ውዕሎና ኣብ ከባቢ ዕዳጋ ሓሙስ እዙይ ይመስል ነይሩ😍

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 27 янв 2025

Комментарии • 87

  • @Shewit-f6p
    @Shewit-f6p 13 дней назад +7

    ኣደዊተይ ማርያም ንዓይ ኩሉ ነገረይ ኢኪ ልዕሊ ማንም ክብርትን ዓባይን ልወትሩ ክኮነኪ ይርጉየይ መጀመርታ ናይ ኣደይ ማርያም ዓባይ ዉህብቶ ኢልኪ ትህብዮም ነይርኪ ድሕሪኡ ንእሽተን ስጦታ እቲ ፎቶ ዘይጋገ የለንዋ ተኣረሚ ካብ ሐዚ

  • @AaSs-bj7pg
    @AaSs-bj7pg 13 дней назад +10

    ገኒዋይ ናይ ስደት መሓዛይ እንኳን ደስስስ በለኪ ዛበይተይ ምስ ማሙሽኪ ምስ ስብኣይኪ ዕድመን ጥዒናን ይሃበለይ ፈጣሪ ገንዋይ ናፍቆተይ❤❤❤

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv 13 дней назад +4

    እንካዕ ደስ በለኩም ፅብቅ ስራሕ ይርጉየይ ዋይ ካሜራማን ግን ኡፍ😂😂😂😂

  • @elduኤልዱ
    @elduኤልዱ 13 дней назад +3

    ኣበይ ከበቢ ኣዩ ኣቲ ቦታ ይሩጉዋይ ዕዳጋ ሓሙስ አየ አነ❤❤❤❤

    • @SeluSmile
      @SeluSmile 13 дней назад

      ኣብዚ ጨጋር ጫዓ ዝብሃል እዩ ወይ ኣብ ቁሸት ሰድዋ እዩ

  • @Oppoa18-g6p
    @Oppoa18-g6p 13 дней назад +6

    ካብ አደዋና ቂዲሲቲ ዲንግል ማርያም ዝዓቢ ኢኒኦ ዲያ ቦ ዃይኑ ንኡሺተይ ሲጦታ ትብልያ ክንዲዓበይ ርኢያዋ ኢልኪ

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  13 дней назад +3

      ዘረባ ምእራይ ክትፈትዋ

    • @Oppoa18-g6p
      @Oppoa18-g6p 13 дней назад +2

      ሓቀይ ኢምበይ ታይ ዊራይ ደማ ኢኒአኒ ኢየ😅😅😅😅​@@Yrgutube

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  13 дней назад

      @@Oppoa18-g6p 😁😁

    • @GenetKahesay-so2vg
      @GenetKahesay-so2vg 13 дней назад +1

      ተጋግየ ለይትብሊ ​@@Yrgutube

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  13 дней назад

      @@GenetKahesay-so2vg ለይተጋገኹ

  • @GotytomGebrtesion
    @GotytomGebrtesion 12 дней назад

    ንድንግል ማርያም ንእሽተይ ይባሃል😢

  • @UfYd-g9c
    @UfYd-g9c 13 дней назад +1

    ካሜራ ግን

  • @ZEDiYOUTUBEዜዲዩቱብ
    @ZEDiYOUTUBEዜዲዩቱብ 13 дней назад +5

    በድንግላ ባዕለይ ቅደምይቲ ደምሩኒ ካዓ ዋ ተጋሩዋይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @Gal__madam
    @Gal__madam 13 дней назад +1

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ይርጉዋይ ❤
    ኣሕ ካሜራማን ናዓል ሸክለክ🙈😂

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  13 дней назад +1

      አረ ሞይተ ኣነለ ብጣዕሚ እየ ተናዲደ😂

  • @Mili14tube
    @Mili14tube 13 дней назад

    ተጋሩዋኒ ንደማምርር🎉

  • @ShbegbdhB4vbrj
    @ShbegbdhB4vbrj 13 дней назад

    ርሑሰ ጋማ❤❤❤❤❤❤

  • @JooklGookl-c3z
    @JooklGookl-c3z 13 дней назад

    Ruhus gama ygberelekum desta hawey❤️❤️❤️❤️❤️❤️💕💕💕💕🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Zayd-u2j
    @Zayd-u2j 13 дней назад

    የርግዋይ ❤❤🎉

  • @TDF958
    @TDF958 13 дней назад +1

    ሓዉላል ዝኮነ ካሚራ ማን😂 ርሑስ ጋሓ ተመርዓወቲ❤

  • @Grmachnal
    @Grmachnal 12 дней назад

    ደስ ዝብል ይሩጉየ ካሚራማን ግን ይበል ይብል ኢልና ኢና 😁
    ስእሊ ኣድህኖ ዛኣክል ዉህብቶ ግን ንእሽተይ ከትብሊ የብልክን የርጉየ ካብኡ ዛዓቢ የለን።

  • @KahastiDesta
    @KahastiDesta 13 дней назад

    ኣሰይይይ ደሰ ክብል የርጉዋይ

  • @meryathupia2892
    @meryathupia2892 10 дней назад

    የቀንየለይ ክብረት ይሃበለይ ዚያዳይ እና መሰንጀር ዓፂክዮ ኣለኪ ክፈትዮ ሜሪ እየ❤

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  9 дней назад

      ታይ እዩ ሰብ ካምኡ ልብሎ

  • @smirhss4421
    @smirhss4421 11 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MekLit-b8q
    @MekLit-b8q 13 дней назад

    ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤❤❤

  • @ጋልትግራ
    @ጋልትግራ 13 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 13 дней назад

    ወይ ደስታ ሓወይ 😊💞💞💞💞💞💞💞🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 13 дней назад

    ሩሑስ ጋማ 🙏🙏አቱም ሰዋት ከም ዓቅምና ገይርና ክንሙሮዖ ስደት መሪርና እዩ ዘሎዋ እዝ ድኮር ክራይ ክንደይ አሎ ምስ ካሜራ ይሩጉ ሓፍትና ጠይቅልና እስክ ሓደ ድኮር ምስ ካሜራኡ ክንደይ እኻ ትካረዮ ማዓረይ

  • @GenetKahesay-so2vg
    @GenetKahesay-so2vg 13 дней назад +1

    ናሰብ ኣስተያየት ተቀበሊ ኣይትንፀግዮ ሃመይልካ ድዪ ልዕበ

  • @Maden-rb7ib
    @Maden-rb7ib 13 дней назад

    ሰላም

  • @ራሄልኣረጋዋ
    @ራሄልኣረጋዋ 13 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ደምርኒ ርሕስ ጋማ🎉❤❤❤

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ

    ሩሑስ ጋማ ይገበረልኩም ፅቡቃተይ❤🥰

  • @arz9027
    @arz9027 13 дней назад

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይ❤🎉🙏

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k 13 дней назад

      ደምርኒ 2 ክድምር

  • @VgFy-h5z
    @VgFy-h5z 13 дней назад

    ካሜራማን 00000

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus1518 12 дней назад

    ኣነ እዉን መርዓ ሓፈተይ ደልየኪ ኣለኩ

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  12 дней назад

      0955704010 ደውልለይ ማዓረይ

  • @SsSs-m8d2d
    @SsSs-m8d2d 13 дней назад

    ❤❤❤❤❤

  • @Oppoa18-g6p
    @Oppoa18-g6p 13 дней назад +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SeluSmile
    @SeluSmile 13 дней назад

    ደቂ ዓደይ እንካዕ ደስ በለኩም❤

  • @shewitchannel9851
    @shewitchannel9851 13 дней назад

    ካሚራ ማን 😂😂

  • @idhgydgc1654
    @idhgydgc1654 13 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DcHg-b7v
    @DcHg-b7v 13 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @mekisebmekiseb1626
    @mekisebmekiseb1626 13 дней назад

    ❤❤❤🎉

  • @Yordanos3080
    @Yordanos3080 13 дней назад

    ደሙሩኒ ይሕዋተይ❤❤❤🎉

  • @لللل-ي6ق
    @لللل-ي6ق 13 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊

  • @ዓባይሃገርስብየቱብ12
    @ዓባይሃገርስብየቱብ12 13 дней назад

    ደምረኒ አሕዋትይ በ2ተ ከምልስ እዬ 😍👏

  • @ZafuLove-p3d
    @ZafuLove-p3d 13 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Bsbs-t1y
    @Bsbs-t1y 13 дней назад

    🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ

    እቲ ካሜራማን ግና ንዳስ ድዩ ከሪአና😂

  • @ساره-ت4ل
    @ساره-ت4ل 13 дней назад

    ካሜራ ማን ይፅፋዕካ 😁😁

  • @alemhailay2423
    @alemhailay2423 13 дней назад

    ሳብስብስክራይ ኣሕዋተይ❤

  • @AmlesetNegasi
    @AmlesetNegasi 13 дней назад

    ደሙሩኒ ❤❤❤ክምልስ እየ

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k 13 дней назад

      ደምርኒ 2 ክድምር

  • @ተክለወጀረተይትYouTube
    @ተክለወጀረተይትYouTube 13 дней назад +1

    ሩሑሱ ጋማ ይግበረልኹሙ❤ ንዳማመር

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  13 дней назад

      @@ተክለወጀረተይትRUclips 😂😂😂

  • @mikialejr3514
    @mikialejr3514 13 дней назад

    ስጦታ???? ውህብቶ ምባል ኣብያትኪ ማለት ድዩ??

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  13 дней назад

      ውህብቶ ስጦታ እንታይ እዩ ኣፈላላዩ ኣች

    • @mikialejr3514
      @mikialejr3514 13 дней назад +1

      @Yrgutube ስጦታ ኣብ መዝገበ ቃላት ትግርኛ የለን። ናይ ኣምሓርኛ ቃል እዩ።
      ኣብ ዝኸድካዮ ማሕበራዊ ሚድያ ስጦታ ስጦታ😂😂😂
      ንባርነት ዝተዳለወ ህዝቢ!
      ፀላእቲ ኣብ ምዕራብን ደቡብን ትግራይ ቋንቋና ኸጥፍኡ ላዕልን ታሕትን ይብሉ ንስኹም ከኣ ብግዲ ኣምሓርኛ እንተዘይ ተጠቐምና!

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  12 дней назад

      @@mikialejr3514 ፍልስፍናኹም ልየው

    • @mikialejr3514
      @mikialejr3514 12 дней назад

      @@Yrgutube ፍልስፍና ኣይኮነን። መሃይም!

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  12 дней назад

      @mikialejr3514 ሙሁር😁

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 13 дней назад

    ኣቲ ጋለይ ሑሙም ካሜራ ማን ናበይ እዩ ዝቀርፆ ዞሎ ኣይ 🤔🤔🤔🤔🤔❌❌❌

  • @HelenMezgebek
    @HelenMezgebek 13 дней назад

    ዕዳጋ ሓሙስ ኢልኺ ኣስተኻኽልዮ ሓፍተይ ታይ እዪ ዕዳፋ ሓሙስ 😳

    • @Yrgutube
      @Yrgutube  13 дней назад

      ታይ እዩሞ ናቓላት ጌጋ

    • @HelenMezgebek
      @HelenMezgebek 13 дней назад

      @Yrgutube እሞ ኣስተካክልዮ እኮ ኢለ ታይ ድየ ኢለ ወይስ ስሕተተይ ኣይተኣርሙኒ እዪ ። ተጋሩሲ ኩሉ ግዜ ትዕቢት ምስ ተሰመዐና ሆ ።

  • @gyff9632
    @gyff9632 13 дней назад

    ቀደም ቀደም መሪዓት ሁራ የትረግፅን ነይራ ደኒና እያ ዳስ ትኣቲ ማሓዝት አዕሩክ ይረግፁ ናሎሚ መሪዓትና መሪዓዊ ለ ኣነ መቸም የረግፅን በተለይ ጫማ ገይሪካ ከብድ እዩ

  • @Eyoub-v1y
    @Eyoub-v1y 13 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @نينبتنينبتبت
    @نينبتنينبتبت 13 дней назад

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ተክለወጀረተይትYouTube
    @ተክለወጀረተይትYouTube 13 дней назад

    ሩሑሱ ጋማ ይግበረልኹሙ❤ ንዳማመር

  • @edltilove
    @edltilove 13 дней назад

    ❤❤❤❤

  • @Hhhjdjj-l5q
    @Hhhjdjj-l5q 12 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ftggtt1969
    @ftggtt1969 13 дней назад

    ❤❤❤

  • @ftggtt1969
    @ftggtt1969 13 дней назад

    ❤❤❤❤

  • @SemhalAtsbha
    @SemhalAtsbha 13 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mmaa4178
    @mmaa4178 13 дней назад

    ❤❤❤❤

  • @ፅየንጋል70እንደርታ
    @ፅየንጋል70እንደርታ 12 дней назад

    ❤❤❤❤