Assab has no any significant contribution to the Eritrean economy. Let them get access and pay for the service. But at any cost, avoid war. We had enough
Yikalo ! Hade ethiopiawi ni 30 amettat kigezana abey nerna! Ab idom ina zelena niz telam seytan agame eseyas welodo afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray kali imnet ethiopia hibret andinet iyu iko !😂😂
Mdri habesha teregimu u😢😢😢
ንሕና ተጋሩ ውግእ ተተጀሚሩ ንብልፅግና አይንድግፍ ንሻዓብያ አይንሕግዝ ንሕና መሬትና ኢና ንደሊ
ምስ ኣምሓራ ኮይንኩም ዘይትጭፍጭፍዎ
ሕጂ ጽቡቕ አለኹም ተጋሩ ⚠️ ን ኤርትራውያን ሕጂ ተስፍን ካብ ኣምላኽ ኢዩ ካብ ሰብ ሓይሊ ናይ ኣምላኽ ሓይሊ ይብርትዕ❗️😢❗️😢😢❗️🙏😢🙏🙏 ኢሱ ወዲ ማሕበር አንድነት ደመኛ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ሃይለስላሰ ሰለይ ኢዩ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ነዚ ተንኮል ናይ ኢሳይያስ በንጢሱም በሓይሊ ኣምላኻን ክብር መስዋእቲ ትዓውቱም ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብር መርሒነት መለስ ከኣ ሕቶ ህዝቢ አሜን ኢሎ ኢዩ ❗️
እቲ ግውዲ ኪናት አብ ትግራይ መረት እዩ ዝኻየድ ስለዚ ይምልከተና እዩ አማራፅ የብላን ን ፈደራል መንግስቲ ምድጋፎ እምበር
@ ምስ ፊደራል ኮነ ህግደፍ ምስኡ ተጣፍኡ እዚ ኩሉ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምጥፋእ ሜላ ሽርሒ ተንኮል ኢሱ ወዲ ተንቤንይ ኮነ ኢትዮጵያውያን ኣምላኽ ዓይኒ 👁👁 አለዎ ጸላእቲ ኤርትራ ፋሕ ይበሉ ኦ ኣምላኽ ሰለም
Dehan resika tray keal abey konka eka ke kitihigz kid nab TDF
Meeting YIKEALO 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
ይካአሎ ሐወይ መአረይ እድመን ጥዕና የሐብካ ሐፍትኻ ትግራዌቲ ካብ ጣልያን ሚላኖ ❤
ችዲ ቆማል ፎእእእእእእ
@@dejenweldemichael4289ሕጅስ ጸርፊ እታይ ክገብር መጽዩ
@@dejenweldemichael4289wedi resah entay adeka yeteweka wedi kelbi
@@dejenweldemichael4289@nymentay texaref?
Selam selam 🙌💙💛
Yekalo tv is good
ናይ አብ ነገር መርዓት ከይሓዛ ዓርክ ሓዛ❤❤❤
Aytiashu nizitahaz hizu teamaminu ni eseyas telam seytan agame eseyas welodo afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray kali imnet ethiopia hibret andinet iyu !👠👙seb kal kidan iyom!
መጸሓፍ,ነ ኢትዮጵያ ትፍለጥ 💚💛❤
ብርጌድ ንሓሞዱ ንስርዓት ኤረትራ ደኣ ንቃዎም ኣለና እበር ዝኮነት ሃገር ናብ ኤረትራ ሰንተር ክትብል ኣየነፍቅድን ንሕና ንስዓት እበር ንሃገርያ ኣሕሊፍና ኣይንህብን ኢያ ክትፈልጡ ኣማሓሩ ኩኑ ተጋሩ
ህግደፈን አይድስን ዝኮውን ፈውስ አይተረክበን❤❤❤
ኣየ ዕንክልል ናትና ነገር ይገርመኒ 😅😅 ላፈከርካ ላሞትካ ምንባር ኣሕ😮😢😢😢 ንደቅና ክንብል ንስዋእ እና ግን ደቅና እዉን ኣብ ኩናት እዮም ዘለዉ
selam selam yaki abi seb
🙏🏿🙏🏿🙏🏿❤️❤️❤️💙
💙💙💙💙
Assab has no any significant contribution to the Eritrean economy. Let them get access and pay for the service. But at any cost, avoid war. We had enough
Ezae dae kuluna ndelya endina ,lomis twedena beqa always war,...bkmey Kem zftah ezi guday eka tfena
If only more people knew about it, bror
ስርዓት ህግደፍ ክሳብ ዝሃለወ ህዝቢ ኤርትራ ክወግሓሉ ማለት ዘበትዩ ህዝብና ኣምላኽ ይወደኣሉ 🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤
Alem. Mehtson
🩵🩵🩵🩵🩵🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿
Welcomen🎉
ህግደፈ ውዒል የብሉን ማይ ዝሰተየ ሽታ የብሉን❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
💙💙💙💙💙💙💙💙👌👍🏻
yes❤
💖💖💖💖🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
Welcom bro
💙💙💙💙💙🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏✨️✨️
ይክኣሎ ሓወይ ብሉፅ ቐፅለሉ ኣጆኻ🙏💊💊
💙💙💙😍😍😍
ይክኣሎ ብዛዕባ ብርገድ ንሓመዱ ባይታ ምውራድ ገለ በለና
@@Awliemeror nhna ke Awliegeza ena 😂😂
ኢትዮጵያውያን ኢትዮጵያውያን ኢትዮጵያውያን ሕልሚ ግደፉ እቲ ስዓረትኩም አሜን ኢልኩም ተቐበሉ ኢኹም ❗️❗️🤥 ቀይሕ ባሕሪ ናይ ተፈጥሮ ህያብ ኣምላኽ ክብር መስዋእቲ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ኢዩ ናይ ዝኾነ ሰብ ርስቲ ምውሳድ ፍጹም የለን የለን የለን
ይካአሎ ብጣዓሚ ክብ ዘድንቆሞ ኢካ ቀፅለሉ
❤❤❤🎉🎉🎉
ስታሊን ትክክል እዩ ዘሎ ምክንያቱ ንፓለቲካ ትግራይ ምስ ሻዕብያ ምዕራቅ ረብሓ እዩ።
Enkilalo Kendey Akeb Zeyteretna Belet Adgi.
🎉🎉🎉🎉❤🎉❤❤❤❤
ኢትዮጵያውያን መራሕቲ ፖሎቲካዊ ስልጣኖም ንምውሓስ ባሕሪ እናበሉ'ም ዝመቱ።ኣፍሪቃ ብምልእታ ትመሓደረሉ ዘላ መግዛኝታዊ ዶብ ረሲዖሞ።
Kunuae koynu zterayeka btibat sle tizarab azika eka timsteni 💙
Kabb Emmni may.
Kem Guzy sega temaqollo.
💙💙
ኢትዮጵያአፍልጦ እንተዘይትሕባ ሓገር አይመኮነትን👎👎
ንሕና ከም ተጋሩ እቲ ስርእት በዲሉና እዩ እሞ ንኡ ክንብድል ኢልና ኣብ ልእሊ ህዝቢ ኢረትር በደል ክንብድል አይንደሊንን።ንሕና ንብሎ ዘለና አብይ ንባሕሪ ኢሉ ኣብ ሜረትና ዉግእ አይንደልን ኢና ንብል ዘለና
Banda stalin da na alem gebre wahid sbhat negna debtertion amext sereqti tekefali banda amselu endyu
Kab hegdef selam mexebay malet kab derho xeba mexebay malet eyu ::
ዳሓን ከምዚ ትግራይ ዝዓነወት ኤሬትራ እዉን ዜይተርፍ እዩ
Welcome yki
🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿🌿💙🌿💙🌿
እሙ እሮብ ናይ እርትራ እይ ድካ ትብል ድካ
Well come my gold bro ❤❤❤
እቶም ኣብ ወጻኢ ሃገራት
ተዓቚቦም ኢትዮጵያ ትስዕር
ተደመርና ኢና ፍቅር ያሸንፋል
ምስ ህዝቢ ትግራይ ሕውነት
የብልናን ኔሩና ኣይፈልጥን
እናበሉ ብፍቕሪ ኣብይ ኣሕመድን
ብፍቕሪ ኢትዮጵያን ዝተቓጸሉ
ሎሚ ቃና ቀይሮም ከም ነፋሒቶ
ሕብሮም ቀይሮም ከይሓፈሩ
ንኣብይ ኣሕመድ ይፍክሩ!!
ኣብ ደገ ዘሎ ኤርትራዊ ውኻርያ
ሕብሩ ከም ወርሓዊ ጽግያት
ደቅ ሄዋን ዝቀያየር መትከል
ዕላማ ኣልቦ እዩ።
😢😮
ናይ ኣቢ ፈኸራ ዘይኮነ ናይቶም ትደግሙ እዩ እቲ ጸገም ክፍክሩን ክግዕሩን ኔሮም ክነብሩን እዮም ግን ስድሪ መሬት ውን ክኸዱ ዝኽእሉ ኣይኮኑን ጁጅ ማጁጅ ህዝቢ ኤርትራ ርኹሳትን ጨው እግሮምን ምቅታልን ምቕባርን ሰልቺዎ እዩ
Selam
ይካኣሎ እቲ ሰላም ምእቲ ዝክልተ ህዝብታት ኢሎም ሕዋት ምስ ህግደፍ ሰላም እተገሩ ጽቡቅ እዩ።
Hashker vs Ashker
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉kedameyti koment
Anta eziom aklom zxebabom semiakum ay tezarebu MS Esu kareku sle zdelu eyom hji ay tahiwu
ኣበይ ኣሕመድ ንኤርትራ ኩናት ናብ ኢሳያስ ዝገብረሉ ኩናት የለን ኣይተባአሱን ግዜ ጥራሕ እዮም ዝጽበዩ ዘለዉ ናይ ስልጣኖም ምቕጻል ስትራየጂ ብሓደ እዩ ናይ ዓሰብ ጉዳይ ውን ብፍቓድ ኢሳያስ ከም ዝኣቱ ሓንቲ ኢትዮጵያ ንኽገብርዋ እዩ እቲ ዕላማ 100%
ስለምንያይ ጥልያን ምስቶም ሽዑ ነታ ሃገር ዘማሓድሩ ዝነበሩ መራሕቲ ኮፍ ኢሎም ዝሓንጸጽዎ ናይ ብሓቂ ኣመንቲ እንተኮይኖም እታ ኣይትሓሱ ዝብል ጽሑፍ
ክውከሱ ኣለዎም
Kla Abi Ahmed borokrok 😂😂
ስታሊን ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ሓልዩ ዘይኮነስ ንኢሳያስ እድመዑ ብምንዋሕ ስቃይ ህዝቢ ኤርትራ ምንዋሕ ንወያነ ብምድሓን ናይ ትግራይ ስቃይ ምንዋሕ እዩ።
Klaa afaf wahid
Yekallo haw Gorobetka zeyfeteka Kemey gerka dobb segerka hadenet kegebru.
ይካኣሎ ንስካ ከ ከምዚ ዝብሎ ዘሎ ጥልያን ኢዩ ኣሕዲግዎም ኢልካ ዶ ትኣምን?
As long as shaibia exist absolutely no peace between Tigray and shabia regime
Yekallo kollom hade.
ዓሰብ ናይ መን ድያ? ናይ ዓፋር እያ ዓፋር ድማ ብመን ክመሓደሩ ይደልዩ ምርጭኦም እዩ። ህግደፍ ብአፈ ሙዝ ጠመንጃ እናፈራርሕ ይትረፍ ዓሳ ውንጅር ከምዘይገፉ ጌርዎም ስለዚ ዓፋር ብዝመረጽዎ ምምሕዳር ክመሓደሩ ምርጭኦም እዩ።
ይካኣሎ ከም ሎማዓንቲ ሓቂ ተዛሪብካ ኣይትፈልጥን። ምስ ሻዕብያ ብምንም መልክዑ ክትታዓረቖ ዘይትኽእል'ዩ። ብዝኾነ መንገዲ ዝገበሮ ገበን ይትረፍ ክትታዓረቕ ከም ጎረቤት'ውን ዘይንምነዮ ክጠፍእ ዘለዎ ሓይሊ እዩ። ናይ ትግራይ ጀኖሳይድ እቲ ቐንዲ ተዋሳኢን ሃንዳሲን እዩ። ምስ ሻዕብያ ዘይኮነስ ምስ ደለይቲ ፍትሒ!
ስታሊን ከይትአምኖ ዋና ኣጋፋሪ ናይ ሸኣብያ ኡ ኮይኑ ዘሎ ኩሉ ግዝየ ኣብ ምንቃፍ ደምበ ፍትሂ ኡ ዘሎ
ህዎህት ፍቃዳ ተገሊፃ ብፅባሂቱ ኤርትራ የጥፍእ ዋ
ኢትዬፅያ ኩሉሻእ ኤርትራ ንምጥፋእ
ስካ ህጂ ዘደናቆፎም ንአምሃሩ ህዋህት እዩ
በል ካአሎ ህግደፍ ደናቁር ስብስብ ።
ይካኣሎ ኣብ እዚ ጉዳይ ናይ ዓሰብ እንታይ እዩ ርእቶኻ ኣብይ የሓዞዶ ትብል
ይክኣሎ እዞም ህውቱታት ደገፍትን ኣቃጠርትን ጋኔን ኢሳያስን ደብረጽንተትን ዝኾኑ ኣማኒኤል ኣሰናን ስታሊንን ኣይትእመኖም : ምንጪ ሓበሬትኦም ህግደፍ ባዕሉ'ዩ::
ኣቢ ወዲ ሽዋ ንኢሱ ኣሽኪዕዋ
ኢትዮጵያ ብዘይካ ሓሳት ካልእ ሰራሕ የብሎምን፣ ጆነሳይደር፣
Entay ekum texawetu alekum kindey jigna zewefeyet hager eya dahar ka leelaweneta zemeskeret hager eya okej
ያኪ ሰላም፡ እዞም ኣባ ዘወንጌል ዝበሃሉ ዝነበሩ እቲ ዘስርሕዎ ገዳም ንባዕሉ ምስ እዚ ግዜ ዝተኣሳሰረ እዩ።ኣነስ ዝገረመኒ ሓንቲ ሓፍትና ንዕዖም ክትርኢ ኢላ ካብ ኣዲስ-ኣበባ ከይዳቶም ዛ ጓለይ ኤርትራን ኢትዮኦያን ክዕረቃ እየን ህዝቢ ክኸይድ ህዝቢ ክመጽእ እዩ ኣብዛ ቅድሜና ዘላ ሕጂ እዚኣ እያ ኢሎማ።ኣይደንጎየን ሰላም ኮይኑ ተባሂሉ ክንደይ ደም ዝፈሰሶ መሬት ብዘይ ገለ ምምልካት ዶብ ብዘይ ገለ ቅድሚ ኹነት ህዝቢ ከም ህዝቢ ከይተነግረ ጉያ እዩ ኔሩ።ካብቶም ኣብቲ ቦታ ዝነበሩ ሓደ ዝበለኒ ኣዝያ ክሳብ ሕጂ ትገርመኒ ግን እቲ ወዲ ኣብ ኤርትራ እዩ ኔሩ ኣነ ከኣ ኤርትራዊ ጌረ ይወስዶ ኔረ ዓደይ እኮ ክስቶ እያ ትብሃል ኢሉኒ ሕጂ ረሲዐዮ ዝበለኒ ሽም ኣነ ደኣ ኤርትራዊ ትመስለኒ ኔርካ ኢለዮ እወ ሓቅኻ ኣብኡ እየ ዓብየ ኢሉኒ ኣብ ኤርትራ ኔሩ ጽቡቕ ጌረ እየ ዝፈልጦ እቲ ወዲ።ሽዑ እንዳዕለልና ኮለና ኤርትራን ኢትዮፕያን እኮ ዉግእ ኣሎ በስመኣብ ተጋጊኻ ባድመ ዝብሃል እዩ ኔሩ ንሱኸኣ ተወዲኡ እንድዩ ኢለዮ ፡ኖኖ ብሕጂ ኣሎ እንዶ ኣብ መወዳእታ እዚኦም ደፊኦም ክኣትዉ እዮም ፡ሽዑ መንግስቲ ሻዕብያ ብወደብ የዕራብ ክኣትዉ ከፍቅደሎም እዩ እሞ ብኡ ዝመጹ ብዙሓት ሰባት እንዳሓረዱ ደዉ ዘብል ሓይሊ የሎን ኣዲስኣበባ ክኣትዉ እዮም።ብጥይት እኳ ኣይኮኑን ብካራ ጎዞሞ እንዳሓረዱ ክኣትዉ እዮም።ሕማም ምስኦም ዝኣቱ ኣሎ።እዚ ቦታ ኣሲምባ ጎቦ እቶም ኣቦ ዝነበርዎ ናይ ብዙሓት ህዝቢ መጸግዒ እንባ ክኸዉን እዩ።እዚ ቦታ ናይ ቅዱሳን ሰፈር እዩ።መዕቆቢ እዩ ዳሕራይ ከኣ ብዙሕ ምስጢራት ኣለዎ ኢሉኒ ኣብ ናይ ሃይማኖት መንገዲ ንዘለዉ እዩ እዚ ዝርድኦም.።ኣነ ሕጂ ነታ ንሱ ዝበለኒ በብሓደ ይርእየን ኣለኹ።ናትና ነገር ክሳብ ዝጻረ ብዙሕ ሽግር ኣሎ ኣብ ቅድሜና ከቢድ እዩ።መሳኪን ሽማለ ስድራናን ህጻዉንቲ ቋልዑን ናትና ኩሉ ሓደ እዩ።መንእሰይ ካብኡ ናብኡ ሽግር ዝጻወር ኣካል እዩ።
እትዮጽያ እንታይ ዘይዛረቡ ሃታፍት ሃተፍተፍ እዮም ዝብሉ ምሁራቶም ዘይተማህሩ ኩሎም ሓደ እዮም
ናይ ኢሰያኣስ ድሌት እዩ ዓሰብ ክወስድዋ
ሃገራት ኣፍሪቃ ብታሪክ ንግስነት ዘይኮናስ ብመግዛእታዊ ውዕላት ዝቆማ እየን ኣየነይቲ ሃገር ናይ ኣፍሪቃ አያ ብታሪክ ንግስነት እዚ ሕጂ ዘላቶ ዶብ ዘቆመት፡፡ ኢትዮጵያውያን ከኣ ዓሰብ ናቶም እንተትከውን ኣብ መግዛቲ ጥሊያን ንዓሰብ ነጽ ከውጽኡ ዝተቃለስዎ ታሪክ ኣለዎምዶ? እዚ ከኣ ናይ በዓል ከማካ በጊዕ ፈላለይቲ ህዝቢ አርትራን ፡ ብዝሒ ህዝቢ አትዮጵያን ፡ ፖሊሲ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ አርትራ ሪኦም ዝገብርዎ ዘለው ንዕቀት ጥራዩ፡፡ እዚ ከኣ ንኩሉ ህዝብታት ዪለካክሞ እምበር መሬቱ ኣሕሊፉ ዝህብ ህዝቢ የሎን፡፡ እሞከኣ ባሕሪ ስዋኣት አርትራ!!
ኢሰያስ ንኣቢ ፈሪሙ ንዓሰብ ሂብዎ ኢዩ ሕጂ ስለዝተኮለፈ ግን ጠሊምዎ ኣሎ።
💙💙💙💙💙💙
ስማዕ እንዶ ይከኣሎ ዲዩ ሽምካ ዋላ ናይብርዒ ሽምካ እስታሊን በለ ካብትብል ሜድያታት ኢትዮጵያ ማዓልታዊ መውጽኢ ኣፈን ጌረንኦ እንደየለዋን እዚ ድማ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ሓደ እሱር ድሕሪ ብዙሕ ዓመታት ኣዋርሓት መዓልትታት ካቤት ማእሰርቲ በጢሱ ዝወጽእ ንምንታይ ድዩ ኢትዮጵያ በዚ ዘይሕጋውን ጨፍላቅን ስርዓት ኣብ ቤትማእሰርቲ ካብ ትሕየር ንኣስታት 28 ዓመታት ጌራ ኣላ ስለዚ እዚ እዚ ዘይሕጋዊ ስርዓት ካብ ሃገርካ ሓግሒግካ ኣጥፍእ እንተዘየለ ግን ንህዝቢ ኤርትራ ዘገድሶ ደቁ ደኣ እንበር ባሕሪ ወይ ምድሪ ኣይኮነን ህዝቢ ዘይብላ ሃገር ዋላ ገደል ትእቶ ኣነ ግንእዞም ደለይቲ ፍትሒ ኢና እናበልኩን ዓንገረር ትብሉ ዘለኩም ሜድያታት ንህዝቢ ኤርትራ ንምድሓን ምስ ኣቢ ኣሕመድ ይኩን ምሴጣን ብምስምማዕ ህዝብካን ሃገካን ንምድሓን ግበእካ ንምግባር ተበገስ ተዘየለ ሎሚ ኣንጻር እሰያስ ንዝተበገሰ ምንቃፍ ንእሰያስ ንምድሓን እዩ ስለዚ ነጽሩ????
ኣቢ ህዝቢ ይህሊቁ ዶ ኣይኮነን ባሕሪ ከምጻኣልኩም ዝብሎም ዘሎ ብጥራዩ ድዩ ክረክቦ፡?
💙💙💙💙💙
Yikalo ! Hade ethiopiawi ni 30 amettat kigezana abey nerna! Ab idom ina zelena niz telam seytan agame eseyas welodo afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray kali imnet ethiopia hibret andinet iyu iko !😂😂
ኤርትራድህር ጠልያን ኤርትራ አብኢትዮጽያትመሃደር ኔሬ
ሕዋሓት ወይ ቲዲኤፍ ዝባሃል ኣኽቲሙ እዩ
Wc my best ❤💙💙💙
Yekallo haw kemey gerom keymnewo mess Essu ?
🍀🍀🌿🌿🌱💚💚💙🩵
እዚ ስታሊን ዝባሃል ፋሽሽቲ ከም ስታለን ናይ ራሻ ውሉድ ዩ
ይኻኣሎ ብ ደጋፊ ህግደፍ Stalin ከይትደናገር :: ስታሊን ኣኻል ህግደፍ እዩ (ናይ ቀረባ ዘመድ ስብኃት ነጋ እዩ) :: ሰብኃት ነጋ ድማ ምስ ኢሳያስ ዘለዎ ርክብ ፍሉጥ እዩ
💙💙💙
በቃ ኣብይ ብጠላም ኢሳያስ ስለ ዝተወድኣሉስ ካን ኣኺሉ ኣቢ ወዲኡዎ ትብሉ ፍሕት የለን፧ እዋይ ዉርደት እዋይ ምዓት ኣንታ ግደፉ ሓቢርኩም ገለ ግብሩ ፥ ከም ህዝቢ ታዝማንያ ካብ ገጽ ምድሪ ከይተሕክኹና
ይካኣሎ፣ ይግባይ ዘይብሉ ቀያዲ ውዕል ማለት ናባና ናብዚ ኮሚሽን ከይትምለሱና ባእልኹም እንዳተላዘብኩም ወድኡዎ እዩ ዝብል። "ዝርርብ" ኣይክልክልን እዩ!!! እቲ ዶብ ኮሚሽን ስርሑ ወዲኡ እዩ ከይትመለሱና ይግባይ ኣይፍቀድን ባዕልኹም ተርዳዲእኩም ወድኡዎ እዩ ዝብል!!!!
አሉላ ሰለሙን ዩ ዘሎ እቲ ሓቂ ስታለን ስቅ ኢሉ ለኻት ሰብዩ አንጻር አሉላ ዩ ዝዛረብ አሎ ካብ T M H ሰለሙን ስለ ዝሰጎጎ ዩ ኒን ዝብል ዘሎ ስታሊን
Since shabia and weyane are a life, believe me there is no peace in Horn of Africa
ናይ ዶብ ነገር ምዝርራብ ኣየድልን ኢዩ?
ምዝርራብ ማለት ነቷ ውዕል ምፍራስ ማለት ኢዩ
ይካኣሎ ነመጀመርያ ሎሚ ላይፍ ረኺበካ good jab ሓቀኝ ተቃላሳይ
ሓተፈተፍ ዝደለዮ የለን አበየ ብሕጊ ከብጎረባብቲ ተስድ👎👎