ጉዕዞ ኣዲስ ኣበባ - ላዛ ትግርኛ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 18 янв 2025

Комментарии • 10

  • @Say-2424
    @Say-2424 Месяц назад

    ብጣዕሚ ብጣዕሚ ስድታት እዮም!

  • @HagosTaye-r5d
    @HagosTaye-r5d Месяц назад

    ብትክክል ገሊፅኩሙዎ እኩም ካብ ማንም ግዜ ንላዕሊ በርቲእኩም ሰርሁ ካብቱ ካብቲ ዘሀለፈ ብዘይነአሰ ሀፋርና ተጎዲእና

  • @danaitadam3107
    @danaitadam3107 Месяц назад +1

    ህዋሓት ካብ ማዓስ እዩ ንትግራይ ህዝቢ ሃሲቡ ዝፈልጥ?

  • @wenshettamerate642
    @wenshettamerate642 Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @TunaDehun
    @TunaDehun Месяц назад +1

    ተጋሩ ከብዳማት በላዕቲ ስጋና በላዕቲ ሕድሪ ኢና አይንሸፋፈን ።

  • @tarik-r9k
    @tarik-r9k Месяц назад +2

    ጌታቸው ንክልተ ነገር እዬ ከይድ 1.2 ምልዬን ወድኡ ክጭፍርን ክሰክርን ጨት ክቅህምን እደገነ አድን ክሸጥን ብገንዘብን ብወሰክ እዩ ንምንታይ እኩም ጌታቸው ጠበቃ ትኮኑ ትግራይ ከምዝይ ኮይና ትፍልጥ ሌባ ሓቅፍ ህዝብ ሓድነት የለን ዘይመርህ እንደመስተይ ቤርኡ ንምንታይ እኩም ብህዝብ ትቅልድ፡፡

  • @azebnerea937
    @azebnerea937 Месяц назад

    jimilawi freja meftih yebilun chigir kabimisak wesae,medriku zifetero debresion eyu

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 Месяц назад

    ለፍለፍተ ክትምድር ህዝቢ ትግራይ አብ ሞትን አደዳ ጥፍአትን ደሪክሞ አቢይ ከም አባጊዕ ቆጺርኩም ሕጂዶ ይሓይሽሽ

  • @Tues-q9j
    @Tues-q9j Месяц назад

    አብ ትግራይ ተቀሚጥኩም ነዞም ዓታኻት TPLF ሓንጊርኩም አረቂ እንዳጨለጥኩም እተሓድሩ ሊሒቃን ካብ ዲያስፓራ እንታይ ትፅበዩ? 80 ሚልዩን ዶላር ንTDF ኢሉ ዘዋፅኦ አበይ አተወ ኢልኩም ዘይተሓቱ እኮ ኢኹም please leave the diaspora alone!