Who cares if u are the piece sheets of Arab turk Italian British etc the children of jebha called shaebia Eritrea 🇪🇷 babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊
Who cares if u are from the piece sheets of Arab turk Italian British etc the children of jebha called shaebia Eritrea 🇪🇷 babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊
ዋዉ ዳጋጊመ ሰሚዐያ ናይ ብሓቂ ሂወት ታዐሊም እያ ኣብዛ ዓለም ትዓለም ምስትውዓል ዘድልዬ ግዜ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷 🇪🇷
Who cares if u are the piece sheets of Arab turk Italian British etc the children of jebha called shaebia Eritrea 🇪🇷 babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊
ኣቤት ድምጺ ኣያዋ ኣምላክ ይባርካ ካብ ኣከለጉዛይ ሰገነይቲ ደላይት ፍቅሪ
ኣቤት ድምጺ ድቁስ የባራብር መትብባዕ ዘድልዮ ምዙቃ ትግርኛ እዩ ❤❤️❤️❤️❤️❤️❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
Who cares if u are from the piece sheets of Arab turk Italian British etc the children of jebha called shaebia Eritrea 🇪🇷 babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊
ድምፂ #100%
ግጥሚ#100%
ዜማ#100%bravo
❤መን እዩ ከዕብየና ንፅበ ኢደይ ኢድካ ኢልና ጥበብና ነዕቢ ብዝከአልና ንቃለስ ደስ ዝብል ድምፂ ብሓቂ ❤❤
🥰🥰🥰🥰🥰
ከመይ ጌርሩ ክዓቢ ተዓለም እትብል ደርፍ ጸገዛአብ ዝብሃይ ደጊምዋ አሎ ብጣዕሚ ዘሕዝን እየ
Btami ina senfat 🤔🤔ember kbzi nlaelie srah yelen
@@russomtewelde692 Emo ezi eko Cover eyu mearey
@@russomtewelde692 ታይ ኮይኑ እዩ ዝገርም
Wow tibk srah jegna
ልበ ብርሃን ብሬ ሓወይ እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን🙏🙏✊✊✊💪💪💪
ልብብርሃንበሬሓወይእግዚአብሔርምስኻይኻን💕💕💕💕💕❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪💪👊👊👊👊👊👊👊👌👌👌👌👌👌
ቲክታክ ላይ አይቸ ነው የመጣሁት ድምጽ ብሎ ዝም ነው ዋው💔❤❤❤😘😘😘
Wala ane eko eye
ትግርኛ ዘይትዛረቢ
ፈርቃዕ ይብለኪ
Wala ani love it this music❤❤❤❤❤
❤❤❤
ስይ ጡዕም ድምፅ አቦዋይ አበይ አለና ተጋሩ ላይክ ሸር ባ አይንረስዕ
ኣሰይ ጎይታዋኒ ድምፂ መረዋሕ🎤 ተጋሩዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም እግዚአብሔር ኣምላኽ 💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤❤💛💛❤❤🌾
ትግራዋይ ዝኾንካ ኩልኻ ዕሰል ኣብ መንነትካ ሼር ላይክ ኮሜንት ዋላ ደጋጊምካ
ትግሬዎች ስለተሆነ ብቻ ሳይሆን ቆንጆ ስራ ስለሆነ ነው like and share መደረግ ያለበት
እኔ ይሄን ሙዚቃ የምሰማዉ ትግሬ ስለሆንኩ አይደለም ገልቱ አትሁኚ። አማራ ነኝ፤ጸጋ ዘአብ ተአለም በጣም የምወደዉ ሙዚቃ ነው። ስራህ እርፍ ጨብጥ...
ትግራዋይ ያልሆነውስ ? አማራን አይመለከተውም? ለምን ትዘቅጣለህ። ፖለቲካውን /ዘረኝነቱን እዛው ተዉት ።ሙዚቃ ኢንተርናሺናል ነው። የሆንክ ጅል
ተጋሩዋኒ ገዛና ኣይነቁሩርሮ ነበራታታዓዮም ልበ ሙሉእ ብርሃን ሓውና ቀፅለሉ ብናይ ባዓልካ ክትመፅእ ተስፋ ይገብር 😘
ሀቅ ድዩ ❤
Tikiki Haregy naye balna nabi ❤❤❤
የማይጠገብ ድምፅ መታደል ነው በርታ ወንድሜ
ናይ ብሓቂ ሂወት ተዓሊም እያ ኣብዛ ዓለም ተዓለም ተዓለም ኩለኻ ትግራዋይ ክትሰግራ እንተኾይንካ ዛ ግዜ ብሬ ሓውና ድማ 100%
ብርሃነ ልበ ብሩህ በሃር ኣቤት ዘብል ስራሕ ኣይትጥፈኣና ትግርኛና ኣበርቲዕካ ስርሐሉ እዚ ዝመስል ድምጺ ሒዝካ ኣምሐርኛ ኣይትድገም የኣኽሎም ።
I'm an Eritrean and a big fan of Tigrian music❤
ድምፂ መረዋሕ ብጣዕሚ ንፉዕ ጎበዝ ቀፅለሉ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ትግርኛ ደርፊ 🎶🙏👌👍
Ybel dmtsi 🤝🤝👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ጥበብን ጥዑም ድምጺ ቀጽሎ አሎና አብ ጎንካ ብርሂነይ🙏🙏🙏
ብርሃነ ገብረስላሰ
(ተዓለም) 100%
I love tigray people 💔
I M from oromiya
ሙዚቃ ሌላ ብሄር ሌላ! ትግርኛ ሙዚቃ እወዳለሁ ነበር መሆን ያለበት! አይ አንሶ ተፈጥሮ ፣አንሶ ኑሮ፣አንሶ መሞት!
❤💚❤
He song oromofan &amharic tooooo much
We Love you to❤❤❤❤❤❤❤❤
አይ ጋላ! እውነትኮ ነው ጋላ ቀንድ የሌለው ከብት ነው የሚባለው ፣በአንተ ቤትኮ ፖለቲካውን ሰርተኸው ሞተሀል! እረ ወየው እነዚህ ጋር ነው እኮ ሮመዳንን የምንፆመው
መጀመሪያ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ድምጻዊ ጸጋዝኣብ ገ/ላሴ ከመስግኖ ይደሊ እዛ ደርፊ ኩሉ ጊዜ ክድቅስ ከለኩ ንዓኣ ከይሰማዕኩ ኣይድቅስን ጥዕምቲ ደርፊ እያ።እና ኣጆካ ቀጽለሉ ናይ ባዕልካ ሒዝካልና ክትመጽእ ተስፋ ይገብር ደስ ዝብል ድምጺ እዩ ዘለካ💓💓
ብጣዕሚ ብዙሕ ደርፍታት ዝገርም ድምፅን ኣለውዎ እዮም ብርሃነ ገ/ስላሴ ኣልኪ እተው
ጥዑም ድምፂ👌 ዕድመን ጥዕናን ይምነ👏❤️
አነሰ ከምዚይ ኣምሓራይ አዩ ዝመሰልኒ ነይሩ ። ብዝኮነ አንኳዕ ናይና ኮንካ አንዃዕ ናብ ክቡር ማንነትካ ተመልሰካ። 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 ደቂይ ትግራይ ኩሕሎ ሞራል ንሃቦ በሸም ህዝቢ ትግራይ ኩልና ሞራል ንሃቦ። 🌹🌹🌹🌹🌹🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹።
አቤት ደምፅ 🙏❤💛
በጣም እንጂ ናተይ 🇻🇳🇻🇳❤❤❤👌🥰🥰🥰
Exactly what I said.
I like his voice to 🐝🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ልበ ብርሃን...ሙሉእ ጥዕና ነዊሕ ዕድመ ይምነ... ፅቡቅ ስራሕ ልብኻ ገለ ነገር ይስመዐካ....በቓ ደስስስስ ዝብል ስራሕ...ቀፅለሉ።
ዋውው ድምፂ ደስ ክብል❤😘❤❤💊💊🌾🌾🌾🌾🌾
ፁቡቅ ድምፂ💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️❤️❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
ዋውው እዋይ ድምፂ በጃኹም ኩሉኹም ሰማዕቲ ትግርኛ 👍👍👍👍👍👍
👌👌👌
ይበል ድምፂ
ኣቤት ድምፂ ኣቤት Confidenc
አረ መዲሃኔ ኣለም 💎💎💎💎💖💓💝💘
አንደኛ
ክቡር ኣያና ደስ ዝብል ድምፂ እዩ ዘለኻ😍
ኣበይ ኣለኩም ተጋሩ ሰብና ንሓግዝ ነተባብጥ
ሓወይ ናተይ ኣምላኽ ዓይንኻ የብረሀልኻ ድምፂ ብሓቂ ጎቦዝ ጎቦዝ 👌ምሕረት የውርደልኻ ብቻ 🙏🙏🙏
እንካዓ ብስላም መፃካ ይበል ድምፂ ቀፅለል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 💙💙💙🙏
Wwwww Good jobb
አቤት ድምፅ ጅጋና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ብርዋ😍😍😍😍
Memhrey ybeli dmixi 100 kexilelu memhrey jigna
❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰
ተጋሩ ንግንዘብ ናይ ባዕልና ከያኒት አይነሕግዝን በለ ላይክ ሳክበራብ ግበር
ዓይነ ሰውር እዩ ከምኡ ኣይትበሊ ክብረተይ😥🙏
@@mery0141 እሞ ናትና ነዕቢ እያ ትብላ ምንም ኣይበለትን ሓቃ እያ ተጋሩ ናይ ባዕልና ኣብ ላይክ ሼር ሳብስክራብ ድኹማት ኢና
ጥዑም ድምፁ
ብርሃን ዝገፁ
ቀፅለሉ✊👍👍
ኣቤት ድምፂ ልኣኻ ዘይምድናቕ ሕስድና ጥራሕ እዩ ጀግና ኣቦይ መዓረይ መምህር ብዙሓት❤👑👌
ሙሉእ እባ ድረፋ ታዓለም ብጣዕሚ ጡዑም ድምጺ ኣለካ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ሰላምኩም ይብዛሕ ህዝብና
ዋው!!!!
አቤት ድምጽ!!!
ድድድ ድድ....👏👏👏👍👍👍🤙🙏🙏🙏
ጥዑም ድምፁ ቀፅለሉ ጎይታዋ♥️♥️💛❤💊
እሚለውን ባላቀውም ትችላለክ ምርጥ ዲምፅአለክ በርታ 🥰🥰🥰🥰🥰
ኣሰይ ብሬ ሓወይ ቀፅለሉ💛❤️🙏🥰
ልበ ብርሃን ዕድመ ጥዕኛይ ይሃብኻ 🙏🙏🙏💊💊
ኤቤት ድምፂ ብርሃነ ሓወይ ወዲ ሩባይ ቅጭን ኣላህ ይሓልካ
ኣብየት ድምጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ ናተይ ፅብቅ ስራሕ ቀፅለሉ ሃየ ተጋሩዋኒ ኣሕዋትና ነተባብዕ
ኣቤት ድምፂ ጀግና ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
እግዚአብሔር አምላከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓዉና❤
ዕድሜን ጥዕናን ያሃብካ አየዋይ ማዓሮ
ዕድመን ጥዕናን ሃብኩም ኣያኔ😘💛💊💪
Abet berets
እንቋዕ ዳሓን መጸኣኻ ኣያና ኣቤት ድምጺ
ሰላም ናትግራይ
ጀግና በልጠሀል ሁሉንም እኔነኝ የምልህ የኔጌታ በርታ
እሰይይ ማዓረይ ብጣዕሚ እየ ዝከታተለካ ጎበዝ አታ ጅግና
ይበል ድምፂ💝
ኣቤት ድምፂ ይበል ክቡር ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ በተይ መዝሙር ምስገና ተትዝምር ክንደይ ደስ ይብል
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 👊🏽👍🤛🏻👍🔥🤛🏻🥰🤛🏻🥰😊
አበት ድምፂ ቀፅለ ሉ ❤️💛
I knew this guy would be great singer when I saw him on Tigray got talent . Awesome እዋይ ከም ፁሩይ ፍልፍል ማይ ኾለል እንዳበለ ዝፈስስ ጥዑም ዜማ
ጎብዝ ጅግና ኢኻ
ተጋሩ ኣሕዋተይ ነዛ ጥዕምትን ዑሙቕትን ዜማ ደጋጊምኩም ኣስተብሂልኩም ስምዕዋ! እዚ ሓውና ካብ ዜማታት ገዳይም ኣሕዋቱ ነተን ምሩፃት ሓረጋት ቆናጢሩ ነዛ ደርፊ ኣውፂኡልና ዘሎ ከሕልፎ ዝደለዮ ዓሚቕ ውስጠ-ዛዊ ስለዘለዎ እዩ ታራ ደርፊ ኣይኮነን!
ኣጆና!
ትግርኛ አልችልም ይሄ ዘፈን ግን የሌለ ይመቸኛል ዋው
ልዕሊ 10 ግዜ ደጋጊመ ሰሚዐዮ ዝገርም ደምፂ ❤️🥰
Good job bro ❤️
ይበል ድምፂ መምህር ትግርኛ ብሉፅ ኢካ😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
ኣያና ብጣዕሚ አዩ ጎበዝ ድምጺ ይበል ሰሚዐ ኣይጸግቦን ኢድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤
Wow ኣቤት ድምፂ ኣረ በጃኹም ነተባባዓዮ
የኔ ውንድም ድምጽህ በስላሴ ዋውውውውውውውው
ባዓል ብርህ ኣእምሮ ክቡር ኣያና ቀፅልሉ🥰💊😘
Ybel dmtsi 👍👍🤝🤝🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋውውውውውውውው ብጣዕሚ ዝገርም ደምፂ ኣጀኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ❤❤💚❤💚❤
ዋውውው ድምፂ ማለት 👌👌
ልበ ብርሃን ብርሃነ ሓውና ድምጽኻ ብጣዕሚ ጥዑም እዩ ብዙሕ ስራሕ ከም ተምጸአልና ተስፋ ይገብር. ጽቡቅ ስራሕ ቀጽለሉ 😍😍😍
ልብ ብረሀን♥😍
ናይ ብርሃነ ድምፂ ግን ዝገርም ዝገርም ዝገርም ዝገርም ዝገርም ዝገርም ዝገርም ዝገርም ዝገርም እዩ።
በይዛኻ ባ ወሳስኸልና ብርሂነይ!!!!!
የቐንየልና ኹቡር ሓው ።
ኣብ ቐረባ ማዓልቲ ክልተ ሓደሽቲ ስራሕቱ ኣብ እዝኒ ኣድመፅቱ ከቕርብ ምድላዋቱ ወጊኑ ይርከብ ።
ኹቡር ሓው share , ብምግባር እንዳበረታታዕና ከየንትና ምድጋፍ ንቐፅል
ዋው ልበ ብርሀን እግዚአብሔር እድሜን ከጤናጋ ይስጥህ ❤❤❤❤❤❤
I'm in love with tigray ,what a song big love 😍😍😍😍😍😋
አይ ድምፅ አይ ሙዚቃ ቅንብር አንድም ስህተት የለም እኮ ድንቅ ግሩም ሙዚቃ ነው የምትጫወተው ወንድሜ ምርጥ ሙዚቃ ነው ❤️🤙🌹💥🤙🎷🎸🎹🎶🤙
ድምፂ ሙሉእ ጥበብካ ይባርክ ፈጣሪ ዕደመ ይሃብካ🙏❤♥️
Wwa ኣጆካ ኣያኒ በርትዕ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሓውና ይበል ድምፂ💜💜💜🙏🙏
አንበሳየ ትግራዋይ ድምጺ መርዋሓ
ዓሽሽሽ ዝሐወይ ተዓወት ጥዕምቲ ደርፊ
ልበ ብርሃን ብሬ ኣጆኻ ቀፅለሉ
ሰሚዕኻ ዘይጽገብ ድምጺ 💛❤️💛❤️💛🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
Wooow በርትዕ ገራሚ ድምፂ ኣለካ ተጠቀመሉ
Keep it up you have a beautiful voice
ገራሚ ልኮነ ድምፂ ፣ብናይባዓልካ ደርፊ ይፅበ በርትዕ
ታዓለም ታዓለም ጅግና ወዲ ትግራይ
መምህር ብርሃነ ፅቡቕ ግጥሚ
ዜሜ
ድምፂ
ነበረታታዓዮም እዞም መምህር,ገጣማይ,ሙዚቃ አቃናባሪ,ኮታስ በዓል ብዙሕ ክእለት
ዕድመን ጥዕናን ይበልና
ዋው ጥዑም ድምፂ 💛❤
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 😊👍🏼😊👍🏼👍
ገለ ዓይንት
ባዓል ብሩህ ኣእምሮ ኣያና ❤️❤️
Amazing voice
በዓል ሱሑል ጎሮሮ ...ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ👍❤😍
ተጋሩዋኒ ደመይ💊💊💊💪💪💪💪♥️♥️💪💪💪💪💋💋💋💋♥️♥️
ሕቡእ ድምፅ ዋው
ድምፂ 1000%
ንፉዕ ቀፅለሉ💕💝🙏😘
እድመን ጥዕናን ይሓብካ ብጣዕሚ ፁቡቅ ስራህ
ጅግና ዝሓወይ ❤️