Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Tigrigna Mezmur Yonathan & Sosuna (ተማሪኹ ልበይ ብኣኻ)
ክንደይከ ይጽብቅ ትትርኢትኻ Amen.
(/1) ክንደይ ከ ይጽብቅ አቲ ተርኢትካ ገጽካ የንጸባርቕ ንዝራኣየካ፡ ኣእጋርካ ከም ኣሓ ጎዶ ዝረሰነ ኣስራዚ እዩኣዒንትካውን ከም ሃልሃልታ ሓዊእዩትድጋሚተማሪኹ ልይ ብኣኻመሲጥካዮ ውጎይ ንስኻተማሪኹ ልብይ (4x) ብኣኻተመሲጡ ኣሎ ውነይ (2x) ቀልበይ ምሳኻ(/2) እንሆ ፍትወይ ጽቡቕ ኢኻዝፈስስ ቅብኢውን ኣልዎ እቲ ስምካ (2x)መኣዛ ሂወት ኣለዎ ጎይታየ እቲ ድምጽኻሓለፋ ወይኒ ክንእዶ እየ ፍቕርኻ(/3) ኣብ ማእከል ዱር ከም ዕንበባ ፈታዊየይ በይንኻ ኣሎካ ሓለፋ (2x)ፍትወይ ናተይ ኢኻኣነ ድማ እየ ናትካጥዒሙኒ ኣሎ ማሪኹኒ ፍቕርኻ(/4) ናይ ገነት ዓይኒ ማይ ኣሎ ኣባኻ ዘልኣለም ሂወት እዪ ፈልፋሊ ዒላኻ (2x)ካብ ኣኽራን እናዘለለ ድምጽኻ ምዚመጻኒሓይለይ ይሕደን ሓጎስ ይመልኣኒ(/5) ኣቲ ኣብ ቓቑራ ኣብቲ ጸብቕተይ ካብኡ ንዒ ውጺድምጺኺ ኣሰምዕኒ ገጽኪውን ኣርእይኒምስ በልካ ጎይታይ መሲጥካኒ
ዮኒና ሶሲ ዘመን ሂወትኩም ይባረክ ቡሩኻት ኢኹም
Amennnnnnnnnmmmmm ተማሪኩ ልበይ በኣካ ((( ኣብ ኣዲስ ኣበባ 2013. በዚ መዙሙር ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ከም ናይ ግሊ መድሓኒየይ ተቀቢለዮ፡፡ ዮኒ ሓወይ & ሶሲ ሓፍተይ ተባረኩለይ ተባሪኩም ንበረከት ኩኑ፡፡ ንስኩም በረከትና ኢኩም ፡፡ ጸግኡ የብዘሐልኩም ካብ ዘፍቅረኩም ሓውኩም ዮናታን
kbri ngoyta serawit ykun YESUSEY ብዓልካ ኢካ ይዕቢካኒ
God bless you ❤
Amen amen amennnn nay bihaki temarike biyesusey amilak ymeasgen
Yoni sosi burukat tebaraku
Kabe akeran demxka enda zelele
Glory To God.GBU
Kbri Namlak Ykun Nzmerti Edmen tenan Yahbkum fatri ab Zelkumu🙏🙏🙏
Kbri Namlak Ykun 🙏🙏🙏
.But
🍩😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
❤️
Tigrigna Mezmur Yonathan & Sosuna (ተማሪኹ ልበይ ብኣኻ)
ክንደይከ ይጽብቅ ትትርኢትኻ Amen.
(/1) ክንደይ ከ ይጽብቅ አቲ ተርኢትካ
ገጽካ የንጸባርቕ ንዝራኣየካ፡
ኣእጋርካ ከም ኣሓ ጎዶ ዝረሰነ ኣስራዚ እዩ
ኣዒንትካውን ከም ሃልሃልታ ሓዊእዩ
ትድጋሚ
ተማሪኹ ልይ ብኣኻ
መሲጥካዮ ውጎይ ንስኻ
ተማሪኹ ልብይ (4x) ብኣኻ
ተመሲጡ ኣሎ ውነይ (2x) ቀልበይ ምሳኻ
(/2) እንሆ ፍትወይ ጽቡቕ ኢኻ
ዝፈስስ ቅብኢውን ኣልዎ እቲ ስምካ (2x)
መኣዛ ሂወት ኣለዎ ጎይታየ እቲ ድምጽኻ
ሓለፋ ወይኒ ክንእዶ እየ ፍቕርኻ
(/3) ኣብ ማእከል ዱር ከም ዕንበባ ፈታዊየይ በይንኻ ኣሎካ ሓለፋ (2x)
ፍትወይ ናተይ ኢኻኣነ ድማ እየ ናትካ
ጥዒሙኒ ኣሎ ማሪኹኒ ፍቕርኻ
(/4) ናይ ገነት ዓይኒ ማይ ኣሎ ኣባኻ ዘልኣለም ሂወት እዪ ፈልፋሊ ዒላኻ (2x)
ካብ ኣኽራን እናዘለለ ድምጽኻ ምዚመጻኒ
ሓይለይ ይሕደን ሓጎስ ይመልኣኒ
(/5) ኣቲ ኣብ ቓቑራ ኣብቲ ጸብቕተይ ካብኡ ንዒ ውጺ
ድምጺኺ ኣሰምዕኒ ገጽኪውን ኣርእይኒ
ምስ በልካ ጎይታይ መሲጥካኒ
ዮኒና ሶሲ ዘመን ሂወትኩም ይባረክ ቡሩኻት ኢኹም
Amennnnnnnnnmmmmm
ተማሪኩ ልበይ በኣካ ((( ኣብ ኣዲስ ኣበባ 2013. በዚ መዙሙር ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ከም ናይ ግሊ መድሓኒየይ ተቀቢለዮ፡፡ ዮኒ ሓወይ & ሶሲ ሓፍተይ ተባረኩለይ ተባሪኩም ንበረከት ኩኑ፡፡ ንስኩም በረከትና ኢኩም ፡፡ ጸግኡ የብዘሐልኩም
ካብ ዘፍቅረኩም ሓውኩም ዮናታን
kbri ngoyta serawit ykun YESUSEY ብዓልካ ኢካ ይዕቢካኒ
God bless you ❤
Amen amen amennnn nay bihaki temarike biyesusey amilak ymeasgen
Yoni sosi burukat tebaraku
Kabe akeran demxka enda zelele
Glory To God.GBU
Kbri Namlak Ykun Nzmerti Edmen tenan Yahbkum fatri ab Zelkumu🙏🙏🙏
Kbri Namlak Ykun 🙏🙏🙏
.But
🍩😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
❤️