን ብቀኝ ግዝአት ደም ይነብዕ አሎ ።ተፈናቀልቲ ናብ መረበቱ አይተመልሰን 3 ዓመት ዕንኪልል ተብሉዎ አለኩም ።ጌታቸው /ደ/ር ደብረፅን እዚይ ከየፈፅምኩም ክንርኤኩም አይንደለን❤

  • @የዝምታአቀንቃኝ
    @የዝምታአቀንቃኝ Месяц назад +3

    Is he imitating Debretsion or they are related? 😂😂

    • @loveloveslove729
      @loveloveslove729 Месяц назад +1

      Debrix copy. ዓርኪ ሰባር ነቓዕ ተባሂሉ ዩ። ምንያ ኮለል ዩ ነገር tplf.

  • @ZemenZemen-t5e
    @ZemenZemen-t5e Месяц назад +10

    ዕድመ ልክዕኹም ምስ ሓሰዉክም ለኻብጥ

  • @efremtesfai1743
    @efremtesfai1743 Месяц назад +1

    ዋላ ሓንቲ ፍረ ዘይብላ ዘረባ።ኮለልን ጥውይዋን ዘረባ ጥራይ።ኤርትራ ኣብ መርየታ ኣላ ትም ኢልካ ኣይትሃልውስ።

    • @dawitdebena8513
      @dawitdebena8513 Месяц назад

      Asha (DENKORO)

    • @alexjohn996
      @alexjohn996 Месяц назад

      ​@dawitdebena8513
      Zingrir hasas dewzaz wedi getachew reda Mefles kkkkk

  • @anwarmohamed-bf4hu
    @anwarmohamed-bf4hu Месяц назад +3

    እስኻ ዲኻ ፍስሃፅዮን ትበሃል ናይ ፖለቲካ ድኽዳኸ ልገጠመካ

  • @Embasemayata
    @Embasemayata Месяц назад

    ጅግና ብሓቂ

  • @EquarAlem
    @EquarAlem Месяц назад +1

    እቶም ልስልጣን ሱስኣት ዝባሀሉ ሀይሊ እንመን ይበህሉ? ንስልጣን ስሱኣት ዘይኮነኸ እንመን ይበሀሉ???ዋይ እታ ሕወህት ትበሀል ውደብ'ኸ ናመን እያ?እንመን ክመርህዋ ከለው ውድብ ሕወህት ትበሀል አንመን ዝበሓሉ ከመርኸዋ ከለውኸ ሕወህት አይከነትን??? ዘገርም'ዪ ''CHANGE,CHANGE..... CHA

  • @michalemichale5880
    @michalemichale5880 Месяц назад +1

    I am sorry to say respectfully 'tigray people wake up!

  • @BahtaGirmay-c2y
    @BahtaGirmay-c2y Месяц назад +2

    ልህዝቢ እንድሕር ተቐድሙ ህዝቢ ምርጭኡ ኣፍሊጡ'ኒሆ! ኾነኩም!!!

    • @SelamMeles-lt8lz
      @SelamMeles-lt8lz Месяц назад

      ህዝቢ ትግራይ አት አብ ውሽቲ ዘሎ ሰራ አታይ ይፈልጥ አነ ክምዝመስለኒ ህዝቢ ትግራይ ኮነ መሬት ትግራይ ይሽየጥ ከምዘሎ ይስማዓኒ

  • @TadeseYrgalem
    @TadeseYrgalem Месяц назад

    ሐሰውቲ ህዝቢ ፅሊእኩም እዩ ብክብርኩም ስልጣንኩም ኣረክቡ።

  • @yohannesalula6322
    @yohannesalula6322 Месяц назад +1

    ደብረፅዮን ,አማኑኤል, እዝይ ወዲ "ህዝብ ንዝደለዮ ጊዜያዊ መንግስቲ ይዕንቅፋ ከምዘለዉ ፅቡቅ መረጋገፂ እዮ" አስተዉዕል ህዝብ ትግራይ እዝኦም እዮም ህዝብ ዘወድዑ

  • @GizeySerikomo
    @GizeySerikomo Месяц назад +7

    Debere enklil kalay gzye nabey eyu kmerh delyu nkelay

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru Месяц назад +1

    ሓሳዊ መደናገሪ ሓደ ፓርቲ ማለት ንሓንቲ ክልል ከምሓድር ማለት ኣይኮነን ብህዝብን ብፌደራል መንግስቲ ምስተመርጸ ጥራይ እዩ ከምሓድር ወይ ከኣ ተወካሊ እቲ ክልል ምዃኑ ዝፍለጥ እምበር ኣብ ትግራይ ክንደይ ፓርቲታት ኣለዋ ግና ኩለን ከምሓድራ ማለት ኣይኮነን።

  • @ቐለበትምልክት
    @ቐለበትምልክት Месяц назад

    ሓሳዊ ትግራይ አበይ ትፈልጣ። 27 ዓመት አብ ስልጣን ኮፍ ኢልካ መቐለ አብ ወርሒ ሓደ ግዘ ዶ ምሰተየት።

  • @tsegaygebru
    @tsegaygebru Месяц назад +5

    ጸላእትና እንዳበልካ ምስ ኢትዮጵያውያን ኣሕዋትና ኣይትፈላልዩና

    • @leulgebremariam3379
      @leulgebremariam3379 Месяц назад

      Etiopians entay kem geruk resiha .short memory malet ezi eyu .

    • @SelamMeles-lt8lz
      @SelamMeles-lt8lz Месяц назад

      ገፅካ ትርሓቅ ጋህባ ናዳ ኢትዮጵያዎያን ምንም አይገበሩን ትግራይ አትዮም ከመይ ዓይነት ባዳ አካ ወደይ ሓቂ ምዝራብ ካልእ ፅልኢት ካልእ ቆሻሻ

    • @alexjohn996
      @alexjohn996 Месяц назад

      Ethiopia Dreitooo

    • @hope52052
      @hope52052 Месяц назад

      ​@@alexjohn996That's why I concluded Mr. Getachew propagandists are supportive of Abiy Ahmed and Tigray Genocide

    • @selamawitsolomon1918
      @selamawitsolomon1918 Месяц назад

      ​@@SelamMeles-lt8lz😮

  • @anwarmohamed-bf4hu
    @anwarmohamed-bf4hu Месяц назад

    ሓሻዊ ታዲኡ ላገበረ ነይሩ እሰካብ ኸዚ ታይ ኢሉ ፈሪሙ መፅዩ ካሕዳም

  • @solomonguish7775
    @solomonguish7775 Месяц назад +3

    ጥያቀ አለኒ መስ ጌታቸዉ ዝተወዳደርካ እስካ አይ ነበርካን ተሸንፍ ተኔርካ ብዉእል ፕርቶርያ አይነበረን ትመርህ ጸገም ዘለዋ ዉእሊ እዩ ትብል አለካ
    ካልእ ደግሞ እስካ ተሰተፍካሉ ዉእሊ ዝከድካ
    ታአዛቢ ትከዉን ነይሩ አዉኡ ዘሎ ችግር ተለዋ
    እስካም ተሀታቲ ኢካ ማለት እዩ ዝመስለኒ?

  • @edenyisak8707
    @edenyisak8707 Месяц назад +2

    You proved how low the current leadership of the party is.

  • @mathiastesfaalebel718
    @mathiastesfaalebel718 Месяц назад

    Please Please TPLF, You were in tigray the last 50yrs and tigray is going to hell time to time so don't you think this is the time to leave power, if not you will pay unnecessary price.
    Yeaklekum!!!!

  • @Metkelu
    @Metkelu Месяц назад +1

    This interview opens the exact image of the TPLF, showing how it is hungry to monopolize leadership and blame each other to lead Tigray to one destiny.

  • @KidaneGebre-w9j
    @KidaneGebre-w9j Месяц назад +2

    ግድን መንግስቲ ክብሃል ንሰካ ከተሸንፍ ነይሩካ ማለት ድዩ

  • @YG-xk7gm
    @YG-xk7gm Месяц назад +3

    ቀዳሞት ተጋደልቲ ሕወሓት ክደይ ድዮም ተጋሒፎም ክደይ ኣደ ጀጋኑ ስወአት እዳለመና ካበዚ ዓለም ሓሊፈን መንዩ ከምዚ ገርዎም ገርወን ?

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 Месяц назад

      ፀላእቲ መሰረታዊ ፀላእቲ ንትግራይ ከጥፍኡ ዝደልይ ፀላእቲ ከምዘለው ጠፊእኩም አይኮነን ህውሃትማ መአጥኡ ሸጥ አቢሉ ምስ ህዝቡ ወዲቡ ዝተቃለሰን ፀላእትውን ዝመከተን እዩ እዙይ እኮ እንካንዶ ተጋሩስ ፀላእትናውን አፀቢቆም ይፈልጥዎ እዮም ሎሚማ ዓለም ብምልእታውን ትፈልጥ

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 Месяц назад

      እቲ ጀግንነት ውድብን ህዝቢ ትግራይ ንሕና ነኒባእልና ናቆራቆስና በዓለምውን ክትረክ እዩ ከምቲ ኸዚ ንገብሮ ዘለና ማለት እዩ ናይዓለም ምሁራት አብ ትግራይ ዝተገበረ ጆኖሳይድ ተጠይየቅቲ እዚኦም እዚኦም እዮም ይብል ሓደ ሓደ ደናቁር ተጋሩ ከአ ብቂምን በቀልን ስተአወሩ እቲ ገበን ናባእሎም ከምፅእዎ ላህ ይብሉ ግን ቴክኖሎጂ ፅቡቅ እዩ ሓደ ግዜ ተመዝጊቡ እዩ ብሕሸት ዝቅየር ነገር የለን።

  • @solomonalem5569
    @solomonalem5569 Месяц назад

    ኣፋላላይ ምህላው ናይ ጥዕና እዩ:: እዚ ክድገፍ ይግቦኦ:: ሐዚ ዝቀርብ ዘሎ ሓሳብ ምውንጃል እዩ:: እዚ ካዓ ጌጋ እዩ::
    ካብ ፕሪቶሪያ ዝጀመረ ፀገም ኣሎ ኢልካ ክተብቅዕ, ድሕሪ ክልተ ዓመት እቲ ውዕሊ ዘይተረድኡ ሰባት ኔሮም ክትብል ከለኻ, ረብሓ ህዝቢ ኣሕሊፍካ ንኽልተ ዓመት ሂብካ ኢኻ ክበሃል'ዶ ኣይከኣላን:: ጊዚያዊ መንግሥቲ ከምዝጣየሽ ኣብ ስምምዕነት ኣይነበረን ይባሃል ኣሎ:: ንምንታይ ዳኣ እዩ ዶ/ር ደብረፅዮን እቲ ጊዝያዊ መንግሥቲ ክመርሕ ተመሪፁ ዝነበረ? ሐዚ'ውን ቅንዕና የለን:: ምውንጅጃል መሕፈሪ ስለዝኾነ, ሕዝቢ'ውን ኣብ መከራ ስለዘሎ ኩሉኹም ኣብ ህወሓት ዘለኹም ኣደብ ግበሩ::

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 Месяц назад

    ምርጫ ክካየድ እንተ ኮይኑ ካብ ታሕቲ ከም በሐድሽ እዩ ዘጣየስ ብካድሬ ዘተስረሐ ምህዋር መቸም አይስረሕን

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi Месяц назад

    አይኸፍእን ሕወሓት ከምዚኦም ዓይነት ቁሩብ ሚዛናዊ ዝኾኑ መናእሰይ ናብ ቅድሚት ተምፂአ ተስፋ አለዋ ግን ቁፅሪ ሓደ ደብረፅዮን ካብ አመራርሓ ወሪዱ ናብ ካልእ ስራሕ ክምደብ አለዎ ሕወሓት ዘይተረደአ እዚ እዩ አተሓሳበአ ቀይራ ዘመናዊ ዝኾነ ሓስብ ክተቕርብ አለዋ ምስ ግዝያዊ ምምሕዳርዉን ክትስማዕማዕ አለዎ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 Месяц назад

    እንታይ ከረድእ እዩ መፂኡ ዘሎ እዚ ማሀይም ህዝቢ ነጥቢ አቅፀሩልኩም እዩ

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 Месяц назад

    ኣቱም፡መናእሰይ፡ከይትዕሸው?ከም፡እታ፡ኢ.ህኣድግ፡ዝፈረሰሉ፡መንገዲ፡እዩ፡ዝኽየድ፡ዘሎ፡
    ልቢ፡በሉ፡መንገዲ፡ህወሓት፡እንተተኸቢስ፡ዕድና፡ባረነትእዩ።እዙይ፡ማለት፡ኣፈቃረ፡ህወሓት፡ምዃን፡ኣይኮነን፡ንህዝቢና፡ዘተኣሳሰረ፡ቡዙሕ፡ብምህላዉእዩ።❤❤❤

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk Месяц назад

    ግቱር አብክድዝእለ ይግተር ናይ ህዝቢ ረብሓ አቅዲምኩም አትፈልጡይ ኸዝኻአ ህዝቢ እምቢ ስለዝበለ እምበር ፕሩተርያ ፈሪሱ ኢልኹም ነይሩኹም ኸዚ ኸአ ክተእምኑ ትፅዕሩ አኹም ስልጣን ብቻ ዝገድሰኹም ሙኻኑ ኩሉ ፈሊጡኩም እዩ መደናገርቲ ዕድመ ልክዕ ምድንጋር አስልችየኩሙይ

  • @SkyEritrea
    @SkyEritrea Месяц назад +1

    ኣንቲ መድሂን ሓፍትና ወያነ ክትጠፍእ ኣለዋ.ንጌታቸዉ ሓግዝዎ ወያነ ህግደፍ ንኸይጠፍኡ እታ ቀንዲ ትዓግት ዘላ እሳ ኢያ.ሕሰብዮስከ ዋላ ሕጂ ምስ ህግደፍ ፍቅሪ ኣይወጸሎምን ወያነ ምስ ህግደፍ ተኾኖም ጌታቸዉ ምስ ኣቢ ተኾይኑ ምስጌታቸዉ ኮይና ጋሃነብ ከነእትዎም ኢና.ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ዝብሉ ዘለዉ 20 ዓመት ዘየርብሕኹም ሕጂ

  • @Yese-f5c
    @Yese-f5c Месяц назад +18

    It is too late, TPLF can't reverse the storm that is erupted by the people of Tigray. ሓሳውቲ!!!~

    • @TimmyTurner5-l5z
      @TimmyTurner5-l5z Месяц назад +4

      That is true. I don't know how these guys are thinking. They are shameless!!!

  • @yow2063
    @yow2063 Месяц назад

    ወንበርኩም ብሰላማዊ መገዲ ንህዝቢ ትግራይ አረክቡ ... ዳሐር ተጎተትና ተጨፍጪፍና ብገመድ ተጎቲትና ከይመፅእ አብ ቀለበት ውሽጢ ኢኩም ዘለኩም አነ የዛረብ አለኩ ቤተሰብካ እናመፃእካ መልፍላፍ ትርጉም አይብሉን

  • @abdulmanane4597
    @abdulmanane4597 Месяц назад +5

    እዚ ኸ ካበይ መፀአ ;ካብ ገፂ ደብሪጭ ምርኣይ ምሑሩና ማለት ድዩ? ተመስገን

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb Месяц назад +1

    He Is anew Family Member Of Sbhatawyan Who Is Intended To Replace Debresion

  • @rubanazekarias5947
    @rubanazekarias5947 Месяц назад

    ሓቂ ኣይትፈትውዋን እምበር ህወሓት ተሰሓሒቱ ውን ናይ ትግራይ ጉዳይ ኣሕሲብዎ ኣይፈልጥን።
    ንህዝቢ ሓሲቡ ሰሪሑ ኣይፈልጥን ኣይተሃውኹና

  • @alemachteklehaimanot4568
    @alemachteklehaimanot4568 Месяц назад +1

    51% ሕዋሕት እዩ::እንታይ ማለት እዩ:: ክሳብ ታሕቲ ጊዝያዊ መንግስቲ ሕዝቢ ክመርሕ ሰለምንታይ ዘይኽል!

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz Месяц назад

    ምስ ጥፋጡ ወይ ጥፋቱ አማህይሹ 1000ግዜ ህውሃት ጌታቸው ይሸጠና አሎ ዋይ ትግራይዋይ ድሓር ከይትሃዝኑ ወሎም ዝተሰውኡ አሸላት መንሰይና

  • @BerheAraya-u3u
    @BerheAraya-u3u Месяц назад +2

    ሕወሓት፣ሕወሓት፣ደርፊ ኮይኑ

  • @Eded-s4u
    @Eded-s4u Месяц назад +3

    ወራስ ዖና

  • @ዓርሞሸሽ
    @ዓርሞሸሽ Месяц назад +1

    ብሓቂ ትኽክል አገላልፃ ሓወይ ክብረት ይሃብኻ አንቱም ጎባጣትግን ዝብለኩም ሰሚኢኹም ተረዲእኹም ናብ ልብኹም ተመለሱ አብ ቀላሚኖ ዘምሃርኹም እኮ ንህዝብኹም እሾኽ ኮይንኹም ክትወግኡዎ አይኮነን።❤

  • @nigistig7492
    @nigistig7492 Месяц назад

    እንታይ ዓይነት ፈዛዝ ሰባአይ እዩ እዝከ? ሐሳዊ.

  • @ሩሁብመርሃዊ
    @ሩሁብመርሃዊ Месяц назад

    ዘቕስን ኣተሓሳስባ እዩ ሎሚ ዝሰረፀ ። የቐንየልና

  • @HailebTesfai
    @HailebTesfai Месяц назад +1

    why do people undermine others when they get power and wealth? What did General Tsadkan say in Maichew, Tigrai?

  • @yemanehgebre
    @yemanehgebre Месяц назад +3

    You are not even TPLF. You are illegal faction.

  • @hirayndahray
    @hirayndahray Месяц назад

    ናሃተይ ሕቶ ንማንም ክሕተተት ዘለዎ
    ውሽጥካ ምፅራይን ምጥንካር ወሳኒ ኮይኑ:ውዕል ፕሮተርዝምልከት
    1 መሬትና ይመለስ
    2 ዝነበረ ናይትግራይ ምምሕዳር ይተከል
    3 ህዝብነና ይመለስ
    4 ሕቶ መሬት ዘለዎ ኣካል ብመረዳእታ ይሕተት ዶ ኣይኮነን ክብሃል ዘለዎ አየናይ ይቅድም ንምኻኑ

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 Месяц назад

    ጉባኤ ከምይ ኢላ እያ ተካይዳ ብሓንቲ ኢድ በሓንቲ እግሪ አየ ምድረ ጀዘባ ገና ብዙሕ ይተረፈኩም እዩ

  • @BaryauNigusse
    @BaryauNigusse Месяц назад +4

    ሕዝቁዝቅ አይታብሎ።

  • @borasilman2926
    @borasilman2926 Месяц назад

    ንጊዚያዊ መንግሰቲ ንዝተወሰኑ ሰባት ክበሀል አይነሰርሕን ኢልክምዎ ። ሰለምንታይ❓❓❓❓

  • @bereket-x8w
    @bereket-x8w Месяц назад +1

    ንሕና አይፈረምናን ኢልኩም ሕዚ ንሕና ኢና ፈርምቲ .........

  • @KahaseMezgebe
    @KahaseMezgebe Месяц назад

    ግርም ዝብለካስ ተገቲሩ ሓቂ ኣምሲሉ ምዝራቡ እዩ ኣበይከ ነበረ ኣነ ሎሚ እየ ዝሪኦ ዘለኹ ይሰሓል ዝነበረ እዩ ጉዳማት ጉጅለ ኣደመ ሰተይቲ ደም😭😭

  • @borasilman2926
    @borasilman2926 Месяц назад

    እዚ ህዚ መፂእኻ ትንፈራገጦ ዘለኻ ሸዑ ከምኡ ኢልካ ዘይምተዛረብካ ህዚ ከመይጌርና ንአምነካ ❓❓❓

  • @hagosberihu9321
    @hagosberihu9321 Месяц назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤P

  • @EquarAlem
    @EquarAlem Месяц назад +1

    መዳናገርቲ ሪኢቶ ምቅራብ ነአና ንተጋሩ አይጠቅምን

  • @RASMITATE
    @RASMITATE Месяц назад +2

    አታ ስልጣን ሃቡና እንዶ በሉ ብግልፂ:ብጣዕሚ ወሪድኹም ..

    • @isaiaskiflay2520
      @isaiaskiflay2520 Месяц назад

      ስቅበል ደጋፊ አረጋዊ በርሄ PP

  • @Habesha2010
    @Habesha2010 Месяц назад

    ኣብደይሕቶና''ዩ መብርሂ ዝህብ ዘሎ። እቲ ሕቶ ህወሓት ዝመርሖ ጊዚያዊ መንግስቲ እንዳሃለው ንምንታይ ደብረጽዮን ወይ ገለታት ዘይመርሕዎ ናይ ህወሓት ኣይኮነን ዝብል መደምደምታ በጽሕኩም? መን ኪመርሖ እንከሎ እዩ ናይ ህወሓት ዝበሃል መን ኪኸውን ከሎ እዩ ዘይህወሓት? እቲ እትብሎ ዘለሓ ሓዲሽ ኣይኮነን ሕቶ ህዝቢውን ኣይኮነን ንፈልጦ እና።