ሰበር - ተኹሲ ተኸፊቱ/ኣርባዕተ ሰባት ተጎዲኦም/TDF ኣርክብ ተባሂሉ/እግረኛ ሰራዊት መጥቃዕቲ ከፊቱ/ኣሜሪካ ሰራዊታ ልኢኻ!

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 18 ноя 2024

Комментарии • 50

  • @TsegaHadgembes
    @TsegaHadgembes Месяц назад +1

    ትግራይ ካብ መራሕትኪ ተስፋ የብልክን አብ አምላኪ ተስፋ ግበሪ🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus Месяц назад

    ዞም ደናቁር መራሕቲ ትግራይ ህዝቢ ረሲኦም። ኣብ ምርጋሕ ተፀሚዶም ህዝቢ ንፀላኢ አሳጢሖምዎ አለዉ።
    ሃላፍነት ዘይስምኦም ደናቑር።

  • @HamerTube-Geez
    @HamerTube-Geez Месяц назад +1

    አለናዶ ተጋሩ ፀላእትና መራሕትና እዮም እሞ ነወግዶም

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 Месяц назад

      ጌታቸው ረዳኢ ሀለፎም 😈😈😈😈😈😈

  • @danielgebremedhin403
    @danielgebremedhin403 Месяц назад

    አንቲ ጋልዛ ዓጣሪት እዚ ሚዲያን አምሓራን ጌታቸው ወዲዛ ዓጣሪት ሓሪድና እንድሕር ዘይደርበናኩም ከም ትግራይ ክንቅፅል አይንክእልን ደቂ ባንዳታት

  • @BerihuBerihu-nk3do
    @BerihuBerihu-nk3do Месяц назад +1

    ጊዙያዊ መንግስቲ ትግራይ ካሊእ ኩሉ ምንቅስቓስ ገዱፉ ማለት ዓዲ ዓዲ ህዝቢ ምእካብ ገዱፉ ናብ ደቡብ ትግራይን ፀልውምትን ዝተመከሰ ተነዛባኪ ትግራዋይ ሂወቱ ካብ ወረርቱ ጅድሕኖ ይግባእ።ጥድፍ ናብ ፀለምቲ ክ ኣርው ክምህዝቡ ከድሕን ከዋፍሮ ይግባእ።

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 Месяц назад

    ገባሪአስ!ነጋሪአ።

  • @Selemun-hb2du
    @Selemun-hb2du Месяц назад +1

    ዘይራኸብ ኣይተራኽቡ ምፍልላዮም እኳ ሕማቅ እነተኾነ መከላከያ ሓላፍነቱ ዘይተዋፀአ ስለዝተፈላለዩ እዮም ዘብል ኣይኮነን። ጊ/ምም/ትግራይውን ስለዝተፈላዩ ከይሓተተ ስቁ ይብል ማለት ኣይኮነን።

  • @KasayeAregay
    @KasayeAregay Месяц назад

    ጌታቸውመብተይ ከኽብረለይ ፈእዩ አይተበል ሕዝቢትግራይ ይሸጠካእዩዘሎ

  • @ትግራይ_39
    @ትግራይ_39 Месяц назад

    ጌታቸው ረዳ ብሃፂር የቅሪካ:: ጌታቸው ረዳ ዕድመካ ይህፀር

  • @musieasefa9159
    @musieasefa9159 Месяц назад

    ሓሳዊት ግምት ናይ 06 ወርሒ ናይ ሓደራ ስልጣን ጥራሕ እያ ዘላቶ ንሳ እውን ተወዲኣ እያ።

  • @Ashenafi-bz9pj
    @Ashenafi-bz9pj Месяц назад +3

    ኣየ ትግራይ መንይኾን ዋሕስኺ

  • @halay4067
    @halay4067 Месяц назад +1

    ካብ መትከል (ዘልሓጥሓጥ ዝበሉ) ኢነልና እንተንገልፆ ይምረፅ ንይ ስልጣን ኣይኮን።

  • @gebretsadik-cv1ir
    @gebretsadik-cv1ir Месяц назад

    ጣዕ ! ትበል ኣዴኺ ጉልታ ሓስዊት
    `

  • @Abrahaley-rx2zs
    @Abrahaley-rx2zs Месяц назад

    Hasewti

  • @etn6309
    @etn6309 Месяц назад

    አቲ ጋሕባ ዩቱበር ህዝብና ሰላም ሀቡዮ ወራሪ ተሰፋሕፋሒ ናይ ደብረፆን ህወሃት እዩ ምሰ ጎረበትና አምሓራይ ህዝቢ አይተባእሱና

  • @Ashenafi-bz9pj
    @Ashenafi-bz9pj Месяц назад +4

    ንዝኹሉ ትሓታቲ ግዛዊ ምምሕዲዳር እዩ

  • @NassirWahabey
    @NassirWahabey Месяц назад

    ፅላዕት ይ 0:40 0:40 ብለፅሎም እንታይ ማለት እዩ
    ናይትግራይ ገዛኢ ተኮይኑ ንባዕሉ ፀላኢ ጥርሕ ዘይኮነስ ምስፀላኢ እዩ ዝስርሕ ናብ ሓደ ምውጋን አለኩም

  • @meriewedigerie2009
    @meriewedigerie2009 Месяц назад

    ኸምዙይ ደልዮም ኮ እዮም መራሕትና ኮለል ዘብሉና ዘለዉ

  • @getachewdesta1433
    @getachewdesta1433 Месяц назад

    Nay getachew lukat eyom

  • @TYjj-x1g
    @TYjj-x1g Месяц назад +2

    ኤህ ገይታቸው

  • @MurutsAbrha-u2u
    @MurutsAbrha-u2u Месяц назад

    ጌታቸው ዝበሃል ሐርማዝ ዝመስል ሰብ ትግራይ ከህልቅ ብአብይ ዝተላኸሰብ እዩ ንትግራይ ህዝቢ በአፉ ክዕሹ ዝመጸ ሰብ እዩ ማን ሰብ አይ ሐለኸን ንሱ እዩ በዓብይ ተሐሊኹ

  • @fthi3585
    @fthi3585 Месяц назад

    ጔታሽው ኻብ ምስ ህውሓት ትታሃላለኽ ስራሕኻ ዘይትገብር እዚ ዝኾውን ዘሎ ብፍቃድኻ እዩ ምታን ህዝቢ አብ ልዕሊ ህውሓት ኽላዓል ተባሂሉ

  • @tekletedros4764
    @tekletedros4764 Месяц назад

    አሰይ አሰይ ገና ገና ቀቀሊሉ እዩ አይጀመረን

  • @AtakltAbebeKalkay
    @AtakltAbebeKalkay Месяц назад

    ግምት ስርሑ ረሲዖም አብ መንበር ንሕንሕ አትዮም። ተሓተትቲ ክኾኑ አለዎም።

  • @fesshaieyohannes8139
    @fesshaieyohannes8139 Месяц назад

    TDF died long long time ago.

  • @danielgebremedhin403
    @danielgebremedhin403 Месяц назад

    ራያ ናይ አምሓራይ እዩ ደቂ ዓጣሪት

    • @21ድግልማርያሞእናቴ
      @21ድግልማርያሞእናቴ Месяц назад

      👎👎👎

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 Месяц назад

      @@21ድግልማርያሞእናቴ አንቲ ጋልዛ ዓጣሪት ቡሽቲ

    • @ራዛtube
      @ራዛtube Месяц назад

      ቁማል ሳዋ ንሕና ራያቶት ትግራይ ነን

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 Месяц назад

      @@ራዛtube አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ዓፍር አምሓራይ ትግራዋይ አይኮንካን ወዲዛ ደጋል ቡሽቲ

  • @fesshaieyohannes8139
    @fesshaieyohannes8139 Месяц назад

    TDF is USELESS force

  • @abrahatsionbeyene2110
    @abrahatsionbeyene2110 Месяц назад

    Mni eom kiamenkum hswdt slzkonkum

  • @kemal4775
    @kemal4775 Месяц назад

    መሕፈሮ!
    ፒፒ ግዝኣታት ትግራይ ንዘለኣለም ከምዘይምለሳ ወሲኑ: ትልሚ ኣውፂኡ: ጌታቸውን አረጋን ዘለውዎ ኮሚቴ ኣጣይሹ: በታ ፕላኑ መሰረት ደረጃ ብደረጃ ይፍፅም'ሎ። ግምት ግን ስልጣኖም ከውሕሱ ነዚ ቀንዲ ዋኒን ገዲፉዎ ጥራሕ እንተይኮነስ ንምፍፃም ትልሚ ፒፒ ኣካል ኮሚቴ ኾይኑ ከምዝሰርሕ ዘሎ ባዕሉ ኣብይ ንተጋሩ ኣ/ኣ ኣብ ዝኣከበሉ ግዘ ብዕሊ ገሊፁልና እዩ። ግምት ሓደጋ ስልጣኑ ንምእላይ ቀንዲ ዕማሙ ሪፎሮም ምዃኑ ብተግባር ንርኢ'ለና። ግምት ግዝኣትና ምምላስ ቀንዲ ውራዩ ጌሩ እንተዝሰርሕ እኒደ/ፅየን ካብ ህዝቢ ከምዝንፀሉ ይፈልጥ'ዩ። ግን ድማ ምስ ፒፒ ምድፋእ ስለትፈጥር ካብ ምስ ፒፒ ምርጋሕ ምስ ብፆቱ ምርጋሕ መሪፁ። ጌታቸው'ኮ መጀመሪያ ነጊሩና እዩ: ምስ እኒ ደ/ፅየን ዘፈላለዮ ሙሉእ መኸተ ዘይገምገሙ ኣፈፃፅማ ፕሪቶሪያ ንገምግም ኢሎም ኢሉና። ፕሪቶሪያ ስለዘይፍፅማ ክትግምገም ኣይደለየን። ብጥዑም ቃላትን ንpolitical correctnessን ብዝጋውሑ ዘረባታት እናላመፀ 'ንግምት ከስርሑዎ ኣይካኣሉን' እናበለ ትግራይ ክትውረር ዝገብር ኩሉ ተሓታቲ እዩ። ቀንዲ ድማ ከምናትኩም ዓይነት ሚድያታት። መሕፈሮ!

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 Месяц назад

    ሐሰዉቲ ኢኹም ትማሊ ወይነ አብስልጣን ምስመጹ ብሐይሊ ዝወሰድኩም ናህና እዩ ክትብሉ ሕፈሩ እዚ ጉዳይ መርየት ዘይናትኩም ተጋሩ ከድምዮኩም ክነብር እዩ።

  • @TsegayKebedew
    @TsegayKebedew Месяц назад

    ሓሳዊት ክንደይ ተክፊሉኪ ህወሓት ዶ ኮይኑ ዘማሓድር ዘሎ ሕይዚ ተቀደዲ ፅባሕ ክትልገቢ ኢኪ ግርም ፀገም እንትርከብ ናብ ህወሓት ምድርባይ ናይ ብልፅግናንን ናይ ተስፋፋሕትን ተሞክሮ ኢዩ። 🚯🚯🚯

  • @mulugeta481
    @mulugeta481 Месяц назад

    Kikiki who are you trying to blame fano Shabia for the mess in tigray blame Abiy and Tplf 😂

  • @tekletedros4764
    @tekletedros4764 Месяц назад

    እንድርታ ሀገር ክትከዉን ደገፍና ንገልፅ

  • @NardosYitbarek
    @NardosYitbarek Месяц назад

    Ar deki merab setit humera hadio negebre wala mengiseti tigray gedel yeto bzaban gedi ayhbon hzbina yeweda alo

  • @Shiferaw-m1
    @Shiferaw-m1 Месяц назад +1

    አዚ ሚድያ ኩልሳዕ አንጻር ሕወሓት ምኻኑ ዝፍለጥ እዩ ። ዝብል ዘሎ ግዝአትን ተፈናቀልትን ክምለስ ዘይካአለ አመንጎ መራሕቲ ናይ ሥልጣን ንሕንሕ ስለዘሎ እዩ ። እዚ ሓላፍነት ናይ ጊዚያዊ ምምሕዳር ከምዝኾን ነዚ ውድቀት ተጠያቂ እውን እሱ ምኻኑ እናፈለጠ እዩ ብጅምላ መራሕቲ ሕወሓት ዝኩንን ዘሎ ። ምከንያቱ እዚ ሚድያ ሕወሓት ንምፍራስ ዓላማ ብዘለዎም ተኸፊልዎ ዝሠርሕ ዘሎ ሚድያ ስለዝኾነ እዩ። ንጌታቸው ዝድግፉ እውን ሕወሓት አብምፍራስ ይሠርሕ አሎ ኢሎም ስለዝአምኑ እዮም።

  • @wewe5688
    @wewe5688 Месяц назад

    ትግራዎት ስለ ትሕሱዉ መን ክአምነኹም፡ ተሳዒርኩም ተቐጥቕጥኩም የእዊኹም ዓለም ርእዩኹም ኾሎ ብሓይልና ፕርቶሪያ አውሕስና ትብሉ ሓሰውቲ እኹም፡ እዚ ከይአኽል ሕጂ ድማ ነንሕድሕድኹም ብሓሶት ትካሰሱ አለኹ እንታይ ዝበሉኹም ፍጡራት ኢኹም ብዛዕባ ህዝቡኹም ዘትጭነቑ ተመልስኹም ንኲናት ትሓሱቡ አለኹም ምዉታት

  • @NardosYitbarek
    @NardosYitbarek Месяц назад

    Way werdet ayee gize emo ne tdf defirom ezom hadmeti tdf gin entay nekiwo were entay koynu wala eti nay mereba tdf dyu suk elu

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 Месяц назад

    EMMO DEBRETSION WEI DMA GETACHEW HIZKA DYU KIGTEMM. HADISH MERIHNET KAB MENAESEY GERKA MIGTAM EYU ????

  • @HagosTaye-r5d
    @HagosTaye-r5d Месяц назад

    እሳቶም ንወንበር ይጎየዮ አለው ህዝብና ግን ?

  • @goiteomgezaei9066
    @goiteomgezaei9066 Месяц назад

    ብዕላማ ንጌታቸው ምፅላም ድዩ ወላስ ሓቀኛ ዜና።
    ከምኡ ዝብል ዝወፀ ዜና የለን።
    😂😂😂

  • @asebawi
    @asebawi Месяц назад

    Poor Tigray!!! Tigray is turned to be hated by every entity in that part of the world!!!