Thank you memher Beyene , as usual we really appreciate for sharing your history perspective, And thank you setit..too... history with memher beyene and Geopolitical analysis with eng suleiman is making your channel very attractive..KEEP UP THE GOOD JOB!
Very impressive and factual discussion ! Mr. Beyene has a good historical knowledge of midre Habesha ( 🇪🇷🇪🇹 ) & he really exposed the wrong myths of Ethiopia being a nation for about 3k years and the wrong narratives of generations from Jews. Thanks Mr Beyene
Correction: Midre Habesha does not include Eritrea. The word Habasha comes from Habashat- one of the Saba tribes from Yemen that crossed the Red Sea around 600 BC and settled from south of southern border of Eritrea: Tigrai, Wello, Gojam, Gonder, Northern Shewa.
@@slm1341refer to history books, Eritrea was not excluded from midre habesha. Infact it has not specified territory, but in generally Highlands of Eritrea from Nakfa to wards south, Tigray, & parts of today's Amhara Region .
መምህር በየነ ብዙሕ ይተርፈኩም። ተማራመሩ ብዙሕ ኣንብቡ። ብስምዒት ኣይከውንን እዩ። ዝተሰነዔ ናይ ሻዕብያ ተሓዳሲ ታርኽ ተምርኪስካ መጽሓፍ መሰል ጽሒፈ ምባል ነዚ የጋልጽ። ደሓን መምህር በየነ መጽሓፍ ክትጽሕፉ ምፍታንኩም ነመስግነኩም። ግን ታሪኽ ብተዓወቲ ከምዝጸሓፍ ዘይምርሳዕ። ዝተገብረ ምንጋር እምበር ንዝትግበር ምፍጣር ኣይኮነነ። ትግራዋይ እዩ መንነትኩም። እቲ ንስኹም መወከሲ ኢልኩም ዝሰመኹሞም መጻሕፍቲ ብዙሕ ጌጋታት ዘለዎም እዮም። እቲ ኣዝዩ ዘገርም ድማ ናይ ተክለጻድቅ መኩርያ ስኑዕ ናይ ነፍጠኛ ታሪኽ ምጥቃስኩም ሓፊረልኩም። እሞ ነዞም ህግደፋውያን ድኣ እንታይ ክትብሉዎም ኢኹም በዚ ኣረመናዊ ተግባራቶም። It is indeed a project to mislead the Eritrean people instead of telling the truth and best options with wisdom, facts and sacred academic discourse. The problem is that the truth cannot be marginalized, but history can be manipulated. Memhir Beyene, I appreciate your efforts in writing books. I think you should be objective. Don't you know that the Italian Colonialists had a plan to bring more than 2.5 million poor Italians to settle in Eritrea? The Eritrean population at that time was at most 800,000. It would help if you imagined that. Just go to Rome and check the Italian Archives and other sources. However, you'll need to know and understand that knowledge is created after intensively knowing the past and the current to identify the weakness that needs critical evaluation and improvement. It is easier if it is covered and veiled with the PFDJ customization. You cannot be an excellent historian without going beyond the "sacred one." This is my humble advice to you, Memhir Bocretsion. ከም ዝርደእኒ ሓጂ እውን ብዛዕባ ታሪኽ ኤርትራ መጽሓፍ ኣብ ምጽሓፍ መስርሕ ከምዘለኹም ገሊጽኩም ኣለኹም። ብጃኹም እቲ ፍልጠትኩም ኣግፍሕዎ፣ ኣህጥርዋ፣ ኣወሽጥዎ ልክዕ ከም ናይ መምህር ቦኽረጽዮን ዝያዳ ስርሕሉ። ብስምዒትን ሕርቃንን ኣይኮነን። ንወለደይን ኣባሓጎታተይን ቀቲሎሞም እንዳበልካ ሓቀኛ ታሪኽ ክትጽሕፍ ኣይካኣልን እዩ። . ኣብዚ ብዝሓት ሓገዝቲ ምንጭታት ኣለዎ ንዓኹም ። ኣብነት ፥ Alexandria (Egypt) Archives, Armenian Archives, University of London, School of Oriental and African Studies Archives, UK Archives, Library of Congress Archives, Uppsala University Archives, Moscow State University Archives, University of Rome and Italian Historical Archives, Deutsche Bucherai, Leipzig Germany, Fench Archives, University of Heidelburg and Univesity of Tubingen, Institute of Ethiopian Studies, Addis Ababa University, many more. ኣብኡ ብዙሕ ኩዓቱ እሞ ብዙሕ ዘይትፈልጡዎ ሓቅታትን ታሪኻዊ ምዕባለታትን ክትፈልጡ እኹም። ምስ ይቕረታ። ብኸቤረታ ከኤንፍተልኩም ዝደሊ ድማ እዚ ናይ ናይ ህግደፍ ቀምቂምካ ቀማቒምካ ትረኻታት ታሪኽ ኤርትራ ኣብ ዘብጻሓና የብሉን። ታሪኽናን፣ ክብርታትናን፣ ታሪኻዊ ጸጋታትና ምንጪ ጎዳኢ ሓድግታት ክኸውን የብሉን።
Axum was invaded by Beja tribes that destroyed the remnants of Axum.. The Persian empire ceased to exist when the Arab Muslims invaded it. By 720 there was No persian empire so how come Persians invade Axum by that time.
@@erishekor Naah. He is not a source that I can learn from if he makes such a mistske that Uni Freshmen would not make... The Beja Obliterated Axum not Persians, in fact Axum outlasted the Persian empire ..
@@MoReal2 kkk He never said he is the source😂 He clearly mentioned in all his interviews he’s writing his book based on his research of several historical books.😂 I understand why you wanted to dismiss his work without even reading his book😂It’s because you didn’t hear from him what you wanted to hearkkk😂 💚🇪🇷💚
@@erishekor bless you heart, I have more education and credentials in this field then him and you combined It is natural to question the merit of an author if he makes such a blatant mistake not his persobality though. Fact is Axum outlasted the Persian empire despite been at its decline phase before it was obliterated by a coalition of Kushitic Beja Tribes from the Dahel Region spear headed by the Belew . You might need to do some reading from external credible spurces before engaging in such topics which are obviously above your level of comprehension, at lest not to sound like an Ass.
Good job Settit media and thank you very much memhir beyene❤🇪🇷
የቀንየልና ኣቦና መምህር በየነ ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ይምነይልኩም 👍🙏🌺❤️
ይበል ገጣሚ ጽቡቕ ኣቀራርባን ኣወዳድቓ ቃላትን፡ንክቡር ኣቦና ድማ ዝግባእ ግጥሚ ናይ በሓቂ።
መምህር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብዙሕ ትምህርቲ ንምሃር አሎና ብ❤ የቐንየልና
Thank you memher Beyene , as usual we really appreciate for sharing your history perspective,
And thank you setit..too... history with memher beyene and Geopolitical analysis with eng suleiman is making your channel very attractive..KEEP UP THE GOOD JOB!
መምህር በየነ ቀላቲ፡ ኣብዚ ዘመን ሓቂ ከስተምህሩ፡ ብኣምላኽ ዝተዋህቡና፡ ኣዝዮም ለባምን ሚዛናውን ምሁርን ተመራማርን ኢዮም። ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃቦም። ንሕና እውን ብወገንና፡ ዓቅምና ብዘፍቅዶ፡ ልቦንኦምን ትምህቶምን ናብ ኩሉ ክባጻሕ፡ ሰብ ክነቅሕ ክንተሓበበር ኣሎና።
ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣቀራርባን ትሕትናን ዝመልኦ ትምህርቲ።
Thanku kulu haki tariken kefelet tigebrwo zelohum. Eritreawie mensjat timahatu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍
ንክቡር ኣቦና በየነ ቀላቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 🙏🙏🙏 💐💐💐
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩቡር ምውምህር ብዙሕ ተማሂርና ገጣማ ክኣ እቲ ጥዑ ላዛኻ ቀጽሎ ንፉዕ ብ❤
Memhr edmen tenan yhabeley lul Fetari abo haki ❤❤❤❤❤
Very impressive and factual discussion ! Mr. Beyene has a good historical knowledge of midre Habesha ( 🇪🇷🇪🇹 ) & he really exposed the wrong myths of Ethiopia being a nation for about 3k years and the wrong narratives of generations from Jews.
Thanks Mr Beyene
Correction: Midre Habesha does not include Eritrea. The word Habasha comes from Habashat- one of the Saba tribes from Yemen that crossed the Red Sea around 600 BC and settled from south of southern border of Eritrea: Tigrai, Wello, Gojam, Gonder, Northern Shewa.
@@slm1341refer to history books, Eritrea was not excluded from midre habesha. Infact it has not specified territory, but in generally Highlands of Eritrea from Nakfa to wards south, Tigray, & parts of today's Amhara Region .
Long life to our beloved & legend father may God bless you with everything
መምህር የቀንየልና ::
ኽብረት ይሃበልና ኩቡር ኣቦ!!!!
We sincerely appreciate your continued efforts in providing us with more books for printing. We greatly appreciate your support.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
God bless you Memhir Beyene
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክቡር መምህር በየነ ቀላቲ ከም ወትሩ በቲ እተቕርብዎ ንወለዶታት ዘበራብር አብ ብዙሕ መረዳእታን መወከሲታትን ተሞርኲስኩም ንእተቕርብዎ ታሪኽ ብሐቂ ዝምስገን ኢዩ። አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ቅሳነትን ከአ ይሃብኩም።
ኣብዚኣ ክእርመኩም መምህር ኣብ መጽሓፍ ምሳሌ ኣሎ ማዓተብ ብኸመይ ከም ዝተገብረ ኣቦና ያዓቆብ ኢዩ ከጠምቅ ከሎ መፍለዪ ዝገበሮ እምበር ኣጸይ የውሃኑስ ኣይኮነን ኣጸይ የውሃንስ ድኣ ክርስታን ኩኑ ኢሉ እዩ ዝቀትል ዝነበረ ማዓተም ብዓሉ ኣይምጾን ነዚኣ ክትእርማ የቀንየለይ።
@mebrhatu ኣቦና ኣጸይ ዮሐንስ ብዓሉ ማዓተም አምጺእዎ ኣይበሉን😂ኣብ ከባቢና ኣጸይ ዮሐንስ እዩ መፍለዪ ዝገበሮን ንሰባት ማዓተም ክገብሩ ዘስገድድ ዝነበረ ክርስትና ንከባቢና ሓድሽ ኣይነበረን ቅድሚ ኣጸይ ዮሐንስ ንኣሽሓት ዓመታት ኔሩ ቅድሚኡ ግን ሰብ ማዓተብ ስለዘይገበረ ይቅትል ኣይነበረን😂
❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks staz
Humble man & he knows very good history Horn Africa
Thankyou ❤❤abona❤❤❤memhrna❤❤❤setit media btaemi xbuk medeb ❤❤❤❤getami kea jgna btaemi xbuk gtmi
Abona memhir Beyene amlak edman tenan yihabkum ❤❤❤🎉🎉🎉. Timhirtikum ayxigabin eyu Yaqenilna abona
How we'll find the book, if it's possible how I canget contact for memher, I have some question
Smart man 🎉🎉🎉
ሰቲት ምድያ ብመጀመሪያ ነዞም ክቡር ኣቦ ኣምጺእኩም ብመርትዖ ዝተሰነየ ታሪኽና ክንፈልጥ ብምግባርኩም ኣዚና ነመስግን።
ቀጺለ ዝሓቶ ሕቶ እዞም ተጋሩ ኣሕዋትና ንራእሲ ኣሉላ ከም ጂግና ወሲዶም ክሳብ መዕርፎ ነፈርቲ ከይተረፈ ብስሙ ከምዝጽዋዕ ጌሮም ኣለዉ።ነገር ግን ብሰንኪ ባእሲ ረእሲታት ትግራይ ኢያ፡ትግራይ ናብ ሽዋ ከይዳ ዝብል ከመይ ኢያ፡ኣብርህ እንተ ተብልዎ ጽቡቕ ኔሩ፡ኩሉ ሰብ መታን ክመሃሩ።
ነጅራን ፍሉይ ቦታ አልዅዱድ
Adme tanann yhabka baba beyene.enka natna konka kemaka ybzuhulna 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
❤❤❤🌹🌹
Bi audio ente zikowin gin bella neru mikniyatu zenbib buzuh akonen.
የቀንየልና ሰቲት ሰለቲ ትምህርታዊ ሓዘል መደብ ተስፋ ገብር ተን ካል ኦት ነይ ኤርትራ ሚድያታት ካብ ናይጸርፊ መደቦም ጎሮቤታችን ካን ምባል ከምዚ መደብ ከቅርቡ
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
ብሓቂ : እዚ ጋዜጠኛ ካድረ : ኮይኑ ይዋሳእ አሎ :: ነቲ ዘዘንትውዎ ዘለው አቦ : ከምቲ ዝደሊዮ ጠምዚዙ: ዘይመልክዑ : የትሕዞ አሎ :: እዚ ጋዜጠኛ ዘይኮነ : ካድረ ኢዩ ::
ውሰዶ!!ውስዶ!! ውሰዶ!!!
It's the true
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
መምህር ክርስትና ከባ ኣቦና ኣብርሃም እዩ ዝጅምር ብዛ እባ ከርስትና ምዝራብ ገድፍዎ
ነመስግን መምህር በየነ ቀላቲ ኣዚዩ መሃሪን ልቦና ሓዘል ለበዋን ንኢትዮጵያውያን ኢዩ ነመስግን
Wetru awet nhafash.
እቲ ኛ ዝብል ቃል ካብ ኣምሓርኛ ዝመጸ ዝተለቃሕናዮ ከይኮነ ኣይተርፍን እምበር ቡዙሕ ኣብ ካልእ ዘይንጥቀመሉ ቃል እዩ።
ትግርኛ ኢና ዝብል እሱ እዩ መጸዊዕና እቲ ጅኦግራፊያዊ ትግርኛ ዝብሃል ካበይ ኢኹም ክትኣልዩዎ ክትመቅልዎ ትግርኛ ቋንቋ ካብ ኮነ ኑኹሉ ተዛራቢኡ ይምልከት
ትግርኛ ተገረ ትግሬ ተጋራይ ትግራዋይ ከም ዝኾነ ኣየሕኑኽኩም መንነትኩም ኢዩ። ጉዳመኛ !
እድመን ጥእና ን ኩቡር መምህር ሃቀኛ ታሪኽ ኤርትራን ዝኽኑ አቦና🎉🎉🎉🎉🎉
አብ ኤርትራ ብፍላይ ኢትዮጵያ ብደናቁርት አቅሽሽቲ ከምእውን በርህት ሸያባት ማህያምን ሰባት አብ ልእሊ ኤርትራውያን ዝተነፍህ ሃሶት ጠገለ የብሉን!!
ነዚ ሃሶት ክሳብ ህጂ ዝደግሙ ደናቁርት ህሉፍ ሃሊፎም አንጻር ናጽነት ኤርትራ ክንደይ ጸገም ከምዝፈጡር ኩሉ ዝፈልጦ እዩ!!
🎉ክብሩ አቦና!!!
ነዚኦም ምስትውአል ዝጎዶሎም ገለ አህዋትና አስተምህሮ ክህቡልና በኽብሮት ይሃትት??
ዘየለ ቤላ ቤለው😂ንጉስ ሜሮን ምራር😂ጫሉቅ ማሉቅ ወዘተ እዚ ሃቅነት አለወ ዶ???
እወ አለወ ዝብሃል ተኽዩን, አብ መአስ አመት ምህርት አበይ ቦታ ከምእውን ንጉስ ዝአክል ብዘይ ቤተመንግሥት ስለዘይነብር እቲ ቤተመግስት የፍልጡና ዋላ ዝአነወ ተሎ!!
😂ከምእውን ኮብ እስራኤል መጺና ዝብል ብኽመይ መጺና ምስጭብጥታቱ??
እዛ እስራኤል ንፈልጦ ደቂ ሰሎሞን ዝብሃሉ ተዛረብቲ እብርያስጥ ከምኦን ጸአዱ ምስ ተዛረባይ ትግርኛ ፊደልና ፍሉዩ ከምእውን ቋንቋ ና ትግርኛ ክ ከውን ከሎ እምነትናውን ኦርቶዶክስ ን ነብረሉ ቦታ እውን አዚዩ እሩሁቅ ከምይ ጌርና እስራኤላውያን ክንብል ድንቁርና አየኮነን ዶ?😂😂😂😂😂😂😂
ተባለ😂😂😂ህዝቢ እስራኤል ቅድሚ 2ሺህ ተበቲኑ ዝብል ቤላ ቤለው ነዞም አብ ኤርትራ አልእል አቢሎም ነብሶም እስራኤላውያን😂ኢና ደንብያ ኢና ዝብሉ 😂ምህሮ ወይ አ እምሮ ዝጎደሎም😂😂😂 ሃገሮም እስራኤል ተመስሪታ ስለዘላ ናብ ሃገሮም እስራኤል ከም ፈላሻ ዘይከዱልና?????
😂😂😂ከምእውን ደቂ ደንብያ ጎንደር ናብ ኢትዮጵያ ዘይኽዱ???
🎉አነ
አብ ኤርትራ ዝነብር ኤርትራ ዊ በ ብዉሉቁ ዋላ አቡኡ አዲኡ ወዘተ ናይጀሪያ ትግራዋይ ወዘተ ክዉለድ ይኽል ዘኮትእ አይኮነን።
አብ ኤርትራ ሰረት ዘለወ መቦቆል ታሪኽ ከለወ!!
ናቱ ክብርታቱ ገዲፉ 😂ደንቢያ😂 ከምእውን እስራኤል እንደበል አጀወ ጀው ዝብል ደንቆሮ እንታይ ምበልኩሞ!!!
🎉ክቡር አቦና እቲ ዝሃብኩምና አስተምህሮ ሰብ ከመዛዝና በቀሊሉ ዝርደኦ!!
ከምእውን ተባለለ ህውተታ ዘየኮ ብ ደብተር ዝተረጋገጸ🎉ከምእውን ህጂውን ዝስረሃሉ አርኪወሎጂ ኩእታ ዝተሃሃዝ ብመኽኑ!!
ብአቢው ህጂ ንነብረል አህጉር UN ወዘተ ህግታት ዘኽብር ምህሮ ብጭብጥታትን ብህግ ዝተቀየደ ብምኸኑ አዝይ የኽብረኩም!!!
ነዚ መደብ ትኮታተኑ ምስትወአል ዝጎደለኩም 😂ጫሉቅ ማሉቅ😂 ኮቶሊኽ ከንሽ ብላይ ሃይማኖት ቫቲካን ሽውድን ሃይማኖት መሳሪሂ ፖለቲካ ምኽኑ ኮብዞም አቦ ተማሃሩ!!
አወት ን ሃፍሽ!!
አኽባሪ ወድሁም🎉🎉🎉🎉
Kermesse kubur haw nebi mohammed bel bkbretka
ጌጋ!!
ሃደ ህዝቢ ተዛራቢ ትግርኛ ዝብል ፍጹም ጌጋ!!
ትግራዋይ ትግራኛ ተዛራቢ አየኮነን!!!
ጋዜጠኛ ትዛረቦ ፍለጥ!!
@ephraimtik ተጋሩ ቋንቋኦም ኣምሓርኛን ትግርኛን ዝተሓዋወሰ እዩ።
@@erishekor
ሃዋዊሱ ቋንቋ ዝዛረብ ሰብ ተኽዩኑ እዚ ሰብ ናቱ ቋንቋ የብሉን!!
ስለዚ ን ትግራዋይ ተዛራቢ ትግርኛ አይኽነን!!
ከምእውን ትግራዋ ብትግርኛ አይጽህፍን!!
ድህሪ ህወሃት ትግርኛ ክዛረብ ክጽህፍ ጀሚሩ😁
@@ephraimtik920 👍💯
ትግርኛ ወይ ትግራዋይ ዝብል መግዛእቲ አምሓራ ዝፈጠርዎ: አስማት ከባቢን ምሕደራ ኢዩ :: እምበር እዚ ህዝቢ : ሓደ ህዝቢ ኮይኑ : መጽሓፍቲ ገዳማት ሓበሻ ከበሳታት: " ሕዝበ አግአዚያን : መሬት አጋዚት" : እንዳበለ ኢዩ ዘዘንቱ ::
ካብ 16ክፍለ ዘበን ጀሚሩ ካርታታ ከባቢና : ኤውሮጳውያን: ብቋንቋ መሰረት ዝገበረ : ተጋሩ ወይ ትግረ : ካብ ከበሳ ኤርትራ ክሳብ አለውሃ ተሳኢሉ ይርከብ : አብ ጎግል አለኩም :: 16th century Map of abissinia Portuguese explorers ወይ east african 16th century map Portuguese explorer:: ኢልኩም ፈትሹ: ፍልጠት አስፍሑ ::
@@Ilkzhimjtj
ትግራዋይ ብታሪኩ አብ ኤርትራ ዘሎ ትግርኛ ሃደ ኮይኑ አይፈልጥን!
*ትግራዋይ ህጊ እንዳባ የብሉን።
*ትግራዋይ መሬቱ ናይ ዉልቁ እበር ብማእረ ዴሳ አይኮነን።
*ትግራዋይ ምስ ኤርትራ ሃደ ክ ከውን አየኮነን ነንህዱ ብ ቋንቋ ባህሊ ሳስኢት ዝተፈላለይ ተቤኒ ሺሬ አጋሜ ወዘተ ኢሉ ዝተፈላለይ ህዝቢ እዩ!!
*ግእዚ ቋንቋ ናቱ አይኮነን, ከምእውን ተዋህዶ ተባሂሉ ብ ግብጽ ኮብቲኪ አቡን ዝመሃዳደር እዮ።
*ትግራዋይ ተዋህዶ ተባሂሉ ብሃሶት ጽውጹዋይ ጥንቆላ ከምእውን ዛር ቆለ አጋንቲ ዘምልኽ ህዝቢ እዩ!!
ክቡር ሃወይ አብ ኤርትራ ዘሎ ትግርኛ ተዛረቢ ምስ ኢትዮጵያ ዘሎ ቀቢላ እራይ, ተንቤን,አጋሜ ወዘተ ሃደ ኮይኑ አይፈልጥን!!
Google ትብሎ ሃበሬት ተጋሩ ነብስ ምትሃት ስለዘለወም ገንዘብ ከፊሎም ከጽህፍወ ይከአል!!!
Google ስለዝበለ ሃቂ ማለት አይኮነን!!
ን ስሃ ብውልቅሃ ትግራዋይ ክትከውን መሰልኮ እዩ!!
ሃበሻ ታሪኽ ኢትዮጵያ እበር ኤርትራ አይምልከትን!!
ምስ ትግራዋይ ሃደ ኢሊኮ ብጀኮ ሰራቂ ህማም ሃሶት ድኽነት አብ ነብስሃ ከተልግብ እበር እንታይ ዝጠቅም አለወ???
ማዕተብ ካቶሊክ : አጸ ዮሃንስ ጀሚሩዎ ይብለና አሎ :: ዕምቆት ፍልጠት መጽናዕቲ ዝጎድሎም : ይመስለኒ : እዞም አቦ :: ተወሳኺ :
እዚ ሓታቲ : ፖለቲካዊ ምትዕርራይ(political correctness) ዘለዎ : አመንቲ እስልምና : ከይ ኩሪዩ : ከይ ቅየሙና :: ኢልካ ታሪኽ ምጥምዛዝ ወይ ታሪኽ ምዕባጥ ዝግበር :: ቀልዓለማዊ ወይ ፍሪሒ መልሰ ግብሪ : ከይወርዶ ዝግበር : ተግባር አለዎ::
ታርኽ እዚ ሰራም ኢስላም ክግለጽ ኣለዎ። ኣብ ልዕሊ ኣስላም ተሪር ሱጉምቲ ኪውሰድ ኣለዎ
Nay Behaqi Tsbuq Tintena
መምህር በየነ ብዙሕ ይተርፈኩም። ተማራመሩ ብዙሕ ኣንብቡ። ብስምዒት ኣይከውንን እዩ። ዝተሰነዔ ናይ ሻዕብያ ተሓዳሲ ታርኽ ተምርኪስካ መጽሓፍ መሰል ጽሒፈ ምባል ነዚ የጋልጽ። ደሓን መምህር በየነ መጽሓፍ ክትጽሕፉ ምፍታንኩም ነመስግነኩም። ግን ታሪኽ ብተዓወቲ ከምዝጸሓፍ ዘይምርሳዕ። ዝተገብረ ምንጋር እምበር ንዝትግበር ምፍጣር ኣይኮነነ። ትግራዋይ እዩ መንነትኩም። እቲ ንስኹም መወከሲ ኢልኩም ዝሰመኹሞም መጻሕፍቲ ብዙሕ ጌጋታት ዘለዎም እዮም። እቲ ኣዝዩ ዘገርም ድማ ናይ ተክለጻድቅ መኩርያ ስኑዕ ናይ ነፍጠኛ ታሪኽ ምጥቃስኩም ሓፊረልኩም። እሞ ነዞም ህግደፋውያን ድኣ እንታይ ክትብሉዎም ኢኹም በዚ ኣረመናዊ ተግባራቶም። It is indeed a project to mislead the Eritrean people instead of telling the truth and best options with wisdom, facts and sacred academic discourse. The problem is that the truth cannot be marginalized, but history can be manipulated. Memhir Beyene, I appreciate your efforts in writing books. I think you should be objective. Don't you know that the Italian Colonialists had a plan to bring more than 2.5 million poor Italians to settle in Eritrea? The Eritrean population at that time was at most 800,000. It would help if you imagined that. Just go to Rome and check the Italian Archives and other sources. However, you'll need to know and understand that knowledge is created after intensively knowing the past and the current to identify the weakness that needs critical evaluation and improvement. It is easier if it is covered and veiled with the PFDJ customization. You cannot be an excellent historian without going beyond the "sacred one." This is my humble advice to you, Memhir Bocretsion. ከም ዝርደእኒ ሓጂ እውን ብዛዕባ ታሪኽ ኤርትራ መጽሓፍ ኣብ ምጽሓፍ መስርሕ ከምዘለኹም ገሊጽኩም ኣለኹም። ብጃኹም እቲ ፍልጠትኩም ኣግፍሕዎ፣ ኣህጥርዋ፣ ኣወሽጥዎ ልክዕ ከም ናይ መምህር ቦኽረጽዮን ዝያዳ ስርሕሉ። ብስምዒትን ሕርቃንን ኣይኮነን። ንወለደይን ኣባሓጎታተይን ቀቲሎሞም እንዳበልካ ሓቀኛ ታሪኽ ክትጽሕፍ ኣይካኣልን እዩ። . ኣብዚ ብዝሓት ሓገዝቲ ምንጭታት ኣለዎ ንዓኹም ። ኣብነት ፥ Alexandria (Egypt) Archives, Armenian Archives, University of London, School of Oriental and African Studies Archives, UK Archives, Library of Congress Archives, Uppsala University Archives, Moscow State University Archives, University of Rome and Italian Historical Archives, Deutsche Bucherai, Leipzig Germany, Fench Archives, University of Heidelburg and Univesity of Tubingen, Institute of Ethiopian Studies, Addis Ababa University, many more. ኣብኡ ብዙሕ ኩዓቱ እሞ ብዙሕ ዘይትፈልጡዎ ሓቅታትን ታሪኻዊ ምዕባለታትን ክትፈልጡ እኹም። ምስ ይቕረታ። ብኸቤረታ ከኤንፍተልኩም ዝደሊ ድማ እዚ ናይ ናይ ህግደፍ ቀምቂምካ ቀማቒምካ ትረኻታት ታሪኽ ኤርትራ ኣብ ዘብጻሓና የብሉን። ታሪኽናን፣ ክብርታትናን፣ ታሪኻዊ ጸጋታትና ምንጪ ጎዳኢ ሓድግታት ክኸውን የብሉን።
አሞ ናይ ሕወሓት ተረት ድዮም ክምህሩና ደሊኻ?
@@KT-tm8yu ኣብ ዘይትልጦ ኣይትዛረብ። ወዛል ዘረባ ኣይትዛረብ።
እቲ ሓቀኛ ታሪኽ ትብሎ ዘለኻ አበይ እዩ ዘሎ።
ካልእ ርክብ ህዝብታት ዓለም መራኸቢኡ ወይ መጓዓዚኡ ብኸመይ እዩ ነይሩ።
ትግራዋይ ዝብል መንነት ከ ካበይን በየንን መጺኡ።
ካብ ምጽራፍ ግን መጀመሪያ ከም ህግደፍ ተሪኽ ስራሕ ሽዑ ክትጻረፍ ትኽእል።
ሕውሓት ከ እንታይ እዩ ታሪኾም እስኪ ንገረና።
ዘይታሪኾም ታሪኽና ዝብሉ ሓሰውቲ ምሁራት ተጋሩ መወከሲ ዘየብሎም ከማኻ ዝበሉ
ብጽልኢ ዝዓወሩ ደናቁር እዮም።
ኤርትራውያን ምስ ተጋሩ ዘራኽብ ከምዘይብሎም ከድካ መጽናዕቲ ግበር።
ሓሳዊ ኤርትራዊ የለን
ሰራቂ ኤርትራዊ የለን
አህር ተሃጊኩም ዳዊት ክርስትያን ኣዩ
Axum was invaded by Beja tribes that destroyed the remnants of Axum.. The Persian empire ceased to exist when the Arab Muslims invaded it. By 720 there was No persian empire so how come Persians invade Axum by that time.
@MoReal2 Have you read his book?? I’m sure you’ll find the answer on his book😂
@@erishekor Naah. He is not a source that I can learn from if he makes such a mistske that Uni Freshmen would not make... The Beja Obliterated Axum not Persians, in fact Axum outlasted the Persian empire ..
@@MoReal2 kkk He never said he is the source😂 He clearly mentioned in all his interviews he’s writing his book based on his research of several historical books.😂 I understand why you wanted to dismiss his work without even reading his book😂It’s because you didn’t hear from him what you wanted to hearkkk😂 💚🇪🇷💚
@@erishekor bless you heart, I have more education and credentials in this field then him and you combined It is natural to question the merit of an author if he makes such a blatant mistake not his persobality though. Fact is Axum outlasted the Persian empire despite been at its decline phase before it was obliterated by a coalition of Kushitic Beja Tribes from the Dahel Region spear headed by the Belew . You might need to do some reading from external credible spurces before engaging in such topics which are obviously above your level of comprehension, at lest not to sound like an Ass.
@@MoReal2 I can’t find these words in English Dictionary😂then him, spurces, at lest😂 kkkk
ጋዜጠኛ ብግቡእ ተርኡ ዝተረድኤ ኣይመስለንን። ናቱ ተራ ኣብቲ ዕላል፡ ሕቶታቱ ብግቡእ ሰሪዑ ከቅርብን ክሓትትን ነይርዎ።
ብሓቂ : እዚ ጋዜጠኛ ካድረ : ኮይኑ ይዋሳእ አሎ :: ነቲ ዘዘውትርዎ ዘለው አቦ : ከምቲ ዝደሊዮ ጠምዚዙ: ዘይመልክዑ : የትሕዞ አሎ :: እዚ ጋዜጠኛ ዘይኮነ : ካድረ ኢዩ ::
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷