lisan tewahdo web TV: ዜና ቤተክርስቲያን ወርኃ ኅዳር 2017 ዓ.ም. (2ይ)

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 12 дек 2024

Комментарии • 21

  • @hss2423
    @hss2423 19 дней назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓና🙏🙏🙏⛪⛪⛪🍀🌷🌸✅✅✅

  • @Rigat-l5g
    @Rigat-l5g 17 дней назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @TerhashadishTekle-sm3xu
    @TerhashadishTekle-sm3xu 18 дней назад

    አሜን፣አሜን፣አሜን፣ቃለሂወት፣የስምዓልና፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @Finan_wel
    @Finan_wel 19 дней назад +1

    ብሩኽ ምጅማር ጾም ጌሩ፥ብጸሎት ቅዱሳኑ ጸሎትና ይስምዓና፥ ብሰላምን ፍቕርን እናጓሰየ ብመንፈስ ድማ እናመሃረ ዘዕብየና ኣቦ እግዚኣብሔር መንፈስቅዱስ ይስምየልና 🙌🏾🤍

  • @eritrea5289
    @eritrea5289 18 дней назад

    Amen amen Amen kale Hiwet yesmana 🙏🙏🙏💒💒💒❤️❤️❤️❤️

  • @woineteklea275
    @woineteklea275 16 дней назад

    Kale hiwet yesmalna bereketu miskulina yekin Amen 🙏 ♥️ 🙌 👏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹💕💕🙏

  • @danielgilazgi4956
    @danielgilazgi4956 19 дней назад +1

    ❤❤❤

  • @WeiniHagos-u6l
    @WeiniHagos-u6l 19 дней назад +1

    ኣሜን ርሑስ ጾም ይእተወና።
    እቲ ነንመዓልቲ ጾርና ዝጸውር እግዚኣብሔር ይመስገን።

  • @AlayGere
    @AlayGere 19 дней назад +1

    🙏✝️❤

  • @elsatesfamichael258
    @elsatesfamichael258 19 дней назад +1

    Bereket nay Kulom qdusan ykfelena

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam8749 18 дней назад

    🙏🙏🙏🙏❤

  • @gebrebrhantedla339
    @gebrebrhantedla339 18 дней назад

    Amen Amen Amen

  • @zewdiaraia3500
    @zewdiaraia3500 18 дней назад

    Amen Amen Amen kale hiwot ysmaelna.

  • @MkMj-i4m
    @MkMj-i4m 19 дней назад +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @semerefishaye
    @semerefishaye 11 дней назад

    ሰላም ንዓኩም lisan tewhdo መጀምርታ ኣብ ስርሕኩም ኣሳልጦ ይምነ፨!
    #እዚ ኣብ ግዚኡ ተውጽዎ ዘለኩም ሓበሬታ ብጣዕሚ ጽቡቅ፥ከም ተወሳኺ ክኣ ፥ብዛዕባ ኣመራርጻ ቅዱስ ፓትራሊኽ መን ይመርጽ፧ ብከመይ፧ ዘተኮረ ከም ዘተ፡ስብከት፡መሳሊ ንህዝበ እግዚአብሔር፡ኣፍልጦ ንክልዎ ኣዝዩ ስለ ዝሕግዝ፡ቅድሚ ምርጫ 6ይ ፓትራሊኽ ብሊቃውንቲ ትምህርቲ እንተዝቀርብ ጽብቕ ነይሩ።!
    ብዝተረፈ አምላኽ ቅዱሳ ንቅዱስ መንበሩ፡ከም ዝሓለፉ ቅዱሳን ኣበው ቅዱስ ኣቦ ይፍጠረልና።!

  • @MmWerede
    @MmWerede 18 дней назад +1

    ግብጻውያን ዳ ኣብ ነገረ ሃይማኖት ፍልልይ ኣሎናዶ ትብሉ ኣይነበርኩምን ምስ ኢትዮጵያ ፕሮቶኮል ምምሥራት ኣይምሓሸን ወይ ድማ፡ ዘሎ ፍልልያት ጉባኤ ጌርኩም ሓደ ግበርዎም፡ ቅድም፡

    • @semerefishaye
      @semerefishaye 11 дней назад

      ኣበይ ሰሚዕኻ ከምኡ ክብሉ ክቡር ሓው/ሓብቲ፧

    • @MmWerede
      @MmWerede 11 дней назад

      የለኻን መስለኒ ኣብ ቤተ ክርስቲያን፡ ድንግል ማርያም ጥንተ ኣብሶ ኣለዋ፡ ጥምቀት ካብ ኣዳማዊ ኃጢኣት የንጽሕ ዝብል ትምህርቶምዶ ኣይኮነንን፡ በጃኹም እስከ ግደፉና

  • @temeketuazeria8722
    @temeketuazeria8722 10 дней назад

    Amen Amen Amen 🙏

  • @mengedisemayat3569
    @mengedisemayat3569 18 дней назад

    ❤❤❤

  • @demkaweldie5413
    @demkaweldie5413 18 дней назад

    ❤❤❤❤❤