You guys if a case happen in Europe , solve in Europe court instead Eritrea. If any case or claim in Eritrea. In this case why they go to Eritrea court ?. Any problems in USA or Australia...we should go to Eritrea court ?. Do you think there's no right in Europe , if claim in court ?.
Thank you Teddy for your update information.
B,tami. Xubuq habereta.
Eteqribo medeb aziyu mehari medeb eyu, qexilo aytihmeq.
Eritrea is proud of you. ❤🇪🇷🇪🇷❤
Yeqenyelna kubur hawna Teddy.❤🇪🇷🇪🇷❤
ጽቡቕ ሓበሬታ ቴዲ ሓውና ንሞኒካ ዘይኮኑ ሓሊዮም ንመንግስቲ ንምክፋእ ኢዮም👍🇪🇷 ሞኒካ መን ኮይና ኢያ ኣብዚሖሞ
Thank you brother for good information 🙏❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9
🇪🇷ባዕላ ሞኒካ ስለትደልዮበቶም ናታ ተለአአኽቲ እዩ ኮነ ኢልካ ዝጉስጓስ ደሎ
ብሓቂ መስተውዓሊት ኢኺ
እዚ ናይ ሞኒካ መናወራን
ከምኣ መዋቃዕትን እዮም
ኣብዚ ምድያ ድርብሹና ደለው
ብስራትካ ይጥዓም ቴዲ ቀጽሎ ኣብ ጎነኻ ኣለና በርትዕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🙏🙏🙏💯💯💯💯💯❤️❤️🥰
Haku eyu deki erey sher nbelo
🇪🇷🇪🇷🌿🌿❤️❤️🏝🏝🐪🐪🇪🇷🇪🇷
💯💯💯💯🇪🇷🙏🙏🙏👏👏👏❤️❤️❤️💐💥💐🥰Sadly & thank you for sharing the truth clearly , Tedi Fighter 👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Glory to breve Eritrean heroes. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
Ted good job well done keep it up wedi eri brave Ted ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Yessss tiedi thanks
Beravo tedi ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትስማዕ ዘረባ ቴዲ❤
ነዚ ዝፈርዱ ጽብቅ የስምዓና መምሃር ይግበራ
Naybahaki Tedy bitami ika xubuk sirah ika tiserih ,,,, ane bitami zemsgneka ,,,,, thank you very much
❤❤❤👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ጽቡቕ የቀኒየልና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏽💪🏽💪🏽
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪😭
👍👍👍👍
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
👏👏💖💖🙏🙏🙏👍👍👍
🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍👍
ሓቂ ተቀቢራ ኣይትነብርን እያ. ኣንቱም ንፖሎቲካዊ ሃልክን ግዝያዊ ረብሓን ኢልኩም ብዘይተገብረ እትህዉትቱ ዘለኹም ካብዚ ተቆጠቡ እዩ እቲ መልሲ💯
ቴዲ ተባዕ ቀጽሎ👍🇪🇷❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤
ቴድሮስ" ዓድካ እቶ ኢልካ ንክትጉስጉስ ዲካ ናብ እንዳ ህግደፍ ኬድካ፡ ኪድ እባ ኤርትራ በጺሕካ ምጻእ 😂😂
ስም ናይዛ ሓብትና ብንጹር ኣይሰማዕክዎን። እቲ ዘቕረበቶ መጎት (logic) ግን ዓጀብ። ኣብ ቀጻሊ ከምዚአን በላሕቲ ደቀ-ኣንስዮ ከተቕርብ ተስፋ እገብር። ብእንግሊዝ textbook logic ይብልዎ፡ ከምዚ ምስዝረኽቡ።
❤ ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተፎኖ ዘይኮነ ወዲ ዛግር ኢዩ ተራፊኣ
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
Selamat
Ginay seb iya Ted kone ila ztzrebto ija Helen
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
ሐፊሮም እቶም ዝተሃውተቱ🦻🦻🦻
❤❤❤
❤🎉😅😅😅😅😅😊 sealant Teddy media
ኣንታ ክንዲ ኮለል ትብል ታ ክትብላ ዝደለኻ ኢልካ ዘይትእለ ክንደይ ህለዉለው ትብል ኢኻ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዚ ብዛዕባ ሞኒካ ዝኸይድ ዘሎ: ሃለዉለዉ ብፍላይ ካኣ በዞም ደምበ ዕነ:ሓለይቲ ሞኒካ ዝመስሉ ናይ ፖሎቲካ ነጋዶ ብጀካ ንጥፍኣትን ምድዋንን ሃገርን ህዝብን ኤርትራ'በር ካልእ ሕልሚ ከምዘይብሎም ክንርዳእ ይግባኣና ደቂ ኤረይ ሓላላት።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👈☝️👌🙏
Hilenawi meqtzati
ሞኒካ ፈራዕ ፈራዕ ኣብዚሓቶ ነራ እንድያ ? ስድራ ሃብቶም ከኣ ነፊዖም ከምቲ ሃብቶም ተሓኒቕካ ሙት ዝበለቶ ተሓኒቓ ክትመውት ክትፍረደልና ለዋ ተዝብሉ ጽብቕ ነሩ ንሃብቶም ከኣ መሰነይታ ምኾነቶ ። ሞኒካ ንሓደ ሕብረተሰብ ጀጋኑ ኣባሓጎታትና ቫዘሊን እንዳበለት ከምሕሱም ዘሊፋቶ ነዚኣስ ሞት እክዋ ክውሕዳ ሃላይ ።
You guys if a case happen in Europe , solve in Europe court instead Eritrea. If any case or claim in Eritrea. In this case why they go to Eritrea court ?. Any problems in USA or Australia...we should go to Eritrea court ?. Do you think there's no right in Europe , if claim in court ?.
ናብ ክቡር አቶ ቴድሮስ። ትማል ኪልተ ሰባት ብዛዕባ ህዝብ ኢሮብ ይካትዑ ሰምዔ። እት ሐደ ወያነ ዝብልዎ ይደግም ነይሩ። እትሐደ ጽቡቅ ነይሩ። እንተኾነ። ፍልልይ ናይ ቀብላን ብሄርን ዘፈልጥ አይመስለኒን። ኢሮብ ቀብላኦም ኢሮብ ኢዮም። ኢሮብ ብሄሮም ሳሆ ኢዮም። እንተኾነ ወያነ ኮነ እሎም ንህዝብ ኢሮብ ካብት ካልእ አሕዋቱ ዝኾነ ህዝብ ሳሆ ኪፈልይዎ እሎም። ቀብላኻ ኢሮብ ኢዩ። ብሄርካ ካአ ኢሮብ ኢዩ። እሎም ዘይኮነ ምሮምዎ።
@@desyakahsal2699 knserhalu Ena
እዛ ኣድጊ ጋል ጎንደር ስድራ ሃብቶም ኩሉ እቲ ቪድዮታት ንሳ ትብሎ ዝነበረት ንቤት ፍርዲ ክሰዱዎ ምኽሪ ምሃብኩዎም ። ንህዝቢ አርትራ ምስ ተጋሩ ኾይና ከም ሕሱም ዘሊፋቶ እያ ( ረሳሓት አርትራውያን ውጹልና ካብ አትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ መጺኹም መብራህትን ባላሶታት ሪኢኹም ሕጉሻ ተቐይርኩም ፋራታት ውጹልና ዝበለቶ ኣይንርስዖን ኢና ። ሰራዊት አርትራ ጃጅዩ ዝበለቶ መልእኽቲ ጃጅና ኢሎም ሰዲዶሙለይ ዝበለቶ ብዓል መን እዮም ጃጅና ዝበሉዋ ተምጻዮም ) ሞኒካ ዝበለቶ ደኣ መዝገብ ናይ ቤት ፍርዲ ኣይኣኽሎንዩ ። ስድራ ሃብቶም ከምዚታት ተወሳኺ ቪድዮታት ስደዱሎም ።
🙏🙏💖💖
❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
"መንግስቲ ኤርትራ ክወርድ እየ ዝቃለስ" ማለትጃ እንታይ ማከትካ ኢኻ? እሞ ኣብ ዩትብ ኮይኑ ዝቐየረ መንግስቲ የለን ዓገብ ንብለኻ፧
ዓጀው ጀው ኣብዚሕካ እታዩ እቲ ጭብጥኻ ሃታፍ ኣብዚሕካ ናይ ዕዳጋ ኢኻ ንስኻ ብሽም ኤርትራውነት ኣይትሸቅጥ ትማሊ ዝጠለምካዮ ህዝቢ ወካሊ ክትከውን ኣይትሕሰብ ለኽባጥ ሸቃጢ ጠላም ትማሊ ነቲ ዘዕበየካ ሻዕብያ ጥሊምካዮ ሎሚ ከኣ ነቲ ዝመወለካ ወያነ ጠሊምካ ተደናጋጺ ኤርትራውያን ክትመስል ኣይትድለ ለኽባጥ።
❤❤❤❤