Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ንነብሱ ምካን ኣይስአንን አዩ ከተልምዶ የብላን ገንዘብ ደሓር ውለዲ መልክዕን ነዊሕ ጽፍርን ጽባሕ ኣይላኣኩኩን አዮም ውላድ ግን ተሸጊርካ ተዕብዮም ጽባሕ ይረድኡካ ❤
ነሹይ.ሸካረ.ከብ.ትግራይይ❤❤
ኣብራሃ ሰማይ ግራቱ ኣብ ካምፓስ ኢየ ዝፈልጦ። ቅርርብና ተላጋጻይ ኢዩ። ምስኡ 'ውን ደስ ዝብሉ ደቂ ዓድቐይሕ ነይሮም። ተስፋ እገብር ብሕይወት ክህልዉ።ሰላምን ፍቕርን ንሰላምን ፍቕርን ዝምነዩ ደቂ ኢረን ኣሕዋትና ትግራዎትን!!💙👌💙
Neshu the best ፍሬንድ of eritrean young
እንታይ ዓይነት ህልኽ ኢዩ፡ ዘለዎ እዚ ህዝብና!!ምሕረት የውርደልና።
Neshu hawey ajoka jeganu abotatna bdenbi nfeltom eina
ኸመይ ሓዲርካ ነሹ ዕይነይ
ነሹዋይ🥰
ብጣዕሚ ንፉዓት እዮም እዞም ተጋሩ የሕዋትና
ቆልዑ ዘፍቅር አብ ዓለም አይራእናን በጃኻ አይተሪኤና አይተምጸአልና ሃጥያት አይትምሃር
Neshu fewusi shqetey❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ቀመም ዝኮነ ዘይና ፅቡቅ ተዘናጊዐ ተማሂረ የቅንየለይ ነሹ
ያ ነሹ በጃካ ኣይተሕፉሩና እዚይ ዘና ጨቃዊት ዝብል ነዉ በልዎ ዋ ናይ ሕሙማት መራሕትን ደገፍትን ዘና እዩ ፡ ብዛዕባ ጨቃዊት ሓደ እዳዘና ናይ ሀገር በጃኩም በጃኩም ሕለፍዎ እዚይ መጉሃይን መሕዘንን መሕፈርን ዘና
ሰላም ነሹ ከመይ ትኸውን እዛ ሄሪ ትበሃል ነብሳ ትፈልጣ ዶ ትከውን እዚ ኣብ ኣፍሪቃ ዘሎ ሰብ ወዱ ጓሉ እኮ ጉድ ረኺቡ ከምዛ ካብ ኣፍሪቃ ከምዘይ ተሰዱ ኩል ይምዕድ ምኳን "ኣፍ ምስ ተኸፍተ ሓንጎል ይንበብ" ይብሉ ሊቃውንት ዓወት ኣፍሪቃ ንዘሎ ህዝብና!
Neshu Entay eka kunka teaoy zena zeyetemxe Senbet medri
እዚ ናይ ትማሊ ዩ
ሰላም ሰላም ነሹ
ዐርብ እይዝልኽ ክብዝይምሕርን እምብር😢😮
ነሹ❤
❤❤❤❤❤❤ህግደፍ ተማሀሩ
እንቋዕ ደስ በለና ደቂ ኤረይ ክክክ
ናይዘን ቻቃውጥ ዶ ብጣዕሚ ክክክክ 👍
❤️❤️❤️😍
Nasu bitami eye zifetweka admen tianan yihabeka❤❤❤❤❤❤😂
Tergumelna neshu
ነሽነሽ ከመይ ኣምስኻ ዝዓርከይ ❤❤🎉🎉🎉
❤️❤️❤️
Nashnash hawaye betame ena nfatwka ❤
🙏🙏🙏
ነሸዋኒ❤❤😂
መብዛሕተን ኣብ ወጻኢ ዝነብራ ካብ ስፍሩቃ ኣይምርዓዋን ኢየን ንናይጀርያ ጻዕዳ ዓረብ ንባዕላ ኢዚኣ ጻዕዳ ኢዩ
ነሹ🥰
ትፍኦም ዝልሕሱ ህግፍን ባሩዮኦምን ትግርኛ ዝዛረቡ አምሐሩ
ነሹ ላይክ ገረ አለኹ
ገሊኤን ኪኢልናዮ ክብላ ሃለውለው እየን ዝብላ 😢😢 እቲ ሽግር ኩሉ እንድዩ መካሪ ኮይኑ ፡እቲ ክመክር ዝወጽእ ካኣ ምንም ኣፍልጦ ዘይብሎም፡ ሙኳኑ እዩ 😢😢😢
ኣብርሃስ 7ይ ዞባ ክብለና ተጋሩ ተደፊርና ካ ሻዕብያ ኣሕልፍ ዝህበና እንድሕር ኮይኑ ግንንይ
💙💙💙💙
Kaf alka
Welcome neshu anes kab zkatetelka newih eye geyre 💙 2026 kmro yhasb aleku kadmeka eye ktmexe aleka kab Switzerland 🇨🇭 eye Lomie ka berayu kolifnayom ina ab wshtom alena qolu eyom gday zgebru ezom berayu
ግድን ክመጽእ የ ዓድመኒ ኢካ
Neay eba temereaweni kkkkkkk
@frewengelmesfn1637 😅😅🫵👌
ደምሩኒ እዋተይ ጀማሪት እነ😢❤
ቆልዕኦም ጠርኒፎም ዶ ተመሊሶም ነሹየ ።
ኣንታ እዞም የሕዋትና ኣይመንዉዎን እንዶዮም እዚ ሳዕስዒት ዝበሃል ጓዳይ ደሓርከኣ እተን ቆልዑስ ዘይድቅሳ ዘይትገድፉዎን
ኢሱ ታይ መሲሉ እዩ ዝረአየን ነሹ ብዝኾነ ኣያሳእነና ነሹ
Megos hawuna zbelkayo nsan wedan ytehawesyo❤❤❤
ግን ኣነ ዝገርመንስ ወዲ ኣይትእመና ጓል ኣይትእመኑ ንመን ድኣ ክንኣምን ይገርመኒ ኮእዩ 🤔
መን ክሓፍረሎምዩ ወደይ ህዝቢ ፋሕ ኢሉ ህንጻ ዓንዩ ቻቃውት 🤭😭
ኣነስ ዓቅለይ ይጸበኒ ከማይ ዶ ትኮኑ ዋወርቂ እና ሸጥካስ ኣብ ክንዲ ትካላት ብሸጫዊት እውይ
ካብዘን ጨቓዊት ንዳያስፓራ ዘሎኸ ይህቡ ዶ ይኾኑ ክንከይድ😂😂😂😂😂
😂😂
enkae bselam temelesu neshu🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Nay hade kilts reto aytzareb bala
ፎዝያ ምሽምሽቲ ነብሰን ፈትየን ብጾተን ዝጠለማ ከምዝሕተታ ኣይጠፈአንን እዩ ። ኣብታ ዘረባኣ ኣምሉቅ ዘበለታ ስማዓያ (((ንታሪክ ንገድፎ ))) ኢላ ታርክ ከምዘይምሕረንን ከምዛሓተንን ሕልነአንን ብጸተንን ጠሊመን ከምዝከዳ ዘለዋ ኣንዳዕዲዐን ይፈልጣ እየን ነብሰን ፈትየን ግን ኣንጻር ሕልነአንን ብጾተንን ይከዳ ኣለዋ ሓንቲ ማዓልቲ እታፍርዲ ከምትመጸን ካኣ ይፈልጣ እየን ታሪክ ከምዘይምሕር ባዕላ ገሊጻቶ ኣላ ኣምላክ ዳኣ በዳሊ ብበደሉ ዝፍረደሉ እዋን የርእየና ።
Katie zeymlwatu eko eyu temahiru zmedeka zelo kemzi shigara zseti iytste entebeleka entay shirt alewo
እንዃዕ ኣሐገሰካ ነሽነሽ ካብሎምስ ደርሁ ኣብ ኤርትራ ኣትየናልካ። ካብሕጂ ስደት ጀርመን ኣብቂዑ።😮😮😮
😂❤️
Neshu hawey meary
💙💙💙
ጨቃዊት ቅተለና በል😂😂😂😂😂😂
Kasengo yeye🤣🤣🤣🤣🤣@@neshnesh_show
Neshu ayney kabza figirti eri tv natka yhshena
ነሹ❤❤ሃቢቢ
😂😂😂😂😂😂😂😂🎉
ነሸነሸይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዋይ አብ ናይ መወዳእታ አብ ናይ ሞጎስ እንድየ አርኪበ አሜን ሞጌ ሓወይ 2025 አምላክ ንሃገርናን ህዝብናን ይብጻሕ
Nay chaqwit halifka
😅😅😅@@merhawimulue111
ኣርሰናል ዕደ😂😂😂😂
Tsom eyu. BN wun nay tsom eyom geroma bselam etewu 💙💙💙
ነሽነሽ ንስካ አይትቀበሎ እዚ ትብሎ ዘላ ሓቂ እዩ፣ አብ ዝሃለወ ሃልዩ ሰሪሑ ይብላዕ፣ ኩሉ ክትበጽሖ አይትክእልን ንስካ፣ የለን አይበሃልን እዚ ትሰምዖ አብ ሚድያ 10%ከማን አይከውንን።
EZOM Bareus zeyskhu Bihaki diyom Birged nihamdu kelos kesnom kisesu? KEM kedem keymsllekin mat Birged nihamdu keywdkekin gidfa tebahlkin kabzey semaekin kebti sele zeknkin gin abey kesmakin eba belulna😂😂😂💙💙🦁🦁
ሞጎስ ክሽኩር
Eway berayu mehferat 😅😂😂
ንዓባየይ ሂቦማ ዶ ይኾኑ ካብተን ጫቃዊት ነሹ ሓወይ 😂😂😂
ab Canada aliwa kab German zwasdi
ብቅዳምነት ምሕረት የውርደልኪ ምኽንያቱ ትፈርዲ እኺ ዘለኺ ንስኺ መቦቆልኪ ኣፍሪቃዊት ዝመጻኹሉ ካብ ኣፍሪቃ ዝተወልድኩሉ ዝዓበኹሉ ካብ ኣፍሪቃ ግን ሓደ ነገር ክብለኪ ደልየ ኣለኹ። ንስኺ ኣብ ምዕቡል ዓለም ኣለኺ ማለት ወይ ዝነብር ሰብ ፉጹም ሉዑል ኩሉ ዛይጎድሎ ማሌት ድዩ ዝርዳኣኪ ኣብ ኣፍሪቃ ዝነብር ሰብ ኩሉ ዝጎድሎ ድዩ ዝርዳኣኪ ኣብ ኣፍሪቃ ዝነብር ሰብ ከምቶም ስድራኽን የሕዋትክን ገርኪ ራኣዮ።ክብሪ ዘለዎ እዩ ንምንታይ ጃጅ ትፈርዲ ኣለኺ እዚ ድኻምን ዙንቡዕ ኣታሓሳስባ ወይ ኣማላኽታ ከምዘለኪ የነጽር።
❤❤❤❤❤❤❤❤
Arab ayneslin eyom,,, Bangladesh 🇧🇩 and Philippines 🇵🇭, Pakistan 🇵🇰 etc south Asia 🌏 ymeslu
29:00 ደቂቅ እቲ ናታስ ንሓማታ
Neshu ❤
❤❤❤🎉🎉🎉
❤️❤️
ነሽ ነሽ ተጋጊኻ ከይትኸውን 161 ሽሕ ትራክተራት እዮም መስለኒ።እምበር 161 ሽሕ ጨቓዊት ኢልካ ዘረባ ኣይኮነን ኣዝዩ ዘሕፍር እዩ።ስለዚ ደጊምካ ስምዓዮ።ወይ ፕራንክ ከይከውን።
ኣብነታዊት!እዛ ወይዘሪት ሃሪ ትብሃል ጋል ሃገረሰብ፡ ሰይቲ ኩቡር ትግራዋይ ምካና ትሕመ፡ ኣብቲ ቅዱስ ጥንታዊ ህድሞ፡ ምስ ዒባ እናተቆማጥዐት ዓብያ ከተብቅዕ፡ ድሮ ሕጂ ድማ ነዘን በጥራማት ኣዝማሪናታት፡ ብዛዕባ ኩሕሊምሕሊ ምክሪ ክትልግሰለን ምዕዛብ፡ ብዘይቀልዓለም ንእሽቶይ ምዕብልቲ፡ ሓያም ወይዘሮ ማማ ጉዖይ ኢያ ክብሃል ይከኣል ይሕዋት፡ ሰኒ😀🤝❤🕊
❤❤❤
ነሹ ጉይታ
Derbay
Neshu mas eka ketmewet halimelka aleku teteqeq
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ክህበኒ ዩ ከም ሕልምካ ኣይኮነን
@@neshnesh_show ajoka fetari meska ykun ferhka dika
ሰብ ኣብ ገበን ከእቱው ደልዮም ዮም ቆልዑ ሒዞም ዝመጹ ደቂ ተካሊት
💙💙💙💙🫡
Aye arsenal.....behlmu new wancha yemibelaw😂😂😂😂😂
ክክክክክክ
😂😂😂
እዋይ ጉድ ረኺብና አረ ዘይሓፍሩ በርና ክደፍሩሓቲ ጽሪቲ ትግርኛ ከሰማዕናበርና ላይናእነና አብምታ ከድና ከነሽርፍ ኢናሬድዮ ወያነ👎
ሰብ ብኹሉ ኣብነት ክኮነካ ጽቡቕ አንድዩ፡ ግን ኩሉ ዝመክር ዝምዕድ ሰብ ከኣ ብ ግብሪ ኣብነት ክኮነካ ኣለዎ ማለት ኣይኮነን፡፡ እቲ ዝህቦ ዘሎ ማዕዳ ወይ ምኽሪ ቅኑዕ ክሳብ ዝኮነ፡ ግድን ንሱ ኣብነት ኮይኑ ከርእየና ክንጽበ የብልናን፡፡ምናልባት ነዓኻ ክሰርሓልካ ዘይከኣለ ምኽሪ፡ ንኻልእ ሰብ ኣይሰርሓሉን ማለት ከኣ ኣይኮነን፡፡ ዝተፈላለየ ተሞኩሮ ስለዘለና ከኣ ነናትና ተሞኩሮ ክንለዋወጥ'ዩ ዘለና 'ምበር፡ ንኽንመክር ግድን ክሳብ ንዕወት ክንጽበ ኣለና ማለት ኣይኮነን፡፡
Hasawi
Eta nay aregay hotel eski areyna halifatna eya
Ane zgermeni ezen hadar zeyblen mebzahtiaen kemaen kkewn seb yemakra bdhrey sari aytbkala aytgberyo mkrki naki bae hikot kulu lebam lebam zxawet bezihu.
✅✅✅
Neshu hawey edmen tanan yhabka fetari❤❤❤🎉
Ne 10seb 1 chaqit😢
ኣበረሃ ማንዲፕል አፍፍ ሓሲቦሞኩም??ጠራሮ???
😂😂😂😂😂 zeysirahika emo sigredob zikedu misar tewediu eu malaet eu.Nabi wiqato kitsegageri eya eway Eritrean si hatewiqetwi Ezi rigum mengisti si😂😂😂😂😂😂😂
Neshu werar weyane aytbel 😂subscribe key shba😂
ሰላም ኣሕዋት ጀማሪ እየ እሞ subscribe ክትገብሩለይ ብትሕትና ይሓትት ብሉጻት የሕዋተይ❤🎉
ኩሉ ለውጢ እኮ ኣይረአን
❤️
Abyet hgdefn talibanin zgebrwo zelewo ab guday mefre znead eyu Alemna bikali tihnbeb eziom kea mehferat
Kkkkkkkkkkkkkkkkk
😂
Lomie kolifnayom ina ezom ydug berayu 😂 yqreta 😂
Neshnesh ata hawey hadarka zeytigebir futuh 5 mano hasawi akiluka niska win gide Awet kara wey gide eti Nay israel kitwerdeka eya mealtika texebe ata Nay online futuh
በዓል ሓዳር የ ሓዳረይ ኩሉ ግዜ ምስ ገበርኩ የ። ናይቲ ፈኸራካ ግን ክንደይ ግዜ ዘይፈከርኩም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንነብሱ ምካን ኣይስአንን አዩ ከተልምዶ የብላን ገንዘብ ደሓር ውለዲ መልክዕን ነዊሕ ጽፍርን ጽባሕ ኣይላኣኩኩን አዮም ውላድ ግን ተሸጊርካ ተዕብዮም ጽባሕ ይረድኡካ ❤
ነሹይ.ሸካረ.ከብ.ትግራይይ❤❤
ኣብራሃ ሰማይ ግራቱ ኣብ ካምፓስ ኢየ ዝፈልጦ። ቅርርብና ተላጋጻይ ኢዩ። ምስኡ 'ውን ደስ ዝብሉ ደቂ ዓድቐይሕ ነይሮም። ተስፋ እገብር ብሕይወት ክህልዉ።
ሰላምን ፍቕርን ንሰላምን ፍቕርን ዝምነዩ ደቂ ኢረን ኣሕዋትና ትግራዎትን!!💙👌💙
Neshu the best ፍሬንድ of eritrean young
እንታይ ዓይነት ህልኽ ኢዩ፡ ዘለዎ እዚ ህዝብና!!
ምሕረት የውርደልና።
Neshu hawey ajoka jeganu abotatna bdenbi nfeltom eina
ኸመይ ሓዲርካ ነሹ ዕይነይ
ነሹዋይ🥰
ብጣዕሚ ንፉዓት እዮም እዞም ተጋሩ የሕዋትና
ቆልዑ ዘፍቅር አብ ዓለም አይራእናን በጃኻ አይተሪኤና አይተምጸአልና ሃጥያት አይትምሃር
Neshu fewusi shqetey❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ቀመም ዝኮነ ዘይና ፅቡቅ ተዘናጊዐ ተማሂረ የቅንየለይ ነሹ
ያ ነሹ በጃካ ኣይተሕፉሩና
እዚይ ዘና ጨቃዊት ዝብል ነዉ በልዎ ዋ ናይ ሕሙማት መራሕትን ደገፍትን ዘና እዩ ፡ ብዛዕባ ጨቃዊት ሓደ እዳዘና ናይ ሀገር በጃኩም በጃኩም ሕለፍዎ እዚይ መጉሃይን መሕዘንን መሕፈርን ዘና
ሰላም ነሹ ከመይ ትኸውን እዛ ሄሪ ትበሃል ነብሳ ትፈልጣ ዶ ትከውን እዚ ኣብ ኣፍሪቃ ዘሎ ሰብ ወዱ ጓሉ እኮ ጉድ ረኺቡ ከምዛ ካብ ኣፍሪቃ ከምዘይ ተሰዱ ኩል ይምዕድ ምኳን "ኣፍ ምስ ተኸፍተ ሓንጎል ይንበብ" ይብሉ ሊቃውንት ዓወት ኣፍሪቃ ንዘሎ ህዝብና!
Neshu
Entay eka kunka teaoy zena zeyetemxe Senbet medri
እዚ ናይ ትማሊ ዩ
ሰላም ሰላም ነሹ
ዐርብ እይዝልኽ ክብዝይምሕርን እምብር😢😮
ነሹ❤
❤❤❤❤❤❤ህግደፍ ተማሀሩ
እንቋዕ ደስ በለና ደቂ ኤረይ ክክክ
ናይዘን ቻቃውጥ ዶ ብጣዕሚ ክክክክ 👍
❤️❤️❤️😍
Nasu bitami eye zifetweka admen tianan yihabeka❤❤❤❤❤❤😂
Tergumelna neshu
ነሽነሽ ከመይ ኣምስኻ ዝዓርከይ ❤❤🎉🎉🎉
❤️❤️❤️
Nashnash hawaye betame ena nfatwka ❤
🙏🙏🙏
ነሸዋኒ❤❤😂
መብዛሕተን ኣብ ወጻኢ ዝነብራ ካብ ስፍሩቃ ኣይምርዓዋን ኢየን ንናይጀርያ ጻዕዳ ዓረብ ንባዕላ ኢዚኣ ጻዕዳ ኢዩ
ነሹ🥰
ትፍኦም ዝልሕሱ ህግፍን ባሩዮኦምን ትግርኛ ዝዛረቡ አምሐሩ
ነሹ ላይክ ገረ አለኹ
❤️❤️❤️
ገሊኤን ኪኢልናዮ ክብላ ሃለውለው እየን ዝብላ 😢😢 እቲ ሽግር ኩሉ እንድዩ መካሪ ኮይኑ ፡እቲ ክመክር ዝወጽእ ካኣ ምንም ኣፍልጦ ዘይብሎም፡ ሙኳኑ እዩ 😢😢😢
ኣብርሃስ 7ይ ዞባ ክብለና ተጋሩ ተደፊርና ካ ሻዕብያ ኣሕልፍ ዝህበና እንድሕር ኮይኑ ግንንይ
💙💙💙💙
Kaf alka
Welcome neshu anes kab zkatetelka newih eye geyre 💙 2026 kmro yhasb aleku kadmeka eye ktmexe aleka kab Switzerland 🇨🇭 eye
Lomie ka berayu kolifnayom ina ab wshtom alena qolu eyom gday zgebru ezom berayu
ግድን ክመጽእ የ ዓድመኒ ኢካ
Neay eba temereaweni kkkkkkk
@frewengelmesfn1637 😅😅🫵👌
ደምሩኒ እዋተይ ጀማሪት እነ😢❤
ቆልዕኦም ጠርኒፎም ዶ ተመሊሶም ነሹየ ።
ኣንታ እዞም የሕዋትና ኣይመንዉዎን እንዶዮም እዚ ሳዕስዒት ዝበሃል ጓዳይ ደሓርከኣ እተን ቆልዑስ ዘይድቅሳ ዘይትገድፉዎን
ኢሱ ታይ መሲሉ እዩ ዝረአየን ነሹ ብዝኾነ ኣያሳእነና ነሹ
Megos hawuna zbelkayo nsan wedan ytehawesyo❤❤❤
ግን ኣነ ዝገርመንስ ወዲ ኣይትእመና ጓል ኣይትእመኑ ንመን ድኣ ክንኣምን ይገርመኒ ኮእዩ 🤔
መን ክሓፍረሎምዩ ወደይ ህዝቢ ፋሕ ኢሉ ህንጻ ዓንዩ ቻቃውት 🤭😭
ኣነስ ዓቅለይ ይጸበኒ ከማይ ዶ ትኮኑ ዋ
ወርቂ እና ሸጥካስ ኣብ ክንዲ ትካላት
ብሸጫዊት እውይ
ካብዘን ጨቓዊት ንዳያስፓራ ዘሎኸ ይህቡ ዶ ይኾኑ ክንከይድ😂😂😂😂😂
😂😂
enkae bselam temelesu neshu🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Nay hade kilts reto aytzareb bala
ፎዝያ ምሽምሽቲ ነብሰን ፈትየን ብጾተን ዝጠለማ ከምዝሕተታ ኣይጠፈአንን እዩ ።
ኣብታ ዘረባኣ ኣምሉቅ ዘበለታ ስማዓያ (((ንታሪክ ንገድፎ ))) ኢላ ታርክ ከምዘይምሕረንን ከምዛሓተንን ሕልነአንን ብጸተንን ጠሊመን ከምዝከዳ ዘለዋ ኣንዳዕዲዐን ይፈልጣ እየን ነብሰን ፈትየን ግን ኣንጻር ሕልነአንን ብጾተንን ይከዳ ኣለዋ ሓንቲ ማዓልቲ እታፍርዲ ከምትመጸን ካኣ ይፈልጣ እየን ታሪክ ከምዘይምሕር ባዕላ ገሊጻቶ ኣላ ኣምላክ ዳኣ በዳሊ ብበደሉ ዝፍረደሉ እዋን የርእየና ።
Katie zeymlwatu eko eyu temahiru zmedeka zelo kemzi shigara zseti iytste entebeleka entay shirt alewo
እንዃዕ ኣሐገሰካ ነሽነሽ ካብሎምስ ደርሁ ኣብ ኤርትራ ኣትየናልካ። ካብሕጂ ስደት ጀርመን ኣብቂዑ።😮😮😮
😂❤️
Neshu hawey meary
💙💙💙
ጨቃዊት ቅተለና በል😂😂😂😂😂😂
😂😂
Kasengo yeye🤣🤣🤣🤣🤣@@neshnesh_show
Neshu ayney kabza figirti eri tv natka yhshena
ነሹ❤❤ሃቢቢ
❤️❤️❤️
😂😂😂😂😂😂😂😂🎉
ነሸነሸይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️
እዋይ አብ ናይ መወዳእታ አብ ናይ ሞጎስ እንድየ አርኪበ አሜን ሞጌ ሓወይ 2025 አምላክ ንሃገርናን ህዝብናን ይብጻሕ
❤️❤️❤️
Nay chaqwit halifka
😅😅😅@@merhawimulue111
ኣርሰናል ዕደ😂😂😂😂
😂😂
Tsom eyu. BN wun nay tsom eyom geroma bselam etewu 💙💙💙
💙💙💙
ነሽነሽ ንስካ አይትቀበሎ እዚ ትብሎ ዘላ ሓቂ እዩ፣ አብ ዝሃለወ ሃልዩ ሰሪሑ ይብላዕ፣ ኩሉ ክትበጽሖ አይትክእልን ንስካ፣ የለን አይበሃልን እዚ ትሰምዖ አብ ሚድያ 10%ከማን አይከውንን።
EZOM Bareus zeyskhu Bihaki diyom Birged nihamdu kelos kesnom kisesu? KEM kedem keymsllekin mat Birged nihamdu keywdkekin gidfa tebahlkin kabzey semaekin kebti sele zeknkin gin abey kesmakin eba belulna😂😂😂
💙💙🦁🦁
ሞጎስ ክሽኩር
Eway berayu mehferat 😅😂😂
ንዓባየይ ሂቦማ ዶ ይኾኑ ካብተን ጫቃዊት ነሹ ሓወይ 😂😂😂
ab Canada aliwa kab German zwasdi
ብቅዳምነት ምሕረት የውርደልኪ ምኽንያቱ ትፈርዲ እኺ ዘለኺ ንስኺ መቦቆልኪ ኣፍሪቃዊት ዝመጻኹሉ ካብ ኣፍሪቃ ዝተወልድኩሉ ዝዓበኹሉ ካብ ኣፍሪቃ ግን ሓደ ነገር ክብለኪ ደልየ ኣለኹ። ንስኺ ኣብ ምዕቡል ዓለም ኣለኺ ማለት ወይ ዝነብር ሰብ ፉጹም ሉዑል ኩሉ ዛይጎድሎ ማሌት ድዩ ዝርዳኣኪ ኣብ ኣፍሪቃ ዝነብር ሰብ ኩሉ ዝጎድሎ ድዩ ዝርዳኣኪ ኣብ ኣፍሪቃ ዝነብር ሰብ ከምቶም ስድራኽን የሕዋትክን ገርኪ ራኣዮ።ክብሪ ዘለዎ እዩ ንምንታይ ጃጅ ትፈርዲ ኣለኺ እዚ ድኻምን ዙንቡዕ ኣታሓሳስባ ወይ ኣማላኽታ ከምዘለኪ የነጽር።
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️
Arab ayneslin eyom,,, Bangladesh 🇧🇩 and Philippines 🇵🇭, Pakistan 🇵🇰 etc south Asia 🌏 ymeslu
29:00 ደቂቅ እቲ ናታስ ንሓማታ
Neshu ❤
❤️❤️❤️
❤❤❤🎉🎉🎉
❤️❤️
ነሽ ነሽ ተጋጊኻ ከይትኸውን 161 ሽሕ ትራክተራት እዮም መስለኒ።እምበር 161 ሽሕ ጨቓዊት ኢልካ ዘረባ ኣይኮነን ኣዝዩ ዘሕፍር እዩ።
ስለዚ ደጊምካ ስምዓዮ።ወይ ፕራንክ ከይከውን።
ኣብነታዊት!
እዛ ወይዘሪት ሃሪ ትብሃል ጋል ሃገረሰብ፡ ሰይቲ ኩቡር ትግራዋይ ምካና ትሕመ፡ ኣብቲ ቅዱስ ጥንታዊ ህድሞ፡ ምስ ዒባ እናተቆማጥዐት ዓብያ ከተብቅዕ፡ ድሮ ሕጂ ድማ ነዘን በጥራማት ኣዝማሪናታት፡ ብዛዕባ ኩሕሊምሕሊ ምክሪ ክትልግሰለን ምዕዛብ፡ ብዘይቀልዓለም ንእሽቶይ ምዕብልቲ፡ ሓያም ወይዘሮ ማማ ጉዖይ ኢያ ክብሃል ይከኣል ይሕዋት፡ ሰኒ😀
🤝❤🕊
❤❤❤
❤️❤️❤️
ነሹ ጉይታ
Derbay
Neshu mas eka ketmewet halimelka aleku teteqeq
😂❤️
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ክህበኒ ዩ ከም ሕልምካ ኣይኮነን
@@neshnesh_show ajoka fetari meska ykun ferhka dika
ሰብ ኣብ ገበን ከእቱው ደልዮም ዮም ቆልዑ ሒዞም ዝመጹ ደቂ ተካሊት
💙💙💙💙🫡
Aye arsenal.....behlmu new wancha yemibelaw😂😂😂😂😂
ክክክክክክ
😂😂😂
እዋይ ጉድ ረኺብና
አረ ዘይሓፍሩ በርና ክደፍሩ
ሓቲ ጽሪቲ ትግርኛ ከሰማዕና
በርና ላይናእነና አብምታ ከድና ከነሽርፍ ኢና
ሬድዮ ወያነ👎
ሰብ ብኹሉ ኣብነት ክኮነካ ጽቡቕ አንድዩ፡ ግን ኩሉ ዝመክር ዝምዕድ ሰብ ከኣ ብ ግብሪ ኣብነት ክኮነካ ኣለዎ ማለት ኣይኮነን፡፡ እቲ ዝህቦ ዘሎ ማዕዳ ወይ ምኽሪ ቅኑዕ ክሳብ ዝኮነ፡ ግድን ንሱ ኣብነት ኮይኑ ከርእየና ክንጽበ የብልናን፡፡ምናልባት ነዓኻ ክሰርሓልካ ዘይከኣለ ምኽሪ፡ ንኻልእ ሰብ ኣይሰርሓሉን ማለት ከኣ ኣይኮነን፡፡ ዝተፈላለየ ተሞኩሮ ስለዘለና ከኣ ነናትና ተሞኩሮ ክንለዋወጥ'ዩ ዘለና 'ምበር፡ ንኽንመክር ግድን ክሳብ ንዕወት ክንጽበ ኣለና ማለት ኣይኮነን፡፡
Hasawi
Eta nay aregay hotel eski areyna halifatna eya
Ane zgermeni ezen hadar zeyblen mebzahtiaen kemaen kkewn seb yemakra bdhrey sari aytbkala aytgberyo mkrki naki bae hikot kulu lebam lebam zxawet bezihu.
✅✅✅
Neshu hawey edmen tanan yhabka fetari❤❤❤🎉
Ne 10seb 1 chaqit😢
ኣበረሃ ማንዲፕል አፍፍ ሓሲቦሞኩም??
ጠራሮ???
😂😂😂😂😂 zeysirahika emo sigredob zikedu misar tewediu eu malaet eu.
Nabi wiqato kitsegageri eya eway Eritrean si hatewiqetwi
Ezi rigum mengisti si😂😂😂😂😂😂😂
Neshu werar weyane aytbel 😂subscribe key shba😂
😂😂
😂😂
ሰላም ኣሕዋት ጀማሪ እየ እሞ subscribe ክትገብሩለይ ብትሕትና ይሓትት ብሉጻት የሕዋተይ❤🎉
❤️❤️❤️
ኩሉ ለውጢ እኮ ኣይረአን
❤️
Abyet hgdefn talibanin zgebrwo zelewo ab guday mefre znead eyu
Alemna bikali tihnbeb eziom kea mehferat