ሰበር ዜና: ቀጢን ትእዛዝ ፕ/ ጌታቸው | መቐለ ከቢድ ተቛውሞ ተላዒሉ | ኣብ ሽረ ስጉምቲ ተወሲዱ | Kulu News ኩሉ ዜና

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 3 янв 2025

Комментарии • 27

  • @WeerWwer-pc5ix
    @WeerWwer-pc5ix 2 дня назад +4

    ህዝቢ ከም ህዝቢ ሰላም መዋጽኦ ይፍጠረሉ 🙏🙏🙏🇪🇷

  • @muller3255
    @muller3255 2 дня назад +5

    ከንቲቫ መቐለ ብምኽሪ መቐለ ዝተመዘዘ እዩ ብዐል ጌታቸው ብአብይ ተገዚኦም ትግራይ ናብ ዘይትወጾ ሽግር ይእትዉ ስለዘለዎ ይውጽኡልና ህወሓት አባላታ ጸዊዐ ናይ መጨረሻ ሰላማዊ ሰልፊ ጌራ ነዞም ኮራኹር አብይ ባዐል ጌታቸውን ጻድቓንን ቦቶኦም ተትሕዞም

    • @1224-m3e
      @1224-m3e 2 дня назад

      ባርያ ናይ ሻዓብያ ዝኮነት ናይ መንጀሪኖ ህውሓት ንዓዲ ኳላ ክነባርራ ኢና 😂😂😂

  • @FreFre-u4w
    @FreFre-u4w 2 дня назад +2

    Aynu president eyu hzbi zeywekele mnaesey eziom mekele aywklun bkrshi tegeze eyom hawna

  • @MulgetaBahta
    @MulgetaBahta 2 дня назад +2

    ክላእ

  • @AgaziBeranu-c3y
    @AgaziBeranu-c3y 2 дня назад +1

    ጫፍ ክሳብ ጫፍ ቀፅል ዘይሕጋዊ እደና ወርቅ ጠጠዉ ይበል

  • @meskeremberhanu6307
    @meskeremberhanu6307 2 дня назад

    ብደብረፅየን ይኹን ጌታቸው ዝምደብ ከንቲባ ናይተን ቤትምኽሪ ከንቲባ ምምዳብ ናይ ህዝቢ ስልጣን ዝዳፋእ እዩ ንኩሎም እምቢ ምባልን ቤት ምኽርታት ብነፃነት ክሰርሓን ኩሉ ክሕግዘን ኣለዎ

  • @tesfayezeray
    @tesfayezeray 2 дня назад +1

    Hashwe 100 aimlessly sab hizk hashawe

  • @AmahaAraya
    @AmahaAraya 2 дня назад +2

    አየ ተገሩ ዓያሹ ግዝያዊ መንግስቲ እናበልኩም ትጭርሑ ዘለኩም በዩናይ መለክዒ ወይ መመዘኒ እዩ ትድግፉ ዘለኩም መርአይኩም አብ ድኳን ዘሎ ህዝብን ዝተወረረ መሬት እንተ ዝኸውን ፅቢቅ ነይሩ ወይስ ካሊእ ነገር አለኩም ?

  • @AwetYrga-z8p
    @AwetYrga-z8p 2 дня назад

    ፅቡቅ ከምኡ ገርካ እረዮም ዞምለያዉ

  • @TsegayHailemariam-up7xg
    @TsegayHailemariam-up7xg 2 дня назад

    ዘሕዝን ዘብኪ ዜና እዩ።ተሰሪሑ ዘኒሀ

  • @MulgetaBahta
    @MulgetaBahta 2 дня назад

    😮😮😮😮😮

  • @HTHT-p5f
    @HTHT-p5f 2 дня назад

    ሰልፈ አብ ትግራይ ተፈቂዱ ድዮ ?

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 2 дня назад

    ጌታቸው ረዳ ናይአብይ ኮልኮሌ ክባረር አለዎ መናእስይ እይዓሽው አብይ መእትዊ ምንገዲ ናብትግርይ ኢዩ ዝስርእሕ ዘሎ አትዩ ማለት ምንእስይ ትግራይ ብእዴታ ናብ ብሄራዊ ውትድርና ጉሒፉ ክምስወስድ ክትፈልጡ አለካ መንእስይ ትግራይ

  • @maeregkebede3840
    @maeregkebede3840 2 дня назад

    m

  • @RedaKale
    @RedaKale День назад

    ዋይ ዝረኸብካዮ ህዝብ መቀለ ብጥቅመኛታት ጉጅለ መከራኻ ትበልዕ ኣለኻ

  • @HagosHaftu-o6j
    @HagosHaftu-o6j 2 дня назад

    ግምት (ሞተ በፈቃዱ)።

  • @kidanen99
    @kidanen99 2 дня назад

    ፎሽካልነገር ኢኻ ቀጢን ትእዛዝ ኢሊካ😅

  • @HaftiHafti-is1kv
    @HaftiHafti-is1kv 2 дня назад

    ጌታቸውበንዳ

    • @KdusYosef
      @KdusYosef 2 дня назад

      ጌታቾው አሰፋ ድዩ እቲ ባንዳ

  • @Welqaithumera
    @Welqaithumera 2 дня назад +3

    ብድዐ-መስጣ ኣብ ልዕሊ ንጹህ ኤርትራዊ ዝገበርኩሞ በደል፡ ግብረ-መልሲ/መቕጻዕቲ ካብ ፈጣሪ እዩ ።
    ኣብ ትግራይ ዝገሃድን ዝረአን ዘሎ ።
    ፖለቲከኛታት ትግራይ ዝለመዱዎ ምድንጋር (ኣየር-በኣየር ሃብቲ)
    ስለ-ዝጎገሎም ንህዝቢ ትግራይ ግዳይ ጌሮሞ ።
    (ዘሕዝን-ፍጻመ)

    • @Wedimahaha
      @Wedimahaha 2 дня назад

      Etay tbel wedy

    • @AgaziBeranu-c3y
      @AgaziBeranu-c3y 2 дня назад

      ወዲ ለማንት ዘይት ሓፍሩ

    • @Metkeli
      @Metkeli 2 дня назад

      haki AytxliAuwa tegaru haki ftewu hjwn temeharu