መደንገፂ ሓበሬታ፡ ትግራይ ካብ ካርታ ንምሕኻኽ?

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 31 дек 2024

Комментарии •

  • @gamlak1
    @gamlak1 2 дня назад +12

    ክብረት ይሃብካ ብስራት ❤

  • @semeregebre2835
    @semeregebre2835 2 дня назад +7

    እዚ ጅግና ደፋር ትግረዋይ ሐዚ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኹነታት ስዕላዊ መግለፂ ነጊሩዎም እዩ ይኹን ' ደኣ እምበር # ኣውቆ የተኛ ቢቀሰቅሱት ..ከምዝልዎ ኣምሓሩ እዞም ዑሱባት ዕሰለ እኩባት እታ ሓቂ ከይዛረብ የዕንቅፍዎ ኣለው።

  • @merkebAbay
    @merkebAbay 2 дня назад +3

    ደም ልምልስ ፈጣሪ እዩ እግዚአብሔር ናዞም እሸላት ደም በዓሉ ይመልሰሎም።

  • @romanbelay3993
    @romanbelay3993 2 дня назад +1

    ብጣዕሚ መሕዘንቲ ፍጥረት

  • @YemaneYemane-yc6nm
    @YemaneYemane-yc6nm 2 дня назад +7

    ምን ዋጋ አለው ትልቁ ሀብታችን አድነታችን ነበር አጆኪ ትግራይ😢😢😢😢😢

    • @TgTg-p8n
      @TgTg-p8n 2 дня назад +1

      እንታይሞ ትገበሩ?
      ከብዳማት ናብደንበ -ብልፅግና እንትፅበሩ፣
      መሬትና ወሪሮም ህዝብና ከሀግሩ፣
      ናትና ዝበልናዮም ምስቀተልትና እንትሓብሩ፣
      እሞ እንታይ ክንገብር ኣለና ተጋሩ?
      ኣይንዘናጋዕዳኣ ሕበሩ ስመሩ፣

    • @YemaneYemane-yc6nm
      @YemaneYemane-yc6nm День назад

      @@TgTg-p8n ጌታቸው እረዳ ጄኔራል ፃድቃን የፈፀሙብን ክህደት ፈጣሪም ይቅር አይላቸውም

  • @TekaGebrekidan-y6b
    @TekaGebrekidan-y6b 2 дня назад +2

    ሰላም ብስራት ሃውና ትንተናካ ኩሉ ሃቅ እዩ ጅግና ሃዉና !!!

  • @eyersalemgebregergs3583
    @eyersalemgebregergs3583 2 дня назад +2

    ክብረት ይሃብካ ክቡር ብስራት❤

  • @مهديابراهيم-ر7ط
    @مهديابراهيم-ر7ط 2 дня назад +4

    እህህህህህህ ዓደይ ዓይነይ ጉድ ረኪባ ትግራይ 😢😢😢

  • @aatsedemekebeb2494
    @aatsedemekebeb2494 2 дня назад +4

    You are Absolutely right ✅️ JSTS they masst To Removed Tsedkan it is ther Responsibility .

  • @shiwethagos8714
    @shiwethagos8714 2 дня назад +1

    እዋይ:ትግራይ:ዓደይ:ተወርና:አያ:ሰዒና:ተጋሩ:እረ:ሓደ:ነገር:ንግበር::😭😭😭😭

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 День назад

    ደም እዩ ዘንብዕ ብስራት ሓወይ 😢😢😢😢ዓኽኽኽኽ ፣ብንብዓት ወዲኤያ 😢😢😢😢

  • @WelderufaelBelay
    @WelderufaelBelay День назад

    Welcome Tigrai press

  • @eyersalemgebregergs3583
    @eyersalemgebregergs3583 2 дня назад +4

    ትኽክል ኣለኻ ብዓል ዛጊድ ይሕሹ

  • @AsterWoldu
    @AsterWoldu 2 дня назад +4

    ዞም ሰብኣይ ዝዛረቡ ብጣዕሚ ልክዕ እዮም ከምኦም የብዝሕ

  • @weini8015
    @weini8015 2 дня назад +7

    ህዝቢ ክትስእ ኣለዎ

  • @SelamZigta
    @SelamZigta 2 дня назад

    ሐቂ ዝዛረብ ግዚ ይወሀቦ❤❤❤

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe 2 дня назад +1

    ሓው ብስራት እዞም መራሕትና እንብሎም ምስ ኣብይ እዮም ዝሰርሑ።ኣነ ትግራይ ንባዓል ሓደራ ሕሩር ትግራዋይ ትውሃብ ።ከም ብሓድሽ ውዕል ሰላም ክትግበር ምግባር እዩ ዝሓሸ።

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme 2 дня назад

    ኣንበሳ ጅግና ኣቦ እድመን ጥዕናን ይሃበልና❤❤❤❤

  • @fregoitom6568
    @fregoitom6568 2 дня назад

    💔💔💔💔😭😭😭 mehzeni

  • @ferehiwetmebrahtom7680
    @ferehiwetmebrahtom7680 2 дня назад

    ❤ሓውና ብስራት ፅቡቅ ናይ መንቅሒ ደወል እዩ ተቅርቦ ዘለኻ ንዝደቀሰ ዘበራብር እዩ። እንተኾነ ገን እናፈለጠ ዝደቀሰ ያ እንተነቅነቅካዮ ኣይሰምዕን ደኣ እዩ እምበር።

  • @brhantkue8302
    @brhantkue8302 2 дня назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤ኣጀና !!!

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal6099 2 дня назад +2

    Kiburat hizbitat Tigray zelalem shima koinkum ni Oromo amharan timotun tibersun allekum. Begakum Hizbitat Tigray miss hibikum hizbi Eritrea ekum. Tewuagati geganu ayigebrekan eyou.
    Kall abo memhir Ghebrekidan Dessta shelel elkumo. Ghetashow kone Sadkan Tigrinja tezarebti amharu eyom. Tiwuldom aregagsu tegaru.
    Bezeterefe ni hizbitat Tigray adhiniwo. Egziabiher yibarkum ❤🎉🎉🎉❤

    • @moe3000
      @moe3000 2 дня назад

      Getachew Amaray eyuu

  • @kiflaysiyum
    @kiflaysiyum 2 дня назад +1

    ብጣዕሚ ዘደንግፅ እዩ ።ፃድቃንን ጌታቸውን ትግራይ ብርኡይ ይሸጥዋ ኣለዉ ከምዚ ዓይነት ክሕደትን ጥልመትን ከመይ ዓይነት ቅሬታ ክህልዎም እዩ ተጋሩ እና ኢሎም ድዮም ዘአምኑ እዞም ሰባት እንታይ ክሳብ ንኮን ኢና ንፅበ ዘለና እቲ ናይ ፕርቶርያ ስምምዕነት እኮ ፈሪሱ እዩ ምሁራት እንተሃልዮምና ብዛዕባ እዚ ኣንፈት ዘየትሕዙና ኣይተረደአንን።

  • @zulumake3017
    @zulumake3017 2 дня назад +2

    ዋይ ውርደት!!! ትግራዋይ ጌታቸው ረዳ ክብ ፕክቶርያ ጀሚሮም ናይ ትግራይ ክብርን ሕልውና ሽይጦም ተመሊሶም እዮም ። ክብ ፕክቶርያ ተመሊሶም ድማ አብ አ/አ ፫ ወገን ስንዮም ባዓል ጌታቸው ረዳ ን ጻድቃን ገብረተንሳይ ከምጹቡቅ አድጊ ተሽሊሞም ናብ ትግራይ ዝተመልሱ እእዱግ እዮም ።።።።

  • @Yah4918
    @Yah4918 2 дня назад +4

    ኦልረዲ ድሕሪ መለስ ዜናዊ ኩሉ ነገር ተባላሽዩ ኣሎ ፣ጌታቸው ረዳ ስለ ዲያፍራ ከመይ ከምዝጠፍኤት ብደንቢ ግዜ ወሲዱ ምስ ጀነራል ኦባሳንጆ ናይጀርያዊ ደሊበረትሊ ግዜ ወሲዱ ተዛራሪብሉ እዩ።ንጌታቸው ንዙ ሰካራም ከሓዲ። መሊስኩም ብዝሕ ዝበልኩም ዓያሹ ተጋሩ መራሒና እናበልኩም ቅፅል ሽም ትህብዎ ዘለኹም ተጋሩ ተሕዝኑ😮ንሱ የጥፋኣና ኣሌ ጌታቸው ረዳ ምልክት ዘመነ መሳፍንቲ ምክፍፋልን ትግራይ ዓሕሕሕ የሕምም😮😢😮😢 50:19

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 2 дня назад

      ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 2 дня назад +1

    ናይ ሓደ ናጀርያዊ ሙዚቃ ገርካ ተኸኽ ኣይተብለና

  • @leteberhanabraha6932
    @leteberhanabraha6932 2 дня назад +2

    ብስሩኽ እቱ TDF እንታይ እዩ ዝርእ ዘሎ ትግራይ እንታይ ክሻእ እትኾን እዩ ዝፅበይ ዘሎ እዙኹሉ ሕዝቢ ሓሊቁ ተጨፍጪፉ ፎቆዶ ገደልን በረኻን ብጥምየትን ፃምእን ቁርን ፀሓይን ተቃሊሶም መስዋእቲ ዝኽፈሉ ኽ መስዋእቶም ዳዓ ንምንታይ እዩ ነይሩ ዓድኻ ንምሻጥ እማ መስዋእቲ አይመድለየን ነይሩ ዋይ ውርደት ትግራይ ብእሱባትተሸይጣ

  • @leteberhanabraha6932
    @leteberhanabraha6932 2 дня назад +2

    ናይቱ ስራዊት ስቅታ ምንም ክርዳኣኒ አይካኣለን እንታይ እዮም ኮይኖም ወይ ዝፅበዩ ዘለው ሕራሮት

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 2 дня назад +1

    Thanks Tigrai Press as you said it Tigrai must own it's borders. Iam sorry for Tigrai people.

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe 2 дня назад

    ቅኑዕ ኣቦ ዕድመን ጥዕናን እምነየሎም።

  • @GenetAbraha-qc9xs
    @GenetAbraha-qc9xs 2 дня назад +1

    እድመን ጥእናን የሃብካ ብስራት አፍ ለይብሉ ሕዝቢ አፍ ስለዝኮንካ ቀጽልሉ። ተብረክ ሐድነትና ይስጠም ፣ እንለአል።

  • @AberhaGirmay
    @AberhaGirmay 2 дня назад

    ናይ ፀጥታ መሪሕነት ትግራይ ምሕረት የውረደሉ ፈዚዙ ኢዩ ዘሎ መንሸንቀቆ ፀላእቲ ከፍ ኢሉ ይፅበ አሎ ነቶም ብቅርን አስሐይታን ፀሐይን ብግዝኦምን ዋጋ ዝኸፍሉ ዘለው ሰራዊት ትግራይ ስጋብ መዓሰ ይአኽሎ ይኸኖ ዘይውለድ ጥንሲ ኸይኑ ሕማም ትግራይ ወርቃዊ ግዜ ንጠቀመሉ ብስሩኸ ውዕል ፕሩተርያ ይፈፀም ተፈናቀልትናን መሬትናን ናብ ዝነበሮ ይመለስ ህዝባዊ ማዕበል አብአደባባይ ወፅኡ ሐፋሽ ሕብና ድምፅና ነስምዕ ናይ ፖለቲካን ወታደራዊ መራሕቲ ናይ ፅሑፍን ቃላት ሐርበኝነት እዮም ደቅሶም ዘለው።

  • @firewioniwoldu9031
    @firewioniwoldu9031 2 дня назад +2

    ❤❤

  • @weghta3315
    @weghta3315 2 дня назад +2

    😭😭😭❌🇪🇹❌🇪🇹

  • @Yah4918
    @Yah4918 2 дня назад +4

    ረዳኢ ሓለፎም ምልክት ድሕረት ናይዚ ዘመን😮

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 2 дня назад +1

    በዓል ኣርሆ ዳሉል ከ ንመን ኣርኪብካዮ ብስራት ሓውና,፡። እቲ ሰምየን እካ ኣብኢድ ተጋሩ ስለዘሎ ብዙሕ ፀገም ዘለዎ ኣይኮነን።

  • @BeyeneEjigu-t6d
    @BeyeneEjigu-t6d 2 дня назад +1

    ፀረጂኤስቲኤስ አብትግራይ ዘለናተፈናቀልቲ ሰልፊ ክንገብር አለና ድያስፖራ ድማ ከም ቀደሙ ክሕግዘና አለዎ።

  • @ደላይሰላም
    @ደላይሰላም 2 дня назад +2

    በጃኹም ተጋሩ ውዕል ፕሪቶርያ ናይ ጅግንነት ዘይኮነ ናይ ስረኻን ምታንታኻን ምፍታሕ ናይ ዝተሰዓሩ ህዝቢ ውጽኢት እምበር ናይ ጅግንነት ውጽኢት ኣይኮነን ዓርስኹም ኣይተታልሉ!!!

  • @estifotekle-ij1ee
    @estifotekle-ij1ee 2 дня назад +3

    እነጌታቸው ጻድቃን እንዳያመልጡ ቀድሞ ነገር ሪፈረንደም ምን አመጣዉ

  • @weini8015
    @weini8015 2 дня назад +3

    TDF ሱቅ ኢ ሎም ድዮም ዝሪኡ

  • @awetgirmay2433
    @awetgirmay2433 День назад

    ،ዋይ መጀመርያ ዉዕሉ ተፈሪሙ ምሰተበሃለ አኮ ካሳ ጨመዳ ኢትዮጵያዉያን አንካዕ ደሰ በለኩም ጌታቸዉ ንዓና አዩ ፈሪሙ ፀገም የለን አንካዕ ደሰ በለኩም ኢሉ አዩ ሃይለ ደደቢት ዉን ዓዲ ሸይጦማ መፂኦም ክብል ከሎ ብዙሓት ፀሪፈም አዮም።

  • @genetmelkam435
    @genetmelkam435 2 дня назад +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Yah4918
    @Yah4918 2 дня назад +2

    ጅግና ብሄራዊ ክቡር ❤ሓውና ❤ብስራት❤❤❤❤❤❤

  • @rahmamami3581
    @rahmamami3581 2 дня назад

    አይ ኢሉ ይውፃእ ዲያስፍራ አሕዋተይ ንጠፍእ አለና

  • @Kirosmesfin
    @Kirosmesfin 2 дня назад +2

    ወይ ነዶ አለ 😡😡😡😡

  • @weini8015
    @weini8015 2 дня назад +1

    ሕጂውን ከም ኹርድስታን ከይበታተንዋ ከለዉ ሓደ ነገር ብቁልጡፍ ክግበር ኣለዎ.

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 2 дня назад +1

    መንእሰይ ዕጥቁ ከውርድ ተይኮነስ TPLF ዘይፈፀሞ ዕዮገዛ ተዓጢቑ ኣብመፈፀምትኡ እዩ ከብፀሆ እዩ ዘለዉ።

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe 2 дня назад

    ብስራት እዙይ ጊሂኻ ኣይውዳእን ግን ብጣዕሚ ጊሀ።

  • @ZaidFitwi-bp3ql
    @ZaidFitwi-bp3ql 2 дня назад +1

    Money is also the the other purpose enjoy Bisrat!!!!

  • @gebreslasiegebremariam5951
    @gebreslasiegebremariam5951 2 дня назад +2

    ፅቡቅ ገይርካ ገልፅካዮ

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 2 дня назад +3

    ከምታ ሕጂ ሕርር ትብል ዘለኻ ነቶም ባዳታት ኤርትራውያን ዓሲብኩም የሕዋቶም ክቀትሉ ኣጆኹም ትብልዎም ኔርኩም
    ግደፉ ጽባሕ ናባኹም ክትመጽእ ኢያ ኢልናኩም ኣቢኹም።

  • @senikinday4614
    @senikinday4614 День назад

    እዋይ ጉድ መሕረሪ

  • @AlemHailu-xc1hm
    @AlemHailu-xc1hm 2 дня назад

    ውእሊ ፕሪይቶሪያ ሀድነት ህዝቢ ትግራይ ዝሀንሸሸ ፅንተታት ህዝቢ ትግራይ ዛቀፀለ መሬት ትግራይ ከይምለስ ዝገበረ መጨርሹኡ ልክኧ ከም ሬድ እንድያን አመሪካ ትግራዋይ ምቡልሻው

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe 2 дня назад

  • @ZaidFitwi-bp3ql
    @ZaidFitwi-bp3ql 2 дня назад +2

    Purpose of this machine is disintegration

  • @ZaidFitwi-bp3ql
    @ZaidFitwi-bp3ql 2 дня назад +1

    Most shrude man

  • @bravogusta9718
    @bravogusta9718 2 дня назад

    ብስራት መጀመርያ እስቲ ምስቶም ኣንፃር እዙይ ዝቃለሱ ሚድያታት ክም ኣብነት ኣክሱማዊት ሚድያ ብዛዕባ እዙይ እንታይ ከምዝሓስቡ ከም ኣጅውንዳ ተመያየጥሉ ፡ ናብ ሓደ ንምምፃዕ ምኩሩ ፡

  • @مهديابراهيم-ر7ط
    @مهديابراهيم-ر7ط 2 дня назад +1

    😢😢😢😢😢😢

  • @dxeqebon9853
    @dxeqebon9853 2 дня назад +1

    When ? Almo62 years. Man.

  • @almaz.8056
    @almaz.8056 2 дня назад

    So sad.

  • @dxeqebon9853
    @dxeqebon9853 2 дня назад +1

    No way, eskae demnan atsminan zikiskes kinifalemom ina.😊

  • @michalgebre1289
    @michalgebre1289 2 дня назад +2

    አያተ ጌታቸው አማሀራ እዩ

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme 2 дня назад

    እምበርከ እቶም ሰራዊት ትግራይ ከምሓደ ይናበቡ ደለዉ??

  • @Matebkom
    @Matebkom 2 дня назад

    ከመይ ገይሩ እዩ ዝፍፀም ትብል ሰራዊት ምስ ደቀሰ አሎ ኸዝውን ንኣለም ሕዝቢ ክንጠርእ አለና

  • @genetmelkam435
    @genetmelkam435 2 дня назад +1

    ❤️❤️❤️✅✅✅✅✅👍👍👍👍🌲🌲🌲🌲🌲🌲

  • @berhanamichael5519
    @berhanamichael5519 2 дня назад +1

    NTigray tray zeykones nAmhara keman Abiy nay Oromia mengisti eyu kifetir zideli zelo

  • @MekonnenHaileSilasie
    @MekonnenHaileSilasie 2 дня назад

    ጥቂቶችም ስለሆኑ እምበር ኢኔኤካ ዉሑዳት እዮም ሪፈረንደም እንትግበር ምንም አየሙፁኡን ንምባል እዩ ።

  • @almaz3950
    @almaz3950 2 дня назад

    ገረመኒ ኮ። TDF እንታይ ድዩ ስርሑ?

  • @Alemwerqi_melles19
    @Alemwerqi_melles19 День назад

    It iş heartbreaking 💔 like BIAFRA they will wipe of Tigray from The Ethiopia map ,,,, no way ..

  • @estifotekle-ij1ee
    @estifotekle-ij1ee 2 дня назад +1

    ሠራዊቱ የበላይ አዛዦችን ትቶ የራሱን እርምጃ ይዉሰድ

  • @goitommaru1990
    @goitommaru1990 2 дня назад

    ክምለስ ኣለዎ ዝብል ብዘረባ እማ 2ዓመት እኮ ተባሂሉ ግን ሕጂ ውን ንክንደይ ዓመት እዩ ክቕጽል ኣፈኛ እማ ኣይተሳእነን ንምድያ ድዩ

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 2 дня назад +2

    ወረርቲ ኢኹም ባድመ ኢልኩም
    ናብ ባረቱ ዘእቱ እንታይ ኔሩ
    ብጾሮና እንታይ ኔሩ
    ዓሰብ ዘኽይድ እንታይ ኔሩ
    ወየ ባድመ እድዩ እቲ ብኣሲ
    ፈውሲኻ ክትረክብ
    ሓቂ ምዝራብ ኢዩ።

  • @madenaabdulkader4026
    @madenaabdulkader4026 2 дня назад

    ክቡር ሐው አነ ዝገርመኒ እዚ ምርዳእ ዝአብዩ ሙህር ብኸመይ ሙህር ትብልዎም መሕዘኒ እዩ

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 2 дня назад +1

    መሬት ኤርትራ ቆሪጽካ መሬተይ 😂😂😂😂

  • @ወዲመሬት-ጐ7ኰ
    @ወዲመሬት-ጐ7ኰ День назад

    ብጉጅለ ህወሓት ንዓፋር ዝተወሃበ መሬት ትግራይ ረሲዕኻ ኣለኻ ሓወይ

  • @Matebkom
    @Matebkom 2 дня назад

    እዚ ክስራሕ ዘለዋ ብሰራዊት ትግራይ እንበር እቶም ናይ ትግራይ ፖሎቲከኛታት ዘይ ተሓዚሎም ዝጉኣዙ እንበር ጀጋኑ መን ገይርዋም ብልክኦም ንሓቦም ኸዝውን ዝደቀሰ ነታ አዲ ዘረክባ ዘሎ ሰራዊት ትግራይ እዩ

  • @LEAKEMALEDE-v3h
    @LEAKEMALEDE-v3h 2 дня назад

    Why do you get crazy, to begin

  • @Matebkom
    @Matebkom 2 дня назад

    ብስራት ነዚ ዝምልስ ጠጠው ዘብል እቲ ዲያስፖራን እቲ ሰራዊት ትግራይ ጥራይ እዩ ከመይ ይፈታሕ ከብ ዝብል ግዜኻ ወድእ

  • @Matebkom
    @Matebkom 2 дня назад

    ናበይ ናብ ጓእማማት ቀራናት ገዲፍካሰ

  • @amanuelkidane168
    @amanuelkidane168 2 дня назад

    ጀነራል ጻድቃን ሕጂዉን ሓደን ቀዳማይን ዕላምኡ ሰራዊት ትግራይ ኣብትሕቲ እቶም ማሪኹ ዝለቖም ናይ ኣብይ አህመድ ሰራዊት ተኣዘዝቲ ኮይኖም ምስ ኤርትራ ኩናት ምኽፋት ዝከኣለሉ ሓሰው ኣብ ምባል ተጸሚዱ ዞሎ ሰብ እዩ ጻድቃን ይኹን ጌታቸው ረዳ ንረብሓ ህዝቢ ትግራይ ይሰርሑ ኣሎዉ ዝብል ትግራዋይ እንተልዩ ጥዕና ዘይብሉ ሰብ ጥራይ እዩ

  • @AregawiTadesse
    @AregawiTadesse День назад

    ሓዚ ውን ዝረባካ ትርጕም ይብሉን ናይመን ዝሕግዝ ቖልዑቲ ክትውድዕ ንስካ ኣብ ጽብቕቲ ቦታ ተቅሚጥ ካ ምስ ስዶራኩም ሓቂ እንተኮይኑ ንዕኡ ኣብ ዚ ተቃለሱ ብስርዓት

  • @gebremariamzewde8795
    @gebremariamzewde8795 2 дня назад

    Mesdemem.eu.gen.tigray.emeneni.tawete.tsion.aletna.nehnewn.kem.qedemna.neeyek

  • @evenezerabrhaley
    @evenezerabrhaley 2 дня назад

    Grm aleka gn ab meetewi medebka alet tetxhfelu wey tetnegrena

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 2 дня назад +1

    ለባም ትግራዋይ ተሳኣይኑ ኣቢ ንህዝቢ ትግራይ ብከሚካል ናይ ወርቂ ጌሩ የጽንተኩም ኣሎ እታ ፍታሕ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ትዓረቁ ብባጽዕ ህዝብኹም ርድዩ ኣንቱም ሰባት ኣቢ ኣሕመድ ኦሮሞ ዓባይ ኩሽ
    ኢዩ ሕልሙ ብግልጺ እኮ
    ንኣምሓራ
    ንትግራይ
    ንኤርትራ
    ነንሕድሕዶም ኣብ ውግእ
    ክኣትዉ ኣለዎም
    እዞም ሴማውያን ኢዮም
    ዝበለ እዩ ስለዚ እታ ምርጫ ህዝቢ ትግራይ ምስ ኤርትራ ሰላም ምግባር ኢዩ ስኽ ኢልኩም
    ተቃወምቲ ዶ ገለ እዳበልኩም
    ነዚም ባዳታት ኤርትራውያ
    ኣሚንኩም ኣይትታዓሸዉ
    ምስ መንግስቲ ኤርትራ ታዓረቁ።

    • @BerhaneHailu-e4f
      @BerhaneHailu-e4f 2 дня назад

      Antum hademti Selam zeythbuna....Antum tukuanat

  • @Wondetigray
    @Wondetigray 2 дня назад +1

    ብስራት ሓሽከርን ተኸፋልን ስብሓት ነጋ ኢኻ መሞቲኻ ትግራዋይ ዳይናስቲ ስብሓት ንምቕፃል ዝመውት ትግራዋይ የለን

  • @michalgebre1289
    @michalgebre1289 2 дня назад +2

    ለምኮኑ ተጋሩ ድኩም

  • @saimonananiya6021
    @saimonananiya6021 2 дня назад

    ሶሪ መርየት ትግራይ ኤርትራ ገጹ ኣይመጽን እዩ መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ካብታ ቀያድትን ውሳኒትን ዶብ ኣይሓልፍን እዩ እንተ ሕሞራ ይኩን ዋልቃይትን ግና ናይ ኣምሓራ እዩ ትግራዎት ወዮ ደኣ ደናቁር ኮንኩም እበር ትግራይ ኢትዮጵያ እያ ናይ ትግራይ ካርታ ዝበሃል የብላን ባዕልኩም ንባዕልኩም ክትባልዑ ኢኩም ገና ዝፋሓርኩማ ጉድጋድ ባዕልኩም ክትቅበሩላ ኢኩም

  • @tesfaldetzerom5148
    @tesfaldetzerom5148 2 дня назад

    Seb zzerakayo eka tatsid eka eti nay 30 amet zzerakmo ekum tatsdu zelekum mesta eritrea gena kolel keblekum eu

  • @Matebkom
    @Matebkom День назад

    ሰላም ብስራት ሕዝቢ ራያ ንትግራይ ክሞቱ እንበር አብ ባእሉ ንክመርሕ ÷ምሕርቱ ተጠቃሚ ንክኸውን መኣዝ ኾይኑ÷ጌታቸው ንምንታይ እዩ መራሒ ትግራይ ዘይኸውን? አቱም አሽኣትብሓሉ ካብ ንፈልጦ ክነግረካ ሚኒሊክ ንክገፅንተና ኤርትራ ንጣሊያን ዘሓቡ እሶም እዮም ኸዝውን ራያካፍቲወርቂ ክሳተፍ አይገበረን ኩለን ኮሚቴ ካፍተን አደመ እያ ትኽኽል ነዝውን አይትቅበልዋን ንስኻ እስታሊን ሓይለ ዶር እዩ ዝበልክዋም
    አነ ተጋዳላይ ነበርየ ህወሓት 3 እዮም ሓቂ አይትፈትዩን ጌታቸውን ዘይትፈልጦ ጀነራል ፃድቃን ትፃረፍ አለኻ ፀራፊ መንዩ መሠል ሒቡካ ራያ ኦሮሞ ምኻና ሓሰት ትብለኻ ?ወራባየ ዋጃ ን ካሊኣት ከባቢ ክተፅንእ ግዜ ሒበካ አለኹ

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 2 дня назад

    Please stop this music

  • @mielaabTeclemichael
    @mielaabTeclemichael 12 часов назад

    The LAnd of Eritrea is more than enough for the Eritrean people. do not give false information.

  • @selam5239
    @selam5239 2 дня назад +1

    ሰላም ብስራት ሐውና ኩሉኹም ደቂ ዓደይ ምዓረይ ሐንቲ ሐሳብ አላትኒ አብ ወፃኢ ካብ ኩሉ ኢትዮጵያዉያን ዝተውፃእፅኡ ምሁራት ናህና ምሁራት ድማ ብዙሕ ኢልኩም ምዝርራብን እቱ መራሒ ቀይርካ አብ ውሽጢ መንግስቲ ወኪል ክህልወና እሞ መፍትሒ ምምፃእ ልዓድና ጨኒቑኒ እኮ

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 2 дня назад +1

    እቲ ሓቂ ተዛረቡ ውዕል ፕሪቴርያ ተሳዓርኩም ኢኹም ፈሪምኩም ውድቅትኩም ኣሚንኩም ተስኡ።

  • @ShishayAkli
    @ShishayAkli 2 дня назад

    ብስራት ሓደ ነገር ክብለካ
    መደባትኩም ብሓፈሻ ፅቡቕ ኮይኑ ግን ብፍላይ ብዩቲዩብ ንዝከታተል ግን ብጣዕሚ ነዊሕ ስለ ዝኾነ ምስልቻዉ ክህሉ ስለዝኽእል ኣብተን ወሰንቲ መልእኽታት ቁርፅ እንዳበልኩም ሓፀርትን ወሰንትን ሓበሬታታት እንተትልጥፉ ፅቡቕ ይመስለኒ። ማለትሲ ካብ 10,20 ደቒቓታት ዘይበልፁ ሓፀርቲ ሓበሬታታት ምውዛዕ ኣገዳሲ እዩ ኢለ ስለ ዝሓሰብኩ እየ።

  • @Gyoutubeme
    @Gyoutubeme 2 дня назад

    ትግራዋይ የት ሄዶ ነው አገር አቅኚ ሆነው የተገኙት??ኦሮሞ ከሆኑ ቋንቋቸው ማን ቀማቸው ተናጋሪው ትግርኛ ያሸነፈው ኣማርኛ ነው የሚናገሩት

  • @michalgebre1289
    @michalgebre1289 2 дня назад +2

    አያተህሙምና ሰልቹውና እቲ ውእሊ ታያ ከምዝኩነ አንፈልጥን

  • @SelamZigta
    @SelamZigta 2 дня назад

    ጀግና ሐርበኛ እዚ እዩ እቲ መልሳ❤❤❤❤❤❤

  • @allisonking785
    @allisonking785 2 дня назад +1

    This is nonsense and it has no logic. In between Tigray and Eritrea (Assab) there is another killil named Afar. They don’t need Raya, if they want to go to Assab. And who created Afar when it was part of Tigray and no one asked to be killil? Meles created it without being asked. The biggest strategic mistake of Tigray is giving up Afar when no one asked for it. And if they want to come to Assab let them come and it will be their demise forever.

    • @kirosaberra4615
      @kirosaberra4615 2 дня назад

      Hope you’re not out of your mind! Where did you get that says Afar needs Ray?
      In case you did know, please check the map of Oromia that was posted by Jewar a while back incorporating Raya and that’s what it’s being exposed in this media which it makes lots of sense, no offense!

    • @allisonking785
      @allisonking785 2 дня назад

      @ I am not talking about Oromia’s claim of Raya or trying to take Raya. What I am talking about is the narrative that they are getting Raya in order to invade Asseb. That narrative is wrong. You don’t need Raya to invade Assab. Afar kilil is the only kilil that has a border with southern Red Sea region of Eritrea. What I also mentioned is most of afar kilil used to be part of Tigray, and with a lame reason of they talk a different language Meles gave up the land for free. That was the worst strategic mistake. The land is rich in potash and close to Aseb, with a strategic relation with Eritrea Tigray would have lived off of that.

  • @Wondetigray
    @Wondetigray 2 дня назад +1

    ድሕሪ ሐዚ በዞም ድሑራት እናተመራሕና ንገብሮ ኪናት ኣይህልን ተደሊኻ ንስኻ መፂእኻ ተዋጋእ

  • @moe3000
    @moe3000 2 дня назад

    Baal meles zenawi anketse 39 tetekimom netsa hager Tigray entezigebruwo ezuy kulu guud aymirekebnan.giin adom resiiom adimatom yechenikom neyru