ርክብ ኣቡነ እንጦንዮስ ምስ ኃለፍቲ ክፍልታትን ወከልቲ ሠራሕተኛታትን መንበረ ፓትርያርክ 20 ሐምሌ 2009 ዓ ም ግ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 23 янв 2025

Комментарии • 97

  • @hm3183
    @hm3183 5 лет назад +9

    የአባቶቻችን ፀሎት አይለየን አሜን አሜን አሜን ፊትህ ለአባቶቻችን

  • @ባይናክገዲምተጋዳላት
    @ባይናክገዲምተጋዳላት 6 лет назад +13

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንስኩም ኢኩም ኣቦ ሃገርና ጸሎት ቅዱሳን ጸልይይሉና

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 2 года назад +9

    እዋዩ ከብድኻ ይበልዑኻ
    በቲ ሓደ ኽኣ ጽኑዕ ኣብእምነቶም 👍👍❤️😍
    እዚ ኩሉ ግን ብዘይ ሓደ በደል!!
    😭😭😭

  • @goytomhabtom1208
    @goytomhabtom1208 Год назад

    Amen Amen Amen abona kal hiwet yesmalna

  • @habeshaentertainment2740
    @habeshaentertainment2740 2 года назад +1

    በረከትኩም፡ ጸለትኩም ኣይፈለና ኣቦና ኣሜን(3)

  • @yacobtekle7653
    @yacobtekle7653 7 лет назад +14

    እግዝኣብሄር ፍቅሪ ኢዩ,ሞ ብፍቅርን ብሰላምን ንክንነብር ሓይሊ መንፈስ ቅዱሱ ይልኣከልና ንኣቦና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እንቋዕ ድምጺ ኣቦና ሰማዕና ንዝተረፋ ክሕደት ትምህርቲ ክምህሩ ዝጸነሑ ከኣ ካብ ቃል ኣቦና ንክንሰምዕ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ሰናይ ቅዱስ ፍቂዱ ይኩነልና ኣሜን(3)።

  • @GOYtymo
    @GOYtymo 2 года назад

    አሜን አሜንአሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @angesomsamray602
    @angesomsamray602 2 года назад +4

    ልሳን ተዋህዶ ኣምላክ ኢድኩም ይሃብኩም

  • @dankegott6038
    @dankegott6038 4 года назад +8

    ንብጹእ ወቅዱስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት 3ይ ፓትሪያሪክ ዘሃገረ ኤርትራ ኣቡነ እንጦንዮስ ፍትሒ ኣውርደሎም ፡ ካብ መሓዩር ኣውጽኣልና ኣሜን ።

  • @kokobsolomon6597
    @kokobsolomon6597 6 лет назад +1

    Amen Amen Amen egzieabhier amlak msaka ykun.

  • @redsea9280
    @redsea9280 2 года назад

    Amen ❤️❤️❤️ brktkumn rediatkumn ayflyena abona egzi abihar ab genatu yembrkum abona nana ka xeltkum ayflyana

  • @asmaitbrhane9504
    @asmaitbrhane9504 6 лет назад

    Amen amen amen abona kal hiweteyyyy yesmalna

  • @fereweynhadisfreweynihadis2265
    @fereweynhadisfreweynihadis2265 3 года назад

    Amen amen amen ellllllllelllllelllllellllellllll

  • @amanmichael7352
    @amanmichael7352 4 года назад

    amen amen amen abona god bless you abona

  • @hazomprodactiontv8519
    @hazomprodactiontv8519 7 лет назад +5

    እንቃዕ ብሰላም ወጻኹም ኣቦና ሰላማዊ እግዚኣብሄር ኣምላክ ሰላሙ ይሃበና።

  • @መንበረፍቕሪYouTube
    @መንበረፍቕሪYouTube 3 года назад

    እልልልልልልልልልልልል ሰመኣልቦ ነገር ዘይስኣኖ ለእግዚኣብሔር ክቡር ኣቦና ተመሥገን ወፅዮም ድዮም ሓጎሰይ ምቁፅፃር ኣቢኒ ፆሎቶም ይሕደረኒ ብሓቂ ለከ ብትዕግስትስ ይወግሕ

  • @ተመስግን.ፍጥር
    @ተመስግን.ፍጥር 3 года назад

    ኣድምይ ጥዑንይ ምሕርትይ ይህብክም ኣብና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @victorinhouedou4743
    @victorinhouedou4743 6 лет назад

    Amen Amen Amen

  • @mahderemesfun5039
    @mahderemesfun5039 6 лет назад +2

    እንዃዕ ብሰላም ኣውጻኣኩም እግዚኣብሄር ብጹእ ኣቡነ እንጦንዮስ ።

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 5 лет назад

    ጥኡመ ልሳን ብጹእ ኣቦና
    ጸሎትኩም ኣይፈለየና

  • @godislove1755
    @godislove1755 7 лет назад +2

    ኣሰይይይይይይይ
    ዕልልልልልልልልል
    ክብሪ ንእግዛብሄር ይኩን ኣሰይ ብጹእ ኣቦና እንቃዕ፡ብሰላም፡ወጻኩም

  • @YkaaloGebreslasie
    @YkaaloGebreslasie 7 лет назад +6

    ኣቦና እንቃዕ ብሰላም ወጻእኩም።

  • @biemnethidru5663
    @biemnethidru5663 Год назад

    ብጽእ ወቅዱስ ሰማእት ኦበና በረከቶም የሕድረና

  • @MK-rg1og
    @MK-rg1og 6 лет назад +2

    ኣቦና ጸሎትኩም ኣይፈለየና

  • @usmansahi563
    @usmansahi563 6 лет назад

    Amen Amen Amen Abena qidesi enka besalam wexakume

  • @yassim9143
    @yassim9143 5 лет назад +11

    ሰብ ብተፈጥኡ ናይገዛእ ሓጥያቱ ኣይዛረብን እዩ ስለዚ ነናይገዛእ ርእስና ሓጥያት ንግበር

  • @temesgenamlak6912
    @temesgenamlak6912 4 года назад

    አቦ በረከትኩምን ጸሎትኩምን አይፈለያ ንኤርትራን ህዝባን. ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ብሩክ ተባረኩ አምላክ ይሐልኩም

  • @genetalem2092
    @genetalem2092 4 года назад

    🙏🏽🙏🏽🙏🏽💒💒💒❤️❤️❤️🌹🌹🌹💪💪💪 Thanks God

  • @aminemelakekidane
    @aminemelakekidane 5 лет назад

    Abona barkatkum ayfalayna qal hiwat yesmalna mewatso yeftarlkum🙏

  • @zarahiwet1
    @zarahiwet1 6 лет назад +8

    ፓትርያረክ ዝኣክል ምስ ኣወዳትን ኣዋልድን ከምዝተቐመጡ የፍልጡ ኣሎዉ መን እሞ ነዚ ቅኔ ዝኾነ ዘረቦኦም የንብቦ

    • @aftlions4294
      @aftlions4294 5 лет назад

      ከቢድ ብጣዕሚ ከቢድ

    • @kibromyohannes1152
      @kibromyohannes1152 5 лет назад

      ብዛዕባ ዝኮነ ኣፍልጦ ተዘትብልካ ስቅ ከኣል

    • @aftlions4294
      @aftlions4294 5 лет назад

      Mergeta @@kibromyohannes1152

  • @miliyengebreyewhans5017
    @miliyengebreyewhans5017 2 года назад

    ኣቦየ ኣቦየ ማዓረይ

  • @melawitkbrab1114
    @melawitkbrab1114 6 лет назад

    Thanks God forever

  • @sebikubrueyu3970
    @sebikubrueyu3970 2 года назад

    Amlak nay edkum yhabkum 😭😭😭😭 Abona Antenyos xlotkum Ayfeleyna.klu gize ab Libna alekum 😭😭😭

  • @እመብዙሃን
    @እመብዙሃን 2 года назад

    ሰናይ ገድሊ ተጋዲልኩም ኣቦየ፣ ከምቲ ናትኩም ጽንዓት ንዓን ንድኩማት የሃበና እግዚኣብሔር

  • @Emacamera
    @Emacamera 3 года назад

    ንምንታይ ግና Edit ኮይኑ ዝተቆራረጸ ጸግኦም ኣይፈለየና

  • @biniamandebrhan618
    @biniamandebrhan618 Год назад

    ጽኑዕ ኣቦ

  • @habenseltene9476
    @habenseltene9476 7 лет назад +1

    Enqae bselam wexakum abona eigziabiher edmen tienan yihabkum fqrin selamn yilakelna

  • @ባይናክገዲምተጋዳላት

    ኣቦና ኢለያስን ሙሲን ንክርስቶ ክትመውት ኢካ ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ከኣ ክትስእ ኢካ ኢላም ከም ዝነገርዎም እፈትጥ ጽሕፈተይ ንስኩም ከም ዘይ ተንብብዎ ኣነ ግን እቲ ዘንብብ የስተውዕል ብዝብል ስነ ሓሳብ ስምዒተይ ክዛረበኩም ንስኩ ንቅድስቲ በቲክርስቲያነይ ኣፍቀርኩም ንዓዓ ክትብሉ ከኣ 13 ዓመት ተኣሲርኩም ሰማእትነት ትጽበዩ ኣለኩም ንስኩም ጻድቅ ጥራይ ዘይ ኮንኩም ሰማእት ከማን ኢኩም ክብሪ ንመድጋኒ ኣለም ሃገረይ ወዲ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣማላዲ ነቶም ናይ ሊብያ የሕዋትና ስለ ዝገበረልና ነገር ግን ውጊዝኩም ከለኩም ኣይትሙቱኒ ኦኦኦኦኦ ሓያሉ ሰላሲ እየሱስ ክርስቶስ ወዲ ድንግለይ ናይ ቀትሪ ኣዛባ እዞም ዘንብብዎ ዘለዉ ነዚ ጽሑፍ ወይ ናብ ልቦም ወይ ነብ ጋህነቦም ምርሓልና ምክንያቱ ንስካ ቅናእ ንጉስ ኢካ ጊላካ ክሳቂ ዓቅሊ የብልካ ከምቲ ኣቦና ዘማራይ ዳዊ ዝበሎ ሕጂ ተንስእ ኦርታዶክሲያዊት ቢቲክርስጢያን ናብ ዋናኣ ምለስ እወጺ ድንግለይ እተሱስ ክርስቶስ ኣዶናየ ኢሊሻዳየ ያህዊ ጻብኦት ተለመነኒ ሓጢያተይ ገደፍካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @semharmussiem.h6552
    @semharmussiem.h6552 6 лет назад +11

    ድሮ ዓመት ሓሊፉ ብተስፋ። በሉ ንጽሕፎ ዘለናስ በየን ደኣ ከይተንንብዎ'ምበር፡ እግዚኣብሄር ግን ብጸጋ መንፈስ ቅዱስ ይግለጸልኩም እሞ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ብጹእ ኣቦና።

  • @febenhenos9793
    @febenhenos9793 7 лет назад

    ኣሰይይይይይይይይይ
    ኣሰይይይይይይይይይይ
    ኣሰይይይይይይይይይይይ
    ዕልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልልል
    ዕልልልልልልልልልልልልል

  • @TeklweiniEyob
    @TeklweiniEyob 6 лет назад +1

    ሰላም ናይ አግዚኣቢሄር ምስ ኩልና ይኩን ብምቅጻል እዚ ናይ ኣቦና ቃል ሰሚዕናዮ ግና ዝገርመን አቲ ቃል ብምኡ ኣይሓለፈን ከምኡ ውን ኣቦና ኣበይ ኣለዉ ሕጂኸ ዘይባርኩደኣ

  • @misginaberaki9361
    @misginaberaki9361 5 лет назад

    Egzabher beayni mhretu ytemtena

  • @terhasberhe7316
    @terhasberhe7316 5 лет назад +1

    Idemen tinan yihabikum Abona

  • @thesonofgodjesuschrist6328
    @thesonofgodjesuschrist6328 5 лет назад +3

    ራእይ 13 (Revelation)
    7፤ ምስቶም ቅዱሳት ውግእ ኪገብርን ኪስዕሮምን ከኣ ተዋህቦ። ኣብ ልዕሊ ዅላቶም ዓሌታትን ህዝብን ቋንቋታትን ኣህዛብን ድማ ምልኪ ተዋህቦ።
    8፤ እቶም፡ ካብ ምስራት ዓለም ጀሚሩ ስሞም ኣብቲ ናይቲ እተሐርደ ገንሸል መጽሓፍ ህይወት ዘይተጻሕፈ፡ ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ዅላቶም ኪሰግዱሉ እዮም።
    9፤ ሰብ፡ እዝኒ ደኣ እንተ ኣልያቶስ፡ ይስማዕ።

  • @ሕልናቅኑዕፈራዲኢዩ
    @ሕልናቅኑዕፈራዲኢዩ 2 года назад +2

    ልሳን ተዋህዶ ክንደይ እኳ እዚ ስም እዚ ከይትበቕዕዎ። ልሳን ተዋህዶ ከምዚ ንስኻትኩም ትዛረብዎ ኣይኮነን ዘረበኣ።
    ሕራይ መናፍቕ ደኣ ስሬት ይህብ ዲዩ፧
    አብ ቅድሚ ጳጳሳት ጸሎት ይገብር ዲዩ፧
    ጨካናት ፍጥረት ብኸመይ ኢኹም ወረ ነዚ ግዕዙይ ስራሕኩም ክትእርምዎ፧
    ናይ ብጹእ ወቅዱስ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ናይ ሃገርና ኤርትና ኣቡነ እንጠንዮስ ጸሎቶምን በረኸቶም ኣብ ልዕለና ይሕደር። ነዓኻትኩም እውን ካብ መዓቱ የድሕንኩም።

  • @Isel-lh9cl9iq60
    @Isel-lh9cl9iq60 11 месяцев назад

    ኣምላክ እቲ ዘሃቦ ብትዕግስቲ እንድሕር ደኣ ተቀቢሉ ናብቲ ዝደለዮ የፈጽሞ
    ከምቲ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ነሃዋሪያት ዘኣዘዞም ነንሕድሕድኩም ተፋቀሩ
    ምስ ኣወዳትን ምስ ኣዋልድን ብዘይ ሓደ ነገር ን 11 ዓመታት በሓለዋ ጽኒሐ ጸኒሐ

  • @mazafesaha3309
    @mazafesaha3309 5 лет назад

    Abewenberkum.temeliskum.yerayena.aboy

  • @amandegesna5585
    @amandegesna5585 5 лет назад

    Amlak edmen tienan Yhabkum ente hgdef nay edkum ktfdeyu ekum

  • @shashukeleta5428
    @shashukeleta5428 6 лет назад +3

    Zerebuom kulu aykonen posted koynu edited koynu kimehalalef ztedeleye tirai u posted koynu. Abmongo zrebiom yquarex alo astewulu semati higdef hizbi asha eyu zmeslo felitu suq entebele. Amlak bmealtu balu kiferid u.

  • @tecleghebreslasie7782
    @tecleghebreslasie7782 5 лет назад +5

    ዘበነ ህግደፍሲ ዘይተነግረን ኣንበር ዘይተገብር ስ የለን ።
    ዝኩሉ ግን ህየንታ ኣለዎ ።

  • @weldeabbrhane1917
    @weldeabbrhane1917 5 лет назад

    enqalegziabiher mawaxo feterelkum egziabiher zseano yeleneeeeellllĺllllllleeeeeeeee

  • @senaittesfe8571
    @senaittesfe8571 5 лет назад +2

    Higdef seytawnti amlak nay edkum aytsaenu😪😪😪😪😪😪

  • @amanueltekeste7352
    @amanueltekeste7352 7 лет назад

    Enquae bselam wexakum abona. Smret betechristiana kemiu geru yeriana.

  • @fkrimisamlak6256
    @fkrimisamlak6256 6 лет назад

    Egzabher Edmen Tinan yhabkum kubur abona ndekikum ewn tseluylna. Bhaki nay zemena hawarya egzabher kia ndaniel kem zihalewo nakum ewn tinakum halu bselam awtsiu mis dekikum trakeblu nanan nhagernan tselulna abona mektsaetina bezuhu eu emo hjis yakil elkum dea tselu abona.

  • @samueldawit7219
    @samueldawit7219 2 года назад +5

    እቲ ቪድዮ ቆራሪጽካ ምምጻእ እንታይ ኣምጽኦ ሓቂ ንኸይግለጽ ድዩ ጸጸቡቁ ዘረባ ጥራይ ናብዚ ኣቢልኩሞ! ደሓን መቸም ኵሉ ኣምላኽ ይሪኦ ኣሎ።

  • @luwameykidane8740
    @luwameykidane8740 7 лет назад

    ellllllllllllllllllllllll belu deki tewahdo kal abona zesmana nebona dma edme tenan yhabelna

  • @MdreTesfaTube
    @MdreTesfaTube 7 лет назад

    egzabher ymesgen mulue tina yhabkum abona .

  • @AA-hr6ip
    @AA-hr6ip 6 лет назад +4

    Abona antonyos amlak mesakom yekon

  • @solyanaeyasu4113
    @solyanaeyasu4113 7 лет назад +3

    Egziabhier ymesgen

  • @Samieritrawieye
    @Samieritrawieye 5 лет назад

    ሰላም ሰላም ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ዪኩን ሊሳን ተዋሃዶ ኦርቶዶክስ ኣነ ከሓተኩም ዝደሊ ኣቦና ተኣስሮም ነይሮም ምስ ወጹ አልልልልል አሊኩም ደግሞም ናብ መኣሰርቲ ምስ ተመለስ ግን እድኩም ህብሉም ክጥዒመካ ብ አድካ ኽወዔካ ብ ማንካ በቃ ኣምላክ ይቅረ ይበለልና ኣምላክ ህዝቢ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ተንስእ ንቓሕ ።ን ሓውካ ኣቦካ ምራሕካ እንዳ ኣሰርካስ ።ተፋቀር ።ኦ ጎይታይ እየሱስ ሰላም ኣዊርደልና ኣሜን

  • @ወዲኣዝማችመኸታጉንደታይ

    Abonnna xeltkum ayefelyna

  • @siemhabtom1771
    @siemhabtom1771 5 лет назад +1

    ታኣሲሮም ኣይኮኑን ዘለዉ ዶ በልኩሙና

  • @ለዋህእግዝኣብሔር
    @ለዋህእግዝኣብሔር 6 лет назад +3

    ኣብ ቤት ኣምላክ ተዋስኦ ምስራሕ ካብ ትጅምሩ ነዊሕ ኢኩም ጌርኩም

    • @asterkidane9844
      @asterkidane9844 6 лет назад

      senai sosuna nesak Satan ek Balu amlke yefradka

  • @mehretredwa6459
    @mehretredwa6459 5 лет назад +1

    ከመይ ውዕልኩም የሕዋት እዚኦም ድዮም ተአሲሮም ዝነበሩ ሞ ሕጅከ ወፅኦም ድዮም ማለት እዚ ናይ ቅድሚ ምእሳሮ ከይከውን ኢለ እየ ሞ እስከ ነርዳእ ዝአክል ንገሩኒ ብሩካት

    • @tiblestgere2790
      @tiblestgere2790 5 лет назад

      Haftna mhret azi nay kedem eyu tasirom eyom zelewu

  • @oneethiopialove2684
    @oneethiopialove2684 6 лет назад

    when do you start posting your videos

  • @febenhenos9793
    @febenhenos9793 7 лет назад

    abona

  • @asmeromgeriye5890
    @asmeromgeriye5890 7 лет назад

    aseyyyyyyyyy eeeeeerlllllllllllllll amlak enkoe hagosena yetewahdo lijij

  • @jesusislovemerih2443
    @jesusislovemerih2443 5 лет назад

    Unqa bselam wexakum abona xeletkum ayfeleyena
    msgana negziabihier

  • @terhasberhe7316
    @terhasberhe7316 5 лет назад

    Kudus mikanom bigesom yifletu.idmen tinan kisanetin ni Kudus AbonaAntonos niminelkum buruk ikum nihina dekukum nifetiwekum

  • @weinifrezghi1888
    @weinifrezghi1888 5 лет назад

    Abona ab xeletkum zekuruna

  • @amandegesna5585
    @amandegesna5585 5 лет назад +1

    ezi video tekorarixu eyu zelo xubuk gerkum astewueulu

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 2 года назад

    እቲ እኅኅኅ ዝብልዎ ዘለዉስ ዘይበጽሕ ዶ ይመስለኩም ገበርቲ ጉድ

  • @muluegeitahaile9139
    @muluegeitahaile9139 2 года назад

    እዛ ናይ ናይ ሃገራዊ ድሕነት ሻነል ኣትሰዓብዋ ከተፋኩም እያ ሕዝበ ክርትያን

  • @Mr8lalipop
    @Mr8lalipop 5 лет назад

    Higdef mendef intay emo kitigebir

  • @anditbraun7550
    @anditbraun7550 4 года назад

    Ezgabiher amlak msakum ykun abona abune antonyos neana dekumat hatyatat dekikum ab xolotkum zekurina neakum kea ezgabiher amlak mehret yewrdelkum edmen tenan kea yhabkum

  • @mikimaraki5637
    @mikimaraki5637 3 года назад

    Manfkan enda ayblkuman da hiji ka Takyrom malt du entadlkum fanfkan tublu entadlkum buxo tublu enta dalku raksu tublu kab zarksa do xolt takbl eka salamu habwo nablkum manfkan

  • @yonaskinfe6164
    @yonaskinfe6164 6 лет назад

    ደሃይ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ እንታይ ኣሎ
    Lisan Tewahdo

  • @michaelsolomon7830
    @michaelsolomon7830 2 года назад

    Ezi video ety qurex qurex abilkmo

  • @wedihaderake7879
    @wedihaderake7879 6 лет назад

    hgdf nezi bibharin midrebedan gindey hisem hizu zimexe ab europa betekrstiyan kefitu nab deqentyo yehiwatna kimexa zigusgusu geru. kimzi nderho ekli enda habka tihiza hgdf kea beten nabti betkirstyan zkeda yehiwatna geru kihizena eu. shu nana zeykone gefifus sawa kiwesdena. 2% geru shiqoq elna zserhanyo genzebna gefifu deqawutom xibah nideqina kiregxiwom eyom. kemzi nastom lomi bhabti hizbi eritrea gerom nana zirgxuna zelewu. money power.

    • @hntsarussom
      @hntsarussom 5 лет назад

      abona tselotkum ay ygdefena amlak mlue teana edme yhabkum

  • @yebeyo5501
    @yebeyo5501 7 лет назад +1

    Eeeeeeeeellllllllllllll tenesgen amlak

  • @wedihaderake7879
    @wedihaderake7879 6 лет назад

    ezom abo potica ayfeltun eyom gin hgdf n haymonotat aykonen netom politca zifetu eko kisab 197 quwom zelewa hager kinfetir ena nex gazetejiatat zelewa hager kinfetir ena dabel mexiu eu quwom nigber mis beliwo ab godagudi asifriwom zelo sle hizbina giday nayzi gujile isyas eu zitehazo aykonen. ab betekrisyan lomi bakal atyom enber timali wun bretatom ab qalsi kekewu ab betkrityanat yeqemitu kemzineberu ab tv semnayo nikewun ena.

  • @ynn1992
    @ynn1992 4 года назад

    abet gfie zkayed zelo

  • @wedihaderake7879
    @wedihaderake7879 6 лет назад

    gena gena nezom bbharin midre bedan gehanib enda reana zinexena menseyat hgdf ab betekirstyant zkeda deqensyo yhiwatna geru ab tihtiu ketwena eu. akalna kab sidrnan hagernan ente hademe 2% geru kenzebna misad gin aykiterifn eu. slezi beti koynu beti serihina deqi beal hagos kishan monkeyn wedi ksasn ashimelashn beqele hawi girma asmerom anbsader usa zinebere keniebi ena. eritreawyan ashu sle zikona kisab zeylebemna.

  • @oneethiopialove2684
    @oneethiopialove2684 7 лет назад

    timherti geez eba ayti zenguena

  • @abiyabiy7857
    @abiyabiy7857 5 лет назад

    Sek bal hasawe