ተጠንቀቑ፧ ፍቕሪ ብንጹህ ልቢ ሂብካ ምቕባል እዩ።

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 8 янв 2025

Комментарии •

  • @zaidmebrahtom4728
    @zaidmebrahtom4728 Год назад +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @beeentertainment7426
    @beeentertainment7426 Год назад

    God bless you!!!

  • @yohansteklu47
    @yohansteklu47 Год назад

    ሰብ ሰይጣን ሰብ መልኣኽ
    እቲ ዘጋጦሞ ጥልመት ኣዝዩ ከቢድ እዩ ግን ከኣ ኣብ ሂወት ብዙሕ ፈተነታት ከምዘሎን ብኸመይ ትገጥሞን ከመይ ጌርካ ብዉሑድ ክሳራታት ሂወትካ ካብ ሓደጋ ተድሕና ጥበበኛ ሙኻን የድሊ።
    ክሳብ መውስቦ ዝኣክል ብዘይ ካልኣይ ሳልሳይ ኣካል ዝግበር ምቅርራብ ስሕታን እዩ።ሳዕቤኑ ከኣ ከቢድ እዩ።ሰብ ይትኣከብ ምኽሪ ክርከብ ይብሉ ወለድና ። ንምንታይ ምስ ፈለጥቱ ምስ ፈተውቱ ምስ ስድራ ቤቱ ከይተማኸረ ባዕሉ ናብ ቤታ ከይዱ ምስኣ ንኽድቅስ ተሃዊኹ፧
    እዚ ምስ ምንዝርና እዩ ዝቑጸር እምበር ቁዱስ መውስቦ ኣይኮነን።
    ህዉኽ ዝብእስ ቀርኒ ይነክስ ይብሉ ወለድ።
    ስለዚ ከይተሃወኽና ሓቲትና ብደቂቕ ኣጽኒዕና እንተገበርናዮ ይበልጽ።
    ምኣዝን ሂወት ነዚ መምሃሪ መልእኽቲ ስለ ዘካፈልኩምና ኣዝየ የመስግን
    ነዚ ሓውና ከኣ ክንብል በለ እምበር ኣይተኻዕወን እንቋዕ ብሂወትካ ብሰላም ንዓድኻ ማለት ናብቲ ትነብረሉ ዘለኻ ዓዲ ተመለስካ።❤

  • @habeshatiktok1212
    @habeshatiktok1212 Год назад

    ❤❤❤🎉🎉🎉