Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏መርሓባ ወዲ ኤረይ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ።
ጽቡቕ ስራሕ ብጻይ ኣብራሃ ገብረ ደቒ ኤረይ ርሑቕ ኣይኮነን ድሌታትና ክማላእ ንቀጽል ጥራይ ደቂ ኤረይ።
ደጊመ ደጋጊመ ኣገናዓ እብለካ ኣብራሃ ገብረ ብቐዳምነት ብንቕሓትካን ክዉንነት ኣገላልጻኻን ኣብ ኩሉ ማሕበራውን ፖለቲካውን ትንታኔኻን ደስ ዘብል እዩሞ ደኺመ ከይበልካ ሃገራዊ መኸተኻ ክትቅጽሎ እላበወካ ኑቑሕ ኣብራሃ ገብረ።መብራንቱ ጎሹ።❤❤❤
@@mebrahtugoshu4259 ኣብ ኤርትራን ዓለምን ብዛዕባ ማሕበራዊ፡ ቁጠባውን ፖለቲካውን ጉዳያትና ክዛረብ ዝኽእል ርእሰ ተኣማንነትን ኣፍልጦን ኣለዎ!! ከም ኣብርሃ ገብረ ዝኣመሰሉ ሰባት ብዙሕ የድልዩና እዮም።💚❤️💙
Merhaba abersha anbesa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
Selam Abraha hawna 🙋♀️😍👍👏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹🌹🌹
ጠላማትን ግዳማውያንን ዕላማ ንቐንዲ ክብርታትና ንምብታንን ንምስዓርን ጥራይ ኢዩ፡ ኤርትራ ግን ኩሉ ግዜ ክትዕወት እያ።🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏✨️
Yesssssss go aheadddddd
ኣብራሂሞ ♥️🇪🇷👍
ጽቡቅ መብርሂ ኣርሃ ሓወይ
ንኹሉ እቲ ብስምና ዝተኸፍለ ከቢድ ዋጋን መስዋእትን፡ ኤርትራውያን ብምዃና ንዘልኣለም ነመስግንን ንዘልኣለም ንሕበንን ።🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👏
You are a teacher I love to see I love to hear your voice everything you do. Excellent clear good job. Continue do Good job🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿
🇪🇷 🇪🇷🎉🎉 🇪🇷 🇪🇷🎉🎉 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
መርሓባ ኣብርሃ ሓወይ❤ህዝቢ ኤርትራ በዞም ጀጋኑ መራሕቲ ብምምርሑ ዕድለኛ ዩ❤ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንብዙሓት ኤርትራውያን ንምርዳእ ብዙሕ ግዜ ወሲዱሎም ክኸውን ይኽእል እዩ፡ እንተኾነ ግን ኩሉ መስዋእቶምን ተጻዋርነቶምን ንጀጋኑናን ሰማእታትናን ዕዳ ኣለና።🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤
🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ajoka ketxilo ajoka bertie wedi erey ❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam abreha.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Haica tirnuspot zegimat alo gina nabira kebidina anbiel dekidina hlena alupo sele dkonina abirha hawina 🇪🇷 caby dekfe mirir bitmt zemait tezawiro nzeint arkupom nhiezb eritrean🇪🇷🕊🤝
Marhabaaa marahabaaa shanen
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Like 🖒👈 Deki Abeyti Nab Kulu Kibexh
Dekimna arigina keblu sega geze mswutom halifit caby🇪🇷🕊🤝iyom nhKi nzarebulu
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺👍👍👍🙏🙏
Tkkl anbesa nay bHaqi
ኣብራሃለይ ከመይ ቀኒኻ ? ናይ ሎም መዓልቲ መልእኽትኻ ፍልይ ዝበለትን ዝበለጸትን ኮይና ረኺበያ : ነቶም ዓዲ ዘለዉ ምምሕዳራት ብትህኪት ድዩ ብሸለልትነት ኣሳፊሖም ደቂሶም ዘለዉ !ግርም ጌርካ ነቂፍካዮም ኣለኻ ዝስቆሮም እንተኾይኑስ : ኣብራሃለይ ሽኮር ሃገርና ንዓኻ ዝመስሉ መምህራን ብህጹጽ የድልያ ኣሎ : እወ ! ሰጥ ኣቢሉ ዝጓስያ !! ብምስትዉዓልን ሓልዮትን ጥበብን !! Thank you my everlasting friend.
💯✅️💯🇪🇷💯🙏👌😇🦁🦸♂️
Kermke nay geli zebahal yele 2 amet halifu alo
Nay liali 500.000 zkewn xegem eka meliekti sedidka zeleka bwegen medefera nab knafna zwerd ab gzye italia 🇮🇹 zteserHen kem beal qnafna bgzye italia ztemesrete ketema knsu ksab 2013 Ab semun 3 gzye arbi qedam rebuan awtebus twerdo zneberet lomi Hanti gzye wn aytewrdon bzey megoazya yu terfu zelo bwegen dekemHare ksab xorona wn komo abzi kebabi zelo xegatat jeradinn komu wn aekaln kalie tre negeratn agitka xega hager kregagex aykealn yu emo beti nfelto tray bzuH xor aragifka aleka abraha Hawna btaemi dma nemesgneka
ሰላም ሓውና ኣብራሃ ገብረ ካብን ናብን ኣገልግሎት ዝባዊ መጓዓዝያ ኣውቶቡሳት ሕጽረት ጸገም መን ኢዩ ፈጢርዎ?? እተን ናይ መንግስቲ ዝውንኑ ብሓራት ዝፍለጡ ርትዓዊ ዋጋ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ክህባ ዝተኣታተዋ ማእከሎት Costar ሚኒባሳት ኣውቶቡሳት ነቲ ዝነበረ ዕዳጋ ብሒቶሞ ነቶም ብውልቂን ብማህበራትን ዝውነና ካብ ጸወታ ወጻኢ ምስገበርኦም እቶም ምስ ናይ ሃገርና ዘሎ ጽርግያ ክሰማመዓ ዘይካኣላ ሚኒባሳት ምስቲ ዋሕደን በብእዋኑ ብምብልሻው ካብ ስራሕ ወጻኢ ብምዃን ህዝቢ ኣብ ከቢድ ጸገም ወዲቑ። እዚ ነቶም ናብገጠራት ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ውሽጢ ከተማታትን ከይተረፈ ህዝቢ በጺ ጸገም ከማርር ይስማዕ። ፍታሕነቲ ንልዕሊ ዘመን ኣብዚ ስራሕ ኣበርክቶ እናገበሩ ገንዘቦም ኣውፊሮም ስድራቤቶምን ህዝቦምን ከገልግሉ ንዝጸንሑ ማህበራትን ብሕታውያን ኣውፈርቲ ናብዚ ዝቶሞኮሩሉ ስርሖም ምምላስ።
ሰላም መምህር ኣብርሃ ሓውና ኣነ ዝገርመኒ ግን ክሳብ መኣስ ዩ ህዝብና ብማይ ብልቺ ብመጎዓዝያ ብባኒ ከም ዝ ሓስብ ዝድለ ዘሎ መኣስ ዩ ከ ክፍታሕ እሞ ከኣ ብተራ ነገር ክሳቀ 60 ሱሳ ኣላታ ኣብርሃ ሓውና 🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏መርሓባ ወዲ ኤረይ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ።
ጽቡቕ ስራሕ ብጻይ ኣብራሃ ገብረ ደቒ ኤረይ ርሑቕ ኣይኮነን ድሌታትና ክማላእ ንቀጽል ጥራይ ደቂ ኤረይ።
ደጊመ ደጋጊመ ኣገናዓ እብለካ ኣብራሃ ገብረ ብቐዳምነት ብንቕሓትካን ክዉንነት ኣገላልጻኻን ኣብ ኩሉ ማሕበራውን ፖለቲካውን ትንታኔኻን ደስ ዘብል እዩሞ ደኺመ ከይበልካ ሃገራዊ መኸተኻ ክትቅጽሎ እላበወካ ኑቑሕ ኣብራሃ ገብረ።
መብራንቱ ጎሹ።
❤❤❤
@@mebrahtugoshu4259 ኣብ ኤርትራን ዓለምን ብዛዕባ ማሕበራዊ፡ ቁጠባውን ፖለቲካውን ጉዳያትና ክዛረብ ዝኽእል ርእሰ ተኣማንነትን ኣፍልጦን ኣለዎ!! ከም ኣብርሃ ገብረ ዝኣመሰሉ ሰባት ብዙሕ የድልዩና እዮም።
💚❤️💙
Merhaba abersha anbesa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
Selam Abraha hawna 🙋♀️😍👍👏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹🌹🌹
ጠላማትን ግዳማውያንን ዕላማ ንቐንዲ ክብርታትና ንምብታንን ንምስዓርን ጥራይ ኢዩ፡ ኤርትራ ግን ኩሉ ግዜ ክትዕወት እያ።🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏✨️
Yesssssss go aheadddddd
ኣብራሂሞ ♥️🇪🇷👍
ጽቡቅ መብርሂ ኣርሃ ሓወይ
ንኹሉ እቲ ብስምና ዝተኸፍለ ከቢድ ዋጋን መስዋእትን፡ ኤርትራውያን ብምዃና ንዘልኣለም ነመስግንን ንዘልኣለም ንሕበንን ።🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👏
You are a teacher I love to see I love to hear your voice everything you do. Excellent clear good job. Continue do Good job🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿
🇪🇷 🇪🇷🎉🎉 🇪🇷 🇪🇷🎉🎉 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
መርሓባ ኣብርሃ ሓወይ❤
ህዝቢ ኤርትራ በዞም ጀጋኑ መራሕቲ ብምምርሑ ዕድለኛ ዩ❤
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንብዙሓት ኤርትራውያን ንምርዳእ ብዙሕ ግዜ ወሲዱሎም ክኸውን ይኽእል እዩ፡ እንተኾነ ግን ኩሉ መስዋእቶምን ተጻዋርነቶምን ንጀጋኑናን ሰማእታትናን ዕዳ ኣለና።🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤
🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ajoka ketxilo ajoka bertie wedi erey ❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam abreha.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Haica tirnuspot zegimat alo gina nabira kebidina anbiel dekidina hlena alupo sele dkonina abirha hawina 🇪🇷 caby dekfe mirir bitmt zemait tezawiro nzeint arkupom nhiezb eritrean🇪🇷🕊🤝
Marhabaaa marahabaaa shanen
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Like 🖒👈 Deki Abeyti Nab Kulu Kibexh
Dekimna arigina keblu sega geze mswutom halifit caby🇪🇷🕊🤝iyom nhKi nzarebulu
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺👍👍👍🙏🙏
Tkkl anbesa nay bHaqi
ኣብራሃለይ ከመይ ቀኒኻ ? ናይ ሎም መዓልቲ መልእኽትኻ ፍልይ ዝበለትን ዝበለጸትን ኮይና ረኺበያ : ነቶም ዓዲ ዘለዉ ምምሕዳራት ብትህኪት ድዩ ብሸለልትነት ኣሳፊሖም ደቂሶም ዘለዉ !ግርም ጌርካ ነቂፍካዮም ኣለኻ ዝስቆሮም እንተኾይኑስ : ኣብራሃለይ ሽኮር ሃገርና ንዓኻ ዝመስሉ መምህራን ብህጹጽ የድልያ ኣሎ : እወ ! ሰጥ ኣቢሉ ዝጓስያ !! ብምስትዉዓልን ሓልዮትን ጥበብን !! Thank you my everlasting friend.
💯✅️💯🇪🇷💯🙏👌😇🦁🦸♂️
Kermke nay geli zebahal yele 2 amet halifu alo
Nay liali 500.000 zkewn xegem eka meliekti sedidka zeleka bwegen medefera nab knafna zwerd ab gzye italia 🇮🇹 zteserHen kem beal qnafna bgzye italia ztemesrete ketema knsu ksab 2013 Ab semun 3 gzye arbi qedam rebuan awtebus twerdo zneberet lomi Hanti gzye wn aytewrdon bzey megoazya yu terfu zelo bwegen dekemHare ksab xorona wn komo abzi kebabi zelo xegatat jeradinn komu wn aekaln kalie tre negeratn agitka xega hager kregagex aykealn yu emo beti nfelto tray bzuH xor aragifka aleka abraha Hawna btaemi dma nemesgneka
ሰላም ሓውና ኣብራሃ ገብረ
ካብን ናብን ኣገልግሎት ዝባዊ መጓዓዝያ ኣውቶቡሳት ሕጽረት ጸገም መን ኢዩ ፈጢርዎ??
እተን ናይ መንግስቲ ዝውንኑ ብሓራት ዝፍለጡ ርትዓዊ ዋጋ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ክህባ ዝተኣታተዋ ማእከሎት Costar ሚኒባሳት ኣውቶቡሳት ነቲ ዝነበረ ዕዳጋ ብሒቶሞ ነቶም ብውልቂን ብማህበራትን ዝውነና ካብ ጸወታ ወጻኢ ምስገበርኦም እቶም ምስ ናይ ሃገርና ዘሎ ጽርግያ ክሰማመዓ ዘይካኣላ ሚኒባሳት ምስቲ ዋሕደን በብእዋኑ ብምብልሻው ካብ ስራሕ ወጻኢ ብምዃን ህዝቢ ኣብ ከቢድ ጸገም ወዲቑ። እዚ ነቶም ናብገጠራት ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ውሽጢ ከተማታትን ከይተረፈ ህዝቢ በጺ ጸገም ከማርር ይስማዕ።
ፍታሕ
ነቲ ንልዕሊ ዘመን ኣብዚ ስራሕ ኣበርክቶ እናገበሩ ገንዘቦም ኣውፊሮም ስድራቤቶምን ህዝቦምን ከገልግሉ ንዝጸንሑ ማህበራትን ብሕታውያን ኣውፈርቲ ናብዚ ዝቶሞኮሩሉ ስርሖም ምምላስ።