Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ሸር ላይክ ንበላ ንዛ ሓፍታና ንነብሳና ሰላም ዝህባ መዝሙር እያ ትዝምር ዘላ ፀጋኡ ያብዛሓልኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Dffgggvg.
ዕልልልልል❤
Tv
እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት ዋዜማ በሰላም ኣብፅሓኩም ንስሐ እንኣተሉ ምስ ኣምላኽና እንተዓረቐሉ ህዝብና ናብ መረበቱ ዝምለሰሉ ሓዱሽ ዓመት ይኹነልኹምዝማረ መላእክት የስመዐልና ሓፍተይ ጥዑም ልሳናዘማሪት ሄዋን ናይ ኣገልግሎት ዘመንኺ ይባረኽ ንሕናለ ንዓኺ የምስለና❤❤❤❤❤❤❤❤
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫///#ብፍቅራዊ #ቆላሕታ ፭ \\\ብፍቅራዊ ቆላሕታ ናባይ ዝጥምታ ኣዕንቲ ኣምላኸይ ኣይበኹራን ካብ ሓለዋይ❤️🤲❤️ንሰን ሪአናለይ ንመንገይ ሓቂ ብርሃን ኮይነናለይ ለቢሰዮ ጽድቂተመላሊሰየ ብናይ ኣምላከይ ምሕረትብህይወት ኣለኩ ተሳጊረ ንሞት❤️🤲❤️ ንሎሚ ክሪኣ ትማሊይ ሓሊፈንበረከት ክኮን ካብ ጥፋኣት ተሪፈ ሓለዋ ኣምላኸይ እዩ ሰብ ዝገበረኒካብ ኣስናን ጸላኢ ዝገላገለኒ❤️🤲❤️ክሰብር ዝኽእል ንበትሪ ጸላኢኣምላከይ ጥራሕ እዩ ዝኮነኒ ፀግዒንዑ እየ ዝእመን ኣይርእይን ንካልእ ብረድኤቱ እየ ካብ ክፍእ ዝወጽእ❤️🤲❤️ ባሕሪ ናይ ኤርትራ ዘሳጥሕ ኣብ ቅድመይ ኣይፈርሖን ብፍጽም ግድን እዩ ምስጋረይንዓይ መንገደይ እዩ ብተኣምር ዝሓልፈሉ እቲ መሳደዲ ፈርኦን ዝጥሕለሉወስብሃት ለእግዚኣብሄር ልኡል ይኩን🙏
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫ #ሔዋን ፬እተን እጸ ሞተይ ዝሓዛ ኣእዳዋ ሎሚ መዲሓኒተይ ሓቂፈን ራረዋ ሔዋን ቀደም መንገዲ ሞተይሔዋን ሎሚ ምኽንያት ናይ ምድሓነይ ❤️🤲❤️ ቀዳማዊት ሔዋን ናይቲ መርገም ጥንሲተሓታቲት ሞተይ ብስጋ ብንብሲ ዳግማዊት ሔዋን ግን ዝፋን ጎይታ ከርሳ ካብኣ ረኪበዮ ናይታ ቀደም ካሕሳሔዋን ቀደም መንገዲ ሞተይሔዋን ሎሚ ምኽንያት ናይ ምድሓነይ ❤️🤲❤️ቀዳማዊት ሔዋን ብኸንቱ ውዳሴ ብፀላኢ ሰናይ ዲያብሎስ ዝተደርሰዳግማዊት ሔዋን ግን ብናይ ያሬድ ዜማ ምስጋና የቅርቡ መላእክት ኣብ ራማሔዋን ቀደም መንገዲ ሞተይሔዋን ሎሚ ምኽንያት ናይ ምድሓነይ ❤️🤲❤️ ቀዳማዊት ሔዋን ካብ ገነት ናብ ምድሪ ካብ ብርሃን ኣውጺኺ ጸላም ተሕድሪ ዳግማዊት ሔዋን ግን ካብ ምድሪ ናብ ኣርያምካብ ሓሳር ኣውጺኺ ህይወት ንዘልኣለምሔዋን ቀደም መንገዲ ሞተይሔዋን ሎሚ ምኽንያት ናይ ምድሓነይ ❤️🤲❤️ ቀዳማዊት ሔዋን ክሽፈን ሕፍረታ እቲ ዘፍሰሰቶ ዘሕንዝሕ ንብዓታ ዳግማዊት ሔዋን ዘንሰለት ሰቢራኣብዳዊት ከተማ ወንጌል ኣበሲራሔዋን ቀደም መንገዲ ሞተይሔዋን ሎሚ ምኽንያት ናይ ምድሓነይ ወስብሃት ለእግዚኣብሄር ልኡል ይኩን🙏
ዕልልል እንቋዕ ብሰላም መፃኽና ዘማሪት ሔዋን ሓፍትና ተመስገን ንውሉድ ወለዶ ዝተርፍ ዓብዪ ሓድጊ።አሕዋት ንዓይ ንሓውኩም ዘማሪ ዳንኤል 'ውን ሳብስክራይብ ግበሩኒ ብሕብረት ምስ ሔዋን ዝሰራሕናዮ ዝማረ ከቕርበልኩም 3 መዓልቲ ጥራሕ ቀርዩና።
ገይርና ኣለና ልቓሕኹም ምለሱ ጥራሕ❤❤❤❤
ገርናልኩም ኣለና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ❤
ብርኽኽኽኽኽ በልለይ🥰ቀለብ ኣእዛነይ ኢኺ ሔዋነይ ኣምላኽ መመሊሱ ጸግኡ የብዘሓልኪ
Amen kbretey❤
ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ጸግኡ የብዘሐልኪ ። ክብራት አሓተይን አሕዋተይን እቲ መዝሙር ተዳምጹ ዘለኩም ብዝሓት ኢኹም እና ሳብክስራይብ ግበርላ ንዛሓፍትና ሰሚዕኹም አትውጽኡ
❤❤❤❤❤ ሂዊየይ ጽጋበይ ተባረኪ ሼርርርርር ንበሎ ብሩካተይ
አሜን ፍቅር ን መስተውዐሊ ልብይ ይሀበና ዝማረ መላእኽቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዘሓልኪ ሓፍተይ🙏🙏🙏
ክመቲ ለነብሰና ብናይ ነሳሓ መዝሙር ተተረክሰያ ዝልኺ ኩሉ ሂወትካ ቡሩክ የኩን ሂዋንይ ድስ ዝበለ ዝማሪይ ናይ ነሳሓ መዝሙረ😥😥😥❤️🌻❤️🌻❤️🌻
*በስምአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ አምላክ አሜን*ዝብሎ ኣሎኒ*ካብ ህይወት ከይተርፍ ናብ ጥፍኣት ከይፀድፍ ሕቁፍ ኣበልካ ሕቁፍ ሕልፍ ኢለዮ ሕልፍ ፍትወይ እየሱስ ድግፍ ኣቢልኻኒ ድግፍ ክርስቶስ ብኣኻስ ዕርፍ ኢለየ ዕርፍ*ሓይሊ ሂብኻኒ ንኹሉ ኪኢለዮሓጊዝኻኒ ዘይሕለፍ ሓሊፈዮሓሳብኻ እንድዩ ናብዚ ኣብጽሒኒ ሓጎሰይ እየሱስ ስለካ ዝብሎ ኣለኒ (2)ብስንኺ ሓጥያተይ ብሕጉ ተኮኒነናብ ኣቦይ መእተዊ መንገዲ ስኢነነብሰይ ጨኒቅዋ ኣምሪረ እንተአዊበሪ ኮይንካለይ እየሱስ መርሀዊ*እየሱስ ክርስቶስ መድሕን ህይወተይ**ወትሩ ምሳይ ኢካሞ ሰናይ በዚሑለይ*..............................ዝብሎ ኣሎኒ.ንዓመፅ ፀሊአ ሰናይ ብምግባረይናይ ሞት ሰበክቲ ጉድጓድ ኩዒቶምለይሕልመይ ዘይፍፀም መሲልዎም ነይሩምክርኻ ፀኒዑ ኣዋጆም ተሰይሩ*እየሱስ ክርስቶስ ትጉህ ሓላውየይወትሩ ምሳይ ኢኻሞ ጥዑም እዩ ድቃሰይ.............ኣብ ግዜ ድኻመይ ማዓዝ ገዲፍኻኒክፉእ ከይረክበኒ ሓንጊርካ ኣስጊርኻኒጌጋይ ከይፀብፀብኻ ዘዕቆብኻኒ ጎይታይፈትወካ "የ ልዑል ናተይ ዋልታ*እየሱስ ክርስቶስ የዋህ መምህረይ**ወትሩ ምሳይ ኢኻሞ ብሩህ እዩ ልቦናይ*........ምሕረትካ ዓዚዙ ፀሎተይ ሰሚዕኻኒምድሓንኻ ከዘንቱ ዕድመ ወሲክካኒንስለይ ካብ ሞትካ ንዓካ ክነብርዘውትር ብመንፈስ ንስምኻ ክዝምር *እየሱስ ክርስቶስ እምነተይ ትምክሕተይ**ወትሩ ምሳይ ኢኻሞ ውሑስ ውሕስ እዩ ዘመነይ*......*ዝማሬ መላእክት የስምዐና ሂዋነይ ዝፈትወኪ ዘማሪት*
ናብ ንሳሃ አቅርበኒ ጎይታይ😢😢😢😢
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍትና ዘመን አገልግሎትኪ እግዚአብሔር ይባርክ ብሓቂ ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል መዝሙር አቦይ አቦይ መፅአ ተመልሰ 💐ኩሉ መዝሙር ብጣዕሚ ጥዑም ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
ኣሰይይይ ክንደይ ይጥዕም ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ክብርቲ ሓፍትና👏✝️💟
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ውቅብቲ ጸጉኡ የብዘሐልኪ እግዚኣብሔር አምላክ ናዘምርኪ ናወደስኪ የንብርኪ ዘማሪት ሔዋን ሓፍተይ ❤😘❤🙏🙏🙏 ድምፅ ግን አነ ከፈትወኺ ጥዑም ልሳና ፀጉኡ ይብዝሓለኺ ኣምላክ ንሕናለ ንዓኺ የምሰለና 🙏🙏
ፀጋ ይብዛል❤
ጎደልያስ ናበልኩ ክዝምር ኣምላከይትዕፅው ልሳነይ ጎይታይ ክፈተለይ❤እንኳዕ ናብ ወርሓ ጳጉሜ ኣብጻሓና ደቂ ተዋህዶይ ሓዱሽ ዓመት 2016ናይ ሰላምን ናይ ፍቅርን ናይ ለውጥን ይግበረልናኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋኡ የብዝሓልኪ ልኡል ፈጣሪ ሂዋን ሓፍትና ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል መዝሙራት ❤❤❤❤❤❤❤❤
እንዃዕ ብሠላም መጻእኺ ህይዋነይ❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሥምዓልና ክብርተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኪ ዝያዳይ ፍጻሜኪ የጸብቀልኺ🌻🕊
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫ /2/ "ኣለኒ ኣቦ"ኣየድምቓን ነብሰይ ካባ ወርቂ ኣየምሕረላይን ሃበል ዕንቂንግስና ኣይደልን ትሕቲ ፀሓይ ኣለኒ ኣቦ ኣብቲ ሰማይ ፪❤️🤲❤️ጎይታ ኣለኒ ባዓል ዋና ዘገልግሎ ብቕንዕና ሕፈተይ ዝረአየት ዓይኑ ርኹሰተይ ከኽብር ሰብ ኮይኑ ኣፈይ ተመስግን ንውዕለታ እየሱስ ክርስቶስ ናይ ጎይቶት ጎይታ ፪❤️🤲❤️በጃ ነበሰይ ኣለኒ ጓሳ ንስጋኡ ዝቆረሰ ብደሙ ኣፍሲሱ ሓፂቡኒ ናብ ዕረፍቲ መሪሑኒ ሰዒዐ ድምፁ ዝክተሎ ኖላዊ ጓሳይ ኣብ ሰማይ ኣሎ ፪❤️🤲❤️ኣምላክ ኣለኒ ዘመስግኖ ንልቦናይ ዝወሰኖ ግዝእቲ እየ ብደም ዋጋ በዚሑለይ ዓስቢ ፀጋ ሞገስ ክብሪ ሽልማተይ ንሱ እዩ ንዓይ ፈውሲ ህይወተይ፪ ወስብሐት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግልወለመስቀሉ ክቡር🤲
እንኳዕ ብሰላም መፃእክና ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ ኣገልገሎት ዘመንኪ ኣዕዚዙ ይባርክልኪ ሂዋነይ 💓💓
ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ጋልነይ ፀግኡ የብዘሐልኪ🙏 ❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርኽ🎉❤❤❤
Zmare melaekti yesmelna haftey🙏❤ብሩኳተይ ሸር ሳብስክራይብ ንግበረላባ ስለምንታይ ኣልበም ልኣክል መዝሙር ለይነበረታትዓ😔
zmara melakti yesmalna ትርጉሙ ግጥሙ ልብ ይትንክፍ ዜይስልቸው መዝሙር ደጋጌሜ ይሰምኦ አለኩ እግዚአብሔር ንኩላትኩም ይባርክ እግዚአብሔር ንመላዓለም ሰላም የሃበና
ዝማሬ መላክት ያስመዕና ሂዋን ኃፍተይ 💐💐💐💐💐💐💐💐🌹🌹🌹🌹🌹🌹
❤"ቴቄል"❤ ግጥሚመስዋእቲ ቃኤል አልቦ ፍቕሪዘይኣረገ ናብ ፈጣሪኣገልግሎተይ ሚዛኑ ቐሊሉመዝገብ ሂወት ቴቄል ተባሂሉ (2) ኣዝብሰማያዊ ቃል ከምቶም መላእክቲኣብኣፈይ መሊአ ተቕረብኩ መስዋእቲፍቕሪ ተዘይብለይ መእሰሪ ምስጋናመዝሙረይ ተራፊ ኣብ ትሕቲ ደመና(2)። ኣዝርቱዕ ኣንደበተይ መስካሪ ወንጌሉተዘይተመሪሐ ኣሚነ ንቓሉይስሕት እየ ዘለኹ ነብሰይ የታልላኣለኺ እናበልኹ ወዲቓ እንከላ(2)። ኣዝክፍሊ ኣካላተይ መቅደስ ተሰይሙሜሮን ተቀቢኣ ጥምቀት ማህተሙእቲ ገዛ ፀሎት ማህሌት ዝበልካዮመውዐሊ ርኩሳት መናፍስት ገይረዮ(2)። ኣዝንስምኻ ይፅውዕ ኢለ ጎይታ ጎይታልበይ ግን መሊኣ ኣላ ምስክፍኣታጭጉራፍ ወንጌል ኣልዕል ገስፀኒ ጎይታለልቦናይ ክኸውን ኣብታ ናይኻ ቦታ(2)። ሓውኹም ዘማሪ ሊቀ ዲያቆናት ክብረኣብ (ጵርስፎራ ሚዲያ)
እግዚአብሔር አምላክ የክብረልና❤❤❤
እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኹም❤የቀንየልና🌾🌻
❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልል🎉🎉🎉🎉ክብሪ ንመድሓኒኣለም ዘማሪት ሄዋን ፍቅርት ሓፍተይ እንቃዕ ኣብዚ ኣብጸሓኪ ኣምላከ ቅዱሳን ዝማሬክን ምስጋነክን መስዋእትክን ይቀበለልኪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝማሬ ብዙሕ ተባረኪ ፍቅርቲ ሓፍተይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዕልልልልልልልል ዝሓፍተይ ዝማረ መላእክት የስመዐልና፡፡- በእዉነት ኣዕፅምቲ ዘለስልስ ዝማረ - ሔዋን ሓፍተይ ኣብ ቤቱ የፅንዕኺ፡፡ - ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረኽ፡፡
ቃል ሂወት የስመዐና እግዚአብሔር ፀጋ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና ቀፅሉሉ ፅቡቅ ስራሕ❤❤❤
ዕልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏ልብካ ዘረስርስ ጥዑም ዝማሬ ❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ኣብ ቤቱ የፅንዕኺ ክብርቲ ሓፍትና ❤
ዝማሬ መልእኽቲ ንምስማዕ የብቅዕኺ ሔዋን ኃውተይ። ኣዝዩ መንፈስካ ዘጥልል መዛሙር ኢኺ ሠሪሕክልና።እንተ ተኻኢሉ፡ እዚ መዝሙር ብንጽል እንተ ትዝርግሕልና ጽቡቕ ነይሩ። ንዓኺ'ውን ሓገዝ ምዀነኪ!
አሜን ፫ ዝማሬ ምላኣክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና 💚🙏
ብልጽቲ ዘማሪት ብሓቂ፡ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ጸጋኺ ድርብርብ የብዛሓልኪ❤ ትግራይ ባ ዘመርቲ ኣለውዋ ተመስገን።
🙏🙏🙏
Entsmikiy bshat eyom zelwa ❤❤❤
ዕልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ኣብ ቤቱ የንብርኪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ኣቤቲቱ ጌታየ ስደተይ ኣሕፂርካ ልንሰሀ ኣብቀዐኒ😢😢😢😢😢
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስመዕልና የቀንየልና ፅጋኡ ይብዝሓልኩም በዚ ዝማሬ ዝተሳተፍኩም ኩሉኩም !!
ኩሎም መዝሙራት ብጣዕሚ ዘይፅገቡ። ፈጣሪ ወሲኹ ወሳሲኹ ይባርኪ ❤❤❤
ኣሰይይይይይ ዕልልልልልልል እንኳዕ ብሰላም መፃኽልና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ስለ ስሙ ቅ እግዛኣቢሄር ጎይታ ሰራዊት ይኽበር ይመስገን ከም ማና ሰማያት ዝጥዕም ንመንፈስካ ዘርግእ ብሓቂ ደስ ዝብል ኦርቶዶክሳዊት ቤ/ ክርስትያን መሳጢ መዛሙር ቀጽልዎ ንብለኩም😮❤።ሄዋን :-በቀዳመይቲ ሄዋን ዝተዓጽወ ገነት በታ ዳሕረይቲ ካልኣይቲ ሄዋን ኣደ ብዙሃን ዝኾነት ድንግል ማርያም ድማ ተኸፍተልና ገነት ድስስ ይበለና ደስስ ይበልኩም ኣሕዋት ኦርቶዶክሳውያ ብሓቂ።❤🍇❤🍇❤🍇❤🍇❤🍇❤!!!
ብሓቂ ጋልእነይ ኣለኩ እናበልኩ ወድቃ እንኸላ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺❤❤🌻🌻🌻🌻እግዚአብሔር ናይ ኣጎልግሎትኪ ዘመን ይባርኪ ፆሎትኪ ይማላለአኒ ሔዋነይ
ኣሜን (፫) ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤
ዝማሬመላእክቲ የስመዐልና ክብረተይ እናዘመርክን እናወደስክን የንብርኪ ክብረተይ 🙏ብጣዕሚ አዕፅምቲ ዘለምሊም መዝሙሩ
ዝማሬ መላኢክት የስመዕልኪ ሂዋነይ❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሓልኪ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ❤❤❤
ዝማሬ መልእኽቲ የስመዓና ሓፍተይኣሜን ኣሜን ኣሜን❤🙏
_አሜን አሜን አሜን ጥዕምቲ ልሳን ዝማሬ መላክት የሥመዐልና ፍቅርተይ ጸግኡ የብዘሐልኺ ወለላይ💜💙__#ርሑሥ_ሓዱሽ_ዓመት_ይግበረልና__🌻🌻🌻❤_
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ዘማሪት ሂዋን ሓፍተይ ጥእምቲ ልሳን ጸጉኡ የብዘሐልኪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ኣሰይ ዛሓፍተይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰⛪️✝️❤🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ሄዋን እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኪ 🌷🌷🌷🌷🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌿🌿🌿🌿🌿💒✝👏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፍትውቲ ሓፍተይ ናገልግሎት ዘመንኪ የብዝሓዮ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ፀግኡ የብዝሐልኪ
አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ሄዋን ሓፍትና በርትዒ አብ ቤቱ የፅንዕኺ
እግዚአብሄር ይባርኪ ኣቲ ቅድስቲ ዘማሪት ሄዋንብሓቂ መንፈስ ቅዱስ ዝቃነዯ ዝማሬእዚ ዝኣመሰለ መዝሙር እዩ ልቢ እቱ ቅኑዕ ቤዛ ዝኾነና የሱስ ዝምልሰልናህይወትኪ ዘመንኪ ይባረክ ቅድስቲ ሄዋን
💕🙏💕
ኣየድምቃን ነቅሰይ ካባ ወርቂኣየምሕረለይን ሃበል ወርቂንግስና አይደልን ትሕቲ ፀሓይአለኒ አቦ አብቲ ሰማይብሓቂ ፀግኡ የብዝሕ😘❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ክብርቲ ሓፍትና ሔዋን
እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዛሓልኪ ክብርቲ ሓፍትና ዝማሬ መላእክት የስማዓልና❤❤❤
አሰይይይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ዘማሪት ሂዋነይ ጥዑም ዝማሬታት አብ ቤቱ የፅንዕኪ እግዚአብሔር አምላክ ❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባረክን ይቀደስን እግዚአብሔር ኣምላክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብረተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ማዓረይ🙏💒💒🕊🕊🕊🕊🕊🕊🌾🌾🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏💒💒🕊🕊💒💒🕊🕊🕊🌹🌹🌹💒💒🕊🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🕊🕊🕊🕊💒🕊🕊
እሰይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና ፀጋኡ የብዝሐልኺ ሂዋን ሓፍተይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልኺ ጥዕምቲ ድምፃ ሂዋነይ ሰሚዕካ ዘይምኖ መዝሙር በርትዕልና ፀጋኡ የብዝሐልኪ♥️♥️♥️
ፀግኡ የብዝሐልኪ ሄዋን ሓፍትና ተባረኺ
አጥንት የሚያለመልም ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እህታችን❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ኽብርቲ ሓፍትና
ኣሜን ፫ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ክብርቲ ሓፍትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረኽ ጸግኡ የብዝሓልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ
❤❤🎉ቃል ሂወት ይስመዐልና ብጣዕሚ ደስዝብል መዝሙር ቀፅልሉ ❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ሄዋን ሓፍተይ❤😊
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ሔዋን ሓፍተይ
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ❤
Zemare Melakti yesmealna, Amelak xegu yebzhalki❤🙏
ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ዝሓፍተይ ጡዑም ዝማሬ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ዕዱመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏🙏🙏⛪🙏🙏🙏🤲🤲🤲🪴🙏🙏🙏 ክብርን ምስጋናን ንኢየሱስ መዱሓኒና
ዝማሬ መላኣክት የሰመዐልና ሄዋንይ እንበረ ሂዋን እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣግልገሎተ ዘመን የባረክልኪ ማዓረይ ብሓኪ ክንደይ ዝጥዕሙ መዝሙር እዩ የቅኒየልና ብጥዕሚ ኢና ነመሰግን ❤️❤️🌻❤️🌻❤️🌻🌻❤️🌻❤️
ቃል ሂወት የስመዓልና ሄዋን ሓፍተይ ኣምላክ ጸግኡ የብዘሓልኪ❤
አሜንአሜንአሜን ዝማሬ መለአክት የሰመዕልና አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልአልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልአ ልልልልልልልልልልልልልልልልልልሓፍተይ ሂዋና 👏👏👏👏❤️✝️
🙏🙏🙏♥️♥️♥️ ሓፍትና ቃለ ሕይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ግሩም መዝሙር ሰሚዕኻ ዘይፅገብ ፤ኣብዚ መዝሙር ዝተሳተፍኩም ኩልኹም ፀግኡ የብዘሐልኩም
Amen🙏 kbret yhabelna
❤❤❤ዝማረ መላእክቲ ዝተቀበለ ይቀበለልኪ ናዓኺ ካኣ ወትሩ ብመዝሙሩ ክትዝምሪ የንብርኪ።🎉❤🎉❤🎉🎉❤
Amen amen amen 🙏 Zmare melakti yesmalna brkti haftey Amlak xegau yebzhalki nay agelgulot zemenki ybarek 🙏
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርት ሓፍትና ጥበቡ የብዝሐልክ ክብረተይ ❤
እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኢክት የስምዐልና
ዝማሬ መልእኽቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ክንደይ ይጥዕም መዝሙራት እዩ ጸግኡ የብዝሓልኪ
ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ክብርቲ ሓፍትና ❤ኣምላከ ቕዱሳን ዘመን ኣገልግሎትኪ ይባርኽ ❤️
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡ የብዘሓልኪ❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ በረከቱ የብዝሓልኪ እግዚአብሔር አምላክ❤💝
ዝማሬ መላኽት የስመዓልና ልብኻ ዝትንክፍ መዝሙር መዓረይ ኣምላኽ ይባርኪ
አሜን ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ሂዋን ሓፍተይ ኣብ ቤቱ የንብርኪ ❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብረተይ እግዚአብሄር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር
ዝማሬ መላኣክት ያስመዐልና ሂዋን ሓፍተይ ኣብ ቤቱ የጽንዕኪ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ንዝሰማዕና በረከት ይሕደረና እግዚአብሔር ኣምላክ መስተውዐሊ ልቢ ይሃበና😢😢😢
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዝሓፍተይ
❤ ርግቢት ስላም💜✝️ርግቢ ሰላም ቃል ብስራት ነጋሪትምልክት ቃል ኪዳን ናይ ድሕነት ሓባሪትድንግል ማርያም መቅደስ ሰማያዊ ክርስቶስ ወሊድኪ ዘድሕን ዘሐዊ ።ንግስቲ ሰማይ ንግስቲ ምድሪ ንጽህቲ መቅደስ መሕደሪት ፈጣሪይኩነለይ ኢልኪ ብግሩም ትሕትና ጸጋ ተመሊእኺ መድሕን ወሊድክልና (2)አዝ,,,,,,,,,,,,,,,,,,አዝዩ ዓብይ 'ዩ ክብሪ ድንግልናኺፍጽምቲ ማርያም ጸጋ ዝረከብኺብዘይ ምንም ዘርኢ ዘፍረኺ ፍረ ሂወትማህጸንኪ ጸይርዎ ፈጣሪ ዓለማት (2)አዝ,,,,,,,,,ደስታ መልአክቲ ዜና ትንቢት ነብያት❤ተሓጎሲ ማርያም ናይ ሄዋን መድሓኒት❤ንዓለም ደስ ዘብል ቃል አምላክ ተቀቢልኪ❤ዘገርም ተዋህዶ ተፈፂማ አባካ )2)አዝ,,,,,,,,,,,መመኪሒት አዶ ሓበን ናይ ኹልና❤አብ ትሕቲ መስቀሉ ኢየሱስ ዝሃበናምልክት ዕርቂ ምልክት ቃል ኪዳን 🥰ነዕቢየኪ ማርያም ብዉዳሴን ምስጋናን (2)
ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ ሂዋነይ ናዘመርኪ ናወደስኪ የንብርኪ ህያበይ
ብሓቂ ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ጸጉኡ በረኸቱ ኣብዝሕ የብለልኪ እግዚአብሔር አምላክ ሔዋን ሓፍተይ ንመንፈስካ ዘሀድስ ንልቦናካ ዝማርክ ናብ ንስሓ ዘቅርብ ንእዕጽምትካ ዝስርስር መዝሙር ናይ ብሓቂ😢 ደጋጊምካ ሰሚዕካ ዘይምኖ ተባረኪ ብርኽተይ🙏❤
ዝማሬ መላክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሕልኺ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግልት ዘመንኺ ይባረኽ
ፅብቅትይ . ድፅልትክ . ዝክርን ኦ አምልክይ . Kal . Hiwet . Zesimana zihafitey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዜማ ሰማያት የስምዕኺ ዘማሪት ሓፍትና
ሰምዐ ድምጹ ዝኽተሎ 😢ኖላዊ ዝብሩኽ ኣምላክ ዝተሓረደ ገንሸል ንዓና'ሰ ኩሉ እዩ ሓውና ዓርክና ኣምላኽና ልቀ ከሃና ።ተባረኽ ዝሓበተይ
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ አሃዱ አምላክ አሜን (3)✝️✝️🌿መስዋእቲ ቃኤል ኣልቦ ፍቅሪ ዘይኣረገ ናብ ፈጣሪ ኣገልግሎተይ ሚዛኑ ቀሊሉመዝገብ ሂወት ቴቄል ተባሂሉ(2)ብሰማያዊ ቃል ከምቶም መላእክቲ ኣብ ኣፈይ መሊአ ተቅረብኩ መስዋእቲ (ፍቅሪ ተዘየብለይ መእሰሪ ምስጋና መዝሙረይ ተራፊ ኣብ ትሕቲ ደመና(2አዝዝዝዝዝዝዝዝ🌿✝️✝️ርቱእ ኣንደበተይ መስካሪ ወንጌሉተዘይተመሪሐ ኣሚነ ንቃሉ(ይስሕት እየ ዘለኩ ነብሰይ የታልላኣለኪ እናበልኩ ወዲቃ እንከላ(2አዝዝዝዝዝ 🌿✝️✝️ክፍሊ ኣካላተይ መቅደስ ተሰይሙ ሜሮን ተቀቢኣ ጥምቀት ማህተሙ(እቲ ገዛ ፆሎት ማህሌት ዝበልካዮመውዓሊ ርኩሳት መናፍስት ገይረዮ(2አዝዝዝዝዝዝዝ🌿✝️✝️ንስምካ ይፅውዕ ኢለ ጎይታ ጎይታልበይ ግን መኢኣ ኣላ ምስክፍኣታ(ጩግራፍ ወንጌል ኣልዕል ገስፀኒ ጎይታ ልቦናይ ክከውን ኣብታ ናይካ ባይታ(2አዝዝዝዝዝ🌿✝️✝️ወስብሃት ለእግዚአብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር 14:47 አሜን አሜን አሜን 👏🌿
ጌታና መድሓንትና ኢየሱስ ክርስቶስ 🤩ካብቶም ጥዑማት ኣንደበቶም ምስጋና እንትሰምዕ ህደይ ኾን ደስስስ ይብሎሎ መላእኽቲ ኸ ህደይ ይኾን ብታሕጓስ ልኾን ዎ ልስእኑ:: ልማርያም ልዘመርኽያ መዝሙር ህደይ ትጥዕም ተባረኺ:: ኣልበም ሙሉእ ህደይ ይጥዕም::ፅድቂ ና ሂወትና መገድና መድሓንትና ልኾነ ክርስቶስ ስለልሓዝና ተመስገን🙏
ዝማረ መላእኽቲ የስማዓና ናይ ብሓቂይ ልብካ ዝትንክፍ ዕድመን ጥዕናንን ሃብኪይ ሕፍትና ሔዋን❤❤❤
ዝምሪ ምልኣኽ ይስማኣልና ሂዋን ሓፍተይ ፅግኦ ይብዝሓልኪ 🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ 👏❤❤
ግጥሚ +ድምፂ WOW ❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ጸግኡ የብዘሐልኪ ካብ ገዝኡ ኣየውፅኪ ንዘለኣለም
ዝማርየ መላእክት የሰመዐለና ክብርተይ💐💐💐💐🌿🌿💐💐🌿🍃🌿💐💐🌿🌿🌿💐💐🌿🌿🌿🌿🌿
ሸር ላይክ ንበላ ንዛ ሓፍታና ንነብሳና ሰላም ዝህባ መዝሙር እያ ትዝምር ዘላ ፀጋኡ ያብዛሓልኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Dffgggvg.
ዕልልልልል❤
Tv
እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት ዋዜማ በሰላም ኣብፅሓኩም
ንስሐ እንኣተሉ ምስ ኣምላኽና እንተዓረቐሉ ህዝብና ናብ መረበቱ ዝምለሰሉ ሓዱሽ ዓመት ይኹነልኹም
ዝማረ መላእክት የስመዐልና ሓፍተይ ጥዑም ልሳና
ዘማሪት ሄዋን ናይ ኣገልግሎት ዘመንኺ ይባረኽ ንሕናለ ንዓኺ የምስለና❤❤❤❤❤❤❤❤
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫
///#ብፍቅራዊ #ቆላሕታ ፭ \\\
ብፍቅራዊ ቆላሕታ
ናባይ ዝጥምታ
ኣዕንቲ ኣምላኸይ
ኣይበኹራን ካብ ሓለዋይ
❤️🤲❤️
ንሰን ሪአናለይ ንመንገይ ሓቂ
ብርሃን ኮይነናለይ ለቢሰዮ ጽድቂ
ተመላሊሰየ ብናይ ኣምላከይ ምሕረት
ብህይወት ኣለኩ ተሳጊረ ንሞት
❤️🤲❤️
ንሎሚ ክሪኣ ትማሊይ ሓሊፈ
ንበረከት ክኮን ካብ ጥፋኣት ተሪፈ
ሓለዋ ኣምላኸይ እዩ ሰብ ዝገበረኒ
ካብ ኣስናን ጸላኢ ዝገላገለኒ
❤️🤲❤️
ክሰብር ዝኽእል ንበትሪ ጸላኢ
ኣምላከይ ጥራሕ እዩ ዝኮነኒ ፀግዒ
ንዑ እየ ዝእመን ኣይርእይን ንካልእ
ብረድኤቱ እየ ካብ ክፍእ ዝወጽእ
❤️🤲❤️
ባሕሪ ናይ ኤርትራ ዘሳጥሕ ኣብ ቅድመይ
ኣይፈርሖን ብፍጽም ግድን እዩ ምስጋረይ
ንዓይ መንገደይ እዩ ብተኣምር ዝሓልፈሉ
እቲ መሳደዲ ፈርኦን ዝጥሕለሉ
ወስብሃት ለእግዚኣብሄር ልኡል ይኩን🙏
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫
#ሔዋን ፬
እተን እጸ ሞተይ ዝሓዛ ኣእዳዋ
ሎሚ መዲሓኒተይ ሓቂፈን ራረዋ
ሔዋን ቀደም መንገዲ ሞተይ
ሔዋን ሎሚ ምኽንያት ናይ ምድሓነይ
❤️🤲❤️
ቀዳማዊት ሔዋን ናይቲ መርገም ጥንሲ
ተሓታቲት ሞተይ ብስጋ ብንብሲ
ዳግማዊት ሔዋን ግን ዝፋን ጎይታ ከርሳ
ካብኣ ረኪበዮ ናይታ ቀደም ካሕሳ
ሔዋን ቀደም መንገዲ ሞተይ
ሔዋን ሎሚ ምኽንያት ናይ ምድሓነይ
❤️🤲❤️
ቀዳማዊት ሔዋን ብኸንቱ ውዳሴ
ብፀላኢ ሰናይ ዲያብሎስ ዝተደርሰ
ዳግማዊት ሔዋን ግን ብናይ ያሬድ ዜማ
ምስጋና የቅርቡ መላእክት ኣብ ራማ
ሔዋን ቀደም መንገዲ ሞተይ
ሔዋን ሎሚ ምኽንያት ናይ ምድሓነይ
❤️🤲❤️
ቀዳማዊት ሔዋን ካብ ገነት ናብ ምድሪ
ካብ ብርሃን ኣውጺኺ ጸላም ተሕድሪ
ዳግማዊት ሔዋን ግን ካብ ምድሪ ናብ ኣርያም
ካብ ሓሳር ኣውጺኺ ህይወት ንዘልኣለም
ሔዋን ቀደም መንገዲ ሞተይ
ሔዋን ሎሚ ምኽንያት ናይ ምድሓነይ
❤️🤲❤️
ቀዳማዊት ሔዋን ክሽፈን ሕፍረታ
እቲ ዘፍሰሰቶ ዘሕንዝሕ ንብዓታ
ዳግማዊት ሔዋን ዘንሰለት ሰቢራ
ኣብዳዊት ከተማ ወንጌል ኣበሲራ
ሔዋን ቀደም መንገዲ ሞተይ
ሔዋን ሎሚ ምኽንያት ናይ ምድሓነይ
ወስብሃት ለእግዚኣብሄር ልኡል ይኩን🙏
ዕልልል እንቋዕ ብሰላም መፃኽና ዘማሪት ሔዋን ሓፍትና ተመስገን ንውሉድ ወለዶ ዝተርፍ ዓብዪ ሓድጊ።
አሕዋት ንዓይ ንሓውኩም ዘማሪ ዳንኤል 'ውን ሳብስክራይብ ግበሩኒ ብሕብረት ምስ ሔዋን ዝሰራሕናዮ ዝማረ ከቕርበልኩም 3 መዓልቲ ጥራሕ ቀርዩና።
ገይርና ኣለና ልቓሕኹም ምለሱ ጥራሕ❤❤❤❤
ገርናልኩም ኣለና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ❤
ብርኽኽኽኽኽ በልለይ🥰
ቀለብ ኣእዛነይ ኢኺ ሔዋነይ ኣምላኽ መመሊሱ ጸግኡ የብዘሓልኪ
Amen kbretey❤
ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ጸግኡ የብዘሐልኪ ። ክብራት አሓተይን አሕዋተይን እቲ መዝሙር ተዳምጹ ዘለኩም ብዝሓት ኢኹም እና ሳብክስራይብ ግበርላ ንዛሓፍትና ሰሚዕኹም አትውጽኡ
❤❤❤❤❤ ሂዊየይ ጽጋበይ ተባረኪ ሼርርርርር ንበሎ ብሩካተይ
አሜን ፍቅር ን መስተውዐሊ ልብይ ይሀበና ዝማረ መላእኽቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዘሓልኪ ሓፍተይ🙏🙏🙏
ክመቲ ለነብሰና ብናይ ነሳሓ መዝሙር ተተረክሰያ ዝልኺ ኩሉ ሂወትካ ቡሩክ የኩን ሂዋንይ ድስ ዝበለ ዝማሪይ ናይ ነሳሓ መዝሙረ😥😥😥❤️🌻❤️🌻❤️🌻
*በስምአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ አምላክ አሜን*
ዝብሎ ኣሎኒ
*ካብ ህይወት ከይተርፍ ናብ ጥፍኣት ከይፀድፍ ሕቁፍ ኣበልካ ሕቁፍ ሕልፍ ኢለዮ ሕልፍ ፍትወይ እየሱስ ድግፍ ኣቢልኻኒ ድግፍ ክርስቶስ ብኣኻስ ዕርፍ ኢለየ ዕርፍ*
ሓይሊ ሂብኻኒ ንኹሉ ኪኢለዮ
ሓጊዝኻኒ ዘይሕለፍ ሓሊፈዮ
ሓሳብኻ እንድዩ ናብዚ ኣብጽሒኒ
ሓጎሰይ እየሱስ ስለካ ዝብሎ ኣለኒ (2)
ብስንኺ ሓጥያተይ ብሕጉ ተኮኒነ
ናብ ኣቦይ መእተዊ መንገዲ ስኢነ
ነብሰይ ጨኒቅዋ ኣምሪረ እንተአዊ
በሪ ኮይንካለይ እየሱስ መርሀዊ
*እየሱስ ክርስቶስ መድሕን ህይወተይ*
*ወትሩ ምሳይ ኢካሞ ሰናይ በዚሑለይ*
..............................ዝብሎ ኣሎኒ
.ንዓመፅ ፀሊአ ሰናይ ብምግባረይ
ናይ ሞት ሰበክቲ ጉድጓድ ኩዒቶምለይ
ሕልመይ ዘይፍፀም መሲልዎም ነይሩ
ምክርኻ ፀኒዑ ኣዋጆም ተሰይሩ
*እየሱስ ክርስቶስ ትጉህ ሓላውየይ
ወትሩ ምሳይ ኢኻሞ ጥዑም እዩ ድቃሰይ
.............
ኣብ ግዜ ድኻመይ ማዓዝ ገዲፍኻኒ
ክፉእ ከይረክበኒ ሓንጊርካ ኣስጊርኻኒ
ጌጋይ ከይፀብፀብኻ ዘዕቆብኻኒ ጎይታ
ይፈትወካ "የ ልዑል ናተይ ዋልታ
*እየሱስ ክርስቶስ የዋህ መምህረይ*
*ወትሩ ምሳይ ኢኻሞ ብሩህ እዩ ልቦናይ*
........
ምሕረትካ ዓዚዙ ፀሎተይ ሰሚዕኻኒ
ምድሓንኻ ከዘንቱ ዕድመ ወሲክካኒ
ንስለይ ካብ ሞትካ ንዓካ ክነብር
ዘውትር ብመንፈስ ንስምኻ ክዝምር
*እየሱስ ክርስቶስ እምነተይ ትምክሕተይ*
*ወትሩ ምሳይ ኢኻሞ ውሑስ ውሕስ እዩ ዘመነይ*
......
*ዝማሬ መላእክት የስምዐና ሂዋነይ ዝፈትወኪ ዘማሪት*
ናብ ንሳሃ አቅርበኒ ጎይታይ😢😢😢😢
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍትና ዘመን አገልግሎትኪ እግዚአብሔር ይባርክ ብሓቂ ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል መዝሙር አቦይ አቦይ መፅአ ተመልሰ 💐ኩሉ መዝሙር ብጣዕሚ ጥዑም ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
ኣሰይይይ ክንደይ ይጥዕም ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ክብርቲ ሓፍትና👏✝️💟
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ውቅብቲ ጸጉኡ የብዘሐልኪ እግዚኣብሔር አምላክ ናዘምርኪ ናወደስኪ የንብርኪ ዘማሪት ሔዋን ሓፍተይ ❤😘❤🙏🙏🙏 ድምፅ ግን አነ ከፈትወኺ ጥዑም ልሳና ፀጉኡ ይብዝሓለኺ ኣምላክ ንሕናለ ንዓኺ የምሰለና 🙏🙏
ፀጋ ይብዛል❤
ጎደልያስ ናበልኩ ክዝምር ኣምላከይ
ትዕፅው ልሳነይ ጎይታይ ክፈተለይ❤
እንኳዕ ናብ ወርሓ ጳጉሜ ኣብጻሓና ደቂ ተዋህዶይ ሓዱሽ ዓመት 2016ናይ ሰላምን ናይ ፍቅርን ናይ ለውጥን ይግበረልና
ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋኡ የብዝሓልኪ ልኡል ፈጣሪ ሂዋን ሓፍትና ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል መዝሙራት ❤❤❤❤❤❤❤❤
እንዃዕ ብሠላም መጻእኺ ህይዋነይ❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሥምዓልና ክብርተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኪ ዝያዳይ ፍጻሜኪ የጸብቀልኺ🌻🕊
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላክ ኣሜን፫
/2/ "ኣለኒ ኣቦ"
ኣየድምቓን ነብሰይ ካባ ወርቂ
ኣየምሕረላይን ሃበል ዕንቂ
ንግስና ኣይደልን ትሕቲ ፀሓይ
ኣለኒ ኣቦ ኣብቲ ሰማይ ፪
❤️🤲❤️
ጎይታ ኣለኒ ባዓል ዋና
ዘገልግሎ ብቕንዕና
ሕፈተይ ዝረአየት ዓይኑ
ርኹሰተይ ከኽብር ሰብ ኮይኑ
ኣፈይ ተመስግን ንውዕለታ
እየሱስ ክርስቶስ ናይ ጎይቶት ጎይታ ፪
❤️🤲❤️
በጃ ነበሰይ ኣለኒ ጓሳ
ንስጋኡ ዝቆረሰ
ብደሙ ኣፍሲሱ ሓፂቡኒ
ናብ ዕረፍቲ መሪሑኒ
ሰዒዐ ድምፁ ዝክተሎ
ኖላዊ ጓሳይ ኣብ ሰማይ ኣሎ ፪
❤️🤲❤️
ኣምላክ ኣለኒ ዘመስግኖ
ንልቦናይ ዝወሰኖ
ግዝእቲ እየ ብደም ዋጋ
በዚሑለይ ዓስቢ ፀጋ
ሞገስ ክብሪ ሽልማተይ
ንሱ እዩ ንዓይ ፈውሲ ህይወተይ፪
ወስብሐት ለእግዚአብሔር
ወለወላዲቱ ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር🤲
እንኳዕ ብሰላም መፃእክና ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ ኣገልገሎት ዘመንኪ ኣዕዚዙ ይባርክልኪ ሂዋነይ 💓💓
ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ጋልነይ ፀግኡ የብዘሐልኪ🙏 ❤❤❤
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርኽ🎉❤❤❤
Zmare melaekti yesmelna haftey🙏❤
ብሩኳተይ ሸር ሳብስክራይብ ንግበረላባ ስለምንታይ ኣልበም ልኣክል መዝሙር ለይነበረታትዓ😔
zmara melakti yesmalna ትርጉሙ ግጥሙ ልብ ይትንክፍ ዜይስልቸው መዝሙር ደጋጌሜ ይሰምኦ አለኩ እግዚአብሔር ንኩላትኩም ይባርክ እግዚአብሔር ንመላዓለም ሰላም የሃበና
ዝማሬ መላክት ያስመዕና ሂዋን ኃፍተይ 💐💐💐💐💐💐💐💐🌹🌹🌹🌹🌹🌹
❤"ቴቄል"❤ ግጥሚ
መስዋእቲ ቃኤል አልቦ ፍቕሪ
ዘይኣረገ ናብ ፈጣሪ
ኣገልግሎተይ ሚዛኑ ቐሊሉ
መዝገብ ሂወት ቴቄል ተባሂሉ (2)
ኣዝ
ብሰማያዊ ቃል ከምቶም መላእክቲ
ኣብኣፈይ መሊአ ተቕረብኩ መስዋእቲ
ፍቕሪ ተዘይብለይ መእሰሪ ምስጋና
መዝሙረይ ተራፊ ኣብ ትሕቲ ደመና(2)።
ኣዝ
ርቱዕ ኣንደበተይ መስካሪ ወንጌሉ
ተዘይተመሪሐ ኣሚነ ንቓሉ
ይስሕት እየ ዘለኹ ነብሰይ የታልላ
ኣለኺ እናበልኹ ወዲቓ እንከላ(2)።
ኣዝ
ክፍሊ ኣካላተይ መቅደስ ተሰይሙ
ሜሮን ተቀቢኣ ጥምቀት ማህተሙ
እቲ ገዛ ፀሎት ማህሌት ዝበልካዮ
መውዐሊ ርኩሳት መናፍስት ገይረዮ(2)።
ኣዝ
ንስምኻ ይፅውዕ ኢለ ጎይታ ጎይታ
ልበይ ግን መሊኣ ኣላ ምስክፍኣታ
ጭጉራፍ ወንጌል ኣልዕል ገስፀኒ ጎይታ
ለልቦናይ ክኸውን ኣብታ ናይኻ ቦታ(2)።
ሓውኹም ዘማሪ ሊቀ ዲያቆናት ክብረኣብ (ጵርስፎራ ሚዲያ)
እግዚአብሔር አምላክ የክብረልና❤❤❤
እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኹም❤የቀንየልና🌾🌻
❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልል🎉🎉🎉🎉ክብሪ ንመድሓኒኣለም ዘማሪት ሄዋን ፍቅርት ሓፍተይ እንቃዕ ኣብዚ ኣብጸሓኪ ኣምላከ ቅዱሳን ዝማሬክን ምስጋነክን መስዋእትክን ይቀበለልኪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝማሬ ብዙሕ ተባረኪ ፍቅርቲ ሓፍተይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዕልልልልልልልል ዝሓፍተይ ዝማረ መላእክት የስመዐልና፡፡- በእዉነት ኣዕፅምቲ ዘለስልስ ዝማረ
- ሔዋን ሓፍተይ ኣብ ቤቱ የፅንዕኺ፡፡
- ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረኽ፡፡
ቃል ሂወት የስመዐና እግዚአብሔር ፀጋ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና ቀፅሉሉ ፅቡቅ ስራሕ❤❤❤
ዕልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏ልብካ ዘረስርስ ጥዑም ዝማሬ ❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ኣብ ቤቱ የፅንዕኺ ክብርቲ ሓፍትና ❤
ዝማሬ መልእኽቲ ንምስማዕ የብቅዕኺ ሔዋን ኃውተይ። ኣዝዩ መንፈስካ ዘጥልል መዛሙር ኢኺ ሠሪሕክልና።
እንተ ተኻኢሉ፡ እዚ መዝሙር ብንጽል እንተ ትዝርግሕልና ጽቡቕ ነይሩ። ንዓኺ'ውን ሓገዝ ምዀነኪ!
አሜን ፫ ዝማሬ ምላኣክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና 💚🙏
ብልጽቲ ዘማሪት ብሓቂ፡ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ጸጋኺ ድርብርብ የብዛሓልኪ❤ ትግራይ ባ ዘመርቲ ኣለውዋ ተመስገን።
🙏🙏🙏
Entsmikiy bshat eyom zelwa ❤❤❤
ዕልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ኣብ ቤቱ የንብርኪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ኣቤቲቱ ጌታየ ስደተይ ኣሕፂርካ ልንሰሀ ኣብቀዐኒ😢😢😢😢😢
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስመዕልና የቀንየልና ፅጋኡ ይብዝሓልኩም በዚ ዝማሬ ዝተሳተፍኩም ኩሉኩም !!
ኩሎም መዝሙራት ብጣዕሚ ዘይፅገቡ። ፈጣሪ ወሲኹ ወሳሲኹ ይባርኪ ❤❤❤
ኣሰይይይይይ ዕልልልልልልል እንኳዕ ብሰላም መፃኽልና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ስለ ስሙ ቅ እግዛኣቢሄር ጎይታ ሰራዊት ይኽበር ይመስገን ከም ማና ሰማያት ዝጥዕም ንመንፈስካ ዘርግእ ብሓቂ ደስ ዝብል ኦርቶዶክሳዊት ቤ/ ክርስትያን መሳጢ መዛሙር ቀጽልዎ ንብለኩም😮❤።ሄዋን :-በቀዳመይቲ ሄዋን ዝተዓጽወ ገነት በታ ዳሕረይቲ ካልኣይቲ ሄዋን ኣደ ብዙሃን ዝኾነት ድንግል ማርያም ድማ ተኸፍተልና ገነት ድስስ ይበለና ደስስ ይበልኩም ኣሕዋት ኦርቶዶክሳውያ ብሓቂ።
❤🍇❤🍇❤🍇❤🍇❤🍇❤!!!
ብሓቂ ጋልእነይ ኣለኩ እናበልኩ ወድቃ እንኸላ
እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺❤❤🌻🌻🌻🌻እግዚአብሔር ናይ ኣጎልግሎትኪ ዘመን ይባርኪ ፆሎትኪ ይማላለአኒ ሔዋነይ
ኣሜን (፫) ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤
ዝማሬመላእክቲ የስመዐልና ክብረተይ እናዘመርክን እናወደስክን የንብርኪ ክብረተይ 🙏ብጣዕሚ አዕፅምቲ ዘለምሊም መዝሙሩ
ዝማሬ መላኢክት የስመዕልኪ ሂዋነይ❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሓልኪ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ❤❤❤
ዝማሬ መልእኽቲ የስመዓና ሓፍተይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤🙏
_አሜን አሜን አሜን ጥዕምቲ ልሳን ዝማሬ መላክት የሥመዐልና ፍቅርተይ ጸግኡ የብዘሐልኺ ወለላይ💜💙__#ርሑሥ_ሓዱሽ_ዓመት_ይግበረልና__🌻🌻🌻❤_
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ዘማሪት ሂዋን ሓፍተይ ጥእምቲ ልሳን ጸጉኡ የብዘሐልኪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ኣሰይ ዛሓፍተይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰⛪️✝️❤🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ሄዋን እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኪ 🌷🌷🌷🌷🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌿🌿🌿🌿🌿💒✝👏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፍትውቲ ሓፍተይ ናገልግሎት ዘመንኪ የብዝሓዮ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የሰመዓልና ፀግኡ የብዝሐልኪ
አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ሄዋን ሓፍትና በርትዒ አብ ቤቱ የፅንዕኺ
እግዚአብሄር ይባርኪ ኣቲ ቅድስቲ ዘማሪት ሄዋን
ብሓቂ መንፈስ ቅዱስ ዝቃነዯ ዝማሬ
እዚ ዝኣመሰለ መዝሙር እዩ ልቢ እቱ ቅኑዕ ቤዛ ዝኾነና የሱስ ዝምልሰልና
ህይወትኪ ዘመንኪ ይባረክ ቅድስቲ ሄዋን
💕🙏💕
ኣየድምቃን ነቅሰይ ካባ ወርቂ
ኣየምሕረለይን ሃበል ወርቂ
ንግስና አይደልን ትሕቲ ፀሓይ
አለኒ አቦ አብቲ ሰማይ
ብሓቂ ፀግኡ የብዝሕ😘❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ክብርቲ ሓፍትና ሔዋን
እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዛሓልኪ ክብርቲ ሓፍትና ዝማሬ መላእክት የስማዓልና❤❤❤
አሰይይይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ዘማሪት ሂዋነይ ጥዑም ዝማሬታት አብ ቤቱ የፅንዕኪ እግዚአብሔር አምላክ ❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባረክን ይቀደስን እግዚአብሔር ኣምላክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብረተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ማዓረይ🙏💒💒🕊🕊🕊🕊🕊🕊🌾🌾🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏💒💒🕊🕊💒💒🕊🕊🕊🌹🌹🌹💒💒🕊🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🕊🕊🕊🕊💒🕊🕊
እሰይይይ ዕልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና ፀጋኡ የብዝሐልኺ ሂዋን ሓፍተይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ እግዚአብሔር አምላክ ይባርከልኺ ጥዕምቲ ድምፃ ሂዋነይ ሰሚዕካ ዘይምኖ መዝሙር በርትዕልና ፀጋኡ የብዝሐልኪ♥️♥️♥️
ፀግኡ የብዝሐልኪ ሄዋን ሓፍትና ተባረኺ
አጥንት የሚያለመልም ዝማሬ መላእክት ያሰማልን እህታችን❤
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ኽብርቲ ሓፍትና
ኣሜን ፫ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ክብርቲ ሓፍትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረኽ ጸግኡ የብዝሓልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ
❤❤🎉ቃል ሂወት ይስመዐልና ብጣዕሚ ደስዝብል መዝሙር ቀፅልሉ ❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ሄዋን ሓፍተይ❤😊
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ሔዋን ሓፍተይ
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ❤
Zemare Melakti yesmealna, Amelak xegu yebzhalki❤🙏
ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ዝሓፍተይ ጡዑም ዝማሬ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ዕዱመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏🙏🙏⛪🙏🙏🙏🤲🤲🤲🪴🙏🙏🙏 ክብርን ምስጋናን ንኢየሱስ መዱሓኒና
ዝማሬ መላኣክት የሰመዐልና ሄዋንይ እንበረ ሂዋን እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣግልገሎተ ዘመን የባረክልኪ ማዓረይ ብሓኪ ክንደይ ዝጥዕሙ መዝሙር እዩ የቅኒየልና ብጥዕሚ ኢና ነመሰግን ❤️❤️🌻❤️🌻❤️🌻🌻❤️🌻❤️
ቃል ሂወት የስመዓልና ሄዋን ሓፍተይ ኣምላክ ጸግኡ የብዘሓልኪ❤
አሜንአሜንአሜን ዝማሬ መለአክት የሰመዕልና አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልአ ልልልልልልልልልልልልልልልልልልሓፍተይ ሂዋና 👏👏👏👏❤️✝️
🙏🙏🙏♥️♥️♥️ ሓፍትና ቃለ ሕይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ግሩም መዝሙር ሰሚዕኻ ዘይፅገብ ፤ኣብዚ መዝሙር ዝተሳተፍኩም ኩልኹም ፀግኡ የብዘሐልኩም
Amen🙏 kbret yhabelna
❤❤❤ዝማረ መላእክቲ ዝተቀበለ ይቀበለልኪ ናዓኺ ካኣ ወትሩ ብመዝሙሩ ክትዝምሪ የንብርኪ።🎉❤🎉❤🎉🎉❤
Amen amen amen 🙏 Zmare melakti yesmalna brkti haftey Amlak xegau yebzhalki nay agelgulot zemenki ybarek 🙏
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርት ሓፍትና ጥበቡ የብዝሐልክ ክብረተይ ❤
እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኢክት የስምዐልና
ዝማሬ መልእኽቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ክንደይ ይጥዕም መዝሙራት እዩ ጸግኡ የብዝሓልኪ
ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ክብርቲ ሓፍትና ❤ኣምላከ ቕዱሳን ዘመን ኣገልግሎትኪ ይባርኽ ❤️
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡ የብዘሓልኪ❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ በረከቱ የብዝሓልኪ እግዚአብሔር አምላክ❤💝
ዝማሬ መላኽት የስመዓልና ልብኻ ዝትንክፍ መዝሙር መዓረይ ኣምላኽ ይባርኪ
አሜን ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ሂዋን ሓፍተይ ኣብ ቤቱ የንብርኪ ❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብረተይ እግዚአብሄር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር
ዝማሬ መላኣክት ያስመዐልና ሂዋን ሓፍተይ ኣብ ቤቱ የጽንዕኪ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ንዝሰማዕና በረከት ይሕደረና እግዚአብሔር ኣምላክ መስተውዐሊ ልቢ ይሃበና😢😢😢
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዝሓፍተይ
❤ ርግቢት ስላም💜✝️
ርግቢ ሰላም ቃል ብስራት ነጋሪት
ምልክት ቃል ኪዳን ናይ ድሕነት ሓባሪት
ድንግል ማርያም መቅደስ ሰማያዊ
ክርስቶስ ወሊድኪ ዘድሕን ዘሐዊ ።
ንግስቲ ሰማይ ንግስቲ ምድሪ
ንጽህቲ መቅደስ መሕደሪት ፈጣሪ
ይኩነለይ ኢልኪ ብግሩም ትሕትና
ጸጋ ተመሊእኺ መድሕን ወሊድክልና (2)
አዝ,,,,,,,,,,,,,,,,,,
አዝዩ ዓብይ 'ዩ ክብሪ ድንግልናኺ
ፍጽምቲ ማርያም ጸጋ ዝረከብኺ
ብዘይ ምንም ዘርኢ ዘፍረኺ ፍረ ሂወት
ማህጸንኪ ጸይርዎ ፈጣሪ ዓለማት (2)
አዝ,,,,,,,,,
ደስታ መልአክቲ ዜና ትንቢት ነብያት❤
ተሓጎሲ ማርያም ናይ ሄዋን መድሓኒት❤
ንዓለም ደስ ዘብል ቃል አምላክ ተቀቢልኪ❤
ዘገርም ተዋህዶ ተፈፂማ አባካ )2)
አዝ,,,,,,,,,,,
መመኪሒት አዶ ሓበን ናይ ኹልና❤
አብ ትሕቲ መስቀሉ ኢየሱስ ዝሃበና
ምልክት ዕርቂ ምልክት ቃል ኪዳን 🥰
ነዕቢየኪ ማርያም ብዉዳሴን ምስጋናን (2)
ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ ሂዋነይ ናዘመርኪ ናወደስኪ የንብርኪ ህያበይ
ብሓቂ ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ጸጉኡ በረኸቱ ኣብዝሕ የብለልኪ እግዚአብሔር አምላክ ሔዋን ሓፍተይ ንመንፈስካ ዘሀድስ ንልቦናካ ዝማርክ ናብ ንስሓ ዘቅርብ ንእዕጽምትካ ዝስርስር መዝሙር ናይ ብሓቂ😢 ደጋጊምካ ሰሚዕካ ዘይምኖ ተባረኪ ብርኽተይ🙏❤
ዝማሬ መላክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሕልኺ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግልት ዘመንኺ ይባረኽ
ፅብቅትይ . ድፅልትክ . ዝክርን ኦ አምልክይ . Kal . Hiwet . Zesimana zihafitey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዜማ ሰማያት የስምዕኺ ዘማሪት ሓፍትና
ሰምዐ ድምጹ ዝኽተሎ 😢ኖላዊ ዝብሩኽ ኣምላክ ዝተሓረደ ገንሸል ንዓና'ሰ ኩሉ እዩ ሓውና ዓርክና ኣምላኽና ልቀ ከሃና ።ተባረኽ ዝሓበተይ
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ አሃዱ
አምላክ አሜን (3)✝️✝️🌿
መስዋእቲ ቃኤል ኣልቦ ፍቅሪ
ዘይኣረገ ናብ ፈጣሪ
ኣገልግሎተይ ሚዛኑ ቀሊሉ
መዝገብ ሂወት ቴቄል ተባሂሉ(2)
ብሰማያዊ ቃል ከምቶም መላእክቲ
ኣብ ኣፈይ መሊአ ተቅረብኩ መስዋእቲ
(ፍቅሪ ተዘየብለይ መእሰሪ ምስጋና
መዝሙረይ ተራፊ ኣብ ትሕቲ ደመና(2
አዝዝዝዝዝዝዝዝ🌿✝️✝️
ርቱእ ኣንደበተይ መስካሪ ወንጌሉ
ተዘይተመሪሐ ኣሚነ ንቃሉ
(ይስሕት እየ ዘለኩ ነብሰይ የታልላ
ኣለኪ እናበልኩ ወዲቃ እንከላ(2
አዝዝዝዝዝ 🌿✝️✝️
ክፍሊ ኣካላተይ መቅደስ ተሰይሙ
ሜሮን ተቀቢኣ ጥምቀት ማህተሙ
(እቲ ገዛ ፆሎት ማህሌት ዝበልካዮ
መውዓሊ ርኩሳት መናፍስት ገይረዮ(2
አዝዝዝዝዝዝዝ🌿✝️✝️
ንስምካ ይፅውዕ ኢለ ጎይታ ጎይታ
ልበይ ግን መኢኣ ኣላ ምስክፍኣታ
(ጩግራፍ ወንጌል ኣልዕል ገስፀኒ ጎይታ
ልቦናይ ክከውን ኣብታ ናይካ ባይታ(2
አዝዝዝዝዝ🌿✝️✝️
ወስብሃት ለእግዚአብሔር
ወለወላዲቱ ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር 14:47
አሜን አሜን አሜን 👏🌿