Talented hard working natural beauty great actress .. she got it all .. we love u Elsie as u loves Eritrea .. I can’t wait to see the next production..
Asey! Ellelelelelelel! Amlak yemsgen, I am so happy to see you like this jigna Elsa Kidane ♡♡♡ may God continue to bless you with full health, happiness and long life ♡♡♡ you look beautiful as always ♡♡♡
Topo always has the greatest interviews and happy to see you brought on our amazing sister Elsa on the show ❤️ carry on the good work my sister , love you always .
Amazing interview, this is CNN Eritrea always stunning , I love it, Topo Your work, she is beautiful, she is one of the proudest Eritrea women❤️🙏🏾👏🇪🇷❤️🙏🏾👏🇪🇷❤️🙏🏾👏🇪🇷
Elsi, have you read "You the healer" by Jose Silva. If you haven't yet, this book is a must read book for anyone who has any health issues or anyone who wants to excel in any area of their life.
Elsa sister you look so amazing and beautiful so nice to see again looking forward to see you back on our screens. Thank you Top show for inviting our brilliant talented artist Elsa to your show. Keep up the great work you are an amazing guy love your show❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
እዋይ ኢልሳ ብመጀመርታ ምሉእ ጥዕና እግዜኣቤሔር ይግበረልኪ
ኣቤት ኣቤት ተዉህቦ ኣለኪ
ኣቤት ኮንፊደንስኪ
ኣቤት ጉሉጽነትኪ
ኣቤት ሰሓቂ ኩሉ ዕላልኪ
ደስ በሃሊት ናይ በሓቂ
ሙሉእ ጥዕና ንምነየልኪ።
ካብ 1986 ክሳብ ሎሚ
ምስ ስንክልና ዝነብር ሰብ ከም ምዃነይ መጠን ብዛዕባ ስንክልና ዝምልከት ፍልጠት ናይ ፕሮፈሴር መዓርግ ኣለኒ። ኤልሳ ኣብዚ ዘለኽዮ ደረጃ ናይ ጥዕና ብምርኣየይ ብጣዕሚ ካብ መጠን ሕጉስ ኢየ,ሞ ምሉእ ጥዕና ይምነየልኪ።
ዋዉዉ ኤልሳ ኣዝዩ ዘሓጉስ እዩ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪኣብ ስራሕ ተመሊስኪ ክንርኢ ባህጊ ኩሉ እዩ።
ተስፋልደት(TOPO)ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ቀጽሎ ።
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ፈጣሪ እንዃዕ ብደሐን መጻእኪ አጆኪ በዓልቲ መትከል ሐፍትና ኤልሳ 🙏🇪🇷👍🏾 ቶፖ ከም ወትሩ ኩሉ ተቅርቦ መደብ መሳጥን ሰሐብን 💯🇪🇷🙏
Selam
M
❤🇪🇷❤🇪🇷
መርሓባ ቶፖ ሓወይ ኣዚኻ ትጠፍኣና ኣለኻ ። ሎሚ ግና ምስ ኣዚና ንፈትዋ our legend ምምላስካ ክሒስካና ።
ኤልሳ ዓባይ ሰብ open ወርጸጸጽ መጸጸጽ ዘይብሉ ዕላል i love it !!
Ewe yake kem nay milen haylu i konen
ዋውው!!! 😍ብሓቂ ድስ ዝብል ኤልሱ ሽኮር እንቋዕ ከምዚኣ በልኪ ምሉእ ምሕረት ይግበረለኪ 👍🏽🇪🇷👸🥰👏🏽
#ELSI Michwti mulue mihret yigberelki habibti
ዕላላ ክጥዕም ሽኮር: ምሉእ ምሕረት ይሃብኪ ፈጣሪ።can't wait to see you legend.
Admen tanan yahabki fetari
አታ እልልልልል ኤልሱ ሽኮር አንዲ ሕቆ ስነ ጥበብ ፈጣሪ እንታይ ይሰአኖ ተመስገን ሙሉዕ ሐጎስ ሙሉዕ ጥዕና ይግበረልኪ ምቅርቲ ጓል ኤረይ ። ኤርትራዉነት ፍቅሪዩ ዝግባአኪ ሐያል ስነጥበባዊት እንዲኺ ኩሉ ዘጸብቀልኪ እድመ ይሐብኪ ጥራሕ ።ቶፖ ሐዉና ብዛዕባ እቲ ጅግና ኢሳያስ ጸጋይ ብዙሐት ይዛረቡሉ እዮም ንዝኽሩ አብ መንጎ እላልኩም ስዕሉ አቅርቦ ንመጻዒ ምስሉ ከይሐሰና ሽሙ ነባሪዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
ኤልሳ ጅግና፡ሽኮር እንቋዕ ፈጣሪ መሓረኪ። 1000 ሽሕ ዓመት ምስ ምሉእ ጥዕና ይምነየልኪ።❤️😘💐🎊🥰🙏👏👍👌
እንቓዕ ኣሰይ ህዝበይ ኩሉ ዝሓመመ ምሕረት ዝረኽበሉ ሰላምን ፍቅሪን ዘለዎ ዓመት ይኹነልና
ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ🇪🇷 🙏
Welcome back Elsa Kidane ❤❤❤❤❤❤❤❤
መርሓባ ህብብቲ ስነጥበባዊት ኤልሳ ኪዳነ እንቃዕ ዳግማይ ብጥዕናኪ ተመለስኪ እቲ ብቅዓትክን ዓክምክን ኣብ ቦትኡ'ሎ ቀጽልዮ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ❤❤❤❤❤❤
ተስፋልደት መብራህቱ ቶቦ ሾው ስለቲ ተቅርበልና መደባት የቀንየልና ❤❤❤❤
ኣሰይይ ኤልሲ ሽኮር ዝፈትዋ ኣርቲስት 🇪🇷❤️
ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ኣምላኽ 🙏 & thanx ቶፖ ሓውና 🇪🇷❤️
አግዚኣብሄር ሓይሉ ይከበር ንዛ ጅግና ሓፍትና ዝመሓርልና. ሙሉአ መሕረት ይግበርልኪ ኤሉ ሓፍተይ ምስ ረኣኩኪ ኣብ ቅድም ኣምካክ ነብዔ ካብ ሓጎስ ዝነቐለ. ጴሎት ኹሉ ኤርትራዊ በጵሑ አሜን ኤልሳ ጵብቅቲ ❤🙏
አሰይ ኤልሳ ሐፍተይ ሙሉእ ምሕረት ይሃብኪ ፈጣሪ ኩሉ ዚካአሎ ተመሰገን አጆኪ ጂግና አንበሳ ዋዒሮ ሃበን ሃገር ኢኪ
🇪🇷👍👍👍❤️👍👍👍🇪🇷
🇪🇷🙏🙏🙏❤️🙏🙏🙏🇪🇷
🇪🇷👑👑👑👑👑👑👑🇪🇷
አብዝቀረበ ማዓልቲ ክትጎዪ ክርኤኪ ብሀረርታ ይጽበ ሽኮ ሐፍተይ ጋል ኤረትራ ጻዕዳ ሙሉእ ጥዕና ይምነየልኪ ሐፍተይ ናተይ
ክብርቲ ኤልሱ እንቃዕ ሙሉእ ምሕረት ኣውረደልኪ ፈጣሪ ይመላልኪ ኣጆኺ በርትዒ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኺ።
Talented hard working natural beauty great actress .. she got it all .. we love u Elsie as u loves Eritrea .. I can’t wait to see the next production..
ዋውውውውው ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን❤️ ኤልሳ❤️ ሓፍተይ ❤️እንቃዕ እዚ ኣራየኪ ሜትኪ ከምዝተንሳእኪ እዩ ክልተ ግዜ ከምጠፈተርኪ ዩ . ንኹሎም ኣብ ሕማምን ሽግር ዘለዉ እቲ ንዓኺ ዝረድኣ ኣምላኽ ይርደኣዮም. ቶፖ good job as always 👏👏👏👏👏👏 we love ድምቅቲ ኮኾብ❤️ 🇪🇷❤️😍🇪🇷😘🇪🇷😍😘
እዋይ ኤልሲና ክብርቲ ስነ ጥበባዊት ኤርትራ ጥዕናኺ ተመሓይሹ ምርኣይ ኣዝዩ ዘሐጉስ እዩ። ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ። ብጣም ጥዑም ላዛ ዘለዎ ዕላልኪ ክንደይ ይምቅር ።
Elsu shikor❤one of our best heroes 😍🇪🇷❤️🙏
Well come back and God bless you ❤️🇪🇷💎
ኤልሱ ሽኮር ኦነ ኦፍ ኦኡር ቤስት ሄሮኤስ ወልል ጭኦመ ባጭቅ አንድ ጎድ ብለስስ ዮኡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
ኣነ ክኣ ጠፍኣ ይብል ነይረ ለካ ጥዕና እዩ ልዕሊ ኩሉ ክብሃል ሓቂ እዩ ኤልሳ ሽኮር ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ: ዳግም ኣብ ጥበብ ተመሊስኪ ነዚ ሓመድ ድበ ቀሪቡ ዘሎ ከምቲ ናይ ቀደም ክተመልስዮ በዓል ሙሉእ ተስፍ እየ። ዕድመንን ጥዕናን ይምነነልኪ ጅግና ጓል ሪመይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
እውይ ዕላል ክጥዕም ስቅ ኢሉ የስሕቀካ።ኩሉ ነገር መቸም ትዕድልቲዩ።እንካዕ ከምዚኣ በልኪ ኤልሳ ሽኮር ሕብንቲ ኤርትራዊት።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Omg she is the perfect talented person I have ever seen she is the 1st actress from Eritrea 🇪🇷
ኤልሱ ሽኮር ብዘረባኺ ጥራይ 100% ተሓጉሰ እንቃዕ ብሰላም ናብ ንቡር ሂወትኪ ተመለስኪ ብዓወት ከም ትምለሲ ተስፋ ኣሎኒ።ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት ይግበሮ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷wawwwwwww
ኤልሱ ሽኮር ጋል ኤረይ ብአኺ ኮሪዕና ቶቦ ነመስግነካ ንኤልሱ ዘምጻእካልና ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ 👍👍🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🌺🇪🇷❤️🌹🌺🇪🇷❤️🌹🌺🇪🇷❤️🌹👍👍🇪🇷❤️🌹🌺🇪🇷❤️🌹
መርሓባ ኤልሳ ኪዳነ እንቃዕ ብሰላም መጻኽና ምሉእ ምሕረት ከኣ ይሃብኪ ኣምላኽ።ቶቦ ከኣ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ።
ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ'ዩ ዘብል ኤልሱ ሽኮር ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ደስ ዘብል ዕላል🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
Thanks Topo ,we love you deqi Eri🇪🇷🇪🇷
እዋይ ፈጣሪ ጥዑም እንካዕ ከምዚ ኢልኪ ረኣናኪ ኤልሱ❤
እንኻዕ ብድሐን መጻኪ ኤልሳ ሽኮር ምሉዕ ምሕረት ይግበረልኩም።ማተርከሻ ሐፍትና ብጣዕሚ ዝሕጉስ።
ተመስገን ኣምላኽ እንቋዕ ምሉእ ምሕረት ረኸብኪ ኤልሲ ሓፍትና በርትዒ 🇪🇷🙏🏻❤ 🙏🍬
Elsa the Great 💫ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ፈጣሪ 🥰🥰🥰🙏🙏
Asey! Ellelelelelelel! Amlak yemsgen, I am so happy to see you like this jigna Elsa Kidane ♡♡♡ may God continue to bless you with full health, happiness and long life ♡♡♡ you look beautiful as always ♡♡♡
ኣዝና ንፍትዋ ስነ-ጥበባዊት ሃገርና ኤልሳ ኪዳነ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ።ቶፖ ሸዊ ውን ንፍትወካን ክቡር ሰብ ኣይትጥፋኣና።😘🇪🇷😘🇪🇷
ተመስገን ፈጣሪ እንቛዕ ከምዚኣ ኢልኪ ርኣናኪ🙏🙏🙏♥♥♥ ሞቶርኮሻ ጅግና ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ 🙏♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤልሱ እንቋዕ ብዳሓን ናብቲ ትፈትውዮ ህዝብን ሃገርን ስነጥበብን ብሰላም ተመለስኪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ካልእ ቶፖ ክቡር ሓው ብጣዕሚ ነመስግነካ ነዛ ህብቲ ወናኒት ድርብ ብድርብ ሰነጥበብ ሓፍትና ብምቕራብካ ከልእ እታ ከተላልያ ከለኻ ምስ ታዓዘብቲ መተርከሻ ትብል መጸዊዒታ ተጠቐመላ ምኽንያቱ ምስ ድምጻዊት ኤልሳ ኪዳነ ናይ ሽማን ሽም አቦአን ሓደ ስለዝኾነ የቀንየለይ
She is decent, eloquent and natural. I like your style, just elegant and simple. Glad to see you getting well.👌🇪🇷
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ኣምላኽ ኤልሲ ዋዕሮ ጓል ኤረይ!
ዕላላ፡ ሰሓቓ፡ ርእሰ ተኣማምነታ ደስ ክብለካ።
ኢልሳ ሽኮር ኣብ ሙሉ ኤርትራዊ ኣእምሮ ዝይትርስዒ ኣርትስቲ ኢኺ ንምንታይ ጠፊኣ ይብል ነይረ ላካ ዝይሰምክዎ ነይረ ። ኢልሳ ሽኮር ሙሉ ጥዕና ይሃብኪ ልዑል እግዚኣብሄር
ሙሉአ ምሕረት ይግበረልኪ ኸም ትጽቢትኪ 🙏
ንመረብ አስቲፋኖስ ኣቅርበልና ቶፖ show
ኤልሱ እንኳዕ ረቢ አቅለልኪ። ንመጻኢ ኻአ ጥዕናኺ ሙሉእ ብሙሉእ ክምለሰኪ ልባዊ ትምኒተይን ጸሎተይን እዩ። ኤልሲየ ለካ ጓል ማይ አድኮሞም ኢኺ 😘💕👌 ሐቅኺ እንዲኺ ዳአ አብ ዓዲ ስነ ጥበብ ስለዝቦቀልኪ እዩ እዚ ኩሉ መንፋዓትን ተውህቦን ጓል ዓደይ ማዓረይ 👏👏 አጆኺ እዛ ሐፍተይ ጥዕናን ዓወትን ናዓኺ ይኹን አንበሲት።💪💪💯💯
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ,እንቋዕ ከአ ደሐን እየ ኩሉ ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ ምስ ቢኒ ክቀዳደም እየ ዝብል ተስፋ ሃብክና ኤልሱ ,አምላኽ ምሳኺ ይኹን አሜን🌷🇪🇷♥
ኤልሳ ሓፍትና ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ኣምላኽ ኣብ ስራሕኪ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኪ
Wawwww Bela sikorinatat deqi Erey inqani nifetwa nekibira Elsa riana ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🥰🥰🌹🌹🙏🙏🙏
ኣንቋዕ ናብ ምልኣት ጥዕና ኣብጸሓኪ ዮሃና ኣምላኽ ይመስገን ናብ ንቡር ጥዕናኺ ተመልስኪ ኤልሳ ሽኩር ዕድሜ ጥዕና ራህዋ እምነየልኪ ሓንቲ ካባኺ ዝደልያ ንወያነ ሓንቲ ደርፊ ንጽበ ኣሎና
I am so happy to see you again Elsu and Topo
ብጣዕሚ ዘሕጉስ ኤልሳ ኣብ ጥበብ ሓፍትና ኣዴና።ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ
My favorite, well come back 🇪🇷❤️🇪🇷
ኤልሳ ሽኮር ኡንቃዕ ከምዚኣ ኢልኪ ረኣናኪ ❤️
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልክ ኤልሱ ❤️❤️❤️❤️
Topo always has the greatest interviews and happy to see you brought on our amazing sister Elsa on the show ❤️ carry on the good work my sister , love you always .
Amazing interview, this is CNN Eritrea always stunning , I love it, Topo Your work, she is beautiful, she is one of the proudest Eritrea women❤️🙏🏾👏🇪🇷❤️🙏🏾👏🇪🇷❤️🙏🏾👏🇪🇷
ጥበብኪ ኣብ ጽልኢ ኣይትጠቀምሉ
ኣየድልየናን ነብስኪ ኣፍቅሪ ንባዕልኪ ትግራወይቲ ብዛዕባ ትግራይ ጽልኢ ትሰብኪ ኣይንደልን ብዝኮነ ምሕረት የዉርደልኪ ልቦና ይሃብኪ
Wow amazing person. Elsa shikor glad to see you and welcome back 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏 melue mehret yegberelki 🙏🙏🙏
ኤልሳ እንቋዕ ጥዕናኺ ረኸብኪ። ኣብ ንቡር ተመሊስኪ ምርኣይና ሓጎስና ወሰን የብሉን።
ቶቦ ሸው ንእትገብሮ ፕሮግራማት ኣድንቖትና ወሰን የብሉን።
ሓንቲ ምኣረምታ ግን ንእትሰርሖ ሙሉእ ክኸውን ኣብዛ ናይ ኤልሳ ዘሕለፍካያ ፕሮግራም ናይ መንደቕ ቀይሕ ሕብሪ ተቐሊጡ ክትሪኢ ጽባቐ ስለዝጎደሎ ይርብሸካ። ንከምዚ ዝኣመሰለ ባክግራውንድ ክሕሰብሉ ይግባእ።
የቀንየልና ተስፌ ብሐቂ ንፈትዋ አምጺእካልና ዕላላ ክጥዕም ሰላም በለልና እንቋዕ አብ ከምዚ በጽሐት ክንጽበየኪ ኣና አምላኽ ምሉእ ምሕረት ይግበረላ።🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤልሱ ሽኮር እንካዕ እዚ ኣርኣየና ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ
Else shikor Enika Amilak mihariiki 🙏 🙏 🙏 melu mihiret kia yigebireliki 😍 😍 😍 😍 😍 😍 😍 😍 🌹 💐 🌹 💐 🌹 🌹 💐 🌹 💐 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ኤልሱ ሽኮር ዓባይ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጋል ሪመይ
Wawwwwww elsa Topo kef alekum 😘🥰🥰🥰🤣😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላማት ደቂ ኤረይ ጋል ኤረይ ኤሊሳ ኪዳነ
ሓርበኛ ተጋዳልቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐🌷🌷🌷
ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ♥️🙏 ኤልሱ ሽኮር እንቃዕ ክኣ ከምዚኣ ኢልኪ ረኣናኪ ኣዚኺ ብልጽቲ ዓባይ ሰብ ኢኺ ብጣዕሚ ዝፈትወኪ ዓባይ ኣርቲስት ኢኺ ደስ ዝብል Interview መሳጢ ዕላል ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን
Elsi shikor enqae kemzia belki nsikin temelsikinyo kem Nai kedem kimleselna ntesifo thanks topo hawey nice show habibi ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Elsi, have you read "You the healer" by Jose Silva. If you haven't yet, this book is a must read book for anyone who has any health issues or anyone who wants to excel in any area of their life.
እሰይ እንቃዕ ሓጎሰኪ ኤልሳ ሓፍተይ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ደስ ኢሉኒ ከምዚ ኢለ ክሪኢኪ
ዋውውው ኤልሳ ሓፍትና ብመጀመርታ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ብሓድሽ ስራሓ ክንጽብየኪ ኢና ምሉእ ጥዕና ይሃብኪ ዕድመን ጥዕናን ትሃብኪ ፈጣሪ
ቶፖ ናይ ብሓቂ ንፈትዋ ሰብ ምቅራብኻ ብልቢ የመስግነኻ ቀጺለ አይትፈአና
Enkuae kemzia belki & enkuae bdehan Mexaeki Elsa(meterkosha). Azina ina nfetweki. Topo kea thank u aytt'fana😊
ኤልሲና እንግሊዝ ግደፊ። ዶክተር / ፔኤች- ብስሙይ አብ ቃለ መሕተቱ ብዘይ ቃል ናይ እንግሊዝ ወዴኡዋ።
ውውውውው ንፊዕቲ ኤልሱ ምሉእ ምሕረት ይፍጠረልኪ ብፈጣሪ
ኤልሳ ጅግና ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ እግዝኣብሔር ኣምላክ ደስ ዝብል ዕላል
Elsa sister you look so amazing and beautiful so nice to see again looking forward to see you back on our screens. Thank you Top show for inviting our brilliant talented artist Elsa to your show. Keep up the great work you are an amazing guy love your show❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
አግዛአብሄር አምላክ ምሉአ ምሕረት ይግበረልኪ ድንግል ማርያም ጽላል ትኩንኪ።
ኣሰይ ኣሰይ ሙሉአ ምሕረት ይግበረልኪ ንፍአትወኪ ብልጽቲ ኤረትራዊት ስነ ጥበባዊት ኤልሳ ኪዳነ አንቓዕ ብሰላም መጻኺ🏆❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክክክክክ ደስ ዘብል ዕላል ኣምልክ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ኤልስይ
Wow, nice to see you Alsu. Thank you 🙏🏽 ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Waw Alsa kidane enqae mhret awredlki ❤❤❤❤
እንቓዕ እግዝኣቢሄር ምሓረኪ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ሽኮሪና፡❤🇪🇷🙏❤🇪🇷🙏
wow Elsu shikor bselam temelesna and mlue mihret yemneyelki
Wow nice interview I'm glad to see you I miss you so much Keep up with support you🇪🇷💯👌👍🌹🌹🌹
ኤልሳ ሓብትና እንቓዕ ኣብ'ዚ ኣብጻሓኪ ሙልእ ጥዕና ክኾነልኪ ንምነየልኪ ዋው ዘሐጉስ ዜና መምህር ጽንዓት።
ኣሰይ ተመስገን ኣምላኽ ገጽ ንፈትዎም ረኤና!!! ኤላሳ ሓብተይ ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ፡ ሕሳብ ልብኺ ድማ የስምረልኪ። ክንጽበየኪ ኢና። ተስፋልደት ቶፖ ግን ትዝሕለና ኣሎኻ፣ ኣየወናውኑክን ዲዮም ዘለዉ በዓል ኤልሳ?
I’m so happy for you Elsi gual Eri jigna keep it up 👍 u looking beautiful 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷we love ❤️ u
ኤልሱ ሽኮር ኮኮብ ሃገራዊት ጋል ሐላል መሬት እንቃዕ አብዚ አብጽሐኪ ዕልል ከሙ እዉን ፐቦ ሸዉ ነመስግነካ በሐቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️💘♥️💘👍💋💋💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️
Iwyyyyyy i can't explain my excitement "METERKESHA" my childhood favorite😍😍😍😍😍
ኣሰይ ደስ ዘብል ሞራል አልሱ ሓፍተይ ኣምላኽ ይሓግዝኪ ምሉአ ጥዕና ይሃብኪ ፈታሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
ደስ ዝብል ፕሮግራም! ተፈታዊት ጋሻ፡ ጎረቤትካ ክትከውን ትምነያ ምልእቲ ሰብ። ንባህልና፡ ቋንቋና ፍቕሪ ተወስኽ ወረጃ። ጽቡቕ መጻኢ ንዓኺ፡ ክብርቲ ሓፍተይ!
ጠፊእኻ🤔 ግን ብልጽቲ ሰብ ሒዝካ ብምምጻእካ tnx nbleka😍elsa meterkesha we love u❤❤❤
Elsei mkrti enque kemzi elki reanaki Topo thanks nfetwa haftna zemxakalna edmen tienan yhbki Fetari ❤️🇪🇷🙏
Elsa is an inspiration… she just simply phenomenal
አንቃዕ ናብ ንቡር ምንቅስቃስኪ መለሰኪ ::ምሉእ ምሕረት ይግበረልኪ ኣምላኽ ::🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ኢልሱ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልኪ።
ኣብ ውልቸር ኮንኪ ሰለማዊ ሰልፊ ከይተረፈ መኪትኪዮ፡ጀኒባ!!❤🇪🇷
ጽቡቅ ትህዝቶ 50/50 እንግሊዝ ምርዳእ ትአብየን ኬይና ትግርኛ ብጣእሚ ጽቡቅ
ሙሉአ ምሕረት ቀዳምነት ጥዕናኪ ኢዩ ዘድልየና ንጽበየክን ንናፍቀክን ኢና
ሙሉእ ምህረት እመኝለሁ በርች❤️🇪🇷🌹👌
ኤልሳ ኪዳነ እንቓዕ ከምዚ ኢልና ንሬኤኪ በቓዕና ብሓቒ ክኣ ኸምቲ ቡሩህ ገጽኪ ተፈታዊት ኤርትራዊት ዜጋ ብሙካንኪ።
እግዛቢሄር ብሙሉእ ሓዊኪ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wawwww topo hawna ezia jigna snetbeb hagerna bmmxaeka thanks endabelku etala btaemi shabin maraknn eyu emo qexlena
እንቋዕ ከምዚኣ በልኪ ኤልሳ ሽኮር ፈጣሪ ሙሉእ ጥዕና ይሃብኪ 🙏🙏🙏
ሙሉእ ጥዕና ይግበረልኪ ፈጣሪ
ምሉእ ምሕረት የውርደልኪ ኤልሳ ጅግና።
Mashallah Kibrte Tagdalet Eilsa insha'Allah Eidman Tinan Yihabke Gal Remay xahida 🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️