Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
ወረ ጥራሕ:: ህዝቢ ብጥምየትን ብሕማምን ይውዳእ ;ወርቅና ይውሰድ አሎ ንስኻትኩም አኼባ ጥራሕ በሉ:: Help less , mind less junks . You do not know what your priority is? Think about your people Nonsense theory, talking over and over the same thing, when are you going to make up your mind to help our people in need.
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
❤❤❤ በደንቢ ገይሮም ክሰርሑ አለዎም አብ መናእሰይ
ንመንእሰይ ትግራይ ኣይውክሉን ድማ ተጠቐምቲ ሓሻክር ኣባላት ኢዮም፡፡
ግዝያዊ ብልፅግና ትግራይ መሬትና
ከምልሰልና ኢሉ ዝሓስብ ሰብ
እንተሃልዩ ብሂወት የለን ማለት ኢዩ
ከመይ ከይሩ ናይ ትግራይ ጉዳይ ክሰርህ ሠራዊት ትግራይ ይፍረስ ውድብ ይፍረስ ክብል ከሎ እንታይ ማለት እዩ ኢልኩም ሕሰቡ እዚ ድል የት እዙይ ናይመን እዩ ናይኩሎም ፀላእትና ድል የት እዩ እኒ ጌታቸውን ፃርቅምንን እውን ምድርም ፀላእቲ ኮይኖም ናይቶም ፀላእቲ ሓሳብ እዮም ዘቀላጥፉለው አቱም ሰባት ህዝብና ብእምቀት ተመልከትዎ እሽሽ አየዋፅእን።
ሕወሀት ትስዕር
ሕዚ እውን እዓድና ብአአቶም ትጠፍእ አላ :: ህዝብና ብጥምየትን ብሕማምን ይውዳእ አሎ:: ንዝአቶም ኢልና ዶ ህዝብና ምተወደእ ?? የሕዝን 😢😭😭😭😭😭😭😭😭
መራሕቲ ትግራይ ኩሉ ህልኽ ገዲፎም ምእንቲ ህዝቦምን ዓዶምን ክብሉ ክዕረቁ ኣለዎም
ትዕቢት ሕማቅ እዩ ። መራሕቲ ህወሓት ካብ ትዕቢቶም ክሰብሩ 1 ሚልዮን መንእሰይ ክኸፍሉ ይቀሎም ። ትዕቢት ግን ተመሊሱ ንባዕልኻ እዩ ዘጥፈአካ ረአኖ ዝነዓቅዎ ኣብዪ እንታይ ኸምዘኽፈሎም ኣብ እግሩ አውዲቁ ኣነ ይሐሸካ ኣነ የብሎም ኣሎ ። ego is the enemy
እቲ ችግር ተረጊፅካ ምንባር ናይ ትግራዋይ ስነ ልቦና አይኮነን ትግራዋይ አይወረረን ተደፊኡ እንበር አይደፍአን ህወሃት አዲ ዝመርህ ነበረ ውድብ እዩ እንተናአሰ ናይ ግለሰባት ክብሪ ከይኮነ ናይ ህዝቢ ትግራይ ክብር ክሕሉ ሓላፍነት ነይርዎ ብኒ አብይ ህዝቢ ትግራይ ክርገፅ ዝደልይ አእምሮ ዘለዎ ትግራዋይ የለን እቲ ዘሓመመ ከምንም አብግዚያዊ ምምሕዳር ዘለው ፅግእተኛታት እንተዘይኮይኖም ኸዚ ከአ እርቅ እንተደልዩ እቲ ጢሒሉ ዘሎ ብሔራዊ ክሕደት ዝፍፅም ዘሎ አካል አይፋልካ ክባሃል አለው ሕማሙ ዘይፈለጠ መድሓኒት አየግንን ።
ቢደንቢ በርትዕ በርትዕ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ኣቱም ሰብ ባኣል ጻድቃን ብገንዘብ ንትግራይ ህዝቢ የልፉ ኣለው፥
ኤልያስ ደስ ዝብል ቡሱል አገላልፃ
Hi
❤❤❤❤❤
ሕወሓት ታዓውታ ዓወታ አተጨረሸን
ተጋዳላይ Engineer ኪዳነ ኣንደበተ-ርቱዕ በዓል መትከል : ህዝቢ ትግራይ ብመስመር ህወሓት ጥራሕ'ዩ ዝዕወት ኣጆኹም ኣጆና : TDF ናይ መጨረሻ ድፍዕ ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ እዩ : ትግራይ ትዕወት ::
ተጋሩ እይወሩን ትግራዋይ ለባም እዩ ምክኒያቱ ብተራ ብተራ ከጥፍኡና እንተዘይኮይኖም ንማንም ትግርኛ ተናጋሪ ክነብር አይደሉናን ናይትግራይ ምድካም ሪኡዶ አይኮነን እዩ ንትግራይ ምስአዳኸመ ሕጂ ንኤርትራ መፃናኪ ክንበልአኪ ኢና ክንዉሕጠኩም ኢና ዝብሉ ዘሉ ኢትዮጳውይን
ሕቶ ህዝቢ ትግራይ ሰረቅትን ብልሹዋት መራሕቲ ካብቲ ዉድብ ክእለዩ ምግባርን ምስ ግዜ ዝከይድ ለዉጢ ምምፃእን እምበር ዓንዲ ሕቆ ዉዳበና ዝኮነት ህወሓት ምፍራስ ኣይኮነን።ህወሓት ዘይመለሰቶ ሕቶ ህዝቢ ንክምለሱ ምግባር ዋና ዋኒንኩም ገይርኩን ስርሑ ብዝተርርፈ ነዞም ጠላማት ህዝቦም ዝካሓዱ ብሕጊ ምሕታት የድሊ
እቶም ሌያቡ ካብ ውድብ ሃዲሞም ምስ ግዚያዊ ምምሕዳግ ተፀጊኡስ ድሮ ድሮ ናብ ብልፅግና ከይዶም ንሕውሃትን ንሰራዊትን አፍርሰልና ንሶም እዮም አየሰርቅን ዝብሉና ንሶም እዮም እቲ ምትክ ሓሳብ ከይነፈፅም ዝገብሩና ናይ ትግራይ ወርቅ ጋሕጎኽና ክነምፀአልካ እንተኾይና ነዚኾም አፍርሰልና ኢሎም ይልሙኑለው ካብዙይ ዝኸፍእ ፅላኢ አሎ ድዩ ህዝቢ ትግራይ ክብር ስመር ውድብካ አፅንእ ተወደብ ፀላእትሃ ፍለ።
ነተ ጅግኑ ስራዋት ሐለፈት። ዘፋራርሕ ናይ ከተማ ጭዋ ዘርእ መንእሰይ ዘረአያሉ ዘሎ እዩ
ውእሊ ፕሪቶርያ ንክፍፀም ዝሰርሕ ዝተወከለ አካል አብዘይ ሥርሑ ይውእል አሎ ምስ ፀላእቲ ይሞዳሞድ አሎ ህዝቢ ትግራይን ውድብን ሰራዊትን ስቅ ኢልኩም ትሪእዎ ለኹም።
ህወሓት ዘይተሸከመቶ ዓይነት ገፈጥ እንታይ ኣሎ?
Fight and save tplf .
Aby needs to have his own favorite named tplf by supporting getachew. And say no to genocider
ደብረፅዮን ውን እኮ ንኣብዪ ሰልጣን ደጋጊሙ ለሚንዎ እዩ 😂😂😂 ። ደብረፅን ንኣብዪ ኣብ ፈለማ እኮ ሰልጣን ክህበኒ እዩ ኢሉ ክቡር ኣብዪ የመሰግን ኢሉ እዩ ቪድዮ ኣለካ ኣልሾ ። ሰለዚ ንምንታይ ኹሉ ናብ ደገ ነመላኽቶ መጀመርያ ናይውሸጥና ፀገም ንረዳእ ። ኣብዪ ዝነዓቆም እኾ ዘይረብሑ ብሰልጣን ዝሕርጎቱ ምዃኖም ምሰ ፈለጠ እዩ ።
ብምንታይ እድልና ዶክተር ደብረፅዮን ኮይንሉና እንተዝኾንዶ አብዙ ችግር እዙይ ምበፃኽና? ዶክተር ደብረፅዮን እኮ ጀግና እዩ በአል መትከል እዩ ናይዝለፍለፈ አይኮነን ለባም ትእግስተኛ እሙን እዩ ግን ንፀላእቲ ስለዘየሕልፍ ሌባ ኩሉ ንደክተር ደብረፂዮን ይቃወምዎ ሌባን ወስላታን ምስ ፈላጥን እውነትን አይሰማማእን።
ኤልያስ ኣብ ብሉዕዳማትኻ ??
ሕደግ ናጋ ክድርብዩኻ እዮም!!
እስታሊን ጦርነት ናፋቂ ናይ ሓደ ወገን ደጊፍካ ተናቁር አለኻ ህዚ እውን መታአረቂ ሀሳብ አምፅእ ናይ ኹሎም ብማእረ ዘግብ ኮልታፍ ህዚ ህዝቢ ፈሊጡካ አሎ፣
እንቢ ንብሔራዎ ክሕደት ስታሊንግ አብ መርገፁ ዘሎ ተባእ ትግራዋይ እንበር አብዘይ መአሉ ዝውእል ፈሻል አይኮነን።
ሕድሪ ስውኣት አኽብሩ
አጆኹም ጀጋኑና በርትኡ ሓቂ እዩ ዘሸንፍ ግዜ ይወስድ እንበር ።
ጌታቸው ውዱቡ አይኮነን አዱ ይሸይጥ ።
ካሕዳማት መላሓስኩም ጥዑም ፣ ተግባርኩም ካሊእ ለማሳት ሓንጎልኩም አብ ስልጣንን ጥቅምን እንበር ንህዝቢ ጥር ትብል አይትሓስቡን ፕሮፖጋንዳኩም ጥራሕ ኢኩም ። ተዋሪድኩም ህዝቢን መነአሰይን አዋሪድኩምዎ ናፈቅቲ ሽዋ
ይገርመኩም እቶም ባንዳታት ንትግራይ ናብ ሰላም ከምፀአ ዝክእል መሰረታዊ ናይ ፕሪቶትያ ስምምዕ ክትግበር አለዎ ኢልካ እንድሕር ተዛሪብካ ሰላም ኢና ንደሊ ይቡሉኻ መን እዩ ሰላም ዘይደሊ? ቡሱሩከ እቲ ናብ ንቡር ሰላም ክንምለሰሉ እንክእለሉ መሰረታዊ ናይ ፕሪቶርያ ስምማዕነት ከይተተግበረ ከ ከመይ ኢሉ እዩ ሰላም ክመፅእ ዝክእል?ወይስ ግዘት ትግራይ አህጊርና ዝተሰወእናሉ ዕላማ ኮንቱ ገይርና ዝተቆረሰትን ዝተበታተነት ትግራይ ዲና ተቀቢልና ንዘለለም አብ መግዛእቲ ክንነብር ውሳነ ዝጠልብ ግዜ ይመስለኒ።
እስታሊን ኩል ጊዜ ናይ ፓለቲከኛ ወረ ሂዝካ አይትቅረብ
ናይ መፍቲሂ ሃሳብ አምፀእ
እንቢ ንብተና
እንቢ እንቢ እንቢ ምባል ጥራይ እዩ ዘዋፅእ
ወረ ጥራሕ:: ህዝቢ ብጥምየትን ብሕማምን ይውዳእ ;ወርቅና ይውሰድ አሎ ንስኻትኩም አኼባ ጥራሕ በሉ:: Help less , mind less junks . You do not know what your priority is? Think about your people Nonsense theory, talking over and over the same thing, when are you going to make up your mind to help our people in need.
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤