Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Tekal anabebaka ewa
Kid hasawi qondaf agame 😢😢😢
ነጋዶ ኩናት ዘይትሙሕሩና ኣቢዪ ኣሕመድ ገደፍዶ ን ኤርትራ ን ፋኖ ክዋጋእ ኣይካኣለን ማሓሩና በጃኹም
Hawey moya keyer ... anabiba si aygeden.
*ኢትዬጵያ ብናይ ሓሶት ታሪክ ናይ ሓሶት ፖለቲካ ከጥፍኦም እዩ። ኣቢ ናብ ኤርትራ ይኩን ዓሰብ ከቕንዕ ሓይሊ ኮነ ሞራል የብሉን። ብኣቢ ዝምራሕ ብልጽግና እንትርፎ ናይ ፕሮፖጋንዳ ብስውር ዝፍንዎ 03 ናይ ሓሶት ሓበሬታ ከም ሓያልን ንሰብ ፍርሂ ክዘርእ ዝኽእል ስነኣምራዊ ኲናት ምፍጣር ካልእ ዕላማ የብሉን። ኢሳያስ ወላ ናብ ዓሰብ ኬይዱ ርክብ ይግበር ንኲናት ምድላ ነይሩ እንተ ዝከውን ኣብ መንግስታዊ ዜና ኣይመምጽእዎን ብስውር ገይሩ ምተመልሰ። እንዳ ብልጽግና ግና ነዛ ዜና ክምዝምዙ ደልዬም ኢሳያስ ዓሰብ ክዳለው ኣለዎም ክብሉ ናይ ሓሶት ምንጩ ዘይፍለጥ ይፍንዎ ኣለው። ኣቢ ብወደብ በርበራ ዘይሰለጦ ብዓሰብ ብሓይሊ ክሰልጦ ምባል ካብ ደርሆ ጸባ ምሕላብ እዩ ክከውን።*
ጽቡቕ ዜና እታ ኤርትራውያን ከመይ ዓይነት ኣደማምጻ ኢያ😅
hasawi
አምሓሩን ተጋሩን ባሕሪ ኔሩና እንተበሉስ ድሓን ጋላ ከ መአስ እዩ ባሕሪ ኔሩዎም ጠንቆልቲ።
Hasewti
😮 እዚ ናይ ኡጋንዳ ወላሂ መጅኑን ጥር ኢልካስ ን ሱዳን 😮😅😅
ኣቢ ዕምሩ ክሓጽር እንተኾይኑ ውግእ ክፍትን ኣለዎ። ንመን ሒዙ ኢዩ ክንድዚ ዓዘፍዘፍ? ካብ ፋኖ ኣይሓልፍን ኢዩ። ኣብ ደንካልያ ዕምረ ስልጣኑ ኣብቂዑ ማለት ኢዩ።ኣቢ ዓሻ ወተሃደር ኢዩ።
ተምጻኣኦ የብልክንን ሕጂ ውን ኪዳ ዕፈራ።🇪🇷🇪🇷👍
እዚ ወዲ መሶቨኒ ሓደ ዓንጃል ሰብ ኢዩ :: ካብ ኡጋንዳ ናብ ሱዳን ከይዱ ንካርቱም ኽቃጻጸራ ካን ኣባልዓ ኡጋሊ ( ኡጋሊ ኣብ ኡጋንዳ ጋዓት ማለት ኢዩ ) ገይሩ ወሲዱዎ :: እንታይ ኮይኑ ኢዩ ክንዲ ሰብ ኣኺሉ እንዳሓደረ ከም ቆልዓ ዝሓስብ :: ውግእ ኡኮ ሰብ ዝበልዕ ንብረት ዘዕኑ ስድራ ፋሕ ዘብል ናይ ግድን እንተዘይኮይኑ ኩሉ ሰብ ዘይምነዮ ኣጽናቲ ደቂ ሰብ ኣዕናዊ ንብረት ኢዩ ::
Ethiopia. Wishma. Amerika. Xeguba. Kedima. Eritrea. Kitwera. Alewa.
ተካል ድምጹ ይ ይ ዎም ንዜና ኣይትበቅዕን ኢኻ ም ዉ ገለ ኣይትብዝሕ ዜናኻ ተመሊስካ ስምዓዮ
እዚ ባህላዊ ጀነራል ናይ ዩጋንዳ ትክክል ይሃብ ዲዩ 😂
ኣታ ወደይ ዚ ናይ ኣቢ ዜናስ በጃኹም እንዶ ኣይተምጽኡልና
ሰይ ኮቲ ኣባልዓ ሕንባሻ ኮይኑ 😂ተራአይዎም ዓሰብ
ያላ ኣቢ ደንጊካ ንሕና ግደፉ የ ኢልና ኢሰያስ ንቅድሚት ዩ ዝከዩድ ዘል ኢልኩና ሃየ ሞ ሒጂ ወልካም ኣቢ ርከብ ኣይትሰኣን
Anta kabey zmese agame eka Ethiopian military kulakum tedemirum kndi hade eritreawi yeakulekum agam nay zhalefe history yeblkan dyu
Anta wediza hasaw kdedeka fesfas hasawi
ዝበልኩም በሉ ብፍቶት እተዘይ ኮይኑኩም ብሓይሊስ ከም ጡቡ ኣዴኩም ቅቡጹዋ ከም ቀዳሞት የሕዋቱኩም ካኣ ትቁሹሞዱ ፈካርት እዳ ኣብመሽረፈት
ሓደራ ደቂ ኤረ ኣብዚ ናይ ኣቢን ኢሰያስን ኺናት ኢድኩም ከይትእትዉ፣ ተዘየለ ደምኩም ደመከልብ ክኸውን እዪ
ኣኪልኩም ዲኹም ካብ ናይ ኩናት ትምኒት ኣዮትወጹን
🤣🤣🤣🤣
ኣድድድድድድድ ኣታ ንስኻ ድምጽኻ ዘይተዕርዮ፡ ካባኻ ምንስሓብ ይሓይሽ ባይ
Uganda needs funds from Dubai that is why he is looking for attention
Kkkkkk natka. Gedede. Tgraway. Wahid😂😂. Beyen.aegar beyen asagagar
Comeback Red sea the historical territory of Axumait empire.....Esaeyas the dictator will be end we ethiopians do it 100%
Aytifekir eti tihasbo fetino. Komal.
😅😅😅😅😅
ሩኩስ ኢሰያስ ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይብቖላ ይገብር ኣሎ
Welcome New eri Star media
Tekal anabebaka ewa
Kid hasawi qondaf agame 😢😢😢
ነጋዶ ኩናት ዘይትሙሕሩና ኣቢዪ ኣሕመድ ገደፍዶ ን ኤርትራ ን ፋኖ ክዋጋእ ኣይካኣለን ማሓሩና በጃኹም
Hawey moya keyer ... anabiba si aygeden.
*ኢትዬጵያ ብናይ ሓሶት ታሪክ ናይ ሓሶት ፖለቲካ ከጥፍኦም እዩ። ኣቢ ናብ ኤርትራ ይኩን ዓሰብ ከቕንዕ ሓይሊ ኮነ ሞራል የብሉን። ብኣቢ ዝምራሕ ብልጽግና እንትርፎ ናይ ፕሮፖጋንዳ ብስውር ዝፍንዎ 03 ናይ ሓሶት ሓበሬታ ከም ሓያልን ንሰብ ፍርሂ ክዘርእ ዝኽእል ስነኣምራዊ ኲናት ምፍጣር ካልእ ዕላማ የብሉን። ኢሳያስ ወላ ናብ ዓሰብ ኬይዱ ርክብ ይግበር ንኲናት ምድላ ነይሩ እንተ ዝከውን ኣብ መንግስታዊ ዜና ኣይመምጽእዎን ብስውር ገይሩ ምተመልሰ። እንዳ ብልጽግና ግና ነዛ ዜና ክምዝምዙ ደልዬም ኢሳያስ ዓሰብ ክዳለው ኣለዎም ክብሉ ናይ ሓሶት ምንጩ ዘይፍለጥ ይፍንዎ ኣለው። ኣቢ ብወደብ በርበራ ዘይሰለጦ ብዓሰብ ብሓይሊ ክሰልጦ ምባል ካብ ደርሆ ጸባ ምሕላብ እዩ ክከውን።*
ጽቡቕ ዜና እታ ኤርትራውያን ከመይ ዓይነት ኣደማምጻ ኢያ😅
hasawi
አምሓሩን ተጋሩን ባሕሪ ኔሩና እንተበሉስ ድሓን ጋላ ከ መአስ እዩ ባሕሪ ኔሩዎም ጠንቆልቲ።
Hasewti
😮 እዚ ናይ ኡጋንዳ ወላሂ መጅኑን ጥር ኢልካስ ን ሱዳን 😮😅😅
ኣቢ ዕምሩ ክሓጽር እንተኾይኑ ውግእ ክፍትን ኣለዎ። ንመን ሒዙ ኢዩ ክንድዚ ዓዘፍዘፍ? ካብ ፋኖ ኣይሓልፍን ኢዩ። ኣብ ደንካልያ ዕምረ ስልጣኑ ኣብቂዑ ማለት ኢዩ።ኣቢ ዓሻ ወተሃደር ኢዩ።
ተምጻኣኦ የብልክንን ሕጂ ውን ኪዳ ዕፈራ።🇪🇷🇪🇷👍
እዚ ወዲ መሶቨኒ ሓደ ዓንጃል ሰብ ኢዩ ::
ካብ ኡጋንዳ ናብ ሱዳን ከይዱ ንካርቱም ኽቃጻጸራ ካን ኣባልዓ ኡጋሊ ( ኡጋሊ ኣብ ኡጋንዳ ጋዓት ማለት ኢዩ ) ገይሩ ወሲዱዎ ::
እንታይ ኮይኑ ኢዩ ክንዲ ሰብ ኣኺሉ እንዳሓደረ ከም ቆልዓ ዝሓስብ ::
ውግእ ኡኮ ሰብ ዝበልዕ ንብረት ዘዕኑ ስድራ ፋሕ ዘብል ናይ ግድን እንተዘይኮይኑ ኩሉ ሰብ ዘይምነዮ ኣጽናቲ ደቂ ሰብ ኣዕናዊ ንብረት ኢዩ ::