ፈታውየይን ጸላኢየይን ዘለለኹላ ወቕቲ

Поделиться
HTML-код

Комментарии • 436

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  Год назад +20

    እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇donorbox.org/tefetawi-talkshow

    • @meseretberhe2964
      @meseretberhe2964 Год назад +4

      ሰልጠነ ሓወይ እዛ ሊንክ ናይ ሓገዝ ኣብቲ መደብ ግን ኣይትሰርሕን ዘላ፡ ሞ እንታይ ኣሎ ካልእ ኣማራጺ?

    • @tefetawitalkshow
      @tefetawitalkshow  Год назад

      @@meseretberhe2964 Abey medeb aytserhn zel?

  • @samuelberih
    @samuelberih Год назад +2

    ሰልጠነ ሓወይ ንስኻ ንዓና ኩርዓትና ኢኻ። ንዓና መታን ክሕሸና ኢና ከም መርዓት ዓይንና ንሕልወካ። ኣጆኻ ኩሉ ወገን ሓቂ ኣብ ጎንኻ እዩ።

  • @GalTigrayhaftiTdfmeley
    @GalTigrayhaftiTdfmeley Год назад +37

    ሰልጠነየይ ጅግና ሓወኒ ኩሉ ጊዜ አብ ጎንካ ሓፍትካ ጋል ትግራይ❤💛💙💘

  • @KIDANE-m8g
    @KIDANE-m8g Год назад +3

    ሰልጠነ ሓወይ ኣጀካ ኩሉ ግዜ እቲ ጽቡቅ ዝሰርሕ ኢዩ ፈተነታት ዝገጥሞ እዚ ክግበር ዝቀነየ ከኣ ጸላእካን ፈታውካን እትፈልጠሉ ኢዩ (ከምቲ ኣቦታት ዝብልዎ ንእሽተይ ውራይ ግበር እሞ ፈታውካን ጸላእካን እትፈልጠሉ ኢዩ ዝበልዎ) እዞም ደናቁ በራዩ ህግደፍ ካኣ ዓቅሚ የብሎምን

  • @ማሂ-tgray
    @ማሂ-tgray Год назад +15

    ከማካስ ሽሕ ይፈጠር ሰልጠነ ጅግና 💥♥️

  • @yedinglelij42
    @yedinglelij42 Год назад +5

    ሰልጠነ ሃወይ ፅቡቅ ዝሰርህ ስብ ብዙህ ፀላኢ አለዎ እዞም ሰባት እዚኦም ጉርዲ ወዲጉርዲ አይትስማአዮም :: ሰልጠነ ሃወይ አብ መስምርካ ፅናእ እታ ትገብራ ፅብቅቲ ስራህ ከይተቋርፅ የግዳስ ካብዚይ ብላእሊ ስራህ እድመን ጥእናን ይሃብካ::

  • @habtusebhatu7843
    @habtusebhatu7843 Год назад +5

    ሰልጠነ ወዲ ህዝቢ አብ ጎኒ ውፁዕ ህዝቢ ደዉ ኢልካ ሐገዝካ አርኢካና ቀፅሎ አብ ጎንካ አለና።

  • @merihsenaykebid
    @merihsenaykebid Год назад +5

    ሰልጠነ ኣጆኻ ንዓኻ ዝተንከፈ ንውጹዓት ከምዝተንከፈ ዩ ምሳኻ ኣሎና ከም ወትሩ

  • @freweinitesfamariam6038
    @freweinitesfamariam6038 Год назад +3

    Thank you Tefetawy you are hero for Eritrean keep going you doing a good job

  • @zufanarefe9190
    @zufanarefe9190 Год назад +6

    አጆኻ ሐዉና ኢኻ አብትግራይ ዝትገብሮ ቁንእ ሰራሕኻ የድንቐካእዬ

  • @senaitabraham3763
    @senaitabraham3763 Год назад +5

    ሰልጠነ ሐወይ አብ ጐንካ አለና በርትእ God bless you!!

  • @asmeretyohannes6987
    @asmeretyohannes6987 Год назад +18

    Excellent, we need to support our brothers and each others who fight for freedom

  • @ምንባርሚስጥርእያ
    @ምንባርሚስጥርእያ Год назад +15

    ኣጆካ ስልጠነ ፅቡቅ ዝገበረ ንርእሱ ሕማቅ ዝገበረ ንርእሱ እዩ ስሰናዩ ናዓካ ስልጠነ ጅግኔ❤💊💙💊💙💊🥰😍🥰❤❤

  • @hedrybergzabhre7953
    @hedrybergzabhre7953 Год назад

    ሰለጠነ ጀግና እኛ የትግራይ ተወላጆች ከጉንህ ነህ ጀግና ነህ ፍጣሪ ይጠብቅህ

  • @MuluAbraha-wi8yd
    @MuluAbraha-wi8yd Год назад +4

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ይብል ህዝቢ ማዕረ ክንድዚ ፍቅሮም ክገልጹልካ ከለው ሰልጠነ ሓወይ ባዓል መትከል

  • @aweldemichael3877
    @aweldemichael3877 Год назад +3

    Eziatoms abuar eyom aytgedeselom Seltene hewey I am proud for you brother

  • @gemeleyentertainmentchannel
    @gemeleyentertainmentchannel Год назад +3

    መግለጺ የብለይን ደገፍቲ ሰሌጠነ ብዘደንቅ ብዝጊ ክበሩ ፍትሒ ይሀብኩም ፍትሒ ኒነብስኻ ኢዩ ክበሩ ንበሩ ደቂ ኤረዬ❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷

  • @DANEXVideoRecords
    @DANEXVideoRecords Год назад +4

    ሰልጠነ ተባዕ ተቓላሳይ ኣጆኻ ኣብ ጎድንኻ ኣለና። ሕሉፍ ስራሕካ ባዕሉ ዋልታ እዩ።

  • @zufanabraha2824
    @zufanabraha2824 Год назад +29

    ሰለጠነ ኣቦ ሓቂ ኣጆኻ በርትዕ ኣብ ጎንኻ ኣለና ካብ ትግራይ 🙏❤️

  • @freweinibaire2282
    @freweinibaire2282 Год назад +3

    አፍ ውጾዓት ስለ ዝኾንካ ህግደፍዊን ራዕዲ የእቲካሎም አጆኮ ወዲ ህዝቢ ❤❤❤

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 Год назад +15

    አጆካ ሰልጠነ ሐዉና አቦ ሐቂ አቦ
    ደላይ ሰላምን ፍትሕን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏❤❤

    • @danielbitew4335
      @danielbitew4335 Год назад +1

      @@yohanaissac9982 Sawa ragtag! Go sit in the corner. Guhaf, hassad HGDEF!

    • @alganeshassefaw1670
      @alganeshassefaw1670 Год назад +1

      @@yohanaissac9982
      መስኪነይቲ ካልእ ዓቅሚ የብልክን
      ብጀካ ምጽራፍ ርእስኪ ክተስርሕዮ ጀምሪ

    • @danielbitew4335
      @danielbitew4335 Год назад +1

      @Yohana Issac SERAKI DISTI! You're a laughing stock now. BTW, what to say to HGDEF from Barren Land, who is constantly bragging and boastful illiterate? Yohana Issac

  • @Negi-y9w
    @Negi-y9w Год назад +3

    ኣነ ከም ትግራወቲ መጠን ጅግና ኢካ ንዓይ ጅግና ከማን ይውሕደካ ብዙሕ ሰብ ኢካ🥰ኣይዞካ ባዓል ሕልና🥰🥰🤗

  • @God-db9vp
    @God-db9vp Год назад +7

    ኣጆካ ሰልጠነ ምሳካ ኣለና ኩላትና።

  • @fthi3585
    @fthi3585 Год назад +4

    ተፍታዋ ንዞም ማዳ ሃገር ክዳዓት ህግደፍ መንደፍ ፀር ስላም ፀረ ምዕባሌ ፀር ህዝቢ ፀር እርትራዊያን መርገም ሱንቆም ሐሶት ሱንቆም ረሳዓዬም ንህዝቢና ብጄካ እስያስ ድያብሎስ ጥሪቱን ኮራኹሩ እዬም ፀላእትና

  • @jokerwedikubrom4797
    @jokerwedikubrom4797 Год назад +9

    ሰልጠነ ካብዚ ኤርትራዊ የ ዝብል እቲ ፍትሓዊ ዓሌትነት ዘይብልካ ሓደ ንስኻ ኢኻ ካብ ዝራኣኽዎ ዝተዓዘብክዎ እንታይ ደኣ ዝጸልኡኒ እንተኢልካ ብዓሌትካ ኣከለ ስለዝኾንካ ጥራይ ኢዮም ኣነ ብዙህ የ ዝፈልጥ በርቲዕካዮም ዕጽፊ ዕጽፍታት በርትዕ ካብ ሓውኻ ወዲ ዓዲ ዃላ❤❤❤

  • @selamyaryed8859
    @selamyaryed8859 Год назад +6

    ኣጀኻ ኣቦ ውፅዓት ሰልጠነ ሓወይ ለፍልፎም ክተርፉ እንበር ምንም ኣይምፅኡን👌🥰

  • @grmalemzawdi4518
    @grmalemzawdi4518 Год назад +1

    Seltene hawna ajoka kidaka zeyaklas beaka ywela yblu abotatna. Eziom kea beti nska etgebro srah sle zkenue eyom sefahfah zblu zelewu. Ajoka tray wedi kuburat srda. Mebertieka eyu ember mednenika aykonen.❤❤❤

  • @yorusalemyehdgo8544
    @yorusalemyehdgo8544 Год назад +1

    ኣጆኻ ሰልጠነ ሓወይ ኣፍ ውጹዕ ስለዝኮንካ
    ትስዕር እንበር ኣይትስዓርን ኢኻ። መጸበቂካን
    ንጽቡቕካን እዩ እዚ መጺኡ መሊስካውን ጎሊሕካንናይ ህዝቢ ሙካንካን ኣርኢካን ኣኩርዕካናን። ኣቦ ድካታትን ኣቦ ንውጹዓት ንብዓት ትደርዝ ኢካ።እግዚኣብሔር መጎሱ የብዝሓልካ።

  • @ML-vw3hi
    @ML-vw3hi Год назад +3

    Just wise and kind man we love you Seltene,the true Eritrean love you brother,

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ

    አጆኻ ሰልጠነ ጀግና በርትዕ አብ ጎንኻ አለና❤

  • @ajmaraajmara5125
    @ajmaraajmara5125 Год назад +6

    ሰልጠነ ኩቡር ሓው ኣቦ ፁጉማት ፈጣሪ ምሳካኢዩ

  • @asmeretyohannes6987
    @asmeretyohannes6987 Год назад +5

    Seltena my brother, heroes, stronge fighter, excellent supporter for voiceless populations

  • @ማሂዕባይራያጨርጨር

    ሃም ሰልጠነ ናይ ሰብ ፍቶት ይሃምኹም 💙👏

  • @nomore5845
    @nomore5845 Год назад +9

    ኣይዞህ ሰልጠነ ትልቁ ነገር የእግዚኣብሔር ኣምላክ መንገድ ስለያዝክ እግዚኣብሔር ካንተ ጋር ነው። ከእግዚኣብሔር በላይ ምንም የሰው ድጋፍም ኣያስፈልግህም እንተ ትክክለኛው የሰላም ፍቅር መረዳዳት ... ሓቅና ብርሃን የሆነ መንገይ ይዝሃልና ምን ቀረህ ከሁሉም በላይ ሃይለኛው ጌታን ተደግፈህ ቆመሃል። በበለጠም ጠንክረህ ቀጥልበት ጸሎትም ኣናቋርጥ። ይህ ሁሉ ለጥሩ ነገር ነው ላንተ ብቻ ኣይደለም ለሁሉም መንገድ ይከፍታል ቀጥልበት በርታ ከጎንህ ነን።🙏🏼✌🏾💕💪🏽👍🏼🌷💐✌🏾💕💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼💕🌷💐🙏🏼

  • @mibrakteka1848
    @mibrakteka1848 Год назад +2

    Seltene hawey, eti kelbi yinebh................ Tebarek!

  • @mkm4736
    @mkm4736 Год назад +5

    ሰልጠነይ ኣቦ ውፁዓት ኣቦ ሓቂ ኣጆኻ ኹሉ ግዜ ኣብ ጎንኻ ኣለና ዝሓወይ❤🙏ሓፍትኻ ኻብ ትግራይ🌹❤️

  • @dawittekle7891
    @dawittekle7891 Год назад +1

    I stand with TEFETAWI TALKSHOW!!

  • @elilta70
    @elilta70 Год назад +9

    አጆኻ ተፈታዊ ኩላትና ተፈታዊ ኢና አብ ጏንኻ አሎና❤️❤️❤️❤️❤️

  • @yonastewolde1946
    @yonastewolde1946 Год назад +2

    ሰልጠነ ኣጆካ ከልቢ ይነብሕ ገመል ጉዕዝኡ ይቅጽል ዝገብርዎ የብሎምን

  • @zemichaelarefaine5035
    @zemichaelarefaine5035 Год назад +4

    You're excellent, i am standing with you

  • @amannegash4783
    @amannegash4783 Год назад +16

    ሰላም ሰልጠነ ነብሲ አነ ካፍቶም አዝየ ዘድንቐካ ብወገንን ሃይማኖትን ከይፈለኻ ንኹሉ አብ ምሕጋዝን ምትብባዕን ትነጥፍ ስለዝኾንካ አምላኽ ይሐግዝካ እዞም ክንዕጽዎ ኢሎም ዘዕገርግሩ ዘለው ብዙሕ ዕድል አይትሃቦም ብስራሕካ ስለዝቐንኡ እዬም ስለዚ አብ መወዳእታ ዓወት ምሳኻ እዩ::

  • @beyenechandarge5058
    @beyenechandarge5058 Год назад +3

    Thank you YIKEALO media .Thank you WEDI HAJI.Tank you NESHNESHand Thank you all Tefetawi show supporters .God is with Seltene Girmay ,I love you SELTENE ,you are always the best .Rest In Peace YIGDEF Supporters

  • @c5guj7yfvhyfh92
    @c5guj7yfvhyfh92 Год назад +4

    ሰልጠነ ጀግና ኦኻ አጆኻ አብ አጎንኻ እና ❤❤❤

  • @fitsummeles6938
    @fitsummeles6938 Год назад +3

    በትሪ ሐቂ ትቀጥን እምበር አይትስበርን ቅሰን ተፌ❤

  • @eritreainfo710
    @eritreainfo710 Год назад +19

    ወዲ ግርማይ ሕጂ ኢካ ዝተኮላዕኻ ፡ ከም ወርቂ❤

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ Год назад +4

    ሰልጠነይ ክንዲ ሽሕ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ሰልጠነይ ኣቦ ሓቂ ኣቦ ሰላም እግዝኣቢሔር ኣምላክ ሰላምካ ይብዛሓለይ🙏❤❤❤❤❤❤

  • @ሊናፈቃርእዩልበይ

    ኣጆካ ሰልጠነ ሓወይ ኣይኮነን እዚ ካልእ ውን ሰግርካ ኢካ እዚ ህዝብና ግን ጥቅሙን ጉዳቱን ኣይፍልጥን እዩ እንተ ደለይቲ ፍትሒ ኢልኩም ምስ ህግደፍ ተውደክድኩ ዘልኩም ነዛ ገዛ ህዝቢ ከትዕጽዉ ትገብርዎ ዘልኩም ምሽብሻብ ንግዜ ገድፍናዮ ኣለና ሰልጠነ ሓወይ ድሕሪ ሰሙን ካልእ ኣጀዳ ከምጹ እዮም ትዓዘብ ንዓካ ረስዕም ናብ ካልእ ክሰግሩ እዮም so keep it up my bro ❤❤

  • @tisiontsion777
    @tisiontsion777 Год назад +5

    ተፌ ሓወይ ኣቦ ውፁዓት ኣብ ጎንኻ ኣለና:: ቅንዕ በል እጆኻ እዚ ሓወይ::

  • @amanbahlbi4397
    @amanbahlbi4397 Год назад

    Tebaetay Adhanet sltun jigna
    Ajoka bmenfes msaka alona seltene jigna alay sdra 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖🙏🙏🙏

  • @tiblezbella5693
    @tiblezbella5693 Год назад +9

    Seltene, humble,kind,a man with Gold Heart! We are with you and We love you God Bless You! 🍀❤️👍🍀

  • @ኣጋፔፍቅሪእግዚኣብሔር

    ተፌ ኣቦ ፍቅሪ ደጀን ጅግና ተባሕ ባዕል ሕልና ለዋህ ኣቦ ድምጺ ውጹዓት ባዓ ኒሕ ኣምላኽ ነውሕ ይሃብካ ኣጎድንኽ ኣለና ክሳብ መጠረሽታ።

  • @erimanreefs8191
    @erimanreefs8191 Год назад +8

    We are all ! Tefetawi talk Show .
    We will stand with you until we will win 🥇 at all

  • @medeber0077
    @medeber0077 Год назад +4

    ስልጠነ ሐወይ እዛ ሚት ኳንካ ምዝራብ አርማ በዚሑ በዚሑ ብጣዕሚ አርማ በጃካ 🙏🙏🙏

  • @tsegetesfamichael9397
    @tsegetesfamichael9397 Год назад +4

    መበርቲዕካ ዩ ስልቱን ጅግና ❤❤❤

  • @ተመስገንአምላኬ-ኸ3ለ

    አየኻ ሰልጣን ሓወይ አብ ጎንኻ አለና ንሕና ተጋሩ❤❤❤

  • @ፍቅሪዩመንገደይ-ሰ9ፈ

    ኣጆካ ስልጡን ብዙሕ ዩ ፈታዊኻ❤❤❤

  • @dawittekle7891
    @dawittekle7891 Год назад +1

    አጆኻ ስልጡን ሓውና፦ ወድ ሕዝቢ ፦ አብቲ ጸልማት እዋን ካብቶም ውሕዳት አብ ጎድኒ ሕዝቢ ትግራይ ጠጠው ዝበሉ ተወለድቲ ኤርትራ ሓደ ኢኻሞ ሽምካ አብ ታሪኽ ተጻሒፉ እዩ፦፦ ንሕና ተጋሩ ከኣ አብ ሕማቅካን እብ ጽቡቅካን አብ ጎድንኻ ኢና♥💛

  • @jreeygualquihajreey1821
    @jreeygualquihajreey1821 Год назад +3

    Tefetawi haweye jegena I sport you my hero we love you from tigraye ❤

  • @hgyy2926
    @hgyy2926 Год назад +4

    ኣጃኮ ሓፍትካ ካብ ትግራይ🙏🙏

  • @elilta70
    @elilta70 Год назад +5

    ክህተፍትፉ ኢዮም ሐንቲ አይገብሮን ኢዮም ኩላትና ምሳኻ❤️❤️❤️❤️

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ Год назад +8

    ሰላም ሰልጡን ዓይነይ አጆዃ አብ ጎንካ አለና 🕊❤️❤️ናቱ ዓይነይ አነ ብዘይምክንያት አይኮነን ኮ ዝፈትወካ ቀፅልሉ አጀና 👌አብ ምድሪ ሰናይ ዝገብር ደቂ ሰባት በትሪ እዮም ዘቅብልዎ ሰለዚ ስልጡን ዓይነይ አጆዃ እግዚአብሔር አሕሊፉ አይህበካን እዩ ሓወኒ ንቅድሚት ቀፅል ጥራሕ አክላብ ይነብሑ እቲ ግመል ግና መንገዱ ይቅፅል እዩ ነገሩ።

  • @zegaiaso8687
    @zegaiaso8687 Год назад +2

    ሰልጠነ እብጎድንኻ ኣሎና ኣጆኻ

  • @danielhabte7100
    @danielhabte7100 Год назад +1

    Seltene the Great man, xbuq srah . we always stand with you 👍 👌 🙌 👏

  • @yemanekidane5491
    @yemanekidane5491 Год назад +4

    ሰላም ተፈታዊ እዞም ባራዩ ህግደፍ ምስነብሶም ዚብኣሱ ከም ፓፓጋሎ ዝተባሃሉዎ ዝደግሙ ፍሹላትን ዉዱቃትን ስለድኮኑ ኣብድበጽህዎ የብሎምን ሶ ኣጆካ በርትዕ ኩሉ ደላይፍትሂ ኣብጎንካ ኢዩ

  • @amanfreta9814
    @amanfreta9814 Год назад +3

    ❤Tefetawi hawey natey jigna abo dkatat 🌻🌻🌻🤝💝💌

  • @senaitisaac8927
    @senaitisaac8927 Год назад +3

    Keep it bro. You are doing great..

  • @Eritrea137
    @Eritrea137 Год назад +2

    Great job brother

  • @lemlem7065
    @lemlem7065 Год назад +3

    ኣጀካ ኣታ ጂግና ኣቦ ውፅዕት መሪር ሓሞት ኣጀከም ክን ዕወት እና♥♥♥

  • @ROZAROZA_
    @ROZAROZA_ Год назад +4

    ስልጣን ሓወይ አጀካ የኔ ማር እመ አምላክ ትሓልይካ ❤❤❤

  • @hagos4601
    @hagos4601 Год назад +4

    keep it up the great work! Liberty has no border!

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy Год назад +2

    ሰልጠነ ሓወይ አጀካ ደጋፍተካ አደናቂተካን አየ ክቡሩ ሓወይይይይ ❤❤❤❤❤

  • @SamiraSamira-bb2pj
    @SamiraSamira-bb2pj Год назад +7

    ሰላም ሰልጠነ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘክብረካ ❤❤

  • @Asawort
    @Asawort Год назад +2

    Www nay behaqe tefetawi I'm proud of you🤙🤙🙏🙏🙏

  • @elilta70
    @elilta70 Год назад +4

    ፍትሐዊት ከም አቦእ ክትከውን ናይ ግድን ኢዩ 👏👏👏👏

  • @ermiaszeweldi7252
    @ermiaszeweldi7252 Год назад +6

    Thanks to this media, for the people by the people 👍👍

  • @Sky-zc7qv
    @Sky-zc7qv Год назад +5

    I’m standing with seltene Grimay I am from awraja hamassen 👨‍🍳

  • @berhearegawi8780
    @berhearegawi8780 Год назад +4

    Ajoki ajoka 👍👍👍Seltuin hawey ❤

  • @yohannes8242
    @yohannes8242 Год назад +1

    Social media with out tefetawe show I would stop living and Seltene is humanitarian guy I say thank you for what you did for tigray ppl we love eritrean ppl not hegdef .We will prosper together after dictators removed Viva tigray viva eritrea.

  • @mkm4736
    @mkm4736 Год назад +4

    ስልጡነይ ዝሓወይ ኣጆኻ በርትዕ❤🎉

  • @almazaraya7473
    @almazaraya7473 Год назад +4

    Seltene jigna anbsa 💯 💯 💯 💯 💯 💯 ❤❤❤❤❤

  • @melake.
    @melake. Год назад +1

    Ajoka seltun keep going bro.

  • @salam-cq3td
    @salam-cq3td Год назад +7

    ስልጠነ ሓውይ አብ ጎንካ አለና ካብ ሓፈትካ ትግራዋይቲ❤❤❤

  • @salam-cq3td
    @salam-cq3td Год назад +5

    አብ ጎንካ አለና ከም ሓንቲ ትግራዉይቲ❤

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 Год назад

    Zkiuata gudiguad baeliuuu kieatewa eu guhafff shyiatyyy kuliet

  • @medeber0077
    @medeber0077 Год назад +1

    ስልጠነ ጂግ ና ስለ ዘርሃጽካዯ እዯም እዞም ጥሪትን ዓጣሮ ን ዋጋ አይትሃቦም 👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽🙏🙏🙏🙏🎊🙏🌹

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 Год назад +4

    Sultun hawna kemzitat metrerika iyu. Fetari'wn yirei iyu. Ajoka tray❤❤❤

  • @hagoswaldeanes8634
    @hagoswaldeanes8634 Год назад

    ኣጆኻ ወዲ ቐሺ ኣቦ ፍትሒ ሓቂ ይስዕር በርትዕ እዚ ከኣ መሐየልኻ ኢዩ!!!!!!!❤❤❤❤❤

  • @alimohammedbrhan5184
    @alimohammedbrhan5184 Год назад +4

    I support tefetawi , so I am so proud bro keep it up continue

  • @AzuGere
    @AzuGere Год назад +6

    ሱልጡን አጆኻ አብ ጎንኻ ኢና ንሕና እውን♥️💛💙🌿🥰

  • @jetlicrist4261
    @jetlicrist4261 Год назад +1

    ሰለጠነ ሓወይ ኣነ ብቡዙሕ ነገር ምሳካ ኣይሰማማዕን
    ሓቂ ዘረባ ጽቡቃ ይበዝሕ
    ሜድያካ ክዕጾ ግን ስቅ ኢለ ኣይርእን
    ነዞም ሃመማ ከኣ ካብ ዝዓበየ ክሳብ ዝነኣሰ ዩቱብ ዝዉንኑ
    ጠቅላላ ክንጉሑፎም ኢና ኣጆካ
    ናይ ዉጹዕ ሓይሊ. ይብርትዕ

  • @Tigraweyti976
    @Tigraweyti976 Год назад +4

    ሰልጠነ ጅግና በርትዕ ዝሐወይ❤❤❤❤❤

  • @tesfaymesho8364
    @tesfaymesho8364 Год назад +14

    ኣጆካ ሰልጠነ ኣብ ጎንካ ኢና ስቅ ኢሎም ደቂ ደናቁር ኣደታቶም ኣብ ጥልያንን ኣብ ካሊእን ዘለዋ ማሓዙት ኢሳያስ ደቂ 90 ዝወለዶኦም ጋሓፋት እዮም ከሙኡ ዝብሉ ዘለው የእምሮ ተሊዎም ለውጢ መደለዩ ደናቁር

  • @asmelashabraham5995
    @asmelashabraham5995 Год назад +47

    ሰልጠነ ቀሺ ግርማይ አይዞህ ሺ ፈሳም ቢሰበሰብ አንድ ጎማ አይነፋም ሆዳም ሰው ፍቅር አያቅም ከህግደፍ መርዝ እንጂ ፍቅር አትጠብቅ

  • @mhretmhuru5537
    @mhretmhuru5537 Год назад

    ዘርእሰናይ ዋህዮ ከዳ ክዲ ርስሓት ሰልጠነ ኣትመጽእን እኻ ክድ ማዓኮር ናህግደፍ ሓሉ ረሰሓት እሞ ሕርር በሉ እበር ኣትዕጾን እዪ ኣለና ኣሻሓት ሰልጠነ ኣጆኻ ዝሓወይ ጸላእካ ኣቅድመኻ ይሰጣሕ ጅጋና ወዲ ጀጋኑ ኣጆኻ❤❤❤❤

  • @AY-bi1cj
    @AY-bi1cj Год назад +5

    Tef ቦግ ይበሉ እዞም ለክባጣት አብታ ሩእሶ ስለዚኮንካ እዩ ዕብድብ ዚብሉ ዘለዉ keep it up bro 🎉🎉🎉

  • @azmerakiflemariam552
    @azmerakiflemariam552 Год назад

    Wedi Eritrea seltne haweye ajoka Egziyabhre alo nesome yeftenu Egziyabhre yekfto ajoka ❤❤❤❤Egziyabhre Edmne tena yehbka❤❤❤

  • @ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ

    እምበረ ዘርኢ ኪርዳድ ዕዋላ ኢታ ጋል ከ ሲዲ ነው በሎም ኩፉአት ያኢ ቁሙነገር ኮይኑ ኣብዚ መጽዮም ሃላፋት ስልጡን ኣጆኻ ኣብ ጎንካ ኣሎና ኢወ ሓቂኻ ዘርኢ ኪርዳድ መትከል የብሎን ኢወ

  • @medhindesta
    @medhindesta Год назад +4

    ኣጆካ ሰልጠነ ሓወይ ኣታ ጅግና💐💪💖

  • @yumunazerkawi6112
    @yumunazerkawi6112 Год назад +1

    Proud of u ma brother sltun hawey am from saudi Arabia every body following and watching u for everything u do and they appreciate u but they can't speak u know the problem is God bless u🥰👍✅💯 .

  • @samrukidane2310
    @samrukidane2310 Год назад +4

    We are all tefetawi show! Keep up