Amazing Live Performance of Seble Kahsay in Colorful Celebrations
HTML-код
- Опубликовано: 22 янв 2025
- #ሰብለ ካሕሳይ #Seble Kahsay ኣቐዲመ ኣብ ምግዳል እየ ዝፈልጣ። ቅድሚኡ’ውን ኣብ መድረኽ ሓልሓሊፉ ይሪኣ ነይረ እየ። ብፍላይ ኣብ ናይ ጋዜጠኛን ተጋዳላይን ካሕሳይ መሰለ ዘረእየቶ ዝገርም ብቕዓት ኣብ እንዳ ምርኢት ዲና ተኸታቲልኩሙዎ ኢኹም። ምሒር ክትማርኸኒ ዝጀመረት እውን ካብኡ ንደሓር እዩ። ዝገርም ብቕዓታ ዝገልፀሉ ቃላት የብለይን። ሎሚ ከዓ ብምኽንያት ጽምብል ክብረ በዓል ልደት 2017 ዓ.ም. ኣብ ከተማ እንዳ ሥላሴ ኣጽቢ ተረኺባ ፍጡር ኣገሪማ ጥራይ ዘይዀነስ ኣጽቢ ብሙሉኣን ብሓደ ድምፂን ይደገም! ይደገም ይደገም! ዘበለ ምርኢት ሙዚቃ ኣቕሪባ ኣላ። ከየምልጠልኩም።
ቃሕ ዝብል ባህሊ ትግርኛ የቐንየልና ሰብለ ካሕሳይ ምስ ኩሎም ጉጅለኺ ተኸታታሊ ካብ ኤርትራ ።
sable jegina thank you for service
❤❤❤❤እሰይ ባህሊ ዓድና ምስ ሰብለ ፅብቅቲ ❤❤🎉ንዓመታ ብሰላም ብሓባር ፣ብፍቅርን ስኒትን የፅንሐና።።
@@AlmazTigraweyti-ee3lu ኣሜን። ቃል ኣትያ እያ
Law, Hagegti, Hagerawean, Hagarean, Tehgarean. Nice to see you ADI ABONNA/Fatherland
Jegna
ደስ ብሃሊ ክጸልሉ ❤️❤️❤️❤️
Anbessa
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጅግናናናናናናናናናናእያ❤❤❤❤
N xelatom b kunatin b fikrin zsieru belahti hzbi naz kerni africa menineteyn sebyteyn ab tigray ya zela
❤❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉