Izi neger izi bihilfi ab dege malet ab wexa'e ewe wa gn ab Eritrea no izi ayaminin ye dahar kas iti ex hasawi yu nusu ab Eritrea ilu amekniyu imber kab Eritrea mis wexe zilemedu yu befuxum ane ayamnon ye Ab Eritrea itezikewn kemu getimwo iti beal Garage mis teasere sidra natu hade neger mis geberu mikniatu sidrana bitami clever yom iti beal Garage mis wedom kemey kemznebere kemzikenakeno kemzinebere yiriu nerom shu hade neger mis geberu nerom iti wedi misiu zehlefo gize yefeltu iyom silezi sidrana kindizi denakur aykonun sorry teteratirom kemaney temeraew aymibeluwon Izi wedi zi kab Eritrea mis wexe zilomodo yu sorry
Aywred eyu ezom twarazeyu zelekum gn ab kinat zeywale belih aytkunu ezi hiwet ezi haytat endyu gn ab alem mulu alo wela ab eritrya alo ezi gn gelom btefetro komu zkonu alewu gelom ka zelmdu kemzi welfi ykonom slezi kamzi kemzi ysewrena ember galgalo tekeynu eti wedes kemey geru yqyro bahratu msu ztefetre do aykonen💀
ገለን ብማይ ገለን ሰኣን ማይ ከምዚኣ ዝኣምሰለት ልቦና ዘለዋ ጓል ክትረክብ ሕልሚ ዩ ዓቅማ ፈቲና እያ ንክልወጥ ግን ኣይኮነላን ነቲ ሓውና ከኣ ፈጣሪ ምሕረት የውርደሉ
ካብ ከምዚ ኣምላክ ባዕሉ ይሰውረና 🙏🙏🙏
ሕብረተሰብና ኣብ ከምዚ ምውዳቁ ብጣዕሚ የሕዝን!
Ygarmaka eyu kemzi aynet eritrawi yalan
አታ ግደፊና ካብዚ ኩሉ ዓለም ዘይተበከለ ህዝቢ ናትና ህብረተሰብ እዩ።ሐሶትዩ እዋእ
@@AS-yh1yr እንታይ ትብል ወደይ የሕዋና ዘይኮናን ኩሊቶን ንሸጦም ዝነበርና ናዓ ባ ሓደ ሓደ እዋን ትዕቢት ንግደፎ
Ezom channel nay genzebom tray yom zhasb. Hbreteseb keybklu aytnkekun yom.
በቃ ኣኺልኩም
ግብረ ስጋ
ግብረ ሕቡእ
ግብረ ሰዶም
ካልእ ዝጠቅም ትሕዝቶ ጠፊኡኩም ማለት ድዩ ፡ ኩሉ እተቅርብዎ ልብወለዳዊ ዕላላት ቅጭ ስለ ዘምጻእኹምለይ ሳብስክራይበይ ስሒበ ኣለኹ ።
Ezy guhaff kemzyen terahu zemitsi kab RUclips kibeli kibel beluge neger endamtsie nhizbna himak menfes yelmamdo alo metfiu yekun dehull
ዋእ ኣቱም ሰባት ኣብዚ ሕጂ ጊዘ ከፊኡ ዞሎ ነገር ግብረ ሰዶም ኢዩ ብዛዕብኡ ኣፍልቶ አንተ ሃበና ሲ አንታይ ሕማቅ ኣለዎ
Zara fltet resahat ekum meliskum deynfelto tesmeuna alekum subscribe shibe aleku dhulat foooo
Zara fltet blugat ikum. Hbretesebna aytebelashwu.
Amlk mhrer yewedolu
ብሓቂ ሕሱርን ዘይቅዱሱን ዝኾነ መንፈስ እዩ። እንተ ዘይተዋጋእካዮ ተዋጊኡ ናቱ ባርያ ክገብረካ እዩ፡ ስለዚ በቲ ትርእዮን፡ትሰምዖን እትኸዶን ተጠንቀቕ !!
መ/ ጳዉሎስ ናብ ሰብ ሮሜ 1፡ 27 እቶም ተባዕትዮውን ከምኡ ነቲ ናይ ባህርይ ምርኻብ ጓል ኣንስተይቲ ሐዲጎም፡ ኣብ ንሓድሕዶም ብትምኒቶም ረሰኑ፡ ሰብኡት ኣብ ሰብኡት ነውሪ ገበሩ፡ ግቡእ ዓስቢ ስሕተቶም ከኣ ኣብ ርእሶም ተቐበሉ።
28 ከምቲ ኣምላኽ ኣብ ፍልጠቶም ኪሕዝዎ ዘየቋጸርዎ፡ ኣምላኽ ከኣ ከምኡ ዘይንቡር ኪገብሩ ንሕሱር ኣእምሮ ኣሕሊፉ ሃቦም።
ከሙኡ'ዉን ናብ ሰብ ኤፌሶን 6፡ 11-12 እቲ ቕልስና ምስ ሕልቅነትን ስልጣናትን ምስ ናይ ጸልማት ገዛእቲ ዓለምን ምስ መናፍስቲ እከይን ኣብ ሰማያት እዩ እምበር፡ ምስ ስጋን ደምን ኣይኰነን እሞ፡ ንፍሕሶ ሰይጣን ምቅዋሙ ምእንቲ ኽትክእሉስ፡ ኵሉ ኣጽዋር ኣምላኽ ልበሱ።
ዛራ ፍልጠት ዘይኮንኹም ንስኩም ዛራ ጥፍኣት ኢኹም መኽንያቱ ኩሉ ግዜ ይሪኦ እየ መደብኩም ኩሉ ሓደ ክንድዚ ዝበልኹምና ጽዩፉት ዜጋታት እድሕር ሃልዮምና ኣነ ውን ሓደ ኻውኦም ምኮንኹ 10000000000 ግዜ ሓደ ኣርእስቲ
ክንደይ የሰንብደካ እዚ ዛንታ በስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ምሕረት የዉርደሎም መሳኪን ይሕዋተይይ
Drset koynu ysmaka kkk
Egzioo meharena krstos kabzi sewrena 🙏🙏🙏
Kemey zbele Eishnet Eiyu zelewa Eiza gal kekaliAo Aymerexkun Eintay Eiyu zKewin zelo Eizi Tiwlidi
Zeytegebre yelen endabelkum mnchi zeyblwu bela thswu alekum.
እዚ ክትገልጸልና ዝጸንሓካ እንተ ደኣ ናይ በሓቂ ኮይኑ ነታ ጋል እዚ ዝስዕብ በላ በዓል ቤትኪ ከምዚ ዝገለጽክዮ እንተ ኮይኑ ምሳኻ ርክብ ስለ ዝፈጸመ ንዑዑ ልክዕ ከምቲ በዓል ጋራጅ ዓምኡ ዝለኮሞ ነዓኺ ወን ምሳኺ ስለ ዝሓደረ ክልክመኪ ስለ ዝኽእል ናብቲ ትኣምንዮ ዘለኺ ሃይሞቶት ምጽጋዕን ምውካልን ከድሊኪ አዩዩዩዩዩ።🙏
ኩሉ ግዜ ብዛዕባ ስጋዊ ርክብ ድዩ ዕላልኩም ካልእ የለን ድዩ ዕድመ ከ ገደብ ኣለዎ ድዩ እዚ ጽሑፍኩም ብጣዕሚ ዘሕዝን
ትምርቲ ፍቶ ዝዓርከይ አንተዘይደሊካ ከኣ ሱቅ አልካ ኢዩ ኮ ዝሕለፍ መን አዩ ብግደታ ርኣዮ አሉካ
@@pawlo7733 ትምህርቲ ካልእ እዩ እዚ ዝዝርግሖ መብዛሕትኡ ግዜ ግን ብዛዕባ ግብረ ሕቡእ ብዛዕባ sex እዩ ሰለዚ እየ ክኣ ከምኡ ኢለ ትምህርቲ ብዛዕባ ምንታይ በየናይ ኣገላልጻ በየናይ ድርሰት ስቅ ኢልካ ኮይኑ ካብ ትምህርቱ ክኣ ጉድኣቱ ይበዝሕ
@@ammamha9306 men do bhayli reayo zbeleka alo u .
@@ammamha9306 አሞ አቶም ዝጠቅመና ንወስድ አቶም ደይጠቅመኩም ከኣ ክትገድፍዎ ጥራይ አዩ ዘለኩም ካልእ ዝጠቅመኩም ኢኩም ትደልዩ አንበር ንምንታይ ኩሉ ግዜ ከምዚ አልካ ሲ ኣይዘረባን
@@ammamha9306 አሞ አቶም ዝጠቅመና ንወስድ አቶም ደይጠቅመኩም ከኣ ክትገድፍዎ ጥራይ አዩ ዘለኩም ካልእ ዝጠቅመኩም ኢኩም ትደልዩ አንበር ንምንታይ ኩሉ ግዜ ከምዚ አልካ ሲ ኣይዘረባን
Nusukum zara filtet zeykonkum zara resah hilina ekum byy byy niakum mikitital gedifeyo aloku
ካብዚ ናይ ግብረ ሰዶም መንፈስ ንክትወጽእ ዝህግዙካ ነገራት ጾም፡ ጸሎት ፡ስግደት ፡መቁጸርያ ምቅጥቃጥ ናይ መምህር ግርማ ትምህርቲ ምክትታል ኣዝዩ ጠቃሚ እዩ እዚ ናይ ርኩሳን መናፍስቲ ውግዕ ስለዝኮነ።
ስም ኢየሱስ እዩ ናፃ ዘውፅ ካብዚ
Niskum seb zeykonkum timhiru zelekum nezi axeyafi negerat nisebat kem zilamamedwo ekum tigebruwo zeleku negeratikum xiyuf teray bezihiwo biselamey Sabsscray sihibe aleku
ኣብ bus እዩ ኣብ ጀርመን ሓደ ጻዕዳ ን ሓደ ጻዕዳ ኣብ ኣፉ ክስዕሞ ምስ ረኣኹ ተምላስ ንተምላስ ገረያ bus ብሰሓቕ ሞይቶም ካልኦት ኣነ ግን ሽዑ ዝኾንኩዎ ባዕለይ እየ ዝፈልጥ 🙈🙈🙈
Hi
ከምዚ ከ አሎ ዲዩ አብ ሓበሻ ይገርም ኢዩ ሰብ ክንደይ ሽግር ኢያ ጺራ ተሰነብር ዘላ
Ygrmka yo 😌😌😌😌😌😔😔😔
Exactly hawey kendy neger xeru yekyd alo ferhat egzabher zeymhhelw eyu betme zefrh ezy geze mefetarka zexele😭😭
Ayerad eu
ጸሓይ ጾም ኣርብዓ ዝኾነ ዕላል'ዩ!
Samhanlha eway alem
Abzi sdet ms mxana Ena feltnayo kemzi kemzelo GN tehabena u ember kab kdm ab adna nerun znberen u kab hmak Srah seerena btami zehzn u
Ezgiyo meharena kirestos ezgiyo meharena kirestos ezgiyo meharena kirestos
እዋይ ዛራ #ሓጥያት ዘይተምጽዎ ዘይብልኩም
በስምኣም!!!🤔 ኦ ኣምላከይ ኣብ ከምዚ ዓይነት
ሂወት ዘይተማራስሐ ፍርሓት እግዛብሄር ዘለዎ
#ሰብኣይ #ሰብኣይ ዝጨኑ ሃበኒ ከይልክመኒ 🙇🏻♀️🙏
ሎሚ ከኣ ንካልኣይ ግዜ ተራኺብና ወዮ ደኣ ምስማዕ ኣቢኺኒ እምበር ባዕለይ ኣለኹልኪ እኮ ኢለኪ seriously 😜🇨🇦
Anti haftna weyo eza alem dea kem bahgka aythbeqanya ember ane alekuki entrfo ab srah ab kalie chemleklek zeyerkbelu slezi eti melsi neaki
😂😂😂🤣🤣 yedhnki
Selam zarawayn naywetru tekatatelikum ye lomi lomi gn btaemi teselciwni alekun kale motivation zhb medeb yeblkumn dyu bjakum kemzi aynet medeb ayteqrubu ab kalot sebt xluwa keygebr
እንጀራዝጊ ብላዕ ሰበይ ሓቅካ መደብ ከም ዝሰኣኑ ናይ ምቅታል ግብረ ሶዶም ሰይጣናዊ ስራሕ ... unsubscribe ምግባሮም ኢዩ
Eway ferhina eko
Mihret yewird mishikinay kabizi himak simieit tegibar yedihinena
Amlak b mihretu yitemtena Akere zemen
Zeynsemo yeblnan
Ezi haki entekoynu emo bes hbretesebna tebelashu malet u
Eiway Gudam
Nbaelku nay gbre sedom welfi alekum resaha chenewti ezi kea deriskmo ekum abe habesha kemzi yele wuxue hasot ente kielkum mehari zkone amxeu guhafat chenewti deqi eray mray
ልክዕ ከም ናትኪ ዩ ኣጋጢሙኒ፡ግብረ ስጋ ፍፁም ክገብር ኣይደልን ነይሩ ተገበረ ከኣ ምቕናዕ ይኣብዮ ብዙሕ ይሽገር፡ሓደ ቆልዓ ወሊደ ተፋቲሐ፡ ን ገበኑ ክሽፍን ልክዕ ከም ናትኪ ስመይ አፀሊሙኒ።ደቀንስትዮ ተጠንቀቃ እዚ ሓቂ ዩ።
💔💔💔
Ajoki hafety natey
ዘይ ተነገረ እንበር ዘይ ተገብረ የለን ግን ክአምን አይ ክአልኩን ንስኪ ሓቅኪ ምካንኪ ብምንታይ ክንአምነኪ ንክእል ማለት ክትአምኖ ዘጸግም ኢዩ
ግን ዛሓፍተይ ናይ መትሎ ጸገም ከሙኡ ዉን ናይ ካብ ሓንጎልና ጽብገዝ ድሌት ጸወታዊ ርክብ ዝዕድም ባእታታት ዝጎደለ ተኾይኑ፡ ጸወታዊ ርክብ ኣይብሮሆ ወላ ሞናሊዛ መጺኣ ኣይብረሆ
ዋይ ጸለመ ኣነ ኮ ማራ እዩ ዝገርመኒ ናይዘን ኣዋልድ ነንባዕለን ምስተመናጠላ ነቲ ወዲ ተባዕታይ ዘይ ሽሙ ይህበኦ ከጸልመኦ ይውዕላ ብስንፍነአን ብሰንኪ ሕማቅ ጠባየን ምስ ዝገድፍዎን ከጸልመኦም ይውዕላ ዘይ ሽሞም ክህበኦም ይውዕላ እዋይ
እዋይ ኣቱም ሰባት ናበይ ግጸ እየ ዝእስደዶ
Neay kea temlani
Nski mo lebam eki... Kilwet ygbio neru gn aytekaelon amlak yhagzo fetyu aykonen. 🙏
ሒዘያ ዝነብርኩ ሻሂ ብስምባደ ወዲቃትኒ! እውይ ከፍረሐካ ምዓት ከምዚ ኣሎ ድዩ ወደይ😮
ክክክ ከምዚ ከማይ ካኣ ንስኻ
Nay baehki
ዛራ ሎምስ ይበዝሓና ኣሎ አዚ ዘይረብሕ ታሪክ
Ezgyowww maharena kemzie ke alo dyu
ጽቡቅ ገርኪ አንታይ አነዋሪ ስራሕ አዩ
Ezgyo meharena enqae gedefkyo egziabihir nab lbom ymlesom
ኣብየት ጉድ ኣምላክ ምሕረት የውርድ
ኣንቱም ረሰሓት ሕብረተሰበይ እባ ኣበላሺኹሞ ፍተዉ ጽልኡ ኣብ ኤውሮጳ ብግብረሶዶማውያንን ብመንግስትን ኣሸሓት እንዳተኸፈሉ ዝሰርሑ ኣለዉ ኮነ ኢሎም ንዕንወት ዝተበገሱ ኣብዚ ዘለኽዎ ከተማ ጥራሕ ልዕሊ 20 ሓበሻ ይፈልጥ ኣነ ኣብዚ ኸተማ ከኣ ከምዝተረኸበ ዘይፈልጥ እንበር ዘይተረኽበ ወዲ የለን እዚ ጉዳይ መምስደቀሱ ብመደንዘዝ'ዮም ዘካይድዎ በጃኹም የሕዋተይ ጥንቅቕ በሉ ሕማቕ ዓዲ'ዩ እዚ ዓዲ ጸዓዱ ምዕራባውያን የጥፍኡና ኣለዉ ብውሽጢ ውሽጢ እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ይዕምጾ እቲ ሓደ'ውን ነቲ ሓደ ይዕምጾ ኣብ ሕነ ምፍድዳይ እንዳበልካ ከምዝተኣታቶ'ዮም ዝገብሩ ዘለዉ ሓቀኛ ታሪኽ'ዩ ዝገልጸልኩም ዘለኹ ባህልና ይዓኑ ኣሎ ኣነ ኣይከኣልኩን በቃ ክነብዕ'የ ዝውዕል ነቶም ጸዓዱ'ውን ተዛሪበዮም ከምዚ ይሰርሑ ከምዘለዉ ሕጂ ግን ነዓይ ጸቢብኒ ኣሎ ብዙሕ ምስጢር ከምዝፈልጥ ስለዝፈልጡ ካብ ስራሕ ሰጒጎሙኒ ወረቐት የሕዲጎሙኒ ብተዘዋዋሪ መንገዲ ክቕትሉኒ'ዮም ዝሰርሑ ዘለዉ ሕጂ ንሂወተይ ብጣዕሚ'የ ፈሪሐ ዘለኹ እዚ ስራሕ እዚ ይስራሕ ከምዘሎ እቲ ቤት ጽሕፈት ናይዚ ዓዲ ይፈልጥ'ዩ ዲለቶምን ዕላምኦምን'ዩ ከኣ እቲ ዕላማ ከኣ ዝኾነ ኣፍሪቃዊ ብቀንዲ ከኣ እቲ ሕፉርን ኩቡርን ባህሊ ዝውንን ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን እዚ ጉዳይ ሕራይ ኢሉ ከምዘይቅበሎም ስለዝፈልጡ ብሓይሊ መደንዘዛት እንዳተጠቀምካ ገለ ረሰሓት ፈተውቲ ገንዘብ ሓበሻ መሳርሒ እንዳገበሩ'ዮም ዘተኣታትውዎ ዘለዉ ኣብዚ ስራሕ ተጸሚዶም ን 6 ዓመት ዝሰርሑ 20 ሓበሻ ካብ ሓደ ከተማ ብኣዝዩ ጥንቁቕ ዝኾነ መስርሕ እንዳተጠቀሙ'ዮም ዝሰርሕዎ ኣብ መዝገበይ ከኣ ኣለዉ እዞም ሰባት ናብ ህዝቢ'ውን ከብሎ'የ ህዝቢ ክፈልጦም ኣለዎ ንስኹም'ውን ኣንቱም ረሰሓት ቻነል ናቶም ተሓባበርቲ ከይትኾኑ 100% ጥርጣረ ኣለኒ ስነስርዓት ግበሩ ኣብ ፈቐድኡ ዝመቱን ዝጭነቑን ዘለዉ የሕዋተይ ዓው ኢሎም ክዛረብሉ ዘይክእሉ እዚ ጸገም እዚ እንዳጋጠሞም'ዩ ይጋሰስዎም ወላሓንቲ ኣይፍለጦሙን ኣብ ነብሶም እንታይ ከምተፈጸመ ቪድዮ ይቐድሕዎም ቪድዮታቶም ብምስጢር ንዕዖም ጥራሕ የርእይዎም ብፈይስቡክ ንኻሊእ ኣየርእዩን'ዮም ምእንታን ካሊእ ሰብ ከይፈልጥ እሞ ከይጎርሕ ነብሱ ከይሕሉ ንሶም ከኣ ኣብ ውሽጦም ይገብርዎ ከዕልልሉ ኣይደልዩን ናብ ማሕነቕቱ ከኣ ይኸዱ እዚ መላኽቲ እዚ ሸለል ኢልኩሞ ክትሓልፉ ትኽእሉ ኢኹም ግን ሓቂ'ዩ መናእሰያትና ብስዉር ስራሕ ይጠፍኡ ኣለዉ
entay tibli wedey zehizn eyu bkemey ke yatiw nab gezeom ke hijis frihelom eway ane ahwatey mearey tselot gberu bejakum maydigam kea ayitfleyu amlak kihlwena eyu gn kea bietkirstiyan nmalales kab kufua adihnena bmegedka mrihani nbelo atum seb channel kea himaqi negeri gedefu beamlaki keyhttekum neamlak frihu kabzi nlali nblekum yeblnan ajoki zahabtey amlak asbki kihbeki eyu haliyhabki
@@filmawithadera7583 እዚ ደኣ ኖርማል እንድዩ ብየዕሩኽቶም'ዮም ዝረኽብዎም ኣዝዮም'ዮም ዝሓላልኽዎ እቲ ጉዳይ ንኣብነት ሓደ እንተተዓሚጹ ግድን ንየዕሩኽቱ ይልክም ከምኡ እንዳበለ ተጋፊሑ እንደገና ገንዘብ ብዙሕ'ዮም ዝኸፍልዎም በዛ ዘለኽዋ ከተማ ከም ዝተዓዘብኩዎ ኤውሮጳ ምሉእ ከምኡ ኮይኖም'ዮም ዝስሙዑኒ ብዘይጥርጥር'ውን ኢዮም ኢኻ ትብል
@@aneaneye9311 eway mar eyu zsmaka kebdika kea yqerits gn bztekealeki fetini keterediayom gn neaki kea tetenqeqi zhabtey kab srahki tsegem keymetseki btniqaqe dea rekibki azerarbyom malet eti qanqa keykewni etitsegem keyteredom ywegawom keyhlwu medihanit elom keykunu
@@filmawithadera7583 ክክክ ሽኮሪና ወዲ'የ ይነብዕ ምስበልኩ ዲኺ ጓል መሲሉኪ ንብዓት ወዲ ንውሽጢ'ዩ ጉህየ ማለተይ'የ ሓዊ ተኣጒድዎ ውሽጠይ ኣተኣታትዮሞ'ዮም ክገርመኪ ዘንበዐኒ ዝበልኩኺ ከኣ እቲ ባህልና ይብከል ስለዘሎ'የ ከምኡ'ውን መናእሰይ ንሕና ወላሓደ ኣይንፈልጥን ኢና ኣብዚ ዝጸንሑ ኣቦታትና የሕዋትና'ውን ንፉዓት ኣይኮኑን ትሽጣራ ናይዚ ዓዲ ኣየላለዩናን ኣውራ እቶም ነኣሽቱ ኢና ግዳይ ንኸውን ዘለና
@@aneaneye9311 eway sqele enber kemti zhasebkayo aykunen sleamraw gn gal meslni gn aythazeley zhawey hiji qeyreyo aleku bhaqi etom nebarat gideom aytetsawetun temelsom eyom nezineshtey weledo ztserifwo eti mekinat kea flut eyu abkilte sle ztegemana eyu kuynu zsmani nenhdena ajoka nbahahal enber regtsnayo aynihlef bzkune bruki leyti
amlak mewatseati yfterelu btaeami zehezn u.
ተፋትሒ ብዘይ ዘረባ
ኣነ ዛራውያን dislike or unsubscribe ክገብረልኩም እየ ።ጽቡቅ ትምህርቲ ዘይ ትህቡ. ነዚ መሽክን ወለዶ መንእሰይ ተጽድፍዎ ኣለኹም ። ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ሓውኹም ካብ ፓሪስ ፍራንስ 🇫🇷 ላቻፔል.
Lachapel ane win beubiye aleku
@@halamadrid7779 ኣበይ ኣለኻ እንዳ ዓማር lol 😂 😂 😂 😂
@@Sam-uq9gd BEAUVAIS ALEKU 1 Hours from Paris
Ab Habisha yekfe stur koynu ember😭😭😭😭
Buzuh xbuk temxu ekum
Kemzi aynet tedey tenbbwo mahashe
Ykdenena
N kitsemuo tium zanta n kitnebro gin burtue halhalta u zi
Eway mewedaeta zeben eina bexihna egziabhier kab kfue yhalwena
I don't know Abe Natna Community Kemezi Zelo aymeslenn eyu Niru hji gen yegermeni, Alo.
Mdngar key Fter
ezi bfxum hasot trayu kekewun zelewo
Neskum ekum tekzebu zelkum fake eu totally
Alem Xewar
Gdefna eski please zara
Kelae hasowti
Dongiki abta mejemeriya zrekebkiyom kitfethiyo neyruki
Bejakum eba mihari amxu pls pps
kuburat ahwat subscribe bmgbar tehababeruna azyu tekamn meharn medebat adalinalkum alena slemthbbarkum nemesgn!!!
Afena zena dea keykewn, drset keykewn eza guday . Ab tsaadu ember ab habesha yelen ezi
ምህላውሲ ኣሎ ግን ቁሩብ ተጋኒኑ ደኣምበር ናይዚኦም
አዋአ ካብ ምህላው ሓሊፉስ ኣወዳት ኣነ ጋል አየ አንዳበሉ ኣብ ቲክቶክን ኢንስተግራምን ከማን ይዌሉ ኣለዉ ኣበይ ኣለካ ንስካ
ኣሎ ኣብ ኤውሮጳ እንተሃሊኻ ምዳና ብጣዕሚ ብዙሕ ሰብ ብዓመጽ ናብኡ የእትዉዎ ኣለዉ ቪድዮታት ቀዲሖም በዋልድ ከምዝፍንፈን ይገብሩ ብመደንዘዛት ማለት'ዩ ስለዚ ኣሎ'ዩ ብልክዕ ግብረስዶማውያን'ውን ኣለዉ ሓበሻ እዚኦም ከኣ ገንዘብ እንዳተኸፈሉ ንምስፍሕፋሕ ይሰርሑ ኣለዉ
ኣምላኽ ኣቦይ ካብዚ ዳኣ ምርሓቅ ጥራይ ጸይኮነስ ምጥፋእ ከማን ይምረጽ
አብ ሃገርናኮ ግብረሶዶም ከምዘሎ ተዘይአሚንና ግን አብሱዳን ከምዝለመዶ አይንስሕቶን ኢና።ኾነ ጸሎት ግበርሉ።
Aytgage ezi zeyele zereba gdefo entay dya hagerka bel knegreka hgi endi kdmi 15 amet gn asmera bzuhat nierom ashat keman
@@balila3571 አይ ነዛ ጽፍፍቲ ሃገርና ሐሲድኩማ ሞይትኩም።ኤርትራስ ከምዚእታት ብዘይምህላው ፋራ ሃገር ትበሃል ኔራን አላን።ፋራታታት ምባል ይሕሸና።
@@AS-yh1yr አታ ሓወይ ሕሙም ዲኻ ንዓይስ ሃገረይ ዘይኮነትን ወይለይ ከመይ ሕሙማት ኢኹም አልዕል አቢልካ አይትፈልጠኒ አይትጥይቐንስ ነዛ ሃገርና ሓሲድኩማ ከከከ ሕማምካ ፈሊጥካ ሕማምካ ምፍዋስ ጽቡቕ እዩ። አብ ሃገረ ሰብ እንተ ዓቢኻ አብ ዓድና ከምኡ የለን እንተ ኢልካኒ ዝፈልጦ የብለይን እንተ አብ አስመራ ግን ብዙሓት አለው ሽሙ ክነግረካ ጽቡቕ አይኮነን እምበር ተዋሳኢ ከማን አሎ ን ዓርከይ ዝፈተነሉ። ሰምበል ቤት ማእሰርቲ እሞ ከአ ብዙሓት ፍሉጣት ከማን።
@@balila3571 ሶሪ ዘሊፈካ።ኩቱር ፍቅሪ ባህለይን ክብሪ ባህለይን ስለዘለኒየ ነድረ ከምኡ አዛሪቡኒ።ይቅሬታ
@@AS-yh1yr ሽግር የብሉን ሓወይ አጆኻ የጋጥም እዩ።
ፎ ዛ ቻነል ኢዚኣ ከኣ ሰብ ተንቕሑ ዘለኹም መሲልኩም ኢንበር ኖርማላይዝ ኢኹም ትገብርዎ ዘለኹም ዚ ሕማቕ ነገራት ዓሰርተ ጊዜ ኢንዳ ተዛረብኩም ዋላ ንባዕልኹም ኮሙ ትኾኑ መን ይፈልጥ
Oyi ata gele kinisemiena
Just 1 question in eritrea he got in prison only 3 years for..... Noo way
Kabtom gigebru etom teqrbu tigedu bzuh seb zeyfelto zinebere himaq yimehar alo
ዝሓፍተይ እንቋዕ ተረፍኪ
Eske new belwo ezi anewari zereba mehari zeykone c ezi tgebrwo zelekum metebabiee u xbuki tmhrti zeytemxueu atehasabukum nebi xbuki zeytebuluwo foo
😭😭😭😭😭😭
😭😭😭🤲
ማሃርን ኣዘናጋዕን መደብ ዘይተምጽኡ እንታይ ኢና ጌርናኩም ወዛላት
Hesawiet eiki slezgedefki eiki shimo tekfayou zeleki
🙄🙄🙄🙄🤔🤔🤔🤔🤔 hemak gezie bexhna 😭😭😭😭 💔😭😭😭😭😭
Hi😁
Zay emani ab eritrea kemzi aynati atyafi tegbari yelni
Kabti behaliou degamiou ygedid zibehal misla abewu aytfeltwon dikim zarawuna ere kememy kemey eyu gerukum ezi nay RUclips genzeb manm seb zihabeku tsihuf mertio zeyblu meliou medebkum haki bizegatemom sebat kitmihru entedelikum hehimaku zeykone kab himak nab tsibuk zisegere kindey seb alo hilana giberu wedehankum
Zarawyan xinh elekum gele ketesmuna ekum
Ewy ezis endsbya kirkbwo nerwom
ታይ ምገበርዎ ሞ
ግን ሓቃ ዶ ትኸውን
ከምዚ ዘሎ ኣይመስለንንንንን
ኣብ ሓበሻና አድዒ
*ኑግታ ደኣ ከይከውን 🤔*
Life enber
Life ember teno akatt....lol
@@rgatmenghistu6826 ከምዚ ኣሎ
ድዩ ኣይመስለንን ብዓሎም ዝደርስዎ አዩ መስለኒ
አሞ ሰብይትይ ዘላቶ
ባዕ ብዘይ ንቡር ኣይኮናንን
ብንቡር ኻ ኣይፉተናንንን ክሳብ
ሕጂ
Kla hjis bezihna kedem neamnekum neyrna. Enqae ko YOU Tub zkeflekum kone. Gzenan genzebnan kab mksars
ሳኪት ፍጥራ ምኻኑስ ይርዳካ ንስበቱ እንዳ ግበራ ከሎ እቲ ዓርኩ መጺኡ ምስ ስብኣየ ትራኺብዎ ብሕርቃን እንታይ ይግብሩ ኣለዎ ኣይተረድኣንን ትብል ቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅቅ
ወይ ጉድ
ezias entay eya belu thbo tmrti bejakum eti drset kabey ekum trekbwo.ezi kulu entay nmrkab eya nabakum sedidato ezi xnxuway ?
Ba ata kndey thswi bae ab eritra s kemue ktgebr terekbka 3amet trah bejakm gdefina haswit
ኣኺልኩም ዲኹም
ካብ ሓወይ ጠኒሰ
ሰበይተይ ብድሕረይ ሕማቅ ለሚዳ
ግብረ ሕቡእ
ግብረ ሶዶም
ውልፍቲ ናይ ግብረ ስጋ... በቓ!!!!😢😢😢
ኩሉ ተምጽእዎ ባዕልኹም ትደርስዎ ናይ ሓሶት ዛንታ እዩ፡፡ ዃሓሎ መስሊኩም ኣንቋሮ ኣይትኹኑ😢😢😢 ኩሉ ነገርኩም ስለ ዘይተበራሃኒ ሓንጎለይ ይብረዝ ስለ ዞሎን ብፍቃደይ ሳብስክራይበይ ሲሒበ ኣለኹ!!!!!
ነሽነሽ ዝኾነት ቻነል እዋእ! እንታይ ዓይነት ታንታ እዩ ኣንታ እዚ።
Kikikkk
Ab wia 21 zur niere mattt deqi anstio leabian koynen nieren hmaq nrey nseme nierna abqdmiena yqexewen nierom hakeftna abander wesidom yasrwen nierom
አዋዕ አዋዕ ኣብ ኤርትራ
አድዒ አድዒ
ኣነስ ሰምዐ ካ ዘይ ፊልጥ
ኣብ ሱዳን ሓደ ሓቲትኒ
ቱፍ አለሉ
ሰብደ በር
ህዝቢ=ምንጪ(ጭብጢ) ካበይ እዩ ሓቂ ድዩ?
ዛራ= ካብ ሓንቲ ሽማ ክጠቅስ ዘይደልየት ሓፍትና እዩ እመንና ኩቡር ሓው ክክክክ ኣላ እንዳ ዛራ ሽኮር ክክክ
Nay behaki balaabelaa koyni
entay eyu ezi mara gerimini ufffff
ዝኸበርካ ኣንባቢ ዛንታ xን መዛምውቱን! ሓደ ሰብ ውን እንተኾነ ንዝተዛረብካዮ ሰሚዑ ክስሕት ከምዝኽእል ፈሊጥካ ካብ ክፉእ ዛንታ ምዝንታው፡ ጽቡቕ እንተተንብብ ክንደይ ግርም ምኾነ። ግን ሰብ ዘይሓስቦን ዘይገበሮን ኣይዛረብን ኢዩ'ሞ ምሕረት የውርደልካ ካብዚ ኣቲኻዮ ዘለኻ ዓዘቕቲ ፍንፉን ስራሕ መዋጽኦ ይፍጠረልካ ፈጣሪ።
Izi neger izi bihilfi ab dege malet ab wexa'e ewe wa gn ab Eritrea no izi ayaminin ye dahar kas iti ex hasawi yu nusu ab Eritrea ilu amekniyu imber kab Eritrea mis wexe zilemedu yu befuxum ane ayamnon ye
Ab Eritrea itezikewn kemu getimwo iti beal Garage mis teasere sidra natu hade neger mis geberu mikniatu sidrana bitami clever yom iti beal Garage mis wedom kemey kemznebere kemzikenakeno kemzinebere yiriu nerom shu hade neger mis geberu nerom iti wedi misiu zehlefo gize yefeltu iyom silezi sidrana kindizi denakur aykonun sorry teteratirom kemaney temeraew aymibeluwon
Izi wedi zi kab Eritrea mis wexe zilomodo yu sorry
Channel kum afetu ysht alo
Europawuyan hasika gn yemnena eyom ziblu natkum gn zemen zanta yblkumn gohafat
🏴☠️
ቶባእ
ዛራ ፍልጠት ሎምስ ይበዝሐናሎ።እዚ አብ ሃገርና ከነጭራሱ ተጌሩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ ተምጾ ሐሳብ አቋርጽ ሐሶት ሕማቅዩ 😴
Kkk ኣበይ ድዩ ሃገርካ ኣብ ኤርትራ ብዙሓት ግብረ-ሰደማዊያን ከም ዘለዉ ኣይትፈልጥን ዲኻ ? ስለ ብዙሕ ዝሕባኣና ኢዩ እምበር ብዙሓት ኣለዉ ኣብ ሰንበል ተኣስሮም ይርከቡ ገለ ካኣ ዘይተረኸቡ ክሳብ ደቒ 60-70 ዓመት ግብረ-ሰደማዊያን ኣለዉ: : እዚ'ውን ህግደፍ ከብድ መቕጻዕቲ ስለ ዝወስደሉ እዮም ብጥንቓቐ ዘካይድዎ ህግፈፍ እንተ ረኽብዎም ግን ክሳብ ናይ ምርሻን ስጉምቱ ኢዩ ዝወስደሎም ብዙሓት ካኣ ኣለዉ ዝተረሸኑ ስለዚ እዚ ዛንታ 100% ሓቒ ኢዩ ብዙሕ ኣይትገረም ባዕሉ ፈጣሪ ይሓልወና: :
@@ሃገረይኤርትራ-ሸ8ፐ ውጹእ ሐሶት
ኹሉኻ unsubscribed ግበር ሓሰውቲ ዝኾኑ Chanel😢😎
ክንደይ ፀገም እዩ ዘሎ በተለይ ኣብ ሱዳንና ልብያ እህሕሕሕ 😡
Nmntay ekum bezi feterawi zanta, nhbrete sebna ktbklu txeeru. Xbuq meharn zanta ente amxakum entay ekum tkonu. Nezi hzbi beyen gedel texdfwo kem zelekum tfeltu do. Natkum zgermeni kea wela hanti mealti wn tkun reeto nay sebat teqebilkum zeytfeltu knskum, zelekum reeto elkum thatu. Nezi weledo gn entay besela tgedflu alekum. Zara fltet zeykonkum zara tifat ekum. Hzbna zelewo kunetat xbuq gierkum trdu ekum. Gn bzaebu ktzarebu aytdelyun. Nay tfat medeb gn bfuluy tdalewlu. Mehferat bekelti hbrete sebomn hzbomn. Bflay lomi medeb zeqrebka gay ktkewn aleka.
Ezom dea already moytom ediyom bidewom natki ygedid entay aweledeki kabzi zimote seb ,senef gual eki
Aywred eyu ezom twarazeyu zelekum gn ab kinat zeywale belih aytkunu ezi hiwet ezi haytat endyu gn ab alem mulu alo wela ab eritrya alo ezi gn gelom btefetro komu zkonu alewu gelom ka zelmdu kemzi welfi ykonom slezi kamzi kemzi ysewrena ember galgalo tekeynu eti wedes kemey geru yqyro bahratu msu ztefetre do aykonen💀
Pleas zaraweyan tekemi,zelewo,mehari medebat amxsue hasewti eliminant ekum nselum be seytan zetleakum semun mexset be gebre sedom teray koinu zereba eski heray eta gual,neti wedi zeytekaleo,kalot habesha awedat wen,eko,klekemom eyue felut lekimewom keman,yehelu kulka,wedi,adam wexsa kabzi,unsubscribe geber nehna megeden,haken,hiweten,emnet orthodox neketel sebat ena hiji zamene tecnolojy zeleo,kunetat kalen ember memharkemo,nezi,seb seytawenti hawekum,kab australia
እዚሞ እንታይ ዘገርም ነገር ኮይኑ እዩ::
ወይለኩ አዚ ዘየገረመ ደኣ ኢንታይ ከገርም ደሊኺ ዋላስ ንስኺ ውን ት ወ ስ ድ ላ ኢኺ?
@@eri-binit6226 ዘይኮነ ሃወይ/ እዝስ ሃድሽ ነገር ኣይኮነን ዘገርም ውን ኣይኮነን ከምዛ ቦክሪ እዝንኩም ፀምእዎ ዘለኩም ዋጭዋጭ ኣይትበሉ እየ ኢለ:: ነውሪ ኣይኮነን ኣይበልኩን!
Feruz ezi ko btaemi eyu zesembidn zegerimn . Fetari kabzi ysewrena entay awalid sleztesaena eyen emo sebiay ms sebiay ezi msmbad trah yebahrir ember. Hadish neger ykun aykun nezi biaqmna kinqaleson kinkununon eyu zgibae.
Feruz nskba tgedi...wala dea kdmi hji kenzi semiena nflet ember abna gn aykonen ketetegbro ktsemio keman geben u slezs kemey zeynsnbd
@@menkabmen5751 ሃውይ ፅቡቅ ዩ ወይ ኣይንኮንኖ ኣይበልኩን:: ኣባና ማለት ኣብ ሃገርና, ውን መሊኡ ኣሎ ብሰንኪ እቶም ኣብ ኣይንና ዘሎ ገፈል ከይርኣና ሆ ንብል ግን ብህቡእ ይገብርዎን ንበይኖም ውን ይሳቀዩ ኣለዉ::
ህስብ እሞ ኣብሎ ኣብቅድሚ ኣምላክ እኮ ኩሉ ኣይነት ሃጥያት እዩ ዘሰንብድ ግን ክሳብ መኣስ ኢና ሰባት ክንኩንን ክንፈርድን ?🤔 ስለምንታይ ኢና ከ ከምዛ ዘይርኣና ምህረትካ ኣውርደልና ኣምላክ ኢልና ስቅ ዘይንብል?
እዋይ መስኪናይ