ወዲ ትካቦን ፍትሕን Yowhannes Tquabo weditkabo

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 2 янв 2025

Комментарии • 66

  • @MussaselemanMussaseleman1234
    @MussaselemanMussaseleman1234 8 дней назад +1

    Naybahaqi mera hawey ❤❤❤ wedi.tikabo malet hager iyuu❤❤❤

  • @miittttty
    @miittttty 9 дней назад +5

    Nay bhaqi 100% true!! men iyu lieli wedi tquabo hagerawi koynu zizareb. ንሱ እኮ ኣብ stadium ንህግደፍ እናጣቅዕሉ ዘዋረዶም ሰብኣይ እዩ:: he is a hero❤❤

  • @Merison1
    @Merison1 9 дней назад +5

    ስነጥበብ ማለት ወዲ ትካቦ ማለት እዩ። ONE DAY ኤርትራ መሪሕካና ክትኣቱ ንትስፎ❤

    • @KibromKidane-ed3bv
      @KibromKidane-ed3bv 9 дней назад

      ኣታ ናይ ብሓቅካ ዲካ ሕጂ ሜሮን ክመርሓ ቲጺበ ሃገር ኤርትራ ዛኪል ማዕረ ክንድኡ ዲካ ን ነብሲካ ኣትሒትካያ ሜሮን ደኣ ነቲ ናይጀርያዊ ሰብኣዩ ክሂባ ደሊካ 😅😅😅😅😅😅😅

  • @tsegayweldeghebriel7461
    @tsegayweldeghebriel7461 9 дней назад +3

    ወዲ ትካቦ ንስኻ ትገልጾ ኣይኮነን ወትራስ

  • @Natu-cb1bo
    @Natu-cb1bo 9 дней назад

    Exactly be kltiu wegen zelo feleleyna bzeyegedes Wedi tkabo Zeydgem Artist u delayu yebelo neti zelo sirat respect mhab xbuqe u 🙏🙏🙏

  • @mengistesfaldet3954
    @mengistesfaldet3954 9 дней назад

    Anyone who stands firm :
    1.Eritrean sovereignty.
    2.Respect Eritrean history for independence.
    3.Respect and honor the Eritrean flag.
    4.particpate in civilized and Genuine discussion and concerns for Eritrean progress and weaknesses.
    5.Respect the 9 Nationals in Eritrea equally.
    6.Identify foreign enemies and defend Eritrea from thier aggression. Then I don't have any problems to consider him/her as an Eritrean and have a genuine and respectful discussion. If any one of thie above points is missed and disrespected,any discussion is not worth it and you can tell it is not a genuine Eritrean concern.I hope this will solve to the two extreme views on the wedi Tukabo case. STOP CURSING EACH OTHER AND KNOW WHOM YOU SHOULD DISCUSS WITH BY SETTING THE ABOVE REQUIREMENTS.

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli8017 9 дней назад

    ቅኑዕ ኢልካ።

  • @danielamare3078
    @danielamare3078 8 дней назад

    እወ ኣብ ደርፌ ፅቡቅ ኣሎ ንሱን ካልዖት ፍሉጣት ሰባት ንነብሶም ካብ ሕጊ ንላዕሊ ምጥማትን ኣብ ጌጋ ምስ ዎዐሉ ነታ ጌጋ ንምሽፍን ደላይ ፍትሒ ዒና ዝብሉ????

  • @tekhlehaimanotgebre5447
    @tekhlehaimanotgebre5447 9 дней назад +2

    ደምበ ዕነ እንዳተጎምጸጽ

  • @abelgere601
    @abelgere601 3 дня назад

    💙💙💙

  • @SalehIbrahim-jv7qp
    @SalehIbrahim-jv7qp 9 дней назад +1

    ሜሮን ሐወይ ምስ አጋዝያን እዮ ግን ደላይ ፍቲሕ ይባሀል ወይ ጉድ

    • @Freeworld-k8r
      @Freeworld-k8r 9 дней назад

      ንሱ ኣይኮነን ንስካን ግን ኣባል ዳዕሽ ኢኻ

  • @gomera-i7d
    @gomera-i7d 9 дней назад

    ስቅበል ወስላት ወዲ ትካቦ ገበን ስለ ዝገበረ ኢዩ ሃዲሙ መጸግዒ ስለ ዘይብሉ ከኣ ኣብቲ እካበ ደንበ ዕነ ተጽጊዑ ።

  • @hagosteferi2466
    @hagosteferi2466 9 дней назад +2

    ብራቮ ሜሪ በሓቂ ፈሪሄ ነረ እታይ ክዛረብ እዩ ኢለ ንወዲ ትካቦ ነቱ ሂብካዮ ሓቂ

  • @ዘመን-ተቀይርካኒ126
    @ዘመን-ተቀይርካኒ126 9 дней назад

    ሜሪ ዓርከይ ንስካ ከ ክትከይድ ዲካ ኣብቲ ኮንሰርት ?

  • @ben5115
    @ben5115 9 дней назад

    Wedi Tikabo Eritrawi eyu Tigraway aykonnen

  • @semirtekle6428
    @semirtekle6428 9 дней назад

    👍👍👍👍

  • @alexjohn996
    @alexjohn996 9 дней назад

    ሰኪት ዕሸል እንታይ ኣፍሊጡካ ጠስጣስ...ቃልስና ይቢል ክክክክ

  • @bereketteklit-t7b
    @bereketteklit-t7b 9 дней назад

    ❤❤

  • @janbe7051
    @janbe7051 9 дней назад +4

    ኣታ ፈገር ሰራቂ
    ክብርካ ትቀንጠጥ ሓሳዊ! ኣብ ዘይትፈልጦ ጠብሎቕሎቕ ተብዝሕ ኣለኻ! ፈገር!!

    • @DerejeMeseret-u4g
      @DerejeMeseret-u4g 9 дней назад

      ጊስ በዓለገ ሐቂ ዝዛረብ አይትፈትውነ

  • @Gsol105
    @Gsol105 9 дней назад

    ሜሪ ሓወይ ተባዕ ተቃላሳይ ንስካ ትራሕ ኢካ። you are star ⭐️ of this young generation,መትከልካ ፍሉት ብንዋትን ብጣቅዒት ዘይትታለል፣ ብስምዒት ዘይኮነስ ብኣፍልጦ ትቃወም በሊሕ ፣ መጻኢት ኤርትራ ብንጹር ኣብ ርእስካ ስኢልካ ነታ ንጽርቲ ስእልካ እንዳ አማዕደካ ንጹር ዘይተጨወየ ቃልሲ ትቃለስ ንስካን ገለ ከማካን ትራሕ ኢኩም።
    ናትካ ደስ ዝብለኒ ብማእበል ሰባት ዘይትናወጽ ምክንያቱ ብስምዒት ወይ ብሰብ ተጎቲትካ ዘይኮነስ ፈሊትካን ተረዲእካን ብርእሰ ትአማንነት ስለ ትምጉትን ተቃለስን ብታዕሚ እየ ዘድንቀኻ። ተስፋ ይገብር እዚ ኩሉ ጻዕርካ ኣብ ፍረ በጺሑ ከም ናትካ ብርእሶም ዝሓስቡ ንቁሓት መንሰያት ከተፍሪ፣ ክሳብ ሕጂ እውን ብዙሕ መንሰይ ናይ አተሓሳስባ ለውቲ ክገብር ገርካስ ውሑዳት ዘይበሃሉ ሰባት በትሓሳስብኦም ክልወጡ ገርካ ኢካ እሞ ቀጽሎ። በዓል ወዲ ትካቦ ድማ ከምዚ ከማካ ከበርክቱ ተስፋ ንገብር።
    ወዲ ትካቦን ገለ ካልኦትን ቅሩብ ኮንፉዥን የርእዩ ነሮም እንድዮም፣ እዚ ግን ክምብል በለ እምበር ኣይተካዕወን እልና ክንሓልፎ ኢና፣ ብሕጂ ልቢ ይሃቦም እሞ ነዚ ማእዝኑ አትፉኡ ዕግሽግሽ ዝብል ዘሎ መንሰይ ከምዚ ከማካ አብ ምምዛኑ እጃሞም አበርኪቶም ቃልሶም ከነጽሩ።
    ንስካ ግን ሜሪ ሓወይ ኣጆካ ከም ቀደምካ ቀጽል። ንጹር እላማ ዘለዎ ብታሪኩን ሃገሩን ክብርታት ህዝቡን ዘይደራደርን ክብርታቱ ዘየድፍርን ሰብ ዋላ በቶም አንጻሩ ሰባት እዩ ዝከብር፣ ከምዚ ናትካ።
    ገለ በሃማት ግን ዋላ ንሀግደፍ ዝድግፉ ከድንቁካ ከለው ንባእሉ ሀግደፍ ስለ ዝኮነ እዩ ይብሉካ ፣ እቲ ሓቂ ግን ንሱ አይኮነን፣ ንስካ ንደገፍቲ ሀግደፍ ዝሕብኡለን በዓትታት ስለ ዘይትቅርበሎም እዮ ሀግደፍ ንዓካ ክምጉት መመጎቲ ዝኮንኦ ዘይነጸረ መርገጽን ቃላትን ስለ ዘይረክበልካ እዩ። ብኣንጻሩ እቲ ደላይ ፍትሒ እየ ብሃሊ ግን ገና ንፍትሒ ክትንትን ዘይበቅዐ ቁንጮ ንቃልሲ ዘይተረድኦ፣ ቃልሲ ማለት ንዕኡ ታሪክ ምቁሻሽ፣ ህዝቢ ምንእኣስን ምጽላምን፣ እንታይነትካን ክብርታትካን ምክሓድን ቃልሲ ንሱ ምዃኑ ገለ ሰብ ረብሓን ኤርትራ ዘይንታዮምን ኣብ ርእሱ ስለ ዝሰፈይሉ ደጋፉ ሀግደፍ ስለ ዝጸልኦም ንነብሶም ከም ተቃለስቲ ዘቀመቱ ንዓኻ ግና ንደገፍቲ ህግደፍ አፎም ስለ ዝዓበስካ ንዓካ ከም ደጋፉ ይገልጹካ፣ ወዪ አይተረድኦምን እምበር ንዖዖም ደገፍቲ ሀግደፍ ትራሕ ዘይኮነስ እቲ ብርድኢት ዝቃለስ እዉን ንሓሳቦም ኣይድግፎን😂😂። ብዝኮነ አጆካ ካብዚ ንላዕሊ አበርቲዕኻ ቀጽሎ፣ 🎉 ካብ ሓፍትካ ናብ ብሉጽ ሓዋ ሜሪ😅.

  • @mercynowlimitlesjoy
    @mercynowlimitlesjoy 9 дней назад

    ብዛዕባ ክእለትን ብቕዓት ጥበብ ወዲ ትካቦ፡ ዘዛርብ የለን። ኣዚዩ ንፉዕን ኪኢላን ንኻኑ ዝበዝሐ ሰብ ዝሰማማዓሉ ዛዕባ ኢዩ። ጥበቡ ኣብ ኤርትራ እንከሎ፡ ቅድምን ድሕሪን እዞም እትብሎም ዘልኻ ናይ ፖለቲካ እሱራት ዉን ኢዩ ፖለቲካዉን/ሃገራውን ትሕዝቶ ዘለዎ ጥበብ ዘቕርበልና ነይሩ። እዚ ማለት ነቲ እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ዝድግፍን ዘበራትዕን ጥበብ። ካብቲ ሓዲድ'ቲ ንኽወጽእ ካብ ኤርትራ ምስ ወጸ ወሲኑ ወይ ተረዲእዎ ማለት ዲዩ? አቲ ጥበብ ናቱ ኢዩ ሰብ ዝደረሰሉ ዉን ኣይኮነን።
    ሜሮን ወዮ ድኣ ወይጦ ኮንካ'ምበር ጉዳይ ወዲ ትካቦ ድሕሪ ካብ መገሽኡ ኣብ ኣመሪካ ክትርፍ ምውሳኑ፡ ካብኻን ካብ ብዙሓትን ዝያዳ ቀረብቱን መሳርሕቱን ነበርን እቲ ሓቂ ዪፈልጥዎ። ምስ ፖለቲካ እዉን ዘራኽብ ኣይነበሮን።
    እዚ ሕጂ ዘለዎ እምነት ፖለቲካ ድሒሩ ዝረዓሞ ኢዩ። እቲ ምኽናት መወሰኒኡ ከኣ ኣብ ቀጻሊ።
    ወዲ ትካቦ ግን ንሳኻ ክትትንትኖ ዉን ብቕዓት የብልካን። ዳብል ሞራል እትጻውት ወይጦ ስለ ዝኾንካ።

  • @mahmudali7181
    @mahmudali7181 9 дней назад +2

    MERON KIHATEKA
    AB NAY WEDI TIKABO CONCERT MIS TEKEYED NEYENYETI BANDERA HIZKA MEKEDKA???

    • @Amber1919
      @Amber1919 9 дней назад +2

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @miittttty
      @miittttty 9 дней назад +3

      Dehan akey wala xaeda bandera hizka kid😂😂

    • @Cr7andMessi250
      @Cr7andMessi250 9 дней назад +2

      Wanderi-u Dia ab kisadu geriwa alendo entay hito yedli nay men bandera hizu kikeid titsibe

    • @mahmudali7181
      @mahmudali7181 9 дней назад +2

      @@Cr7andMessi250 KEMZIEA ELU MERON ENTE ZEMILISELEY XUBUK NERU NABTA HUTOKA KIMILES
      MERON NETA AB KISADU ZELLA HIYAB SEMAETATNA ZUKONET BANDERA NAB WEDI TIKABO ZEDALEWO CONSERT ENTE KEIDU WEDI TIKABO MESEGOGO ETOM ABEU ZERIKEBU KAA BI PLAN (B) MALET BIEMNI MEFGEWO
      MERON HASABKA AMEARARI
      WEDAHANKUM

    • @miittttty
      @miittttty 9 дней назад

      @@mahmudali7181 wedi tkabo abta men alo kab fthi ziabi tbl derfu riayu bxay. Kltien bandera gierwen alo.

  • @habtomgirmay687
    @habtomgirmay687 9 дней назад

    Wedi tkabo kab enba nab ruba zwerede EU kab kbret nab hsret Antakoynu zeyygebr ab hmaq ewan ab goni hwhat dew elu antsar eri znebere eu

  • @kesetegerezgiher6336
    @kesetegerezgiher6336 8 дней назад

    ስቅ በል ለኽባጥ ኣየናይ ኢልክዮ ወኻርያ

  • @FekaduTekle-v2w
    @FekaduTekle-v2w 9 дней назад

    Hasawi eska lekbat

  • @mekonenkesete4242
    @mekonenkesete4242 9 дней назад

    Beal Kiros piron wereketn hizom Kab wedi Tkabo entezmeharu

    • @AlexkidaneNegasi
      @AlexkidaneNegasi 9 дней назад

      ክልትኦም ጀጋኑ እዩም ኪሮስ ግን መዋዳድርቲ የብሉን።

  • @fkreykidane
    @fkreykidane 9 дней назад

    መፍትሕኻ እስበር መልሓሰኛ ደድሕሪ በርገር ንሓማቱ ዞኽዞኽ ኢሉ ምስ ረብረበ ማእዝኑ ድቅይር ደሎስ ንፍትሕ እቃለስ ኣሎ ክትብል።

  • @wediere2238
    @wediere2238 9 дней назад

    ሜሮን ተጋጊኻ ሸታሕ ኢልካ,,,,፡ ወዲ ትካቦ ጉሓፍ ናይ ዓድኻ ግበር ወዲ ዓፋፍ ኣምሓራይ ከሓዲ ዘዕበየትካ ዓዲ ዝኸሓድካስ መነዴኻ ኣስመራ ከእትወካ ረስዓዮ ፍትሒ ምስ መስተ ተፋታሕ ሰኽራም ዋሒድ።😭😭😭

  • @redaehaile7849
    @redaehaile7849 9 дней назад

    ኡይ ኡይ መልሐስኩም ቁረጹ ሜሮን የሽካዓና አሎ ክዳንኩም ቅደዱ

  • @AmanuelSium-m9d
    @AmanuelSium-m9d 9 дней назад

    ሱቅ በል ትፍልጦ የብልካን

  • @58yacob
    @58yacob 7 дней назад

    Entay eka tibil deleka. Wedi tkabo ab shigir delo seb eiyu. Bdrug tetahizu kolel dbil delo seb si. Anjal

    • @መብልዓ-ጽድቅ
      @መብልዓ-ጽድቅ 7 дней назад

      siq bel wedi sebeyti

    • @58yacob
      @58yacob 7 дней назад

      @ haha ygerm eiyu. Nay kudus Mikeal sili gerkum wala ekum ttarefu 😂

    • @መብልዓ-ጽድቅ
      @መብልዓ-ጽድቅ 7 дней назад

      @@58yacob n wedi sebeyti wedi sebeyti mibal tserfi zeykone megletsi eyu

  • @faligali6690
    @faligali6690 9 дней назад

    ኣንታ እንታይ እሞ ይገበር ኩሉ ጉሓፍ እንድዩ ነዚ ናይቶም ናይ ብሓቂ ስነጥበባውያን ስም ከም ብዓል ወዲ ትካቦ የማነ ባርያ እንድዮም እንዳወሰድሎም።

  • @merrygebrekidan7672
    @merrygebrekidan7672 9 дней назад +1

    💎💎💎💎💎💎

  • @shdenftsum8181
    @shdenftsum8181 9 дней назад

    Meron deleyti fthi yelewun sakt yom aytmxewom tbl nerkas hji kea deleyti fthi kem tamnelom gerka tzareb aleka.

  • @wediadem8503
    @wediadem8503 9 дней назад

    Bal niskum domo Mergxi albo kekum

  • @ElRoi-i7q
    @ElRoi-i7q 9 дней назад +1

    Anta wetras ni Adika bela

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 9 дней назад

    Yes 👍

  • @PapasEnquibahri
    @PapasEnquibahri 9 дней назад

    ደምበ ፍትሒ ኣይትበል
    ደምበ ዕነ በል

  • @merrygebrekidan7672
    @merrygebrekidan7672 9 дней назад

    Xbuq aleka Meri hawey ❤️

  • @ZeramariamKiflay
    @ZeramariamKiflay 9 дней назад

    Hasawi shenfla medayageri

  • @Rashaida1980
    @Rashaida1980 9 дней назад

    Hasawi lekbat