ብሞት ወላዲት ንኸቢድ ስነኣእምሮ ፀገም ዝተሳጠሐ ስድራ - ጣብያ ናትካ ብላዕ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 11 янв 2025

Комментарии • 173

  • @MP-lu8mh
    @MP-lu8mh 4 года назад +39

    ማዓራተይ ፀላኢኹም ይጨበጥ።
    ኣምላኽ ፅንዓቱ ሂቡ ጥዕናኹምን ሓጎስኩምን ይምለሰልኩም።
    ንዝሞቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም።
    ሙለረይ ሓባሲ ንብዓት ፅጉማት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። 💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

    • @mdporan1300
      @mdporan1300 3 года назад

      አሕዋተይ ፀላእኩም ይጨበጥ

  • @1hadas.mehari
    @1hadas.mehari 4 года назад +24

    ኡፉፉፉ ምሕረት የውርደሎም እና እይዘኪ ዛሓፍተይ ኣብ ጎንኺ ኣለና😭😢😢😢

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
    @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 года назад +16

    እፍፍፍፍፍፍ አየ እዶንያ አሕዋተይ ማዓረይ ምሕረት የውርድልኩም ካያ ሕሙሙ መላዓሊ ሑሙም ኣየኪ ዝሓፍተይ ፃማኪ ባዕሉ አምላክ ይሓግዝኪ ዝያዳይ መምህር ሙሉ ሓወይ ለምለም ርገፅ ክፉእ ኣይንካእካ

  • @shishaygebrelibanos3340
    @shishaygebrelibanos3340 4 года назад +8

    መጀመርያ ልኡሉ ፈጣሪ ኩሉ ዝከኣሎ ፤ ካብ ችግር ናብ ራህዋ ዘውፅእ ዝተመስገነ ይኩን።
    ብምቅፃል ንመ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና።

  • @እመቤቴጠብቅኝኣደራ
    @እመቤቴጠብቅኝኣደራ 4 года назад +14

    እፍፍፍ ኣሕዋተይ ኣምላክ መሊኡ ምሕረቱ ይኣዝዘልኩም መ/ ር ዕድመጥዕና ይሃብካ ሓወይ

  • @hagush1886
    @hagush1886 4 года назад

    ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ።
    ኣይዘኪ ሓፍትና እውን ሓፍትኪ እውን ንክትረክብያ ኣምላክ ይሓግዝኪ ኣይዘኪ በርትኢ
    እግዚአብሔር ብኣይኑ ምሕረት ይጠምትኩ ።

  • @zafuhabesha2954
    @zafuhabesha2954 4 года назад +15

    ኣየ ሰብ ዘይረኽቦ ዘይብሉ እቲ ኩሉ ዝክኣሎ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም

  • @ፍሩትጋልዓጋመወልዋሎ

    Btaemi zehzin እናበከኩ እየ ሰሚዐዮ መሉእ ምሕረት የውርደልኩም ኣሓተይ

  • @amenhnasser8504
    @amenhnasser8504 4 года назад +22

    ውይይይ ኣይኣነ ፀላኢኹም ይጨበጥ 😭😭😭😭 ከሕዝኑኻ ብፍላይ እታ መላዓሊቶም ኡፍፍፍ የፅንዕኺ ብዝኾነ ካብቲ ገዛ ክወፁ ኣለዎም እቲ ጭንቂ ኣብኡ ይቅረ ናብ ከተማ ክወፁ ኣለዎም

  • @tesfakahsay1669
    @tesfakahsay1669 4 года назад +2

    ዋይ ኣሕዋተይ ምሕረት የውርደልኹም ኣምላኽ ኣጀኺ ንስኪ ክብርቲ ሓፍቲ ኣምላክ ኣሎ ኣብ ጎንኩም ኣጀኩም ዋይ ዓለም

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 4 года назад +11

    እዋይ አሕዋተይ ፈጣሪ ይዳህስስኩም መ ሙሉ ሐወይ እሾክ አይውጋአካ

  • @ሰላምየድንግልማርያም-ኸ6ጸ

    እዋይ ዘዓለም ክንደይ እያ ተርእየካ አሓተይ ማዓረይ ምሕረት የዉርደልኩም

  • @ميمومجرشي-ب2ع
    @ميمومجرشي-ب2ع 4 года назад

    ፀላኢኹም ይጨበጥ ምሕረት የውርደልኩም ኣፍፍፍ ኣጆኺ ዝሓፍተይ ከብረሀልኪ እዩ

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 4 года назад +5

    ኡፍፍፍፍ ዝሓፍተይ ማዓረይ
    እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃበኪ
    እቶም አሕዋትኪ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሎም !አጀኪ ማዓረይ ዘይምለስ ግዜ እምበር ዘይሓልፍ ችግር የለን!

  • @ተዋህዶንዘልኣለምትንበር

    ሓቦኛ ዝኾነ ህዝቢ እግዚኣብሔር ይሓግዝኹም

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 4 года назад +5

    እግዛቢሄር ፈወሰ ምሕረት የውርደሎም ናዓኺዉን መዋፅኦ ይሃብኪ ይሓልፍ እዩ ክንደይ ዝባሰ ነገር ስለ ዘሎ ናትኩም ተስፍ ዘለዎ እዩ መምህር ሙሉ የዋህ ሕዝቢ ኢትዮጵያ በፍላይ ትግራይን ሒዝኪ ከትሻገሪ ኢይኺ ዝጠፍአት ሓፍትኺ ውን ያራኽብኪ አሜን

  • @ሜራየማርያምልድነኝ
    @ሜራየማርያምልድነኝ 4 года назад +3

    እግዚአብሔር ምሕረት የውረደልኩም አሕዋተይ አይዘኪ ዝሓፍተይ ፅርይቱ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እፍፍፍፍፍፍፍ

  • @abdatsaeed1747
    @abdatsaeed1747 4 года назад +3

    ረቢ ይሓግዝኩም የሕዋተይ ዝሓመሙ ምሉእ ምሕረት

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 года назад +4

    ዋይ ዓለም ጎደሎ ንፍጥረታታ መዓረ ዓይኒ ዘይትርኢ ተካል ደሓን እቲ ኹሉ ዘይሰኣኖ ኣምላክ ይብፀሐልኩም ኣሕዋተይ ኡፍፍፍፍ መምህር ሙሉ ድማ ብኣምላክ ርኸቦ

  • @musearayagaltigray8682
    @musearayagaltigray8682 4 года назад

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኹም ፣እቲ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ወገናተይ ፣ኡፍፍፍፍፍፍፍ ብጣዕም መሕዘን ፀላእኹም ይጨበጥ ኣሕዋተይ ምዓረይ

  • @ሰላም-ኰ8ዘ
    @ሰላም-ኰ8ዘ 4 года назад +3

    Egziabher yehagezka memehr mulu. Hezibi tegray izi kulu xegem kelewo abresiu torenet wedi tornet yeblewo kewedewo.

  • @gualtigrayfetawitselomunha2504
    @gualtigrayfetawitselomunha2504 4 года назад +5

    ኣይዞኺ ዛሓፍተይ💔😥 ኩሉ ፍቃድ ኣምልክ ዩ ንዞም ኣሕዋትና ውን ፈጣሪ ምሕረት የውርደሎም🙏🙏🙏

  • @ganighani1302
    @ganighani1302 4 года назад +2

    ዘሓፍተይ ማኣረይ እግዛቢሐር ምሳኺ ይኩን ኣጀኪ ክድሕኑ ኢዮም ነይ ፈጣሪ ፍቃድ ይኩን

  • @zttgy7054
    @zttgy7054 4 года назад +2

    ኡፍፍፍፍፍፍፍ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም ሓፍተይ ደበስ እዮብ ይግበረልኪ መምህር ሙሉ ሓወይ ሽሕ ዓመት ንበርልና እባ ፅግም ህዝቢ ኢካ

  • @saraasefaw3459
    @saraasefaw3459 4 года назад +3

    ንሓፍትና ከኣ ኣምላክ ጽንዓት ሂቡ ንየሕዋታ ሙሉእ ጥዕና ክውርደሎም እግዜኣብሄር ሰናይ ፍቃዱ ይኹን

  • @ሰኒየሰዉመልካም
    @ሰኒየሰዉመልካም 4 года назад +2

    ኡፍፍፍፍ ብጣዕሚ ዘሕዝን አጆኺ ዝሓፍተይ አምላኽ ምሉእ ምሕረት የዉርደሎም እቲ ኩሉ ዘይሰአኖ 😢😢😢😢😢

  • @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ

    መምህረይ ስላምካ ይብዛሕ እግዚአብሔር አምላክ ይሓልውካ

  • @ለምለምጋልትግራይጋልቶምሰ

    ኣሕዋተይ እፍፍፍፍ ፀላእኩም ይጨበጥ ኣምላክ ፅንዓት ይሃብኩኩም ጥዕናኩም ይመልሰልኩም ኣይ ዓለም ክንደይ እዩ እናሆ

  • @romanaraya981
    @romanaraya981 4 года назад +8

    Ata amlak tenan habom 🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭😭

  • @natnaeltadros7543
    @natnaeltadros7543 3 года назад

    እግዚአብሔር ይሓግዙኩም

  • @azadkhadimazadhadham1418
    @azadkhadimazadhadham1418 4 года назад +1

    ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን መድሃኒኔ ኣለም ምሕረቱ ይልኣከልኩም ዞም ሓተይ ከም ፍቃድ እግዛቤሄር ከም ዝሓውዩ ርግፀኛ እየ ናብ ወንቅእሸት ገብሪኤል ትውሰዶም

  • @ለምለምጋልትግራይጋልቶምሰ

    ምህር ሙሉ ሓባሲ ንብዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ዓለምጉራምራነቲሓደትፆሮእ

    አጀኪ ዛሐፍተይ አግዚአብሔር አምላክ ዓስብኪ ይርአየልኪ 🙏🙏🙏አግዚአብሔር አምላክ አቦይ ኩሉ ይካአለካ እዩ እሞ ምሕረቱ ላአከሎም 🙏🙏🙏
    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሐባሲ ንብዓት ኩሉ 💓💓💓💓💓💓💓💓💗💗💗💗💗💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘

  • @shawitzeray8135
    @shawitzeray8135 4 года назад +6

    እዎይ ሓፍተይ አብ ንእስነታ ማድያ
    አምላኸ ሽግርኩም ይቀንጥጠልኩም
    እቶም ዓዲ ኻአ ብጣዕ ክምስገኑ ይግቦኦም🇪🇷

  • @sgfsysgh7016
    @sgfsysgh7016 4 года назад +1

    Amlaek amlaek yhegzkum mhret yewrdelkum

  • @ጓልገባርፃዕዳ
    @ጓልገባርፃዕዳ 4 года назад +8

    ብስመ ስላሴ በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ራሃዱ ኣምላክ ኣሜን፫ መምህረይ እዚ ናይ መናፍስቲ ስራሕ እዩ ወንቅሸት ገብሪአል ይኪዱ ቅዱስ ቅርባን እውን ይውሰዱ

  • @almazbahre8918
    @almazbahre8918 4 года назад +3

    እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም አሕዋተይ ማዓረይ አጆኪ 🙏🙏🙏

  • @cherkoshaile8607
    @cherkoshaile8607 4 года назад +2

    ተመስገንካ ሙስጉን መምሁር ሙሉ እቲ ዝልትገብሮ ዘለኻ ኩሉ ሰናይ ነገር እዩ ክትበኪ ትጸንሕ እሞ ጸኒሕካ ከዓ ትስሕቅ ትሕጎስ ተመስገን ። ጽባሕ ንጉሆ እዛ ሓፍትና ይኩን እቶም ስድራ ኣብ ሙቹው ኩነታትት ኮይኖም ክሓዉዩ እዮም።

  • @ሃናጋልመቀለ
    @ሃናጋልመቀለ 4 года назад

    ዋይ ኣሕዋተይ ኣነ ዝገርመንስ ክንደይ ኑፉዓት ተምሃሮ ዝነበሩ ኣጋ ክምረቁ ናይ ኣእምሮ ፀገም ዘጋጥሞም ዝፈልጦም ኣለዉስ ኩሉ ግዘዩ ዘተሓሳስበኒ እዩ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኩም ኣጆኪ ሓፍትና ዶሞ ኽወግሕ እዩ

    • @ረዛንጋልዛላኣንበሳንፍቅሪ
      @ረዛንጋልዛላኣንበሳንፍቅሪ 4 года назад

      ሰይጣን ዓይነ ጥላ ዩ እዚ መድገምያ ገርካ ሕቆቃ እናቀጥቀጥካ ተንበርኪካ ስግደት ፀሎት ዩ መድሓኒቱ

  • @ኣዶጅታ
    @ኣዶጅታ 4 года назад +2

    እግዛብሄር ምሕርት ይላኣከልም ልወላድት መንገስተሰማይ ይዋርሰን

  • @ስሓቀይእባመልስለይምቃለይ

    እግዚአብሔር ምሕረቱ የውርደልኩም ኣሕዋተይ

  • @ejgayo3622
    @ejgayo3622 4 года назад

    Eway bitaemy eue zehizin ahiwatey egziabher amlak zeywudeo mihretue yilakelikuem🙏ezi tsegem ezeuy kitfetihue tisierue zelekuem wegenat egziabher amlak edimen tienan yihabkuem birhan yikuen nabrakuem 🙏❤️

  • @የማርያምልጅነኝ-ኈ5ኘ
    @የማርያምልጅነኝ-ኈ5ኘ 4 года назад +4

    ኡፍፍፍፍ እግዝብሄር.ምሕረት የውርደልኩም አሕወተይ

    • @mee1226
      @mee1226 4 года назад

      ኡፍፍፍ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደለም አሕዋት ማዓርይ

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 4 года назад +1

    ፈጣሪ በጃካ ምሕረትካ አውርደሎም እዋይ አሕዋተይ መምህር ሙሉ ዕድመ ጥዕና ይሀብካ

  • @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ

    አዛኪ ዛሓፍተይ ኩሉ ፈቃድ ኣምላክ እዩማ መንግስቲ ሰማይ የወርሳም ኣምላክ ንዛም አሕዋትና እዉን ሙሉእ ምሕረት የውርደሎም ኣምላክ ንዝጠፍአት ሓፍትና ድማ ኣምላክ የራክብኩም አብ ዝሃለየት ሃሊያ ኣምላክ ምስኣ ይኩን መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርከቦ ብደቅካ ተሓጎስ ንዋሃብቲ እውን ኣምላክ አብዚሑ ይሃቦም

  • @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ

    አሕዋትይ አፊፈፈ ምሕረት ያውርደለኩም የወንቅእሽት ቅዱስ ገብርኤል ይሓልዋኩም

  • @tsigeredaalem4644
    @tsigeredaalem4644 4 года назад

    Egziabiher mehret yewredelkum yehwatey mearey ajoki zehaftey aytdneni

  • @ተዋህዶንዘልኣለምትንበር

    እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደለኹም ንመደብ ዉሻጦናዉን እግዚኣብሔር ይሓግዝኹም መምህር ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ።

  • @selamsala9374
    @selamsala9374 4 года назад

    እዋይ ኣሕዋተይ ኣምላክ ምሕረት የዎርደልኩም።🇪🇷🇪🇷

  • @tahagasgeremdhin4263
    @tahagasgeremdhin4263 4 года назад +1

    አግዛበሄር መሕረት የውርደለኩም አሐዋተይ መዓረይ

  • @ኦርቶደጉስተዋህዶልጅነኝ

    እውይይ የሕዋተይ ፀላኢኹም ይጨበጥ
    ኡፉፉፉፉፉፉፉ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @makdazebinok6789
    @makdazebinok6789 4 года назад

    Memhr Mulu hawey Egzabhir admen tianan yahabka /yahabkum

  • @nazretgebre6091
    @nazretgebre6091 4 года назад

    እፍፍፍፍፍ ምህረት የውርደልኩም የህዋተይ

  • @rihananeymar1373
    @rihananeymar1373 4 года назад

    እዋይ የሕዋተይ ማዓረይ ሓመድ ትብለዐኒ ዓሕ ፀላኢኩም ይኮርመ ዓዲግራት ዳየውሃንስ ፀበል የሕፅብዎም ግን

  • @rahelnegash4809
    @rahelnegash4809 4 года назад

    እግዚአብሔር ትልቅ ፅጋ አድሎሃል ይህ በረከት ነው የስንት ሒወት ነው የቀየርከው እግዚአብሔር ብርታቱን ይስጥህ እንድ ነገር ልጠይቅህ የአቅሜን በየወሩ 5 ትሁን 10 ዶላር በየወሩ የምረዳበት ብትማቻች ጥሩ ነበር::

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  4 года назад

      ይህንን ሊንክ በመንካት ጆይን (Join) በማድረግ ማገዝ ይቻላል።
      ruclips.net/channel/UCruEMhSez_as1JPx8Y2o3egjoin

  • @ሮዚ
    @ሮዚ 4 года назад +1

    ኡፍፍፍፍፍፍ ኣሕዋተይ

  • @ጎዶልያስእግዚአብሔር-ጘ5ኸ

    እዉይ ኣታ ኣምላክ ክንደይ ሽግር እዩ እንኦ ኣብ ገዛዉቲና እግዚአብሔር ምሕረት ይለኣከሎም 😢😢

  • @gelsastudio7403
    @gelsastudio7403 4 года назад +1

    መምህር እግዚአብሔር ይስጥሀ

  • @Seb15
    @Seb15 4 года назад +6

    እፍ እዋይ ኣሕዋተይ እቲ ኩሉ ዝካኣሎ እግዚኣብሔር ምሕረቱ ይላኣከልኩም እስኪ የሕዝን እዩ ።

  • @ፃድቃንንጉሰ
    @ፃድቃንንጉሰ 4 года назад

    መሕረት የወርደሎም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣጆኪ ዚሓፍተይ

  • @ዛይድሓፍቲቲጂ
    @ዛይድሓፍቲቲጂ 4 года назад

    ኡፍፍፍ ብእውነት ያማል እግዚአብሔር ይማራቹ 😢😢😢

  • @shohabkhan5773
    @shohabkhan5773 4 года назад

    ውይ ኣሕዋተይ እግዛብሄር መሕርቱ ችርነቱ የውርድልኩም ዛሓፍተይ የክልክይ መምህር ሙሉ ኩፋ ኣይንካእካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ♥

  • @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
    @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ 4 года назад +1

    እዚ ኩሉ ሽግር ሓሊፍኪ ኣብዚ ምብጻሕ ትድነቂ ሰብ ኢኪ ኣጆኪ ኣሕዋትኪ ምሕረት የውርደሎም መምህር ከኣ ድካምካ ጻዕርካ ብደቅካ ተከፈሎ

  • @ቅዱስሩፋኤልጠብቀኝ
    @ቅዱስሩፋኤልጠብቀኝ 4 года назад

    እግዚአብሄር ኣምላክ ምሕረት ይልኣከልኩም ኣሕዋተይ መዓረይ ሓፍትና ድማ ፅንዓትን ጥንካረን ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @akberet9753
    @akberet9753 4 года назад +1

    Egzabeher mehret yewrdlkum ahwatey ayzoki zahftay

  • @ggbbbb5481
    @ggbbbb5481 4 года назад +5

    ኣጀኪ ዝሓፍቲተይ ኩሉ ህዝቢ ኣብ ጎንኪ እዩ ንሓቲኪ ፍጣሪ ሙሉእ ጥዕና ይሃበም እንተ መምህረይ ግን ምስገናይ ወሰን የብሉን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣባ ድካታት ብደቅካ ትሓጎስ ምምህረይ

  • @love-xg3ws
    @love-xg3ws 4 года назад +1

    እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም የሕዋተይ

  • @saraasefaw3459
    @saraasefaw3459 4 года назад +2

    ኣምላክ ንዓኻ ዝሃበ ጸጋ መግለጺ ኣይርኽበሉን ኢየ ሕጂ ከ ኣምላክ ምሳኻ ይኩን ንጽጉማት ትረድእ መለኣኽ ምድሪ ልኡኽ ኣምላክ ኢኻ

  • @makdazebinok6789
    @makdazebinok6789 4 года назад

    Lelti haftey btami ambesa eki ajoki Kulu halafi eiu Egzabhir yahagzki

  • @azeibteklemariam8994
    @azeibteklemariam8994 4 года назад +3

    Amlaki mhrti yewrdelkum eway yhwatey ajok habtna ka

  • @hibttyuhf463
    @hibttyuhf463 4 года назад

    Ajoki zahaftey fetari nmen elwo amlak mhretu ylakelkum 😭😭😭😭

  • @ኣሉጎልትግራይ
    @ኣሉጎልትግራይ 4 года назад +3

    ኣይዞኪ ማዓረይ ኣምላክ ምሳኪ ይኩን ምቅርተይ

  • @fuhnj7753
    @fuhnj7753 4 года назад +2

    እፍፍፍፍ ኣምላክ ምሕረት ይሃብክም ንመውትይ እወን መንግስቱ ሳማይ ይዋርሳም

  • @brhananatey2780
    @brhananatey2780 4 года назад +8

    Eway yehwatey mearey amlak mehretu yleakelkum eway eza alem ezias 😭 ajoki haftey mearey 🇪🇷

    • @jamog5389
      @jamog5389 4 года назад +1

      😢😢😢😢😢😢😢

  • @Eurael
    @Eurael 4 года назад +1

    Egziabher Amlak yimharom. Mulu kea nai bhaki kemti Amlak zidelyon kinkono zigbaanan tinebir zeleka wedi eka!

  • @ምንባርማለትብዙሕትርጉሙ

    እውይ አነስ አይከአልኩን😭😭😭 አይዞኪ ማዓረይ አምላክ ምሳኩም ይኩን ምሕረት የውርደልኩም

  • @Genetberhe-u7g
    @Genetberhe-u7g 4 года назад +3

    መመህር መሉ ገን ብ ሓቂ አካ ቁኑዐ ሰብ ኣካ ዓደመን ጥኣና ያህብካ ኣዞም ኣሕዋተይ መሕርት ይውርድልኩም 😭😭😭😭😭😭

  • @adhanomgebremikal6140
    @adhanomgebremikal6140 2 года назад

    ምሕረት የወሪድ ፈጣረ

  • @እንደርታዊት
    @እንደርታዊት 4 года назад +3

    እፍፍፍፍ አታ ዚኦምስ ርጉም ሸይጣንዩ ዊዒልዎም ኩሎም ትምህርቶም ብጣዕሚ አብ ሉዑል ደረጃ ምስበፅሑ ምሕማም ርጉም መንፈስዩ ዊዒልዎም ድንግል ማርያም ምሕረት ትልአኸልኩም ዝሓፍተይውን አይዘኺ ኩሉ ሰብ አብ ጎንኹምዩ

  • @lathishlathish4845
    @lathishlathish4845 4 года назад +1

    ahwatey mearey mhret yewrdelom ufffff😭😭😭😭😭😭

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 4 года назад +4

    እዋይ 😭😭😭😭አምላኽ መሉ ሓወና የቀንየልና

  • @AsSs-us8qz
    @AsSs-us8qz 4 года назад +1

    Mhret yewrdelkum fetari🙏🙏🙏🙏

  • @mdainahasssiii3885
    @mdainahasssiii3885 4 года назад

    እፍፍ እዋይ ዝያዳይ ፊጣሪ ምሕረት ይላአከሉም ኣጆኪ ዛሓፍተይ አይስተማስሌ ክውግሕ እዮ ኣመላክ ምሳኪ ይኩን

  • @wehazitweldeamlak2721
    @wehazitweldeamlak2721 4 года назад +1

    Ajeki haftey natey nimen alewo amlak alewo

  • @ዛይድሓፍቲቲጂ
    @ዛይድሓፍቲቲጂ 4 года назад

    አይዞሸ እህቴ ፅናቱ ይሰጥሸ

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
    @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 года назад +10

    ኣይዘኪ ዝሓፍተይ ርእስኪ ኣይተድንኒ ኩሉ ናይ ኣምላክ ፍቃድ እዩ ክሓዩልኪ እዮም

  • @nahomweldu1483
    @nahomweldu1483 4 года назад

    ኣምላክ ምሕረት ዮዉርዶሎም

  • @lelugualadwa4781
    @lelugualadwa4781 4 года назад +1

    memeher muley hawey mulue edemen tenan yehabka yehabekum ufffff betaemi dehemem eyu hejis mekeal abeyuni abo tsgumat tebarek bezeedekay emebetey teketelka neaka yemeselena muley entay emo kalat eyu dehatsereni

  • @gushabay4889
    @gushabay4889 4 года назад

    Betam yesazinal wedim

  • @mariaymaxumancihtabkgue5d655
    @mariaymaxumancihtabkgue5d655 4 года назад +1

    Ufffffff maryee

  • @ተመስገንንኩሉ
    @ተመስገንንኩሉ 4 года назад +3

    ኣጆኪ ዛሓፍተይ ኣለና ኣብ ጎንኪ 😢😢😢

  • @nouraviri4903
    @nouraviri4903 4 года назад

    Yawnkshet kdusgabral yegachaw yaba Yohannes Tsfamryam baslot yasbach 😥😥😥😥

  • @wediakele6409
    @wediakele6409 4 года назад +4

    እዋይ እዚ ተፈጥሮና ክሓምቅ ብዓል ኣነ ብዘይ ዝኾነ ጸገም ንኣምላክ ነማርር ።
    እዛ ለባም ሓፍትና ግን ምስ እዚ ኩሉ ጸገም ተጻዊራ ከተመስግ ክትሰምዕ ይገርም እዩ
    ኣብ ሂወት መሳናክል እንተሎ ዓወት ግድን እዩ እሞ ከምዛ ሎሚ ኣብ ሽግርኩም ዝነባዕክዎ ኣብ ሓግስ በጺሕኺ ክሪኤኺ ብዓል ሙሉእ ተስፋ እየ።

  • @abebagabre4389
    @abebagabre4389 4 года назад

    Ajoki tenkara eki kytshnefi ahwatki bztekaeleki meten mhbhab keyteqartsi hzbwn shgrki kkafelo eu memhr mlu edmen tenan yhabka👏

  • @juudjlggoomkhykgjlk1211
    @juudjlggoomkhykgjlk1211 4 года назад

    Sem yimerh tewaf yebrh/LIELTI/🦄🤴

  • @Mm-hy3fk
    @Mm-hy3fk 4 года назад

    እግዛቢሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም እሕዋተይ ንታ ዝጠፈእት ሓፉቱኩም እውን ኣብ ዘላቶ እግዛቢሄር ይሓልዋ ዓይኒ ንዓይኒ ደማ የራክብኩም ንወለድኩም ብየማናይ ኢዱ ይቃበሎም ፅናዓት ይሃብኩም ብኣውርኡ እታ ተማሃሪት ክሉ ሸክሚ ናብኣ ስለ ዝኮነ ከብድካ ትበልዐካ😢ኣጀኪ ማዓረይ ክሓልፉ እዩ ንቲ ህዝቢ ዓዲ ግን ክብረት ይሃቦ ሓቦኛ ህዝቢ ብእውነት ከይ ኣግለሉ ሓብሒበምወም ኣብ ከባቢና ይቅር ንድካ ክሕግዙ ቆላሕ ኢሎም ኣይሪእወን ኣብ ከባቢና ወርድኡ ጣብኡ ግቦኛ እዩ

  • @yitebarekgebrehans
    @yitebarekgebrehans 4 года назад +2

    wey haftey

  • @ሰንበቱኣብርሃወጀረተይት

    ምሕረትየውርድልኹሙኣሕዋትይ፣ሙሉኣባድኻታትዕድመጥዕናይሃብኻፈጣር

  • @ፍቕሪእዩጡዑም
    @ፍቕሪእዩጡዑም 4 года назад +4

    Mhret ylaakelkum yhwatey maarey mqrti haftey ajeki fetari nmen eilwo kdhnu eiyom

  • @Kalebshow315
    @Kalebshow315 4 года назад +1

    Amlak Egziabher mhretu yilakelkum