Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ናይ ብሓቂ ሰኽፍታ ባርነባሰ ትዕብት ናይ ፍረሰላም አብዝግዜ እዝ ወዲቁ ንርእዮ አለና
ራኢ ባርናባስ ይገርም ብጣዕሚ ✌️❤️ናይ ብሓቂ ተራኢዎ ነሩ 🙄
😂❌Ayneka aytre
@@Dani-qy7hy ሓቁ ኢዩ ባርኖባስ ተራእይዎ ኢዩ። ፍረሰላም እኮ ናብትን ናብትን ክብል ናብ ትግራወይቲ ዘሚዱ ወሊዱ
@@Dani-qy7hy ewa xerfi gedf
Tablshato ba fre sealm
@@Dani-qy7hy ወደ-ስመራ(ወዲኣስመራ) ትብል ሳጓ ዘላቶ ሰብ ወዲ ኣስመራ ከም ዘይኮነ 100% ርግጸኛ'የ።
ኣዝዩ ጹቡቅ መደብ ንድሕሪት ምልስ ኣቢልካና!! ናይ ቴዲ ኬፍ በታ 2018 ኣብ ዉድድር ሽንግሩዋ ኣዝዩ መሳጢ ብቅዓት ምስ ኣቅረበ ንዑኡ ንምግላጽ ብባርኖባስ ዝተዋሃበቶ እያ ቃል እያ ሕጂ ዳርጋ ሽሙ ኮይና ዘላ ቴዲ ኬፍ።
ባርኖባስ ደኣ ብእዋኑ እንድዩ ፈሊጥዎ ቁምነገር ከምዘይብሉ። እዋእ ንስኻ ከኣ ምስኡ ከተባእሰና ኢልካስ እንዳፈለጥካ ትሓተና ክክክክክክ ።
እሱ ዝሓተተ ኣብ ሙዚቃ ስነ ጥበብ እዩ ዝበለ ኣብ ስርዓት ህግደፍ ኣይኮነን ኢሉ
@@ahadu3120ኣብዚ ህግደፍ የለ ዋላ ገለ የለ ሶቅ ኢልካ ኣይተዕጀውጅው ኤሪትራን ኤሪትራውነትን ጸሊኡ ኣንጻራ ዝኾነ እዚኣ እውን ንዓኻ እውን ትምልከተካ
wow wow wow ናይ ለንቀነ መደባትካ ብጣዕሚ ዮ ፈቱአዮም
ብሓቂ ደስ ትበል ወዲ እካ ክሉ ተቅርቦ ደስ ዘበል እዩ ቀጽሎ
ፊሊ ሓወይ ከምታ ናይ ቀደምካ ጥራይ ስራሕ ከምዚ ኣገራጫዊ ሕቶን ዘረባን ንህዝቢ ናብ ጸርፍን ካልእን ዘብል ኣይትዛረብ ኣይትስራሕ። ብዛዕባ መትለሉን ዕላምኡን ክሳብ ዘይምልከተና ናይ ፍረሰላም። ተፈታዊት ቻነል ኣላትካ ከምቀደምካ ስራሕ ምሃረና ኣዘናግዓና
የሕሚማትካ ምሽ ቀጭቀጭ ኣቢላትካ፣ ከምኡ ገይርኩም ኢኹም ተድምዩና ዘለኹም።ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ከም ኢሳያስን በርናባስን እንተ ዝኸውን፣ ከምዚ ወጃብ ፍረ ጸላም፣ ነቶም ተዃሉ ኣቐዲምና ምፈለጥናዮም ነይርና። ድሕሪ ሕጂ ህዝብና ነቒሕልኩም እዩ፣ ተዃሉ ምዕራብ።
ኣደ ፊሊ መሓራይ ከመይ ትህሉ ኣኽባራ ዘለኩም በጃኹም
Turki kem zbexehet eku dehaya aleni mulue tana ygberela
hji bezi weyal cancer tsaqe ade aykthlun eya medhanitu terekibu ybehal alo
@@wedi1680 ኣሜን ብሩኽ ሓወይ ፡
@@Erimorning ድጊምካ ኣንብባ'ሞ ደምስሳ, ሕማቕ ወሪዱና ዘሎ ይኣኽለና፡ሕማቕ ኣይትዝራእ ብሩኽ ሓወይ፡
@@ambesajrsemere723 ገጋ ይክላለይ እምበር ንስካ ደጊምካ ኣንብባ ገፋ ዘለዋ ኣይመስለንን እታ ጽሕፍቲ ኣምበስ ሓወይ
ፍረሰላም ናይ ባሓቂ ንሰላም ዝዝምር ጀግና ብዓል ሱሕል ጎሮሮ ኣምላኽ ዕድመ ያሃካ ምእንቲ እዝንና ኮይኩርኩሑና ሓደሽቲ ደራፎ 🤣♥😍😍🙏🙏🙏😜
Sheyati mennetu ktbl dikha ?
Junta
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣቕሪብካ :እንተ ናይ ፍረ ሰላም ዘሕዘን ዩ ሸተት ኢሉ ኣብ ዓዘቕቲ እንዳ ጁንታ ጥሒሉ ይርከብ 'ካብዚ የድሕነና ዩ ዘብል 👈
ከምቲ ባርናባስ ድበሎ እየ ምክሪ ደይ ምስምዑ ካብ ፍረ ሰላም ናብ ፍረ ጸላም ተቀይሩ አሎ
ናብ ፍረ ብርሃን
ስነስርዓት የቡሉን ፍረሰላም ስዲ እዩ ወላ ሕጂ ህዉኽ እዩ።
እቲ ስክፍታ ተራእዩ እዩ። ጌጋ ይክላለይ እንበር ካብ ሽንግርዋ ከማን ብ ጠባይ እዩ ተሰጊጉ ይብሉ እዮም።
ኡወ ትኪኪል ድሲፒሊን ስለ ዘይነበሮ ተሰጊጉ ኢስቲን ክሳብ ሒጂ ዲሲፒሊን የይቡሉን ህቡቢነቱ ባይታ ዘቢጡ ንረክቦ
Xbuk aleka
@@ewqewq124 kila suk hasaw kondaf kenika dika kemey zble hadar geru 2 kolot welidu sdrabtu ahegisu alo
ከዛብ ባርያ ሻዕብያ
@@selotesfagabir8988 ሓዳር ዳኣሞ ኩሉ ሰብ እንድዩ ዝገብር ክክክክክ ሓዳር ምግባር ምስ ዕዉታት ዘቁጽር እንተ ኮይኑ ኩሎም ሰብ ሓዳር ዕዉታት እዮም ማለት እዩ ክክክክ
Waww fala shikor bflay eza nay laili ajel mara thgusni kexlo zarkey 👍👍👍
ፊሊ ዓርከይ ናይ ፍረሰላም ድኣ ካብቲ ክኾኖ ዝግብኦ 100 ዕጽፊ ንድሕሪት ተመሊሱ ኣሎ በቃ የለን 100 ዊሕዱ ኣሎ
👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👏🏾👏🏾👏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ዝወደይይ ናይ ተዲ ኬፍ ባሪነባስ ምስበሎ ኣብ መድረክ ኢያ ለግባቶ ይብኣነ ል ኣነ ከምመረዳኢታይ ቀጽሎ የመስግነካ 👍🏾🤚🏾💕
ብልክዕ ካብታ ዝፈርሓ ኣይወጸአን ባርኔባስ፡ ፍረሰላም ሙሴ ፍረ ዘይየብሉ ምትራፉ ከኣ ንሓዝነሉ።
ፍረጸልማት ሎቅማጽ ነዲኡ ገዲፋ ንሓማቱ ዝኹሕል ጠላም
Kemzi kemeka ni deqi suwuaat ziteleme loqmax melmexi tifaee abi ahmed
Thank you for your amazing program Thank you God bless you 🙌 Freselam Musie is a natural talented Singer and is still doing well and is not sedi?? Is because was very young at that time?
ə9888
freselam kabti zkone nlailiiii he is indeed most talented artist, + delayi fthiii
ባርነባስ ናይ ብሓቂ ተረዲእዎ ኔሩ ዓምቢቡ ቀልጢፉ ከም ዝሓርር!!ቴዲ ኬፍ ኣብዚኣ ኢያ ወጽያቶ ብወዲ ፈራዳይ 👋🏼
ስክፍፈታ ናይ ባርናቫስ ልክዕ ኣብ ብቱኡ ኣሎ ብድርቅና ሄል ሄ ል እናበለ ኣሕሊፌዋንወለድኻ ዘይምምሳል ከቢድ እዩ ዋግኡጽቡቕ ኘሮግራም የመስግነካ ሓቢቢ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🌹🌹🥰🥰🙏🙏
እቶም ወለዱ የደንግጹካ ዓሻ ድሓን ኣሎ ዘመድ ዓሻ ከፊእዎ'ሎ እዩ ነገሩ
👍🌿🌿🌿🇪🇷🇪🇷🙏
Gena freselam jigna kexelekum eyu deki dembya rukusat smharu
ዝኮነ ክሓተኩም ብዓይኒ ስነጥበብ ንፍረዶ ፍረሰላም ኣብ ስነጥበብ ከመይ ኣሎ ኢልና ንፍረድ እቲ ብምፍታዉን ምጽላእን ወይ ምድጋፍን ምቅዋምን ካልእዩ,
ፍረሰላም ጎበዝ ነበር ሀገሩን ስለ ካደ ጠላሁት sorry የግል አስተያየቴ ነው !!
ናይ ብሓቂ ራኢ
እዚ ጸማም ቆልዓ ባርኖባስ ናይ ብሓቂ መኺርዎ ነሩ ኣይ ተጠቀመሉን ፍረጸልማት ጠርቃሽ 🤣
ናብ ብሓቂ ድኪኩም ናይ ፍረሰላም ደርፊ ሰሙዑ ሰብ ሲ ናብ በዓል ወዲ ቀሪ ናይ በል ቶማስ ኣልኣዛ ተሰምዐ እዩ
ባርናባስ ተራኢይዎ ኔሩ እዩ።ፍረሰላም ትሕቲ ታሕቲ ተሪፉ
ፊረ ሰላም ዳአ ፊረ ሰልማት እምበር ኮነ። ምክሪ ናይ ባርናባስ አይተጠቀመሉን።
Nay behaki barnbas ay tegageyen. 👍🏽
Ewe tedi kif aleka abzi eyu awxiomlu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🐪🐪🐪🐪💕💕💕🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹👍👍👍
ኣነ ማራ ኢያ ትገርመኒ ናይ ባርናባስ ቤላ ጊሩ ኢዩ ኣንቢብዎ
ብጣዕሚ
ፍረ ሰላም ገና ስለ ዘይፈለጥኩም ዎ እዩ ትፀገም
@@hftfde7496 እንታይ ክንፈልጠሉ ክክክ ኣዲኡ ትልምን መሐከሚ ንሱ ካኣ ፉዉስ እስኪ ለንቅነ ዝገበሮ ተመልከት ኣዲኡ በጃኹም ሓጉዝኒ ጎ ፋውንድሚ ከፊታ ንሱ ካኣ ተንበርኪኩ ክትም ይምልሰላ ነታ ዝወለደትሉ ( ስኩኒስ) ክክክክክ
ፊሊ ጽቡቅ ሐሳብ እዩ እቲ ባርኔ ዝበሎ አብዚ ሎሚ ፍረሰላም ነዊሕ ከይከደተቆጺዩ እዩ ምክንያቱ አብ ጌጋ ኩሉ ግዜ ምሕንባስ ዝነበረውን አብ ቀረባ ዐመታት ክትርኢ ኢካ እመነኒ እንድሕር ሰብአይ ብሰበይቲ ዝምእዘን እንተኮይኑ አብ ሑጻ ዝተመስረተት ቤት እዩ
ርኹስ ክብረት ዘየፍትወሉ ሕሱር ፍጥረት... ካብ ወርቂ መንጸፍ ሓመድ ሓሞክሽቲ ምንግርጋር ዝመረጸ ውርደተኛ
Bengu koleo bar negase Feleteiwo😂😂😂😂😂😂😂
ብልክዕ ኣይዓበይን
azi kulu gezaka zetfekayo balka timskir alka bro n freselam kab kuluom nmntay ta natu felika kem mezarebt arasti merxkaya kkkk hda artists bzaba hzbun hgerun akmu bzefkido khsib antejemru kabty barnobas nilaly zeblo koynu ::nzia vidyo kdmi msiraka kthasb nerka bro agatami ata mhsebtka aytserhn nera tkewn 😎
Nice qexlo feli arkey
ኣይኮነን ፍረሰላም ፍረ ከይገበረ ተቆጺዩ።እንበር ፍረሰላ ካብቶም ዝለዓሉ ክከዉን ይግበኦ።ትዕቢት ቀዲማቶ
Bravo, Tzibouk Program. Ketzilo.
ኬፍ ኣለካ ዝበሎ ፈለማ ንቴዶ ባርነባስ እዩ።ኣብ ነፍሲ ወከፍ መድረኽ ኬፍ ኣለካ እንዳበለ እዩ ዘሕልፎ ኔሩ።ወዲ ፈራዳይ ካኣ ኣብ መወዳእታ ንዓኣ እዩ ደጊሙሉ።ብዝተረፈ ኬፍ ዘለዎ መደብ።keep it up.
Freselam ne hegdef aydegefen ember 💯 derafay
Abti geletat geletat gedifka dmxi dea chento gele aynet alo kale negeru gn tebelashiu kkkkk bzkone edmen tenan freselam hawey
Fereselam nay behakey nay life derafay abe eritrea
Fre selam ewe xbuk alo kali yetrefi eku adi abu feletu
anes neaka fetieka mkrty, neti video zeykone neaka krie nekixe, ❤ 😍 💖 ❣
Kkkkkk emo single entekoynu nskwn kemu fetni enber enteseleteki
🥰Barnabas 💯Haku Neru
Freselam ab sdet koynu abzi zelewo dereja xbuk alo ybl bwegeney nay polotka gedifka
Filmon mahara 1th tgbeo nera
ባርናባስ ገለ ኣርእዩዎ ከምታ ዝበላ ተቆጽዩ ተሪፉ ፍረጸላም
ፍረ ሰላም ስሑል ጎሮሮ እንበረ መጠን ብሉጽ ድምጻዊ ። ግን ክም ኩሉ ስደተኛ ፋሕ ኢሉ ኢዩ ዘሎ ከምቲ ናይ ቀደም ንጽበ ኣይመስልኒን ።
fre selam kab bernabas axeniku yhaysh moyeu zefkdo ygenr alo
Freselam kemzom n genzeb kblu terekabi zderfu aykonen haqiena zkone thzto zelewo srahn derftatn serihu alo kab mezaneu nlaeli ka eberFre jigna dmxi wxuat 💚💙😍👍
ኣዛ ኬፍ ትብል ባርኖባስ ኢዩ ኣውጺኢሉ ኣብዝቅረበን ወድድር ሪኢቶ ክህቦ ከሎ ኬፍ ኣለካ ይብሎ ነይሩ ብኣ ኢያ ወጻቶ ንስካ ውን ኬፍ ኣለካ ተቅርብ ዘለካ
Kabu nlaeli koynu freselam mara wuy neru kedem hji bexftat xbuk alo🇪🇷❤👌
Freselam abzi hji dea tebaetay koynu kab mntay eyu tetnkek zbilo zelo ke
ፍረሰላ ሓደ ኮብቶም ብሉጻት ኣለውና እልና እንምካሓሉ ስነጥበባዊ እዩ ።ግን ፍረሰላም ንሓቅን ፍትሕን ኢሉ ስለ ዝቃለስ ኣብ ሓቂ እውን ስለ ዛኣምን ! ከምቶም ንከብዶም ዝነብሩ ስለ ዘይ ነበረ ገለሰባት ጸሊእናዮ ክብሉ ይስምዑ እዮም እዚኣቶም ነብሶም ዝጸልኡ ሰባት እዮም ።እስካ እውን ንሓቂ ፍረድ ከም ናይ ፍረ ትብዓትን ኮንፊደንስን ዝውኑኑ ውሑዳት እዮም ።ፍረሰላም ❤❤❤
ናይ ባርኔ ሓሌት ኢዩ ንመጻኢ ውን ዝጥምት ኢዩ ከም ባርኔ ይብዝሕ ግን ፍረሰላም ብልክዕ ንእስነት ወይ ሕንቃቀ ክከውን ይክእል እምበር ኣብማእከል ኣበይቲ ደረፍቲ ኮባኩብቲ ኮንካ ክትዕወት ዝግብኦ ኣይተዓወተን ግን ብናተይ ከምቲ ዝድለ ኣይከደን ኢየ ዝብል ግን ወላ ሕጂ እቲ ዕድመ ገናዩ ዘሎ ክብርቱኡ ንደሌ
ባርኖባስ ተራእይዎ እዩ መስለኒ ናይ ፍረ-ጸልማት ጋህዲ ኮይኑ ሎሚ
(ጅግና ንፉዕ እንተወለደ ተቀልተ፤ ሰነፍ እንተወለደ ከኣ ተዘምተ!!)ይብሉ ኣቦታትና።ኣደ ፍረሰላም ጅግና ዋዕሮ ነይራ፤ እንታይ’ሞ ሓደን ኮንቶን ወሊዳ።ከሓዲ ሃገሩን ህዝቡን🥲
ዝሩግ ንስኻ ኢኻ ከሓዲ ምበር ፍረሰላምስ ኣብ ጎኒ ውጹዕ ህዝቡን ሃገሩን እዩ ::
@@gergishmebrahtu8552 tigraway deyu?
ሃገርካ ኪሒድካ ደም ስዋኣት ረጊጽካ ወጺካስ ሃተፍተፍ ትብል
ኢትዮጵያ ነኝ በጣም ነው የምከታተልክ ኢትዮጵያ ከመጣክ እንደምንገኛኝ ተስፋ አደርጋለሁ
Kabakas hayseio wey ka hmak nay freselam amtsika muqanka eiu mejemerya natka medeb create gber kab slehiwet copy endageberka terguimka tekrb freselam the one and only legend neus hlnawi hakawi fre nkdmit .....
Super super top tigrigna RUclipsr
Entay kikewin da ezi kondaf kofkuaf komal agameguzay agame Freselam teklilu trai ykid ni tigris wedi komal agameguzay wahid kitefu trayu zelewom ezom deki bidama agameguzay.
Wedi dembiya rukus
ባርነባስ ዋውው !
Freselam dea blux nay bluxat abzi gzie ezi nebsu weninu zderf derafayThzto zelewo derfi zwnn
ስክፍታ ናይ ባርኔ ኣብ ቦተኣ መጽያ። so ፊሊ ሓወይ ቀጽሎ ብጣእሚ ጽቡቅ መደብ ኢኻ ተቅርበልና ወደደይ
ስክፍታታት ባርናባስ ሓቂ ኔሩ‼️
Fre selam tebae derafay eyu
መደባትካ ኣዝዩ ደስ ዝብልዩ ቀጽሎ
ግምት ናይ ባርነባስ ባሓቂ ኢዩ ኔሩ ብሮ ንስኻ ኸ እንታይርእይቶ ኣለካ
ባርናባስ ንፉዕ ኢዩ የድንቆ ኢየ ።ፍረሰላም ቅን ተወንጩፉ ኢዩ ገና ውን ክቅጽል ኢዩ ኣነ የድንቆ ኢየ ንፍዕ ቆራስ ድምጻዊ ኢዩ።
Ferexelami eti senesrat kabi qedemu eba eyu loqmaxi adu gedfu hatnu znafiq kedae 😮😮😮😃😃😃
ባርኖባስ ፈሊጥዎ ናይ ብሓቂ
Wedi qerin👍👌
Teddy kef bezia eya wexìato Barnabas eyu kef aleka eluwo bkema xedika
ተቖጹ ከምዝግበኦ የለን ሞይቱ
ኣብዘይ ፍረሰላም ፍረሰላም ዝተባህለ ዳኣ ትግራዋይ ሙካን ይሕሸኒ'ኮ ኢሉ ምስ ኩቡራት ኤርትራውያን ኣይትስራዓዮ ናብ ትግራይ ኣማሓላልፎ ክብረቱ ሸይጥዋ ኢዩ ደጊም ኣብ ኤርትራ ክብሪ የብሉን ኣይክህልዎን ውን'ዩ
ብኣኽ ዝውሃብ ክብሪ ኣይሃበና ንስኻስ ውን ማዕስ ከቢርካ ኢኻ እሞ ካብ ሃገርካ ወጺኻ እና ነበርካ ምስ ፍረሰላም ኣብ ስደት ዕድሜኻ እና ተወድአ'ሲ ክብሪ ክትህብን ክትምጥልን ቅደም ነብስኻ ኣብ ኩቡር ቦታ ርኽባ ሓወይ ናተይ I love u
@@binishkor483 ብዙሕ ምተዛረብኩኻ ግን ካብቶም ደምበ ኮለል ሑብ ትግራይ ዘለዎም ስለዝኾንካ ሓንትን ሓጻርን ክብለካ፡ ንኤርትራ ዘንቋሸሸ ኔቨር ኤቨር ኣይክረግጻን'ዩ።
Fersalam abzi hji festal eyu konu zelo
Sinetubebejna zeykones medakerin esubin adiue gedifu hamatu zinafiq finfun qetali hizibun hagerun enber fre selam zeykone xere selam
hi
ባርናባስ ብሓዊ ነብሱ ነጊርዎ ነይሩ። ገለስ ተራኢዎ አዩ ነዚ ውድቀት ናይ ፍረሰላም።
Fereselam wediqu do alo eyu heji kemay deyu mewdaq
እንታይ ወዲቀ ኣልዕለኒ ኢልካ ድዩ ጋህታፍ
ፍረ ሰላም ከምቲ ዝገለፅዎ ኣይኮነን መስተውዐሊ ህድእ ለባም ሰብ ብምካኑ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ ደርፍታቱ እውን ብጣዕሚ ገራሚ እዩ ብዝኮነ ሰላም ኣምላክ ምስኡ ይክን🙏🙏🙏
ገራሚ× ኣገራሚ√
Kid agame wahid
ኣንቲ እንታይ ሪእክሉ እኪ ክክክክክ
ስቅ ምባል ይሕሽኪ ወጠምጠም ኣይቲበሊ ኣበይ እኺ ትፈልጥዮ
Fili hawey i love you . Because of your decipline
🇪🇷Be forever Proud Eritrean.!🇪🇷 🇪🇷ብኤርትራዉነትካ ንዘልኣለም ኩራዕ::!🇪🇷 🇪🇷❤🇪🇷ዶ/ር ዘርኢት Dr. Zerit ኣታባባዒ አነሳሽ Inspirational ملهم Inspirador 鼓舞 人心 प्रेरणादायक Вдохновляющий Source d'inspiration ኩሩዕ Proud Eritrean 🇪🇷❤🇪🇷Inspirational ማእከል ምትብባዕን ምርምርን ሕክምና ስነ ልቦና Psychiatry🇪🇷❤🇪🇷ዶ/ር ዘርኢት (Dr. Zerit) ካብ ጸጽቡቁ ድምነየልካ ዝምነየልኩም ሓዉኩም 🇪🇷❤🇪🇷ዶ/ር ዘርኢት Dr. Zeritኣታባባዒ Motivational Inspirational Speaker እምበር ቡዙሕ ኣድናቂ ዓይነት ሰብ ኣይኮንኩን::ንኩሎም ከይፈርሑ ሓሳቦምን ሕቶኦምን ድገልጽ ዓይነት ሰባት ግን የድንቆምን የክብሮምን::🇪🇷❤🇪🇷እወ! Inspirational ኣታባባዒ ናይ ስነ ልቦና ( Psychiatry) Natural Medicine Doctor Nutritionist based on Natural Remedies ዶ/ር ሓኪም Doctor እየ::!ብተወሳኪ ስነኣእምራዊ ስቅያት ድሳቀ ዘሎ ብዚ ኣብ ታሕቲ ትጠቂሱ ዘሎ ሕማማት ድሳቀ ድሎ ሰብ ዶ/ር Dr.ሓኪም ናይ: 1. ሕማም ጽለኢ!2: ሕማም ህልክ3. ሕማም ጸለመ4.ሕማም ሕስድና5. ሕማም ሓሶት6. ሕማም ፍርሒ7. ሕማም ጽርፊ8. ሕማም ሕማቅ ኣሳቃይ ቅንኢ9. ሕማም ፈጠራዊ Propoganda Mis information10. ሕማም ቂም11. ሕማም ዱንቁርና12: ሕማም ጭንቀት13: ሕማም ቶንኮል14. ሕማም ጓሂ15: ሕማም ጽርፊ16: ሕማም መግዛእቲ17: ሕማም ባርነት18: ሕማም ዘይፍትሓዉነት19: ሕማም ገበኝነት20: ሕማም ሙስልይነት 21: ሕማም ለክበጥበጥ22: ሕማም ጭኮና23: ሕማም ንዕቀት24: ሕማም ትዕቢት25: ሕማም ብልሽዉና26: ሕማም ዓመጽ27: ሕማም ምድንጋር28. ሕማም ስቅታ29: ሕማም ሕርቃን30: ሕማም ኣሽካዕላል31: ሕማም ዘይምርድዳአእ32: ሕማም ግርጭት33: ሕማም ውግእ ሓድ ሕድ34: ሕማም ዕላማ ዘይምህላው35: ሕማም ብስሚዕት ምዝራብ36: ሕማም ታህዋክ37: ሕማም ዘይምስራሕ38: ሕማም ጸላዊ ዘይሙካን40: ሕማም ነብሰ ምትሓት 51: ሕማም ምንኣድ52: ሕማም ተጸባይነት53: ሕማም ብዛዕባ ሃገርካ ዘይምሕሳብ54: ሕማም ምስ ደቂ ሃገርካ ምባኣስ55: ሕማም ባዕዳዊ ኣጋዛዝኣ ዓለም ዘይምርዳእ56: ሕማም ባዕዳውያን ገዛእቲ ዓለም ዝጥቀሙሉ ሽጣራታት መቃቂልካ ግዛእ ዝጥቀሙሉ ጥበባት ዘይምርዳእ57: ሕማማት ይሕክም🇪🇷❤🇪🇷ኣታባባዒ Inspirational ተማራማሪ ስነ ልቦና Psychiatry Sceintist ናይ ሶሻል:Social, Economical, Nutritional, Psychological, and Political, Intelligence Engineering.ነዚ ጹሑፍ ከም ሰነድ ከም Document ዓቅቦ!ነዚ ጹሑፍ ማዓልታዊ ኣንብቦ! Read this Message Everyday:!ናብ ኩሉ መታን ክበጽሕ ናብ መላእ ዓለም Share በሎ::!Inspirational ማእከል ምትብባዕን ምርምርን ሕክምና ስነ ልቦና Psychiatry🇪🇷❤🇪🇷ዶ/ር ዘርኢት (Dr. Zerit) 🇪🇷❤🇪🇷ዶ/ር ዘርኢት Dr. Zerit ኣታባባዒ አነሳሽ Inspirational ملهم Inspirador 鼓舞 人心 प्रेरणादायक Вдохновляющий Source d'inspiration ኩሩዕ Proud Eritrean 🇪🇷❤🇪🇷 🇪🇷Be forever Proud Eritrean.!🇪🇷 🇪🇷ብኤርትራዉነትካ ንዘልኣለም ኩራዕ::!🇪🇷
Ezi awet gn abey alo
Shweden
Xbuk Alo Aynesabbo Ezi Zereba Btami Kea Enber Nfue Freselam Kem Sumu
ብዙሕ ንድሕሪት መሊስካኒ ብፍላይ ናይ 2008 ምስታ ሽንግርዋ ትትሓሓዝ ሓደ ፍጻሜ ናይ ሂወተይ ኔሩ፡፡ስለዚ የቀንየሎይ ክብሎካ ጥራሕ የ ዝኽእል፡፡
Maybe you get married 🤔 2008 . Or you get a girl friend
@@danielwiki6795 kkkkkk no i was college student at that time.
Bel nigerena tay agatimka neru eske
@@naodkibreab5336 ab college dengelu feresu kkkkkk
@@naodkibreab5336ክክክ ጎጻጊጽካና ኮ፡ኣብቲ እዋን ቲ ነዚ ውድድር ብሃንቀውታ ኢና ንከታተሎ ኔርና፡ኣነ ካብ ምንታይ ዩ ተበጊሱ ኣይፈልጥን ቲፎዞ ናይ ሙዚወኛ ሲዒድ ኢብራሂም ማለት ወዲ ዓፋር የ ኔረ፡፡ኣብቲ ግዜ ቲ ንዓይ ብዙሕ ጸገም ኔሩኒ ማለት ቁጠባዊ ጸገም፡ብፍላይ ክኣ እታ ግዜ እቲኣ ኣብ ሂወተይ ዝመርረረት ግዜ ያ ኔራ፡፡ሽዑ ናይ ገለ ብዓል ኔሩ ብምሉእና ተማሃሮ ንገዛ ክንገይሽ ኣብ ምድላው ኢና ኔርና፡፡እንተ ኣነ ግን ናይ ኣብቶቡስ መሳፈሪ ውን ኣይነበረንን።እንታይ ከም ዝገብር ውን እፈልጥ ኣይነበርኩን ፡ ግን ንኣምላኽ ኣምሪረ ጸሎት እገብር ኔረ በቃ ብትኣምር ክሕግዘኒ።ኣብ ከምዚ ህሞት እንከሎኩ ያ እንብኣር ሓንቲ ጋል ክላሰይ ጋል ብሄረ ዓፋር ሙኻና ዩ ቲፎዞ ናይ ወዲ ዓፋር ሙኻነይ ምስ ርኣየትኒ፡እንተድኣ ኣብዛ ውድድር ኢብራሂም ትዓዊቱ ዝገብረልካ ኣሎኒ ዝበለትኒ፡ከም ሓቂ ብዙሕ ክረዲት ኣይሃብኩዋን ፡ግን ከ ካልኣይ ኮይኑ ትዓዊቱ፡ኣይትኣምንን ኢካ፡እታ ጓል ርኹባት ማለት ጓል ወናኒ ጀላቡ ዝኮነት መማህርተይ 500 ቅርሺ ያ ኣብ ጁባይ ኣእትያትሎይ ከይዳ።ዝገርም ዩ ፡ኣብዚ እዋንዚ ጽቡቅ ስራሕ ኣሎኒ፡ብዓቅመይ ውን ንስድራይ ኣለይ መለይ ክብል ኣብ ዝኽእለሉ ደረጃ በጺሐ ኣሎኩ።ግን ክሳዕ ሕጂ ከምተን ሰልዲ እቲኤን ጌሩ ሓጎስ ዝፈጠረሎይ የሎን፡፡እዛ ዘይትሃስስ ተዞኩሮይ ነዚኣ ትመስል ብሩኽ ሓወይ
ሽዓማዓልቲ ፍሊጦም ካሕዳም ላክባጥሞካን ሑልኩስ
ጽቡቅ ኣለካ ብእኣ እያ ወጻቶ ቴዲ (ኬፍ)
በዚኣ እያ ወጺኣቶ እቲ ሰብኣይ ቴዲ ኬፍ ኣለካ ምስ በሎ ብእኣ እያ ቀጺላ ከምኡ እዩ ዝብል ባዕሉ ቴዲ
እንታይ ሞ ዘረባ ኣድሊዎ ኢዚ ባርኖባስ ጹቡቅ ኣሎ ፣እምበር እዚ ልሕጺ ፍረሰላም ሃገሩ ዝበደለ ሰብ እንዲዩ
hager tbdls nska eka rukus
Naybehaki Barbara gelixwi n freselam
መባኮርይ አካ አስካ ከም ገለ ግርካ ትረክበና; ፍረ ሰላም አኮ ካብ ቀደምያ ትቃወም ነራ
Anta hlkus nay fre selam nmntay eilama eika amtsiekayo
ዓቅሚ ናት ፍርዲ ደረፍቲ ትምህርቲ ይሓትት ሲለዝዕነ ባርኖባስ ሚስ ሰዓብቱ እዮም ዚፈርዱዎ።
ሽዑ ጊዘ ባርናባስ ብዙሕ ስለ ዝታዓዘበ እዩ ወርቃዊ ምኽሪ ሂብዎወነንቲ ለይታዊ ትልሂት ንረብሓኦም ብገንዘብ እንዳ ኣተዓሻሸውዎ ብ ሽንግርዋ መጠንቀቅታ ምስ ተዋህቦ ዋና ፋሚለ ኣየለ ኣጀጆካ ባዕለይ ኣለኩልካ በሎሕጊ ኣብ ኩሉን ንኩሉን ስለ ዝኮነ ተባሪሩ ናይ ሕጂሞ ዝገደደ
ንኤደን ምስ ኣትረፍዋ እንድየ ሽንግርዋ ገዲፈዮ
ባርኖባስ ዝበሎ ሓቂ አዩ ፍረሰላም አቲ ከይቦቆለ ዞሓረረ አዩ ዘረባ ድሰምዕ ኔሩ አንተዝኸዉን ኣበይ ምበጸሔ 🇪🇷
ስክፍታ ሕቶ ባርኖባስ ኣብፍረሰላም ከይንምልስ ብዓቢኡ እቲ ጥበብ ብስደት ተቖጽዩ ኣሎ ስለዚ ከምሰቡ በሰላ ስደት ንዝወረዶ እንታይ.ሞ ክንጽበ ጨሪሸለኹ : :
Fli 1st kwexie texebeyo neyre
ናይ ብሓቂ ሰኽፍታ ባርነባሰ ትዕብት ናይ ፍረሰላም አብዝግዜ እዝ ወዲቁ ንርእዮ አለና
ራኢ ባርናባስ ይገርም ብጣዕሚ ✌️❤️
ናይ ብሓቂ ተራኢዎ ነሩ 🙄
😂❌Ayneka aytre
@@Dani-qy7hy ሓቁ ኢዩ ባርኖባስ ተራእይዎ ኢዩ። ፍረሰላም እኮ ናብትን ናብትን ክብል ናብ ትግራወይቲ ዘሚዱ ወሊዱ
@@Dani-qy7hy ewa xerfi gedf
Tablshato ba fre sealm
@@Dani-qy7hy ወደ-ስመራ(ወዲኣስመራ) ትብል ሳጓ ዘላቶ ሰብ ወዲ ኣስመራ ከም ዘይኮነ 100% ርግጸኛ'የ።
ኣዝዩ ጹቡቅ መደብ ንድሕሪት ምልስ ኣቢልካና!! ናይ ቴዲ ኬፍ በታ 2018 ኣብ ዉድድር ሽንግሩዋ ኣዝዩ መሳጢ ብቅዓት ምስ ኣቅረበ ንዑኡ ንምግላጽ ብባርኖባስ ዝተዋሃበቶ እያ ቃል እያ ሕጂ ዳርጋ ሽሙ ኮይና ዘላ ቴዲ ኬፍ።
ባርኖባስ ደኣ ብእዋኑ እንድዩ ፈሊጥዎ ቁምነገር ከምዘይብሉ። እዋእ ንስኻ ከኣ ምስኡ ከተባእሰና ኢልካስ እንዳፈለጥካ ትሓተና ክክክክክክ ።
እሱ ዝሓተተ ኣብ ሙዚቃ ስነ ጥበብ እዩ ዝበለ ኣብ ስርዓት ህግደፍ ኣይኮነን ኢሉ
@@ahadu3120ኣብዚ ህግደፍ የለ ዋላ ገለ የለ ሶቅ ኢልካ ኣይተዕጀውጅው ኤሪትራን ኤሪትራውነትን ጸሊኡ ኣንጻራ ዝኾነ እዚኣ እውን ንዓኻ እውን ትምልከተካ
wow wow wow ናይ ለንቀነ መደባትካ ብጣዕሚ ዮ ፈቱአዮም
ብሓቂ ደስ ትበል ወዲ እካ ክሉ ተቅርቦ ደስ ዘበል እዩ ቀጽሎ
ፊሊ ሓወይ ከምታ ናይ ቀደምካ ጥራይ ስራሕ ከምዚ ኣገራጫዊ ሕቶን ዘረባን ንህዝቢ ናብ ጸርፍን ካልእን ዘብል ኣይትዛረብ ኣይትስራሕ። ብዛዕባ መትለሉን ዕላምኡን ክሳብ ዘይምልከተና ናይ ፍረሰላም። ተፈታዊት ቻነል ኣላትካ ከምቀደምካ ስራሕ ምሃረና ኣዘናግዓና
የሕሚማትካ ምሽ ቀጭቀጭ ኣቢላትካ፣ ከምኡ ገይርኩም ኢኹም ተድምዩና ዘለኹም።
ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ከም ኢሳያስን በርናባስን እንተ ዝኸውን፣ ከምዚ ወጃብ ፍረ ጸላም፣ ነቶም
ተዃሉ ኣቐዲምና ምፈለጥናዮም ነይርና። ድሕሪ ሕጂ ህዝብና ነቒሕልኩም እዩ፣ ተዃሉ ምዕራብ።
ኣደ ፊሊ መሓራይ ከመይ ትህሉ ኣኽባራ ዘለኩም በጃኹም
Turki kem zbexehet eku dehaya aleni mulue tana ygberela
hji bezi weyal cancer tsaqe ade aykthlun eya medhanitu terekibu ybehal alo
@@wedi1680 ኣሜን ብሩኽ ሓወይ ፡
@@Erimorning ድጊምካ ኣንብባ'ሞ ደምስሳ, ሕማቕ ወሪዱና ዘሎ ይኣኽለና፡ሕማቕ ኣይትዝራእ ብሩኽ ሓወይ፡
@@ambesajrsemere723 ገጋ ይክላለይ እምበር ንስካ ደጊምካ ኣንብባ ገፋ ዘለዋ ኣይመስለንን እታ ጽሕፍቲ ኣምበስ ሓወይ
ፍረሰላም ናይ ባሓቂ ንሰላም ዝዝምር ጀግና ብዓል ሱሕል ጎሮሮ ኣምላኽ ዕድመ ያሃካ ምእንቲ እዝንና ኮይኩርኩሑና ሓደሽቲ ደራፎ 🤣♥😍😍🙏🙏🙏😜
Sheyati mennetu ktbl dikha ?
Junta
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኣቕሪብካ :እንተ ናይ ፍረ ሰላም ዘሕዘን ዩ ሸተት ኢሉ ኣብ ዓዘቕቲ እንዳ ጁንታ ጥሒሉ ይርከብ 'ካብዚ የድሕነና ዩ ዘብል 👈
ከምቲ ባርናባስ ድበሎ እየ ምክሪ ደይ ምስምዑ ካብ ፍረ ሰላም ናብ ፍረ ጸላም ተቀይሩ አሎ
ናብ ፍረ ብርሃን
ስነስርዓት የቡሉን ፍረሰላም ስዲ እዩ ወላ ሕጂ ህዉኽ እዩ።
እቲ ስክፍታ ተራእዩ እዩ። ጌጋ ይክላለይ እንበር ካብ ሽንግርዋ ከማን ብ ጠባይ እዩ ተሰጊጉ ይብሉ እዮም።
ኡወ ትኪኪል ድሲፒሊን ስለ ዘይነበሮ ተሰጊጉ ኢስቲን ክሳብ ሒጂ ዲሲፒሊን የይቡሉን ህቡቢነቱ ባይታ ዘቢጡ ንረክቦ
Xbuk aleka
@@ewqewq124 kila suk hasaw kondaf kenika dika kemey zble hadar geru 2 kolot welidu sdrabtu ahegisu alo
ከዛብ ባርያ ሻዕብያ
@@selotesfagabir8988
ሓዳር ዳኣሞ ኩሉ ሰብ እንድዩ ዝገብር ክክክክክ ሓዳር ምግባር ምስ ዕዉታት ዘቁጽር እንተ ኮይኑ ኩሎም ሰብ ሓዳር ዕዉታት እዮም ማለት እዩ ክክክክ
Waww fala shikor bflay eza nay laili ajel mara thgusni kexlo zarkey 👍👍👍
ፊሊ ዓርከይ ናይ ፍረሰላም ድኣ ካብቲ ክኾኖ ዝግብኦ 100 ዕጽፊ ንድሕሪት ተመሊሱ ኣሎ በቃ የለን 100 ዊሕዱ ኣሎ
👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👏🏾👏🏾👏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ ዝወደይይ ናይ ተዲ ኬፍ ባሪነባስ ምስበሎ ኣብ መድረክ ኢያ ለግባቶ ይብኣነ ል ኣነ ከምመረዳኢታይ ቀጽሎ የመስግነካ 👍🏾🤚🏾💕
ብልክዕ ካብታ ዝፈርሓ ኣይወጸአን ባርኔባስ፡ ፍረሰላም ሙሴ ፍረ ዘይየብሉ ምትራፉ ከኣ ንሓዝነሉ።
ፍረጸልማት ሎቅማጽ ነዲኡ ገዲፋ ንሓማቱ ዝኹሕል ጠላም
Kemzi kemeka ni deqi suwuaat ziteleme loqmax melmexi tifaee abi ahmed
Thank you for your amazing program Thank you God bless you 🙌 Freselam Musie is a natural talented Singer and is still doing well and is not sedi?? Is because was very young at that time?
ə9888
freselam kabti zkone nlailiiii he is indeed most talented artist, + delayi fthiii
ባርነባስ ናይ ብሓቂ ተረዲእዎ ኔሩ ዓምቢቡ ቀልጢፉ ከም ዝሓርር!!
ቴዲ ኬፍ ኣብዚኣ ኢያ ወጽያቶ ብወዲ ፈራዳይ 👋🏼
ስክፍፈታ ናይ ባርናቫስ ልክዕ ኣብ ብቱኡ ኣሎ ብድርቅና ሄል ሄ ል እናበለ ኣሕሊፌዋ
ንወለድኻ ዘይምምሳል ከቢድ እዩ ዋግኡ
ጽቡቕ ኘሮግራም የመስግነካ ሓቢቢ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🌹🌹🥰🥰🙏🙏
እቶም ወለዱ የደንግጹካ ዓሻ ድሓን ኣሎ ዘመድ ዓሻ ከፊእዎ'ሎ እዩ ነገሩ
👍🌿🌿🌿🇪🇷🇪🇷🙏
Gena freselam jigna kexelekum eyu deki dembya rukusat smharu
ዝኮነ ክሓተኩም ብዓይኒ ስነጥበብ ንፍረዶ ፍረሰላም ኣብ ስነጥበብ ከመይ ኣሎ ኢልና ንፍረድ እቲ ብምፍታዉን ምጽላእን ወይ ምድጋፍን ምቅዋምን ካልእዩ,
ፍረሰላም ጎበዝ ነበር ሀገሩን ስለ ካደ ጠላሁት sorry የግል አስተያየቴ ነው !!
ናይ ብሓቂ ራኢ
እዚ ጸማም ቆልዓ ባርኖባስ ናይ ብሓቂ መኺርዎ ነሩ ኣይ ተጠቀመሉን ፍረጸልማት ጠርቃሽ 🤣
ናብ ብሓቂ ድኪኩም ናይ ፍረሰላም ደርፊ ሰሙዑ ሰብ ሲ ናብ በዓል ወዲ ቀሪ ናይ በል ቶማስ ኣልኣዛ ተሰምዐ እዩ
ባርናባስ ተራኢይዎ ኔሩ እዩ።
ፍረሰላም ትሕቲ ታሕቲ ተሪፉ
ፊረ ሰላም ዳአ ፊረ ሰልማት እምበር ኮነ። ምክሪ ናይ ባርናባስ አይተጠቀመሉን።
Nay behaki barnbas ay tegageyen. 👍🏽
Ewe tedi kif aleka abzi eyu awxiomlu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🐪🐪🐪🐪💕💕💕🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹👍👍👍
ኣነ ማራ ኢያ ትገርመኒ ናይ ባርናባስ ቤላ ጊሩ ኢዩ ኣንቢብዎ
ብጣዕሚ
ፍረ ሰላም ገና ስለ ዘይፈለጥኩም ዎ እዩ ትፀገም
@@hftfde7496 እንታይ ክንፈልጠሉ ክክክ ኣዲኡ ትልምን መሐከሚ ንሱ ካኣ ፉዉስ እስኪ ለንቅነ ዝገበሮ ተመልከት ኣዲኡ በጃኹም ሓጉዝኒ ጎ ፋውንድሚ ከፊታ ንሱ ካኣ ተንበርኪኩ ክትም ይምልሰላ ነታ ዝወለደትሉ ( ስኩኒስ) ክክክክክ
ፊሊ ጽቡቅ ሐሳብ እዩ እቲ ባርኔ ዝበሎ አብዚ ሎሚ ፍረሰላም ነዊሕ ከይከደተቆጺዩ እዩ ምክንያቱ አብ ጌጋ ኩሉ ግዜ ምሕንባስ ዝነበረውን አብ ቀረባ ዐመታት ክትርኢ ኢካ እመነኒ እንድሕር ሰብአይ ብሰበይቲ ዝምእዘን እንተኮይኑ አብ ሑጻ ዝተመስረተት ቤት እዩ
ርኹስ ክብረት ዘየፍትወሉ ሕሱር ፍጥረት... ካብ ወርቂ መንጸፍ ሓመድ ሓሞክሽቲ ምንግርጋር ዝመረጸ ውርደተኛ
Bengu koleo bar negase Feleteiwo😂😂😂😂😂😂😂
ብልክዕ ኣይዓበይን
azi kulu gezaka zetfekayo balka timskir alka bro n freselam kab kuluom nmntay ta natu felika kem mezarebt arasti merxkaya kkkk hda artists bzaba hzbun hgerun akmu bzefkido khsib antejemru
kabty barnobas nilaly zeblo koynu ::
nzia vidyo kdmi msiraka kthasb nerka bro agatami ata mhsebtka aytserhn nera tkewn 😎
Nice qexlo feli arkey
ኣይኮነን ፍረሰላም ፍረ ከይገበረ ተቆጺዩ።እንበር ፍረሰላ ካብቶም ዝለዓሉ ክከዉን ይግበኦ።ትዕቢት ቀዲማቶ
Bravo, Tzibouk Program. Ketzilo.
ኬፍ ኣለካ ዝበሎ ፈለማ ንቴዶ ባርነባስ እዩ።ኣብ ነፍሲ ወከፍ መድረኽ ኬፍ ኣለካ እንዳበለ እዩ ዘሕልፎ ኔሩ።ወዲ ፈራዳይ ካኣ ኣብ መወዳእታ ንዓኣ እዩ ደጊሙሉ።ብዝተረፈ ኬፍ ዘለዎ መደብ።keep it up.
Freselam ne hegdef aydegefen ember 💯 derafay
Abti geletat geletat gedifka dmxi dea chento gele aynet alo kale negeru gn tebelashiu kkkkk bzkone edmen tenan freselam hawey
Fereselam nay behakey nay life derafay abe eritrea
Fre selam ewe xbuk alo kali yetrefi eku adi abu feletu
anes neaka fetieka mkrty, neti video zeykone neaka krie nekixe, ❤ 😍 💖 ❣
Kkkkkk emo single entekoynu nskwn kemu fetni enber enteseleteki
🥰Barnabas 💯Haku Neru
Freselam ab sdet koynu abzi zelewo dereja xbuk alo ybl bwegeney nay polotka gedifka
Filmon mahara 1th tgbeo nera
ባርናባስ ገለ ኣርእዩዎ ከምታ ዝበላ ተቆጽዩ ተሪፉ ፍረጸላም
ፍረ ሰላም ስሑል ጎሮሮ እንበረ መጠን ብሉጽ ድምጻዊ ። ግን ክም ኩሉ ስደተኛ ፋሕ ኢሉ ኢዩ ዘሎ ከምቲ ናይ ቀደም ንጽበ ኣይመስልኒን ።
fre selam kab bernabas axeniku yhaysh moyeu zefkdo ygenr alo
Freselam kemzom n genzeb kblu terekabi zderfu aykonen haqiena zkone thzto zelewo srahn derftatn serihu alo kab mezaneu nlaeli ka eber
Fre jigna dmxi wxuat 💚💙😍👍
ኣዛ ኬፍ ትብል ባርኖባስ ኢዩ ኣውጺኢሉ ኣብዝቅረበን ወድድር ሪኢቶ ክህቦ ከሎ ኬፍ ኣለካ ይብሎ ነይሩ ብኣ ኢያ ወጻቶ ንስካ ውን ኬፍ ኣለካ ተቅርብ ዘለካ
Kabu nlaeli koynu freselam mara wuy neru kedem hji bexftat xbuk alo🇪🇷❤👌
Freselam abzi hji dea tebaetay koynu kab mntay eyu tetnkek zbilo zelo ke
ፍረሰላ ሓደ ኮብቶም ብሉጻት ኣለውና እልና እንምካሓሉ ስነጥበባዊ እዩ ።
ግን ፍረሰላም ንሓቅን ፍትሕን ኢሉ ስለ ዝቃለስ ኣብ ሓቂ እውን ስለ ዛኣምን ! ከምቶም ንከብዶም ዝነብሩ ስለ ዘይ ነበረ ገለሰባት ጸሊእናዮ ክብሉ ይስምዑ እዮም እዚኣቶም ነብሶም ዝጸልኡ ሰባት እዮም ።
እስካ እውን ንሓቂ ፍረድ ከም ናይ ፍረ ትብዓትን ኮንፊደንስን ዝውኑኑ ውሑዳት እዮም ።
ፍረሰላም ❤❤❤
ናይ ባርኔ ሓሌት ኢዩ ንመጻኢ ውን ዝጥምት ኢዩ ከም ባርኔ ይብዝሕ ግን ፍረሰላም ብልክዕ ንእስነት ወይ ሕንቃቀ ክከውን ይክእል እምበር ኣብማእከል ኣበይቲ ደረፍቲ ኮባኩብቲ ኮንካ ክትዕወት ዝግብኦ ኣይተዓወተን ግን ብናተይ ከምቲ ዝድለ ኣይከደን ኢየ ዝብል ግን ወላ ሕጂ እቲ ዕድመ ገናዩ ዘሎ ክብርቱኡ ንደሌ
ባርኖባስ ተራእይዎ እዩ መስለኒ ናይ ፍረ-ጸልማት ጋህዲ ኮይኑ ሎሚ
(ጅግና ንፉዕ እንተወለደ ተቀልተ፤ ሰነፍ እንተወለደ ከኣ ተዘምተ!!)ይብሉ ኣቦታትና።
ኣደ ፍረሰላም ጅግና ዋዕሮ ነይራ፤ እንታይ’ሞ ሓደን ኮንቶን ወሊዳ።ከሓዲ ሃገሩን ህዝቡን🥲
ዝሩግ ንስኻ ኢኻ ከሓዲ ምበር ፍረሰላምስ ኣብ ጎኒ ውጹዕ ህዝቡን ሃገሩን እዩ ::
@@gergishmebrahtu8552 tigraway deyu?
ሃገርካ ኪሒድካ ደም ስዋኣት ረጊጽካ ወጺካስ ሃተፍተፍ ትብል
Junta
ኢትዮጵያ ነኝ በጣም ነው የምከታተልክ
ኢትዮጵያ ከመጣክ እንደምንገኛኝ ተስፋ አደርጋለሁ
Kabakas hayseio wey ka hmak nay freselam amtsika muqanka eiu mejemerya natka medeb create gber kab slehiwet copy endageberka terguimka tekrb freselam the one and only legend neus hlnawi hakawi fre nkdmit .....
Super super top tigrigna RUclipsr
Entay kikewin da ezi kondaf kofkuaf komal agameguzay agame Freselam teklilu trai ykid ni tigris wedi komal agameguzay wahid kitefu trayu zelewom ezom deki bidama agameguzay.
Wedi dembiya rukus
ባርነባስ ዋውው !
Freselam dea blux nay bluxat abzi gzie ezi nebsu weninu zderf derafay
Thzto zelewo derfi zwnn
ስክፍታ ናይ ባርኔ ኣብ ቦተኣ መጽያ። so ፊሊ ሓወይ ቀጽሎ ብጣእሚ ጽቡቅ መደብ ኢኻ ተቅርበልና ወደደይ
ስክፍታታት ባርናባስ ሓቂ ኔሩ‼️
Fre selam tebae derafay eyu
መደባትካ ኣዝዩ ደስ ዝብልዩ ቀጽሎ
ግምት ናይ ባርነባስ ባሓቂ ኢዩ ኔሩ ብሮ ንስኻ ኸ እንታይርእይቶ ኣለካ
ባርናባስ ንፉዕ ኢዩ የድንቆ ኢየ ።
ፍረሰላም ቅን ተወንጩፉ ኢዩ ገና ውን ክቅጽል ኢዩ ኣነ የድንቆ ኢየ ንፍዕ ቆራስ ድምጻዊ ኢዩ።
Ferexelami eti senesrat kabi qedemu eba eyu loqmaxi adu gedfu hatnu znafiq kedae 😮😮😮😃😃😃
ባርኖባስ ፈሊጥዎ ናይ ብሓቂ
Wedi qerin👍👌
Teddy kef bezia eya wexìato Barnabas eyu kef aleka eluwo bkema xedika
ተቖጹ ከምዝግበኦ የለን ሞይቱ
ኣብዘይ ፍረሰላም ፍረሰላም ዝተባህለ ዳኣ ትግራዋይ ሙካን ይሕሸኒ'ኮ ኢሉ ምስ ኩቡራት ኤርትራውያን ኣይትስራዓዮ ናብ ትግራይ ኣማሓላልፎ ክብረቱ ሸይጥዋ ኢዩ ደጊም ኣብ ኤርትራ ክብሪ የብሉን ኣይክህልዎን ውን'ዩ
ብኣኽ ዝውሃብ ክብሪ ኣይሃበና
ንስኻስ ውን ማዕስ ከቢርካ ኢኻ እሞ ካብ ሃገርካ ወጺኻ እና ነበርካ
ምስ ፍረሰላም ኣብ ስደት ዕድሜኻ እና ተወድአ'ሲ ክብሪ ክትህብን ክትምጥልን ቅደም ነብስኻ ኣብ ኩቡር ቦታ ርኽባ ሓወይ ናተይ I love u
@@binishkor483
ብዙሕ ምተዛረብኩኻ ግን ካብቶም ደምበ ኮለል ሑብ ትግራይ ዘለዎም ስለዝኾንካ ሓንትን ሓጻርን ክብለካ፡ ንኤርትራ ዘንቋሸሸ ኔቨር ኤቨር ኣይክረግጻን'ዩ።
Fersalam abzi hji festal eyu konu zelo
Sinetubebejna zeykones medakerin esubin adiue gedifu hamatu zinafiq finfun qetali hizibun hagerun enber fre selam zeykone xere selam
hi
ባርናባስ ብሓዊ ነብሱ ነጊርዎ ነይሩ። ገለስ ተራኢዎ አዩ ነዚ ውድቀት ናይ ፍረሰላም።
Fereselam wediqu do alo eyu heji kemay deyu mewdaq
እንታይ ወዲቀ ኣልዕለኒ ኢልካ ድዩ ጋህታፍ
ፍረ ሰላም ከምቲ ዝገለፅዎ ኣይኮነን መስተውዐሊ ህድእ ለባም ሰብ ብምካኑ ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ ደርፍታቱ እውን ብጣዕሚ ገራሚ እዩ ብዝኮነ ሰላም ኣምላክ ምስኡ ይክን🙏🙏🙏
ገራሚ× ኣገራሚ√
Kid agame wahid
ኣንቲ እንታይ ሪእክሉ እኪ ክክክክክ
ስቅ ምባል ይሕሽኪ ወጠምጠም ኣይቲበሊ ኣበይ እኺ ትፈልጥዮ
Fili hawey i love you . Because of your decipline
🇪🇷Be forever Proud Eritrean.!🇪🇷
🇪🇷ብኤርትራዉነትካ ንዘልኣለም ኩራዕ::!🇪🇷
🇪🇷❤🇪🇷ዶ/ር ዘርኢት Dr. Zerit ኣታባባዒ አነሳሽ Inspirational ملهم Inspirador 鼓舞 人心 प्रेरणादायक Вдохновляющий Source d'inspiration ኩሩዕ Proud Eritrean 🇪🇷❤🇪🇷
Inspirational ማእከል ምትብባዕን ምርምርን ሕክምና ስነ ልቦና Psychiatry🇪🇷❤🇪🇷ዶ/ር ዘርኢት (Dr. Zerit)
ካብ ጸጽቡቁ ድምነየልካ ዝምነየልኩም ሓዉኩም
🇪🇷❤🇪🇷ዶ/ር ዘርኢት Dr. Zerit
ኣታባባዒ Motivational Inspirational Speaker እምበር ቡዙሕ ኣድናቂ ዓይነት ሰብ ኣይኮንኩን::ንኩሎም ከይፈርሑ ሓሳቦምን ሕቶኦምን ድገልጽ ዓይነት ሰባት ግን የድንቆምን የክብሮምን::
🇪🇷❤🇪🇷እወ! Inspirational ኣታባባዒ ናይ ስነ ልቦና ( Psychiatry) Natural Medicine Doctor Nutritionist based on Natural Remedies ዶ/ር ሓኪም Doctor እየ::!
ብተወሳኪ ስነኣእምራዊ ስቅያት ድሳቀ ዘሎ ብዚ ኣብ ታሕቲ ትጠቂሱ ዘሎ ሕማማት ድሳቀ ድሎ ሰብ ዶ/ር Dr.ሓኪም ናይ:
1. ሕማም ጽለኢ!
2: ሕማም ህልክ
3. ሕማም ጸለመ
4.ሕማም ሕስድና
5. ሕማም ሓሶት
6. ሕማም ፍርሒ
7. ሕማም ጽርፊ
8. ሕማም ሕማቅ ኣሳቃይ ቅንኢ
9. ሕማም ፈጠራዊ Propoganda Mis information
10. ሕማም ቂም
11. ሕማም ዱንቁርና
12: ሕማም ጭንቀት
13: ሕማም ቶንኮል
14. ሕማም ጓሂ
15: ሕማም ጽርፊ
16: ሕማም መግዛእቲ
17: ሕማም ባርነት
18: ሕማም ዘይፍትሓዉነት
19: ሕማም ገበኝነት
20: ሕማም ሙስልይነት
21: ሕማም ለክበጥበጥ
22: ሕማም ጭኮና
23: ሕማም ንዕቀት
24: ሕማም ትዕቢት
25: ሕማም ብልሽዉና
26: ሕማም ዓመጽ
27: ሕማም ምድንጋር
28. ሕማም ስቅታ
29: ሕማም ሕርቃን
30: ሕማም ኣሽካዕላል
31: ሕማም ዘይምርድዳአእ
32: ሕማም ግርጭት
33: ሕማም ውግእ ሓድ ሕድ
34: ሕማም ዕላማ ዘይምህላው
35: ሕማም ብስሚዕት ምዝራብ
36: ሕማም ታህዋክ
37: ሕማም ዘይምስራሕ
38: ሕማም ጸላዊ ዘይሙካን
40: ሕማም ነብሰ ምትሓት
51: ሕማም ምንኣድ
52: ሕማም ተጸባይነት
53: ሕማም ብዛዕባ ሃገርካ ዘይምሕሳብ
54: ሕማም ምስ ደቂ ሃገርካ ምባኣስ
55: ሕማም ባዕዳዊ ኣጋዛዝኣ ዓለም ዘይምርዳእ
56: ሕማም ባዕዳውያን ገዛእቲ ዓለም ዝጥቀሙሉ ሽጣራታት መቃቂልካ ግዛእ ዝጥቀሙሉ ጥበባት ዘይምርዳእ
57:
ሕማማት ይሕክም🇪🇷❤🇪🇷
ኣታባባዒ Inspirational ተማራማሪ ስነ ልቦና Psychiatry Sceintist ናይ ሶሻል:Social, Economical, Nutritional, Psychological, and Political, Intelligence Engineering.
ነዚ ጹሑፍ ከም ሰነድ ከም Document ዓቅቦ!
ነዚ ጹሑፍ ማዓልታዊ ኣንብቦ!
Read this Message Everyday:!
ናብ ኩሉ መታን ክበጽሕ ናብ መላእ ዓለም Share በሎ::!
Inspirational ማእከል ምትብባዕን ምርምርን ሕክምና ስነ ልቦና Psychiatry🇪🇷❤🇪🇷ዶ/ር ዘርኢት (Dr. Zerit)
🇪🇷❤🇪🇷ዶ/ር ዘርኢት Dr. Zerit ኣታባባዒ አነሳሽ Inspirational ملهم Inspirador 鼓舞 人心 प्रेरणादायक Вдохновляющий Source d'inspiration ኩሩዕ Proud Eritrean 🇪🇷❤🇪🇷
🇪🇷Be forever Proud Eritrean.!🇪🇷
🇪🇷ብኤርትራዉነትካ ንዘልኣለም ኩራዕ::!🇪🇷
Ezi awet gn abey alo
Shweden
Xbuk Alo Aynesabbo Ezi Zereba Btami Kea Enber Nfue Freselam Kem Sumu
ብዙሕ ንድሕሪት መሊስካኒ ብፍላይ ናይ 2008 ምስታ ሽንግርዋ ትትሓሓዝ ሓደ ፍጻሜ ናይ ሂወተይ ኔሩ፡፡ስለዚ የቀንየሎይ ክብሎካ ጥራሕ የ ዝኽእል፡፡
Maybe you get married 🤔 2008 . Or you get a girl friend
@@danielwiki6795 kkkkkk no i was college student at that time.
Bel nigerena tay agatimka neru eske
@@naodkibreab5336 ab college dengelu feresu kkkkkk
@@naodkibreab5336ክክክ ጎጻጊጽካና ኮ፡ኣብቲ እዋን ቲ ነዚ ውድድር ብሃንቀውታ ኢና ንከታተሎ ኔርና፡ኣነ ካብ ምንታይ ዩ ተበጊሱ ኣይፈልጥን ቲፎዞ ናይ ሙዚወኛ ሲዒድ ኢብራሂም ማለት ወዲ ዓፋር የ ኔረ፡፡ኣብቲ ግዜ ቲ ንዓይ ብዙሕ ጸገም ኔሩኒ ማለት ቁጠባዊ ጸገም፡ብፍላይ ክኣ እታ ግዜ እቲኣ ኣብ ሂወተይ ዝመርረረት ግዜ ያ ኔራ፡፡ሽዑ ናይ ገለ ብዓል ኔሩ ብምሉእና ተማሃሮ ንገዛ ክንገይሽ ኣብ ምድላው ኢና ኔርና፡፡እንተ ኣነ ግን ናይ ኣብቶቡስ መሳፈሪ ውን ኣይነበረንን።እንታይ ከም ዝገብር ውን እፈልጥ ኣይነበርኩን ፡ ግን ንኣምላኽ ኣምሪረ ጸሎት እገብር ኔረ በቃ ብትኣምር ክሕግዘኒ።ኣብ ከምዚ ህሞት እንከሎኩ ያ እንብኣር ሓንቲ ጋል ክላሰይ ጋል ብሄረ ዓፋር ሙኻና ዩ ቲፎዞ ናይ ወዲ ዓፋር ሙኻነይ ምስ ርኣየትኒ፡እንተድኣ ኣብዛ ውድድር ኢብራሂም ትዓዊቱ ዝገብረልካ ኣሎኒ ዝበለትኒ፡ከም ሓቂ ብዙሕ ክረዲት ኣይሃብኩዋን ፡ግን ከ ካልኣይ ኮይኑ ትዓዊቱ፡ኣይትኣምንን ኢካ፡እታ ጓል ርኹባት ማለት ጓል ወናኒ ጀላቡ ዝኮነት መማህርተይ 500 ቅርሺ ያ ኣብ ጁባይ ኣእትያትሎይ ከይዳ።ዝገርም ዩ ፡ኣብዚ እዋንዚ ጽቡቅ ስራሕ ኣሎኒ፡ብዓቅመይ ውን ንስድራይ ኣለይ መለይ ክብል ኣብ ዝኽእለሉ ደረጃ በጺሐ ኣሎኩ።ግን ክሳዕ ሕጂ ከምተን ሰልዲ እቲኤን ጌሩ ሓጎስ ዝፈጠረሎይ የሎን፡፡እዛ ዘይትሃስስ ተዞኩሮይ ነዚኣ ትመስል ብሩኽ ሓወይ
ሽዓማዓልቲ ፍሊጦም ካሕዳም ላክባጥሞካን ሑልኩስ
ጽቡቅ ኣለካ ብእኣ እያ ወጻቶ ቴዲ (ኬፍ)
በዚኣ እያ ወጺኣቶ እቲ ሰብኣይ ቴዲ ኬፍ ኣለካ ምስ በሎ ብእኣ እያ ቀጺላ ከምኡ እዩ ዝብል ባዕሉ ቴዲ
እንታይ ሞ ዘረባ ኣድሊዎ ኢዚ ባርኖባስ ጹቡቅ ኣሎ ፣እምበር እዚ ልሕጺ ፍረሰላም ሃገሩ ዝበደለ ሰብ እንዲዩ
hager tbdls nska eka rukus
Naybehaki Barbara gelixwi n freselam
መባኮርይ አካ አስካ ከም ገለ ግርካ ትረክበና; ፍረ ሰላም አኮ ካብ ቀደምያ ትቃወም ነራ
Anta hlkus nay fre selam nmntay eilama eika amtsiekayo
ዓቅሚ ናት ፍርዲ ደረፍቲ ትምህርቲ ይሓትት ሲለዝዕነ ባርኖባስ ሚስ ሰዓብቱ እዮም ዚፈርዱዎ።
ሽዑ ጊዘ ባርናባስ ብዙሕ ስለ ዝታዓዘበ እዩ ወርቃዊ ምኽሪ ሂብዎ
ወነንቲ ለይታዊ ትልሂት ንረብሓኦም ብገንዘብ እንዳ ኣተዓሻሸውዎ ብ ሽንግርዋ መጠንቀቅታ ምስ ተዋህቦ ዋና ፋሚለ ኣየለ ኣጀጆካ ባዕለይ ኣለኩልካ በሎ
ሕጊ ኣብ ኩሉን ንኩሉን ስለ ዝኮነ ተባሪሩ
ናይ ሕጂሞ ዝገደደ