Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ምስ ድያቆን ኣስመላሽ ክራከብ ኣለዎ ትብሉ ኣበይ ኣለኩም ደቂ ኦርቶዶክስ ተውሃዶ ☝️
Abzi alena yrakeb "ba ms dyaqon asmelash fish hawey pls tetekailu.
Ewe ms diakon asmelashe krakeb alewo
Yes yrakebu
Diaqon Asmelash ghin kindeyenay gizie keyhlwo ms hasewti nebyat abzey nebyat nebyat eway dfret
Alena koltna ❤❤❤
❤ኣሰይ እዚ ጋዜጠኛ እዝስ ክንደይ ብቑዕ ኢዩ። እስኪ 🌹 & Like ሃቡለይ
Gazietena ???
Exactly❤❤❤
Tiegsti zelewo
😂😂😂😂
@amine4019 😂😂😂😂
ኣንቱም ሰባት ነዚ በሊሕ መንእሰይ ኣቶ ፍሽ ላይክ ሃቡለይ ❣️❣️❣️👇👍👌
@@selammehari4709 ኢሂ እንታይ ጸጊምኪ ሩኹስ መንፈስ ድዩ?
ኦርቶዶኩስ ተዋህዶ ምካነይ ብጣዕሚ የ ሕቡን ❤❤ ብርክቲ ኣደ ስለ ዘላትና ነቶም ከምዚ ከማይ ማርያመይ ኣደ ፍቅሪ ኢልኩ ጽሓፉ ❤❤❤
Eway denkurena, yesus orthodox aynebereb aykonn so nay yesus eye elke ketmekehe goyta yerdake
❤❤❤❤ማርያመይ 🎉❤ናይ ፍቅሪ አዶ
ድንግለይ ኣደ ፍቅሪ❤❤❤
ናይ ሰይ
ትብልዮ ዘለኺ ጌጋ ኢዩ ኦርቶዶክስ ናይ ማርያም ትብሊ ኣለኺ ኣክንዲ ኣምላኽ ኣሎ ትብሊ
ማርያመይ ቅድስቲ ድንግል ኣደ ጎይታ ምሕረት ትግበረልና ኑኩልና ኣሜን
Only Jesus can give us mercy No marry
@@lelemgebrehiwotmhret yewridelka
@@lelemgebrehiwot only GOD can give us mercy no one else.
እስኪ ምስ ዲያቆን ኣስመላሽ ክራኸብ ኣለዎ ትብሉ ላይክ ርገጹኒ❤❤
እዚ ርኩስ እንታይ ጌርካ ምስ ኩቡር ድያቆን ኣስመላሽ ከተራክቦ
Ja good
@JhonTesfay-pi4mc gen ayrkbnin ey
Dekza Etiopieawit Ortodox eko beynkum ekum Degimom awu aynelbonakum definomukum hadhdkum tbalu alekum mhret yewurdelkum.
አረ ፀገም የብሉን ሽሕ ግዜ ርኹስ ይኩን እንባዓል ቅዱስ ኣትናቲወስ ምስ ካሓዲ ኣርዮስ ኣይኾኑን ድዮም ንስለ እምነቶም ዝተኸራኸሩ እና ድያቆን ኣሽመላሽ ቡቁዕ ፍልጠት ዘሎዎ መምህር እዩ ይምፀአልና @@JhonTesfay-pi4mc
ፍሽ ሓውና ምስ ድያቆን ኣስመላሽ ኢንተተራኽቦ ክንደይ ደስ ምበለና ኔሩ. ኢስከ ምስ ድያቆን ኣስመላሽ ይራኸብ ንብል ላይክ ንግበር ኩላትና
Anta zi ksar zeydeli kdefwo methatiti yu zie😢😢😢
ነኣ ባ መሰል ሰብ ሓሉ መን ምስ ምን
Ewe diacon asmelash nab lbu mmelesom neru
Neska b deyakon eka temkah zelka nesu kea b jesus so mesehaf kudus anbib kab seb memekah weseka b jesus temekah
@@rahbotkone7498 kulu neger u hasotsi beqa mmkah ilkayo amlakna amlak thtat menfes enber amlak ubyat menfes aykonen nestewil qdmi mzrabna✝️✝️✝️🥲🥲🥲🙏🙏🙏
እንካዕ ድኣ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኾንኹ ኢልኹም ከምዚ ከማይ ትሕጎሱ ትህልዉ ዶ 👏👏👏👏❤🌹🌿🌿
ኣለና እወ 🙏🙏🙏❤️ orthodox forever ❤️❤️
እወ ኣለና እንካዕ ኦርተዶክስ ኮንኩ ተመስገን ኣምላኽ
Ane aleku kbur hawey abta tsnietn atsnafswitn kbrtin haymanotna yetsniana Egziabher amlak
❤❤ኣነ ኣለኹ☦️♥️
⛪aleku nzelalem tnber ❤❤❤
ኡፍፍፍፍ ናይ ፍሸ ዓቅሊ ግን ታዓዲሉ🥺💚 እንተ ኣቤል ግን ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ኣምላክ ዓይነልቦናኻ ይኽፈተልካ🙌
Yegarmkey akili zalwo ❤
ንምንታ ይስሐቅ ኣሎ ዝታሓቶቶ ዘይ ምልስ ፍሽ ሓውና ፉሉይ ትሕትና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኦርቶዶክስ ምኳነይ ሕጉስየ ማርያመይ ዋሕስ ሂወተይ ኢኪ ።❤❤❤❤❤❤❤❤
መስ ድያቆን ኣሺመላሺ ኣራክቦ
Kemey gere ni d. asmelash kikelo
Entay kirekbelu wedey nezi, anes natu zeykone etom abzi zimelalesu eu zigermeni, weyyy Difret
Ja enty konka ezi dea mesay arakbewo
ብራቦ እታ ናይ ልበይ ቶግ ቶረግ ኣቢልካያ ❤
Bejaka ms diyaqon Ashmelash arakibo bejaka beza aluwa dolo nezi hawna kea qdsti dngl maryam Nab lbka tmleska
*_ንፍሸይ ዝፈቱ ከምዝ ከማይ ኣዝየ ዝፈትወካ ብሉጽ ሓወይ😍💠_**_ኣቤል ላብ ልብካ ይምለስካ ፈጣሪ😢😢_*
Amen❤❤❤
ፉሽ መግለጺ ዘይብልካ መምህር ሂወት ኢካ ::እንተ እዚ ሰብ ከምዚ ፍርሃት እዚጋቢሄር ዘይብሉ ፍጡር ኣብዛ ጸዋሪት ዓለም የለን እዝጋቢሄር ኣቦይ ፈሊካ ውቃዕ
Abel amalk nab libka ymlska 😓
28:15 ewey pente regum senbide abkedmi amlak be maryamey aytemxuni
እዛ ናይ መወዳእታ ሕቶ ጽብቅቲ ኢያ ክትከውን ኣለዋ ክንጽበያ ኢና ትብሉ ላይክ ግበሩ ደቂ ተዋህዶ❤❤❤❤❤
እሞ ንዚ ስይጣን ይእዘዝ ንሱ እውን ይውፅእ እያ ዝከውን ዋ ኤዳሲ ኮ ስይጣን እያ
ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ብዛዕባ ጴንጠ ዘይኮንኩ ዝዛረብ ዘለኩ ብዛዕባ ብጽድቂ ብቅድስና ብጸጋ ብጎይታናን መድሓኒና ኣሚንካ ኣብ ሂወትካ ኣንጊስካ ካብ ዓለምን ፍትወታን ካብ ሰይጣን ካብ ናይ ስጋ ሓሳብን ግብርን ተናጊፍካ ሂወት ዘልኣለም ትወርስ እዩ መልእክተይ።ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ነታ ማሕበሩ ክወስዳ ክመጽእ እዩ ነቶም ዝተዳለው ብደሙ ካብ ሓጥያት ዝድሓኑ ክወስዶም እዩ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጻሒፉ ኣሎ ኣንብብዎ ተተሪኢስካዬ ኣይኮነን ዝሕደር መጽሓፍ ቅዱስ።ካልእ ኣነ ኣብ ኦርቶዶክስ እየ ዓብየ ጽቡቕ ጌረ ስለ ዝፈልጦ ሃይማኖት ብደገ ኽዳንካ ምጽዕዳው ኣይኮነን ዘድሕን ንጎይታ የሱስ ክርስቶስ መድሓኒካ ምዃኑ ብልብካ ኣሚንካ ሰዓቦ ቃሉ ኣንብቦ ሽዑ ብውሽጢ ትልወጥ።ኣብ ኦርቶዶክስ ደብተራታት ዝብሃሉ ኣለው ንሰብ ዝቀትሉ ኣብ ዓዲ ያዕቆብ ቀሺ በርሀ ትፈልጦ ተኮይንካ??ክንደይ ሰብ እዩ ቀቲሉ እቲ ቀሺ።ኣብ ገጠራት ኤርትራ ኢትዬፕያ መሊኦም ኣለው ደብተራታት ሰብ ዝስርዩ፣ሰብ ዝቀትሉ ስለዚ እቲ ዘድሕን ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ንዓለም ቤዛ ዝኾነ እዩ።90%ኦርቶዶክስ ደርፊ ይሰምዕ ጓይላ እሞ ሂወትኩም እዩ ግን መጽሓፍ ቅዱስ ሰኣን ፍልጠት ትገብርዎ ከም ዘለኩም ይነግረና እዩ ነዚ እዩ ንነግረኩም ዋላ እንዳጸረፍኩሙና ንምርቀኩም ጓይላ ናይ ሰይጣን እዩ ማለት እቲ ንሰብ ዝድረፍ ንዓለም ዝድረፍ ማለት እዩ እምበር እቲ መሳርሒ ሙዚቃ ኣይኮነን።ኣነ ንኣቤል ደጊፈ ኣይንኩን ዝተዛረብኩ ኣቤል መን እዩ እካ ኣይፈልጦን እየ። ኦርቶዶክስ ኢልኩም ክትጀሃሩ ምረኣኩ እየ ተዛሪበ።ትምክሕቲ ብኣምላክ ተኮነ እዩ ጽቡቕ ሓጥያትካ ተተኣመንካ ድማ ትድሕን ማለት እዩ።እንተዘይኮነ ግን ጽቡቕ ጌርና እቲ ኣነባብራኩም ስለ ንፈልጦ እንካን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኩሉ ዝፈልጥ ዝርኢ ኣብ ቅድሚ ሰብ እካን ይሕፍር እዩ።ተባረኩ
ናይ መናፍቃን ተንኮል ኣይፈለጥካዮን ማለት ዩ መጀመርያ ኢዶም ክጽዕኑ ከለው እርኩሳን መናፍስቲ ዮም ዘእትዉልካ ካላይ ከኣ እቲ ሂዙካ ዘሎ ሕማም ገዲፉ ድሕሪ ዝተወሰነ ግዝየ ካሊእ ዓይነት ሕማም ይሕዘካ ወይ መናፍቅ ትከውን ወይካ ግብረሰዶም ኮይና ካብ እግዚኣቢሄር ከምትርሕቅ ዮም ዝገብሩካ እዚ ተዋሪስዎ ዘሎ ርኩስ መንፈስ ሉሲፈር ዩ ካበዛራርባኡ ካብ ፍሬኡ ዩ ዝፍለጥ ብትዕቢትን ብድዐን ዝተመልአ ናይ ርኩስመንፈስ ስራሕ ዩ ስለዚ ነቲ መንፈስ መርምርዎ እንበር ኣይትእመንዎ ዩ ዝብለና ቅዱስ ቃሉእግዚኣቢሄር ምስትውዓሉ ይሃበና
ኣነ ንክዛረብ ወላሓደ ቃላት ኣያክለንን ዩ ግን ወላዲት ኣምላክ ነቶም ኣብ ጹቡቅ ምንገዲ ዘለና ንክንቅጽሎ እቶም ኣብ ሕማቅ መንገዲ ዘለና ድማ ናብ ጹቡቅ ክንምለስ ፍቅራን ሓልየታን ኣይፈለየና። ፍሽ🙏🙏🙏❤
Acts 4 ትግ - ግብሪ ሃዋ12: ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
ምስ ድያቆን ኣስመላሽ ክራከብ ኣለዎ ትብሉ ኣበይ ኣለኩም ደቂ ኦርቶዶክስ ተውሃዶ ሓወይ 🙏🙏🙏⛪⛪⛪✝️✝️✝️
Ms diyakonat enteterakibu dea mhret kwerdo endu nsu kab mhret mrkab eu zihadm zelo egzabiher mhret yewrdelu
ምስ ድያቆን ኣሽመላሽ ኣረክቦ
Mes tebetna iom entry keklrblu
Entay hade deacon ashmelash try diyu zelo
Msay arakbwo entay dyaqon ashmelash nezi gzie ketfealu 😂😂
😂😂😂😂😂akika wedey@@Eri-leew
ashmela dae nibaelu semsari eyu neru kindey mezamuran kab asmera minbasat melue ko kindey nab tigray asagiru eyu so 😅
ፍሽ ሓወይ ብጣዕሚ ትሑት በሊሕ ዓቃል ኢኻ ብወገን ንሓደ ደቒቕ ኮፍ ኣይ ምበልኩን ምዚ ህሩም ርእሲ ትሓተቶ ብንጹር ዘይ ምልስ ድሁል እንተ ናዓኻ ዕድመን ጥዕናን ናዓኻ ፍሸይ
ለባም ዓቅላም ጋዜጠኞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ምስ ድያቆን ኣስመላሽ ክራከብ ኣለዎ ትብሉ ኣለኩም ዶ እስኪ ላይክ ግበሩ🙏🙏🙏🎉⛪⛪⛪⛪⛪
ወ. ዮሐንስ 14 - 6 የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
ኦርቶዶክስ ንዘለኣለም ትንበረልና🙏🙏🙏
Amen Amen Amen Amen
Orthodox nzelalem gehanem esat tieto
@@Million92 ንስኻ ከምኡ ስለ ዝበልካ'ሞ ዘይኮነት ትኣቱ ደቂ ሓሰውቲ መናፍቃን ገጽኩም ትርሓቅ ሩኹሳት
@@Million92ካብ ህልኽ ወጺኻ፥ ርግእ ኢልካ ሕሰብ'ሞ እቲ ሓቂ ክበርሃልካ ኢዩ።
ክብረትካ ሓሊኻ ኪድ ወዲ ማይ ጠላሚት ከዳዕ @@Million92
ዋውው ልእሊ ኩሉ እዛ ናይ መቀዳእታ ሕቶ ክትግበር ኣለዋ ኣብ ዝቀረበ ትሰማምኡላ ላይክ የሕዋት
ኣቢ ጅግና ራዕራዕ ኣብልዋ ምድሪ ❤
ምስ መምህር ካሳሁን ይራከብ ዝትቡሉ ኣበይ ኣለኩም ደቂ ተዋህዶ❤
Kolel da keblo enebr ytrefo bejaki🙏🥲✝️
wala ane wey ms kasahun wey ms sltan gn kolel kblom eu tay geyrom zdekmu😅fish gn zgerm seb eu kem wetru thtneu teigstu wow zeymdnaq aykaln🙏 Amlak edme yhabka 🙏❤ms sltan gize yebleyn ya grami haqi kem zkone ba tsfelitka sltan bque memhr eyu🙏
ሰላም ፍሽ ሓወይይ ስላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ምስ ድያቆን ኣሽመላሽ ኣራክቦ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ጽቡቅ ጌሩ ከረዱኦ ኢዩ ምሳይ ትሳማሙዑ ናይ ኩልና ሕቶ ክምለሰልና ላይክ ጌርኩም ንፍሽ ንሓብሮ ፍሽ ኣምላክ ዓቅሊ ይሃብካ።
ምስ ኣስመላሽ ኣይኮነን ምስ ካልእ ተራ ምእመን ክራከብ ኣይደልን አዩ እበል ኣብ ኢትዮጲያ ክንደይ ግዘ ፈቲና ኢና ክንረክበካ ኽንዘራረብ እልናዮ ሃዲሙ እብይና እዩ መርጌታ ናይ ሽይጣን ገለ ኢሉእዩ ዘሽካዕልል
Ata hawey eti zmka bnebsu ymekahhhh
🙏
ፍሽ ሓወይ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ ኣብዛመጠረሽታ ሕቶ መራ ተሓጊሰ ብሓንቀውታ ኽንጽበኢና❤❤❤❤ቅ
wawa prophet abiel zegerem melsi u goyta memelisu xegu yebzehalka 🎉🎉 betami des zebel . God BLEES YOU
ክንድ ሽሕ ፍሽ ሓወይ ብኡነት ብጣዕሚ ጽቡቅ ሕቶ ኣስሚዕካዮ ነዚ ርኩስ መንፈስ ሶ ብጣዕሚ ኢየ ታሓጊሰ ብ ሃንቀውታ ድማ ክጽበየካ ኢየ የቀንየልና ኦርቶዶክስ ንዘላለም ትንበረልና❤❤❤
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብምካንኩም እትሕበኑ ላይክ ወቅጡ❤
ናይ ክርስቶስ ብምኻና ጥራይ ኢና ንሕጎስ ክርስቶስ ንዓለም እምበር ንሓደ ጉጅለ ኣይሞተን ።
❤❤
❤❤❤❤🎉@@samiabdu3877
ኣነ❤❤❤
@samጅiabdu3877 ያ ግን ካኣ ኣምላክ ምርጫ ሂብና ዩ ንመን ከም ንገልግል❤❤❤
ጻጸ ትዕቢት 💯☑️ፊሽ ዓቅሊ 💯☑️
ጻጸ ዓቢ ትርጉም ስለ ዘለዎ ንዑዑ ዝበቅዕ ድኣ ሃቦ
😂😂😂@@semeregebru4914
@@semeregebru4914 😂መን ንበሎ እሞ ድኣ ኣቤል ከኣ ኣይግቡኦን እዩ ተሓጋጊዝና በሉ ንዕኡ ትበቅዕ ነውጻሉ
ድኩዒ ንበሎ ሓገዝ እያ😂
ድያብሎስ
I.m orthodox ግን ንምንታይ ኢና ምስልጣን ምስ ካልእ ንብል ባዕልና መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢብና ዘይንምልሰሉ ንሱ እኮ ቃል ኣምላኽ እናኣልዓለ ኢዩ ዝምልስ ዘሎ ነቲ ምላሽ ክንህቦ ደሊና ዘለና ድማ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እምበር ኣብ ስልጣን ኣይኮነን ዘሎ ሓፈሻዊ ብዛዕባ ቃላ ኣምላኽ ይኹን ብዛዕባ ሰብ ኣብ ቃል ኣምላኽ እምበር ኣብ ካልእ ኣይንረኽቦን ኢና ነብይ ኢየ ድዩ ዝብል ዘሎ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ነብያት ሽሕን ሚእትን ተጻሕፉ ኣሎ ኣንቢብና መርሚርና ኣስተዊዕልና ንመልሰሉ ወድሓንኩም ❤❤❤❤
Indeed
መፅሓፍ ቅዱስ እኮ ስዲ ንባብ አይኮነን ዋላ እኮ አንበብና ቅሩብ ክንሕዝ ተክአልና ነገር ግን ከም መምህር ወይ መራሕቲ ሃይማኖት ክንፈልጦ አይንክአልን መዓረይ❤አነ ከም ዝርደአኒ ብዙሐት አሕዋትና ናብ ምንፍቅና ዝከዱ ዘለው መፅሓፍ ቅዱስ ከም ዘሎ ተርጉሞም ይርድእዎ እሞ ናብ ጥፍአት ክዓ ይዳረጉ😢
@@Sara-hm6q ብደምብ እምበር ከተንብብዪ ይግባኪ ሳራ ሓፍተይ ዘየተረድኣኪ እንተ ኣሎ ንመራሕቲ ቤቴክርስትያን ወይ ከኣ መምሃራን ትሓቲ መምህር እኮ መጀመርታ ኣምቢቢ ኢዩ ዝብለኪ ዘይተረድኣኪ ከኣ ሕተቲ ይብለኪ ካብኡ ዝሓለፈ ግን ንሱ ይፈልጦ ካባይ ኢልኪ ግን ሱቅ ኣይትብልን ንኣብነት 4+4 = 8 ከሎ 9 እንድሕር ኢሉኪ መምህር ኢዩ ደሓን ኢልኪ ሱቅ ኢልኪ ከምኡ ትምልስዮ ዲኺ
@@Sara-hm6qhabibti etom memharan tbli zelki remaking sebat eyom abibom terediom nski kea abibki teredie nmtay kem sdi nbab tebbyo astebhilki zeytrdieyo weys kab seb float geru eu fetirwom
Exactly ንፍልጠት ብፍልጠት ምዝራብ እምበር ብትምክሕቲ ወይ እዉን ጽልኢ ኣይኮነን
ዕንኪላሎ ዝኾነ ቆልዓ፡ ወላዲተ ኣምላክ ዓይነ ልቦናካ ትክፈተልካ🙏🙏🙏
ኣሰይይይይይ ፍሸይ በእውነት እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍሽ ሓወይ ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ፀጋኡን በረኸቱን የብዝሓልካ❤❤❤❤❤
ፍሽ ናይ ብሓቂ እየ ዝፈትወካ ብፍላይ ትሕትናካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንተ ኣቢል ዓይና ልባናካ ይክፈተልካ
ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ካብዛ ቅንዕቲ እምነት ኣቦታትና ከይንጠፍእ ባዕልኻ ሓልወና
እሞ ኣቦታትና ስእልን ምስልን ይጥቀሙ ኔሮም ሕጂ ግን እዚ ኣብ ኦርቶዶክስ ናይ እየሱስ ክርስቶስ ኢልኩም ትጥቀምሉ ስእሊ ተዋሳኣይ እዩ so ንሰብ ምምላኽ ነዉሪ ስእልን ምስልን ግደፉ ቤትምቕደሰይ ልብኩም ይኩን እዩ ዝብል ቃል ኣምላኽ
ኣሜን❤😢
@@BlesssedDay መጀመርያ ኣብ ቤተክርስትያን ምጺ/ጻእ እሞ ኣብኡ ናይ ተዋስኣይ ድዩ ዘሎ ወላ እቲ ሓቀኛ ምስሊ ናይ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ክትሪኦ/እዮ ኢኻ/ኺ። ቤተክርስትያን ሓንቲ መዓልቲ ከይተሳለምኩም ዝገደፍኩሞ እምነት፥ ሕጂ ኣብ ናይ ረብሓ ትካል ኣቲኩም ሰብ ኣይትበጽብጹ። ርእሲ እንተዝህልወኩም ንመልኣኽቲ ኣይተምልኹ እንዳበልኩም ንበዓል ኣቤል ፌራ ኣምሊኽኩም ኣሜን ክትብሉ ኣይምወዓልኩምን።
@@kidu2pac259 ንክርስቶስ መን ርእይዎ? እወ ኣነ ብሂወት ንዘየለዉ መላእክቲ ኣየምልኽ እየን ንከማይ ሰብ ዉን ኣየምልኽን እየ እቲ ዘምልኾን ዝስግደሎን ሓደ ናይ ናዝሬት እየሱስ እዩ
@@BlesssedDay ንሕና ውን እነምልኾን እንሰግደሉን ነቲ ፍጹም ሰብን ኣምላኽን ዝኾነ ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ንኣምን ንሰግድን። እቲ ንድንግል ማርያምን ንመላእኽትን ንቅዱሳንን እንሰግዶ ናይ ጸጋ ስግደት ኢዩ። ናይ ኣምልኾ ስግደት ግን ብዘይካ ሓደ ጎይታ ኣብ ዓለም እተምልኾ ኣምላኽ የብላን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ። ናይ ጸጋ ስግደት ከኣ ኣይኮነን ንድንግል ማርያምን ንመልኣኽትን፥ ንበዓል እዚ ዝዛረቦ ዘይፈልጥ ትንቢቱ ምስራሕ ምስ ኣበዮ ኣብ ምኽኒት ዝሕባእ ድርባይ ኣቤል ከማን ክትሰግዱሉ ትውዕሉ ኣለኹም። ከምዚ ናትኩም ግን ኣማላዲ ኣይንብሎን ኢና። እየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽ ምዃኑ ትኣምኑ እንተኼንኩም፥ ኣምላኽ ንመን ክልምነልኩም ኢኹም ኣማላዲ እትብልዎ።
Kulu gzye aqley axbibe nedey maryam lemine siene ayfeltn tblu kemzi kemay like👸🏻❤️🩹
ብስመይ ቡዙሓት መስሓታን ክመጹ እዮም እመኑን ጹንዑን❤❤❤❤❤❤
ፍሽ ሓወይ እግዚኣብሄር ጽጉኡ የብዝሓልካ ጽቡቅ ሕቶ እዚ ሓውና ካብ ሓቂ ኢዩ ዝሃድም ዘሎ መክኒያቱ ፍርሓቲ ኣምላክ ዝበሃል የቢሉን ናይ ትምኒት ልቡ ኢዩ ዚዛረብ ዘሎ ኣምላክ ይቅረ ይበለና ❤❤❤
ኣቤል ውቑዕ ርእሲ፡ ንፉዕ ተዋስኣይ ምኮን ድሁል ክንደይ’ከ ኽደፍር እዩ። እግዚኣብሄር ይቅረ ግበር ባዕልካ።
ንስካ ዉን ደፋር ኢካ ንምንታይ ትጻረፍ😢
Dfret tray aykonen tfat yu zie🥲🥲🥲✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@@fthawitnuwaye1293 ፍርዲ ንፈረዲ እዩ ዝምልኸት ረርእስና ደኣ ነጽርይ
@@BlesssedDay xbuq aleka nhna deqi sebat ka iti nkulo kngebir alena nabnet thtna aqli srat ....... entezeykoynus zmxelka mzrab ay nay dhanin ye zbil yqreta🙏✝️❤️
@@fthawitnuwaye1293 ተረዲእኒ ሓፍተይ ግን ንሓደ ተጻራፋይ ሰብ ተመሊስካ ንስኻ ትጸርፎ እንተሃሊካስ ካብኡ እንታይ መፍለይ ኣለኻ?
ምስ ዲ.ኣስመላሽ ኣራኽቦ በጃኻ ፍሽ ሓወይ❤❤❤
አንታ ብሩኽ ወደይ ፍስሀ ሰላም ዘርእኻ እመ ብርሀን ወላዲተ አሞላኽ ትባርኸልካ🙏✝️ብተወሳኺ ከአ አምላኽ ይምሕረና ቅዱሳን ይልሙልና እዝግትነ ማርያም ሕሪቲ ስለ ዝኾነት ምስ ወዳ ካይና ትረድአና ፍሱእ ወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ አምላኽ ይኹን ምሳኻ🙏✝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፍሸይ ብጣዕሚ ደስዝብል መምሀሪ እዪሞ ቀፅለሉ እይካ ፍሸይ ❤ሕቶታትካ ንፅርን ዕምቡብን እዪ ግን ሓደነገር ክብልካ ይደሊ እቲ ነብይ እየ ዝብሎ ሕዶጎ ናይ ኦርቶዶግስ መደብ ክትቅፅለሉ ብሽም ቅድስቲ ኣዴይና ድንግል ማርያም ይላቦበካ ፍሽይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ፍሽ ሐወይ ብጣዕሚ የድንቐካ ወናን አልቦ ዓቕሊ
ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ምስ መንፈሱ ኣይኮነን ይቅረ በለሉ ነቶም ቡኡ ዛኣምኑ ካኣ ይ❤❤❤ቅረ ግበረሎም
ኣቤል ትበሃል ሰብ ኣምላኽ ናይ ትዕቢትን ንቕጽናን መንፈስ ይቐንጥጠልካ ኤርትራ ሃገረይ 🇪🇷ካብ ከምዚኣቶም ይሓሉኺ ፈጣሪ 🙏
Nsu yhaysh kabka amselu kelbi eseyas
Chid drbay
Amen ❤️🙏
@@berie2495 entay amxeo esseyas abzi
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 OMG 😳 he is so rude and annoying, arrogant, this is the first time I’ve seen him 😮
ፍሸ ሓወይ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ጽጉኡ የብዝሓልካ ብእውነት ኣቶ ጆግና
ኣድና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ ልብካ ትመለስካ ፍሽ ሓወይ ከኣ እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ ይብዝሓልካ
እንተ ፍሽ ዓቅሊ ዝሃበካ ፈጣሪ ይመስገን እንተ ኣቢኤል ግን ምሕረት የውርደልካ ኣምላክ ናብ ልብካ ይምለስካ።
ፍሽ ፈላጥ በሊሕ መስተውዓሊ ተዓዲልካ ትሕትና መዳመፂ ብዓል ዓቅሊ ❤ኣቤል እግዚአብሔር ልቦና ይሃብካ ናብ ሃይማኖትካ ይምለስካ❤
Nabzi guhaf haymanot
@@Romary-cv8rq ክሳብ መዓስ ኢኹም ኣብ ሃይማኖት ክትነብሩ Orthodox ሕጅስ እባ ተመለሱ
@@RbkaMarkos ክሳብ ታናዘልኣለም ሂወት ንነብር
Amlak kem Christian enber kem orthodox feliu ayriekn eyu !
He is in the right path, you need to read your bible and you will instantly understand what we all are talking about….jesus is calling you🙏
ፍሽ ብሓቂ ዓቅሊ ኣለኻ እዚ ናይ ብሓቂ ከምዞም ኣብ ፍሊሚ እንሮምሪኦም ዓመጽቲ ኣክተራት እዩ፡ ኦርቶዶክስ ተወሃዶ ንዘልኣለም ትንበር፡ ድንግል ማርያም ኣደ ኢየሱስ ኣዴና እያ።
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏
❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen
ሐወይ ቡሩክ ብአካ ቡዙሐት ናይ አምላክ ሰባት አለው ወንጌል ክጽረፍ አይኾናን አዘራሪባኻ ስሪዐት ግበረሉ ናይ እግዚአብሔር ቃል ብኣይሙሮ ሰብኡት ኩኑ youብጥብ all riን ተዛረብ ትሕትና ዘለዋ
ፍሽ ሐዉና ብሐቂ ዓቃል ሰብ ኢካ ንአቤል ሐዉና ካአ ፈጣሪ ባዓሉ ምሕረት የዉርደሉ
1:03:18 ከመይ ኢየ ክውድኣ። 32 ደቂቕ በጺሐ ኣለኹ። ትዕግስቲ ኣቦና ኢዮብ ይሃብካ ፍሽ ሓወይ
😂😂😂😂😂😂 amen 50:57 bexihe emo smiley wedie enque aytrie
Weikaya do tkewun an 30 kgedfa do
ኣሕ ኣሕ ኣበልል ሚስኡ መንገስተሰማይ ኪወስደና ኢዩ
😂😂😂 አነ ዉን ከምዚ ናትካ ዓቅለይ ወዲእ ፈርቂ በጺሐ ኣለኩ
ፍሽ ሓውና ብጠዓሚ ንፉዕ ንኣቤል ሓውና ድማ ከም ቶም ናብ ልቦም ዝተመለሱ እግዚኣብሔር ዓይነ ልቦንኡ ይክፈተሉ።🙏🙏🙏✝️✝️✝️🙏🙏🙏
እቶም ኦርቶዶክስ ምኻነይ ኢልኩም ትምክሑ ናብ ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ብልብኩም ኣሚንኩም ስዓብዎ እሞ ካብ ጓይላ ምዕንዳር፤ደርፊ፤ዝሙት፣ወልፍታት ኩሉ ሓጥያት ኩሉ ክትናገፍ ኢኩም።ካብ ሶኒ ክሳብ ቀዳም ከም ድላይኩም ሰንበት ነጸላ ኣጻዕዲካ ቤተ-ክርስትያን ኣምላኽ ይሕዝኖ እዩ እሞ ሓይማኖት ዘይኮነ ዘድሕን እቲ ኣብ መስቀል ሓጥያትና ወሲዱ ጽድቁ ዝሃበና ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ እዩ።መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ኣንብቡ ፍትሓት ተጌሩልካ ኣይኮነን መንግስቲ ሰማይ ትኣቱ፣ ንጎይታ የሱስ ክርስቶስ ኣሚንካ ምስዓብ ቃሉ ድማ ምንባብ ምግባር እዩ።ተባረኩ
ፊስ ሕቶካ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ንስካ ትሓቶ ካልእ ንሱ ዝምልስ ከኣ ሸንኮለል ኢሉ ነታ ሕቶ ናብ ጥቅሙ ክጠውያ እምበር ግቡእ መልሲ ክህብ ኣይኮነን ክቃለስ ጸኒሑ ብዝኮነ እግዝኣብሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና 🙏🙏🙏☦️❤️
ናይብሓቂ ኣብታ ልበይ ዝነበረት ዝገርም
Abey eyu tewiwo nxelam xaeda eya aytbel haqi bel wegen ayrhaz
Nzi edasmakum tamunu setawunti ekum
@@alemxaerieya77 ኣንታ ሰበይ ርእየ ሰሚዐ እቲ ሓቀና ርእይቶ ሂበ ዘለኩ ንዓይ ሕቶ ኣይተመለሰለይን ምኽንያቱ ዝተሓተ ብትዕቢት ናብ ጥቅሙ እዩ ዝጠውዮ ነይሩ ትዕቢት ከኣ ሰይጠናዊ መንገዲ እዩ ትሕትና ከኣ መግለጺ ቅዱሳን እዩ ሶ እተን ሕቶ ናብ ረብሑኡ እምበር ግቡእ መልሲ ኣይሃበንን ደጊምኻ ስምዓዮ እንተዘይተረዲእካ ዓይነ ልቦናካ ይኽፈተልካ ፈጣሪ🙏
@@SeluSelu-d9r ንመን ኢኪ we are tewahdo orthodox ☦️☦️☦️
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣምላክ ይባርኽኩም
Fshi hawey ftwww eye zebleka egziabher Edmen tenan yhabka❤❤❤
ፍሽ ሐወይ ናይ ብሐቂ ንፊዕ እካ አምላክናን መድሐኒናን ኢዮስሰ ክርስቶስ ምስ አዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል አደይ ማርያም ጽላሎቶም ተንብርልካ
እግዚአብሔር ይመስገን አርቶዶክስ ደገበረኻን ፈሸ ሓዉይ ደእግዚአብሔር. አሞስጉና ትዕግስት ደሃበካ አንስ አይኹእሎይ ነበርዋ ❤❤❤ሕቶእ ኻልእ ሞሉሱ ኻልእ ዋላ ሓንት ሕቶ አይትመለስይዋ 😢😢😢
ኩሉ ኣማኒ ብክርስቶስ ጻድቅን ቅዱስን ክቡር ህዝቢ ኢዩ፡፡
ኣቱም ሰባት ከምዚ ከማይ ዶ ብፍሽ ተሓጊስኩም ከመይ ድዩ ዘሕጉሰካ ❤❤
ብርግጽ ዝፍውስ ኣምላኽ ጥራይ'ዩ Doctor ንባዕሉ ኩሉ ሕማም ክፍውስ ኣይክእልን'ዩ
እስከ ምስ ባዓል ዲያቆን አስመላሽ ምስ መጋብ ምስጠረ መርጌታ አማኑኤል ባዓል የኔታ ሳሙኤል አራክባ ፍሽ ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
Useless drbay
ፍሽ ግን ኣድኒቀካ። እንተ ኣቤል ግን ብዘይ ወገንነት ብሓቂ ወላ ሓደ መጨበጢ ዘለዎ ዘረባ ኣይረአኩሉካን
ፍሽዋይ ♥♥ ዓቃል እኻ እንተ ኣቤል ግን ልቦና ይሃብካ ፈጣሪ
ኣሜን ይፍጠረሉ
ኣነ ሕማም ኣለኒ ሃይማኖተይ ተዋህዶ ኢየ ፍቃደና ኢየ ፍሽ ተገዲስካ ኣንብባ ኣብ ኤውሮፓ ኢየ ዘለኩ
ኦ ኣምላክ ይቅረ ይበለና ከም ግብርና ዘይኮነ ከም ምሕረቱ ይጠምተና 🙏🙏🙏
ፍሽ ሓወይ ምስ እዚኹሉ ልቦናኻ እታ ኣርእስቲ ነቢ ትብል ገዲፍካ ኣቤል ኣርማ ዝኣመንካሉ ከይመስል ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካን ዝፈትወካን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ንሓውና ኣቤል ካኣ ናብ ልቡ ይምለሶ ፈጣሪ
Abele
እንታእ እዚ ወዲ ብትዕቢት ተመሊኡ በስምኣብሜየ ካብ ከምዚ የድሕነና😢😢😢
Nay bhaki😢😢😢
Sheytan eko nay tebete abo eyou❤❤❤
Amene amen amen❤❤❤
እዋይ አቤል ተደግጽ አምላክ ልቦና ይሃብካ ንንሳሐ ድከውን እድመ ይሃብካ ጽባሕ ንግሆ እዚ ደላፍልፈካ ዶሎ ሰይጣን አየድሕነካን ኢዩ
ካብዚ ኩሉ መልስታቱ ሓንቲ ሓቂ ጥራይ ሰሚዔሉ ካብ መበል 43:13 ክሳብ 43:17 ኣብ ዘላ ካልኢታት ጥራይ ተገዲስኩም ስምዕዋ። ምእንቲ ኪዳነ ምህረት መሓረና ክርስቶስ🙏🙏🙏።
ብሓቂ ዝገርም'ዩ ፍሽ ሓውና ኣምላክ ብሉጽ ዝኮነ ዓቅሊ ሂቡካ ።እቲ ዝገረመኒ ኣምላክ ዘጽደቆ ኣምላክ ዝባረኮም ሰብ ዓቅሚ የብሉን ካብቲ ኣምላክ ዝሃቦም ክብሪ ከውርዶም። ኣቤል ደፋር ባዕሉ ነብሱ ጻድቅ ቆጺሩ ልዕሊ እቶም ኣምላክ ዘጽደቆም ነብሱ ከክብራ ብሓቂ ዘሕዝን'ዩ ።
ክትርድኦ ፈትን ሓድሽ ሓሳብ ክትቅበል ክኣል ኣመዛዝን:: ሓንቲ ቃል ቆንጪልካ ምኒን ኣይትበል😂
@@Thereislifeafterdeath በቃ ፥ እዚኣ እያ ሓሳብካ ፥ እዋይ ናይ ሎሚ Generation. ንዝመጸ prophet ምስማዕ open minded person ኣይገብረካን እዩ። እንታይ ኢሉ እዩ ክሰምዖ። ወርዝየ ኢልካ ከይትከው ንስኻ ርእስኻ ፈትሽ።
ፍሽ ሓወይ ኣዚካ ትሑትን መስተውዓልን ሰብ ኢካ ኣዚካ ውን ዓቃል ኢካ ኣምላክ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ። እንተ ኣቤል እሞ ፈጣሪ ዓይነ ልቦናካ ይኽፈተልካ
ብራቮ ፍሽ ሓወይ..ፈጣሪ ጸግኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏ንሱ ግን ትሕትና 🚫 ሓሪዱ ቀቲሉ ቀቢርዋ⚰️
ካብ ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ምዉላደይ ቢጣዓሚ ኢይ ሑጉስ ተመስገኒ ፈጣሪ🙏🙏🙏
ወዮ ዓቕሊ ጋዜጠኛ ክንድኡስ ኣነ ሓርቕ ተዕግስተይ ወድአ
Kab tiktok zemexakum like geberu👍orthodox lezelalem tenber❤❤❤
amen
@@ruth2653ኦርቶዶክስ ተውሃዶ ማለት ከምዚ ትብልዮ ዘለኪ አይ ኮነን ቀዳማይ ነገር ናይ ሰብ ጌጋ ድአ እህሉ እንበር ሃይማኖትና ከምዚ ዝገለጽክዮ አይ ኮነን ንስኪ /ንስካ ግን ፔንጠ ገን አብ ቤተ ክርስትያንኩም እኮ ኢኩም ስዓሪ እትበልዑ መዝሙር እምሲልኩም ጋይላ ጌርኩም ትሃንኩም ተውጹ ግን ብዝኮነ ሕጂ እያ እቲአ ግዜ
@@AsmeromTeklay ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ብዛዕባ ጴንጠ ዘይኮንኩ ዝዛረብ ዘለኩ ብዛዕባ ብጽድቂ ብቅድስና ብጸጋ ብጎይታናን መድሓኒና ኣሚንካ ኣብ ሂወትካ ኣንጊስካ ካብ ዓለምን ፍትወታን ካብ ሰይጣን ካብ ናይ ስጋ ሓሳብን ግብርን ተናጊፍካ ሂወት ዘልኣለም ትወርስ እዩ መልእክተይ።ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ነታ ማሕበሩ ክወስዳ ክመጽእ እዩ ነቶም ዝተዳለው ብደሙ ካብ ሓጥያት ዝድሓኑ ክወስዶም እዩ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጻሒፉ ኣሎ ኣንብብዎ ተተሪኢስካዬ ኣይኮነን ዝሕደር መጽሓፍ ቅዱስ።ካልእ ኣነ ኣብ ኦርቶዶክስ እየ ዓብየ ጽቡቕ ጌረ ስለ ዝፈልጦ ሃይማኖት ብደገ ኽዳንካ ምጽዕዳው ኣይኮነን ዘድሕን ንጎይታ የሱስ ክርስቶስ መድሓኒካ ምዃኑ ብልብካ ኣሚንካ ሰዓቦ ቃሉ ኣንብቦ ሽዑ ብውሽጢ ትልወጥ።ኣብ ኦርቶዶክስ ደብተራታት ዝብሃሉ ኣለው ንሰብ ዝቀትሉ ኣብ ዓዲ ያዕቆብ ቀሺ በርሀ ትፈልጦ ተኮይንካ??ክንደይ ሰብ እዩ ቀቲሉ እቲ ቀሺ።ኣብ ገጠራት ኤርትራ ኢትዬፕያ መሊኦም ኣለው ደብተራታት ሰብ ዝስርዩ፣ሰብ ዝቀትሉ ስለዚ እቲ ዘድሕን ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ንዓለም ቤዛ ዝኾነ እዩ።90%ኦርቶዶክስ ደርፊ ይሰምዕ ጓይላ እሞ ሂወትኩም እዩ ግን መጽሓፍ ቅዱስ ሰኣን ፍልጠት ትገብርዎ ከም ዘለኩም ይነግረና እዩ ነዚ እዩ ንነግረኩም ዋላ እንዳጸረፍኩሙና ንምርቀኩም ጓይላ ናይ ሰይጣን እዩ ማለት እቲ ንሰብ ዝድረፍ ንዓለም ዝድረፍ ማለት እዩ እምበር እቲ መሳርሒ ሙዚቃ ኣይኮነን።ኣነ ንኣቤል ደጊፈ ኣይንኩን ዝተዛረብኩ ኣቤል መን እዩ እካ ኣይፈልጦን እየ። ኦርቶዶክስ ኢልኩም ክትጀሃሩ ምረኣኩ እየ ተዛሪበ።ትምክሕቲ ብኣምላክ ተኮነ እዩ ጽቡቕ ሓጥያትካ ተተኣመንካ ድማ ትድሕን ማለት እዩ።እንተዘይኮነ ግን ጽቡቕ ጌርና እቲ ኣነባብራኩም ስለ ንፈልጦ እንካን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኩሉ ዝፈልጥ ዝርኢ ኣብ ቅድሚ ሰብ እካን ይሕፍር እዩ።ተባረኩ
@@AsmeromTeklay ገላትያ 5:19፤ እቲ ግብሪ ስጋ ግሁድ እዩ፡ ንሱ ኸኣ ምንዝር፡ ርኽሰት፡ ዕብዳን፡ገላትያ 5:20፤ ኣምልኾ ጣኦት፡ ጥንቈላ፡ ጽልኢ፡ ባእሲ፡ ቅንኢ፡ ቍጥዓ፡ ሻራ፡ ምፍልላይ፡ ዝርግርግ፡ገላትያ 5:21፤ ቅንኣት፡ ቅትለት፡ ስኽራን፡ ጓይላ፡ ከምዚ ዘመሰለ ኻልእውን እዩ። እቶም ከምዚ ዘመሰለ ዚገብሩ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋ፡ ከምቲ ቐደም ዝበልክዎ ኣቐዲመ እብለኩም አሎኹ።
ፈሽ ሓወይ ጽብቅ ሕቶታት እንዲኻ ኣቅሪብካሉ ኣብ ዚኣ ናይ መወዳታ ሕቶኻ እቶም ሕማም ዝሎዎም ገን ተፍዊሶም ኣይ ተፎውሱን መልሲ ካብኻ ክንጽበ ኢና ምክንያቱ ዘረቡኡ ዘብል ኮለል ዝቦዞሖ ኮዩኑ ፍሽ ሓወይ ገን ብሊሕ ፈላጥ መስተውዓሊ ዝኮንካ ሰብ ❤❤❤
ምድግጋም ኣፈቱ ያ በለ ለቁማጽ መልሲ እባ ሲእንካ ኡሑእ ኣይኮናን ሕጂ ጋዜጠኛ ግን ብጣዕሚ ኣዚና ነደንቀካ! ❤❤❤
Enda tetsarefki ane nay amlak ye mbal gega nebski ye’aryi mejemerta
You don’t have to insult or offend him, nikulu neger b fikri nigbero, wala tezeytesemamiki gin xerfi newri. Eritrawi Hawina sle zikone, kes elki eki amezazinki hasibki eki tixhfi
ኣቱም ሰባት ፈጣሪ የማነይቲ ኢድካ ዝሃበቶ ጸጋመይቲ ኳ ኣይትፍለጦ ኣይኮነን ድዩ ዝበል ፥ ኣነ ብዙሓት ሰባትየ ዝረድእ ኢልካ ምጅሃር ዳኣ ምስ ምንታዩ ክሕሰብ ፥ ፈጣሪ ዓይነ ልቦኑኡ ይኽፈተሉ እምበር እዝስ ኣይገድን ህህህህህህህ
Intehatitwo dia intay ilu kimilis tixibe ? Kihsu dyu zelewo ?
@@Shigut men hasu ilwo nsu zbelo mnchi hafteka kab seb tqbel dika iyu ilewo ember nseb thb dika iyu ilu wela nseb thb dika ilu entehateto wn ane meat sebye zrede ilka ayzrebnyu mejmerta astewilka tezareb
@@ELLAabashawel mistiwal zedliyeka niaka yu . Mish kab seb kikibel temelise keman niseb yihigiz yu zibil zelo ....kemzi nay jahra koinu ayimselka . Tim ilkum bi negativ ayni aytiraywo
@@Shigut na ba aytgage ane nseb yhb aydlnyu kab seb ayqbelnye wedeti melsi nierato iya : nkreayelka dhr thb konka tray ika ane nbzuhat iye zrede do wela xgumat alewu ane zredom ktbl tkel ms mslu ka negirnaka fetars yemaneyti idka zhabetos xegameyti ekua aytfleto ilu ilnaka
ናይ አምላክ አገልጋሊ ተትከውን አቤል አምላክና ማንም ሰብ አይንዕቅን እኳድአስ ማንም ሰብ ክጠፍእ አይደልን ስለዚ ስልጣን ጌጋ ተሃልይዋ ተራኪብኩም ደማ ማአረምካዮን አቤል ሓውና ዝረዝሮ ግን እቲ ትናገሮ ዘለካ ፀጋ እግዚአብሔር ዝራሓቆ ስለ ዝኮነ አምላክ ንኩላትና ልቦና ይሃበና
አቢ ሓወይ ዘመንካ ይባረክ❤❤❤
ፍሽ ሓወይ ንፉዕ እካ ብጣዕሚ❤❤❤❤❤
ኣብ ክንዲ ተጋግየ ኢሉ ብንስሓ ናብ እግዚኣብሄር ዝቀረብ ተመሊሱ ዘረባ ድርቅንኡ ይገርመካ ድሮ 2024 ኮይኑ ኣሎ መንፈስ ኣምላኽ ካብ ብምዓስ እዩ ሓስዩ ኣቤል ንዓ እባ በጃካ ንእግዚኣብሄር ፍራሕ
እስከ በሉ ህዝቢ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ጽባሕ ንግደት ኣቡነ ተኽለ ሃይማኖት ኣብ Holland Weert ኢዩ። ንኩላትኩ ዓዲ መኩም ኣለኹ ብድሓን ሙጹ ❤❤❤
ተክልየ ቁሸተይ
Mexana abu eyu mehdarna kubur hawena ❤❤❤
ኣቤል ኣምላክ ምህረት የውርደልካ
Egziabher aboy zblwo ayfeltun eyom emo ykre belelom 🙏🙏🙏🙏
እየሱስ ንሱ እቲ ኣምላኽ ወድ ኣምላኽእ እዩ
_ፍሸይ እንኳዕ ብስላም መጸእኻ ብሉፀይ❤__የተዋህዶ ልጅች ከይትፀረፉ ብፆሎትኹም ሓስብዎ ብቻ ሰይጣን ሰፍርዎ እዩ ዘሎ ብሰሩ ኣብየት ትዕብቲ😪_
@ruth2653 ati kab hmiet gerki txlyi. Goyta msakum ykun elki sq zeybli.. xbuq ktzarebi fetni plzz
ፊሽ ሓወይ ኣድኒቀካ ኣምላክ ይባርካ
ፈሽሓወይ ኩሉ አትገብሮ ጽቡቅ አዩ ጸጐኡ የብዝሓልካ ንኣቤል ወላዲት ኣምላክ ልቡ ትክፈተሉ ሕጂ ምስ ዲያቆን ኣሽመላሽ ክራከብ ኣለዎም
እግዚኣብሄር ኣቦይ ናብ ልብኻ ይምለስካ ክቡር ሓወይ እዚ ሕማቅ መንፈስ እምነት የሳግርካ መሳኪን ፈቲኹም ኣይኮንኩምን እዋይ 12ሃዋርያ እኳ ሃዋርያት ኣይበቃናን ዳበሉ ንክርስቶስ መሲሎም ክነሶም ሃዋርያውያን ስም ዝከበዶምሲ ኣብ ጥጡሕ ፍትወት ነብሲ ሲጋ ዓለም ዳነበርካ ሃዋርያ ኣቤትትት ድፍረት ኣቤት ኣቤት ኣቤት ፍርዲ ናይ መወዳታ ከምዘላዶ የዕውረካ እዩ ወደይ 😭😭😭😭😭😭😭😭🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾☝🏾⚖️☝🏾⚖️☝🏾⚖️☝🏾✝️☝🏾🥺⚖️☝🏾✝️⚖️😭😭😭
አቤል ሐወይ ተባረከ ሸግር ናትና መጹሐፍ ቁድሰ ሰለዘይንፈልጥ ኤና ኤዜኡም ተዓዚሞም ዘለዎ እዬም። አቤል ሐወይ ነዙም እሱራት ኤርትራዉያን በጃካ ጸልየሉም። 🙏🏾💕
ኣጆኻ ፍሽ ሓውና።ብዛዕባ እታ መስቀል እባ ሕተቶ ብሓቂ ኣሚኑ ድዩ ኣሲርዎ ዘሎ።
ንጎይታ ኢየሱስ ዝሰብኽ ዘበለ መስቀሉ ዘይቅበል የሎን። ምድሓን ብኢየሱስ ክርስቶስ ምእማን አምበር ኣብቲ ጎይታ ዝተሰቕለሉ በቲ ዘበን ገበነኛታት መስቀል'ዩ ኔሩ፡ ንኣብነት እቶም ኣብ የማኑን ጸጋሙን ተሰቒሎም ዝነበሩ ዝተሰቕልሉ መስቀል። ስለዚ ነቲ ኣብቲመስቀል፡ምእንታና ዝተሰቕለን ክቡር ደሙ ዘፍሰሰልናን ጥራይ ምጥማት ይኩነልና።
ንጎይታ ኢየሱስ ዝሰብኽ ዘበለ መስቀሉ ዘይቅበል የሎን። ምድሓን ብኢየሱስ ክርስቶስ ምእማን አምበር ኣብቲ ጎይታ ዝተሰቕለሉ በቲ ዘበን ገበነኛታት መስቀል'ዩ ኔሩ፡ ንኣብነት እቶም ኣብ የማኑን ጸጋሙን ተሰቒሎም ዝነበሩ ዝተሰቕልሉ መስቀል። ስለዚ ነቲ ኣብቲመስቀል፡ምእንታና ዝተሰቕለን ክቡር ደሙ ዘፍሰሰልናን ጥራይ ምጥማት ይኩነልና
mesqel mgbaru Tekula kedenagr si qorbet begie ykden yu negeru
ናይ ዘመንና ፍጻሜ ኣኺሉ ስለዝኾነ ብግልጺ ብዘይሕፍረት ኣብ ሚድያ ወጺዮም ነውሮም ይነግሩ ኣለዎ ኣቱም ሰባት ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ጸሎት ናይ እግዚኣብሄር ምሕረት ኣብዛ ክፍእቲ እዋን ይሓልወና!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
Amen amen amen loms ferihna ms amlak zwedader ka mexina ❤❤❤ ❤❤❤❤
@@yoniTek-v8q ኣየናይ እዩ እቲ ነውሪ ክርስቶስ በይን ጥራይ እዩ መድሓኒ ስለ ዝበለ ድዩ ከም ነውሪ ተቆጺሩ
ብፍጹም ዘይግብኦ መስቀል እዩ ኣብ ክሳዱ ሰቂሉ ዘሎ፡ ተስፋ ይገብር ልቡ ሰይራ፡ ከምቲ እግዚኣብሔር ንጊልያ ኤልሳዕ ክርኢ ሓደሽቲ ኣዕይንቲ ዝሃቦ፡ ካብዚ ብናይ ዘመና መታለሊ ብልጽግና ወንጌል ዝዓወረ፡ ክምለስ። እምበር መስቀል ንመስቀል ክርስቶስ እና ኣቃለልካ፡ ንመስቀሉ ኣብ ክሳድካ ክትሰቅል ምትላል እዩ።
ፍሽ ሓዉና ናይ ብሓቂ ብልቢ ነመስግነካ ንዘልኣለም ኦሩቶዶክስ ትንበሪ ❤
ቡእነት አቤኤየል እግዛብሄር ምሕረት የውርደልካ ናብ ልብኻ ይምለስካ. ዲያብሎስ ታሓግጥካ ኣሎ
ፍሸይ ቡሉፅ ሰብ🤗
ምስ ድያቆን ኣስመላሽ ክራከብ ኣለዎ ትብሉ ኣበይ ኣለኩም ደቂ ኦርቶዶክስ ተውሃዶ ☝️
Abzi alena yrakeb "ba ms dyaqon asmelash fish hawey pls tetekailu.
Ewe ms diakon asmelashe krakeb alewo
Yes yrakebu
Diaqon Asmelash ghin kindeyenay gizie keyhlwo ms hasewti nebyat abzey nebyat nebyat eway dfret
Alena koltna ❤❤❤
❤ኣሰይ እዚ ጋዜጠኛ እዝስ ክንደይ ብቑዕ ኢዩ። እስኪ 🌹 & Like ሃቡለይ
Gazietena ???
Exactly❤❤❤
Tiegsti zelewo
😂😂😂😂
@amine4019 😂😂😂😂
ኣንቱም ሰባት ነዚ በሊሕ መንእሰይ ኣቶ ፍሽ ላይክ ሃቡለይ ❣️❣️❣️
👇👍👌
@@selammehari4709 ኢሂ እንታይ ጸጊምኪ ሩኹስ መንፈስ ድዩ?
ኦርቶዶኩስ ተዋህዶ ምካነይ ብጣዕሚ የ ሕቡን ❤❤ ብርክቲ ኣደ ስለ ዘላትና ነቶም ከምዚ ከማይ ማርያመይ ኣደ ፍቅሪ ኢልኩ ጽሓፉ ❤❤❤
Eway denkurena, yesus orthodox aynebereb aykonn so nay yesus eye elke ketmekehe goyta yerdake
❤❤❤❤ማርያመይ 🎉❤ናይ ፍቅሪ አዶ
ድንግለይ ኣደ ፍቅሪ❤❤❤
ናይ ሰይ
ትብልዮ ዘለኺ ጌጋ ኢዩ ኦርቶዶክስ ናይ ማርያም ትብሊ ኣለኺ ኣክንዲ ኣምላኽ ኣሎ ትብሊ
ማርያመይ ቅድስቲ ድንግል ኣደ ጎይታ ምሕረት ትግበረልና ኑኩልና ኣሜን
Only Jesus can give us mercy No marry
@@lelemgebrehiwotmhret yewridelka
@@lelemgebrehiwot only GOD can give us mercy no one else.
እስኪ ምስ ዲያቆን ኣስመላሽ ክራኸብ ኣለዎ ትብሉ ላይክ ርገጹኒ❤❤
እዚ ርኩስ እንታይ ጌርካ ምስ ኩቡር ድያቆን ኣስመላሽ ከተራክቦ
Ja good
@JhonTesfay-pi4mc gen ayrkbnin ey
Dekza Etiopieawit Ortodox eko beynkum ekum Degimom awu aynelbonakum definomukum hadhdkum tbalu alekum mhret yewurdelkum.
አረ ፀገም የብሉን ሽሕ ግዜ ርኹስ ይኩን እንባዓል ቅዱስ ኣትናቲወስ ምስ ካሓዲ ኣርዮስ ኣይኾኑን ድዮም ንስለ እምነቶም ዝተኸራኸሩ እና ድያቆን ኣሽመላሽ ቡቁዕ ፍልጠት ዘሎዎ መምህር እዩ ይምፀአልና @@JhonTesfay-pi4mc
ፍሽ ሓውና ምስ ድያቆን ኣስመላሽ ኢንተተራኽቦ ክንደይ ደስ ምበለና ኔሩ. ኢስከ ምስ ድያቆን ኣስመላሽ ይራኸብ ንብል ላይክ ንግበር ኩላትና
Anta zi ksar zeydeli kdefwo methatiti yu zie😢😢😢
ነኣ ባ መሰል ሰብ ሓሉ መን ምስ ምን
Ewe diacon asmelash nab lbu mmelesom neru
Neska b deyakon eka temkah zelka nesu kea b jesus so mesehaf kudus anbib kab seb memekah weseka b jesus temekah
@@rahbotkone7498 kulu neger u hasotsi beqa mmkah ilkayo amlakna amlak thtat menfes enber amlak ubyat menfes aykonen nestewil qdmi mzrabna✝️✝️✝️🥲🥲🥲🙏🙏🙏
እንካዕ ድኣ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኾንኹ ኢልኹም ከምዚ ከማይ ትሕጎሱ ትህልዉ ዶ 👏👏👏👏❤🌹🌿🌿
ኣለና እወ 🙏🙏🙏❤️ orthodox forever ❤️❤️
እወ ኣለና እንካዕ ኦርተዶክስ ኮንኩ ተመስገን ኣምላኽ
Ane aleku kbur hawey abta tsnietn atsnafswitn kbrtin haymanotna yetsniana Egziabher amlak
❤❤ኣነ ኣለኹ☦️♥️
⛪aleku nzelalem tnber ❤❤❤
ኡፍፍፍፍ ናይ ፍሸ ዓቅሊ ግን ታዓዲሉ🥺💚 እንተ ኣቤል ግን ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ኣምላክ ዓይነልቦናኻ ይኽፈተልካ🙌
Yegarmkey akili zalwo ❤
ንምንታ ይስሐቅ ኣሎ ዝታሓቶቶ ዘይ ምልስ ፍሽ ሓውና ፉሉይ ትሕትና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኦርቶዶክስ ምኳነይ ሕጉስየ ማርያመይ ዋሕስ ሂወተይ ኢኪ ።❤❤❤❤❤❤❤❤
መስ ድያቆን ኣሺመላሺ ኣራክቦ
Kemey gere ni d. asmelash kikelo
Entay kirekbelu wedey nezi, anes natu zeykone etom abzi zimelalesu eu zigermeni, weyyy Difret
Ja enty konka ezi dea mesay arakbewo
ብራቦ እታ ናይ ልበይ ቶግ ቶረግ ኣቢልካያ ❤
Bejaka ms diyaqon Ashmelash arakibo bejaka beza aluwa dolo nezi hawna kea qdsti dngl maryam Nab lbka tmleska
*_ንፍሸይ ዝፈቱ ከምዝ ከማይ ኣዝየ ዝፈትወካ ብሉጽ ሓወይ😍💠_*
*_ኣቤል ላብ ልብካ ይምለስካ ፈጣሪ😢😢_*
Amen❤❤❤
ፉሽ መግለጺ ዘይብልካ መምህር ሂወት ኢካ ::እንተ እዚ ሰብ ከምዚ ፍርሃት እዚጋቢሄር ዘይብሉ ፍጡር ኣብዛ ጸዋሪት ዓለም የለን
እዝጋቢሄር ኣቦይ ፈሊካ ውቃዕ
Abel amalk nab libka ymlska 😓
28:15 ewey pente regum senbide abkedmi amlak be maryamey aytemxuni
እዛ ናይ መወዳእታ ሕቶ ጽብቅቲ ኢያ ክትከውን ኣለዋ ክንጽበያ ኢና ትብሉ ላይክ ግበሩ ደቂ ተዋህዶ❤❤❤❤❤
እሞ ንዚ ስይጣን ይእዘዝ ንሱ እውን ይውፅእ እያ ዝከውን ዋ ኤዳሲ ኮ ስይጣን እያ
ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ብዛዕባ ጴንጠ ዘይኮንኩ ዝዛረብ ዘለኩ ብዛዕባ ብጽድቂ ብቅድስና ብጸጋ ብጎይታናን መድሓኒና ኣሚንካ ኣብ ሂወትካ ኣንጊስካ ካብ ዓለምን ፍትወታን ካብ ሰይጣን ካብ ናይ ስጋ ሓሳብን ግብርን ተናጊፍካ ሂወት ዘልኣለም ትወርስ እዩ መልእክተይ።ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ነታ ማሕበሩ ክወስዳ ክመጽእ እዩ ነቶም ዝተዳለው ብደሙ ካብ ሓጥያት ዝድሓኑ ክወስዶም እዩ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጻሒፉ ኣሎ ኣንብብዎ ተተሪኢስካዬ ኣይኮነን ዝሕደር መጽሓፍ ቅዱስ።ካልእ ኣነ ኣብ ኦርቶዶክስ እየ ዓብየ ጽቡቕ ጌረ ስለ ዝፈልጦ ሃይማኖት ብደገ ኽዳንካ ምጽዕዳው ኣይኮነን ዘድሕን ንጎይታ የሱስ ክርስቶስ መድሓኒካ ምዃኑ ብልብካ ኣሚንካ ሰዓቦ ቃሉ ኣንብቦ ሽዑ ብውሽጢ ትልወጥ።ኣብ ኦርቶዶክስ ደብተራታት ዝብሃሉ ኣለው ንሰብ ዝቀትሉ ኣብ ዓዲ ያዕቆብ ቀሺ በርሀ ትፈልጦ ተኮይንካ??ክንደይ ሰብ እዩ ቀቲሉ እቲ ቀሺ።ኣብ ገጠራት ኤርትራ ኢትዬፕያ መሊኦም ኣለው ደብተራታት ሰብ ዝስርዩ፣ሰብ ዝቀትሉ ስለዚ እቲ ዘድሕን ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ንዓለም ቤዛ ዝኾነ እዩ።90%ኦርቶዶክስ ደርፊ ይሰምዕ ጓይላ እሞ ሂወትኩም እዩ ግን መጽሓፍ ቅዱስ ሰኣን ፍልጠት ትገብርዎ ከም ዘለኩም ይነግረና እዩ ነዚ እዩ ንነግረኩም ዋላ እንዳጸረፍኩሙና ንምርቀኩም ጓይላ ናይ ሰይጣን እዩ ማለት እቲ ንሰብ ዝድረፍ ንዓለም ዝድረፍ ማለት እዩ እምበር እቲ መሳርሒ ሙዚቃ ኣይኮነን።ኣነ ንኣቤል ደጊፈ ኣይንኩን ዝተዛረብኩ ኣቤል መን እዩ እካ ኣይፈልጦን እየ። ኦርቶዶክስ ኢልኩም ክትጀሃሩ ምረኣኩ እየ ተዛሪበ።ትምክሕቲ ብኣምላክ ተኮነ እዩ ጽቡቕ ሓጥያትካ ተተኣመንካ ድማ ትድሕን ማለት እዩ።እንተዘይኮነ ግን ጽቡቕ ጌርና እቲ ኣነባብራኩም ስለ ንፈልጦ እንካን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኩሉ ዝፈልጥ ዝርኢ ኣብ ቅድሚ ሰብ እካን ይሕፍር እዩ።ተባረኩ
ናይ መናፍቃን ተንኮል ኣይፈለጥካዮን ማለት ዩ መጀመርያ ኢዶም ክጽዕኑ ከለው እርኩሳን መናፍስቲ ዮም ዘእትዉልካ ካላይ ከኣ እቲ ሂዙካ ዘሎ ሕማም ገዲፉ ድሕሪ ዝተወሰነ ግዝየ ካሊእ ዓይነት ሕማም ይሕዘካ ወይ መናፍቅ ትከውን ወይካ ግብረሰዶም ኮይና ካብ እግዚኣቢሄር ከምትርሕቅ ዮም ዝገብሩካ
እዚ ተዋሪስዎ ዘሎ ርኩስ መንፈስ ሉሲፈር ዩ ካበዛራርባኡ ካብ ፍሬኡ ዩ ዝፍለጥ ብትዕቢትን ብድዐን ዝተመልአ ናይ ርኩስመንፈስ ስራሕ ዩ
ስለዚ ነቲ መንፈስ መርምርዎ እንበር ኣይትእመንዎ ዩ ዝብለና ቅዱስ ቃሉ
እግዚኣቢሄር ምስትውዓሉ ይሃበና
ኣነ ንክዛረብ ወላሓደ ቃላት ኣያክለንን ዩ ግን ወላዲት ኣምላክ ነቶም ኣብ ጹቡቅ ምንገዲ ዘለና ንክንቅጽሎ እቶም ኣብ ሕማቅ መንገዲ ዘለና ድማ ናብ ጹቡቅ ክንምለስ ፍቅራን ሓልየታን ኣይፈለየና። ፍሽ🙏🙏🙏❤
Acts 4 ትግ - ግብሪ ሃዋ
12: ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
ምስ ድያቆን ኣስመላሽ ክራከብ ኣለዎ ትብሉ ኣበይ ኣለኩም ደቂ ኦርቶዶክስ ተውሃዶ ሓወይ 🙏🙏🙏⛪⛪⛪✝️✝️✝️
Ms diyakonat enteterakibu dea mhret kwerdo endu nsu kab mhret mrkab eu zihadm zelo egzabiher mhret yewrdelu
ምስ ድያቆን ኣሽመላሽ ኣረክቦ
Mes tebetna iom entry keklrblu
Entay hade deacon ashmelash try diyu zelo
Msay arakbwo entay dyaqon ashmelash nezi gzie ketfealu 😂😂
😂😂😂😂😂akika wedey@@Eri-leew
ashmela dae nibaelu semsari eyu neru kindey mezamuran kab asmera minbasat melue ko kindey nab tigray asagiru eyu so 😅
ፍሽ ሓወይ ብጣዕሚ ትሑት በሊሕ ዓቃል ኢኻ ብወገን ንሓደ ደቒቕ ኮፍ ኣይ ምበልኩን ምዚ ህሩም ርእሲ ትሓተቶ ብንጹር ዘይ ምልስ ድሁል እንተ ናዓኻ ዕድመን ጥዕናን ናዓኻ ፍሸይ
ለባም ዓቅላም ጋዜጠኞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ምስ ድያቆን ኣስመላሽ ክራከብ ኣለዎ ትብሉ ኣለኩም ዶ እስኪ ላይክ ግበሩ🙏🙏🙏🎉⛪⛪⛪⛪⛪
ወ. ዮሐንስ 14 - 6 የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
ኦርቶዶክስ ንዘለኣለም ትንበረልና🙏🙏🙏
Amen Amen Amen Amen
Orthodox nzelalem gehanem esat tieto
@@Million92 ንስኻ ከምኡ ስለ ዝበልካ'ሞ ዘይኮነት ትኣቱ ደቂ ሓሰውቲ መናፍቃን ገጽኩም ትርሓቅ ሩኹሳት
@@Million92ካብ ህልኽ ወጺኻ፥ ርግእ ኢልካ ሕሰብ'ሞ እቲ ሓቂ ክበርሃልካ ኢዩ።
ክብረትካ ሓሊኻ ኪድ ወዲ ማይ ጠላሚት ከዳዕ @@Million92
ዋውው ልእሊ ኩሉ እዛ ናይ መቀዳእታ ሕቶ ክትግበር ኣለዋ ኣብ ዝቀረበ ትሰማምኡላ ላይክ የሕዋት
ኣቢ ጅግና ራዕራዕ ኣብልዋ ምድሪ ❤
ምስ መምህር ካሳሁን ይራከብ ዝትቡሉ ኣበይ ኣለኩም ደቂ ተዋህዶ❤
Kolel da keblo enebr ytrefo bejaki🙏🥲✝️
wala ane wey ms kasahun wey ms sltan gn kolel kblom eu tay geyrom zdekmu😅fish gn zgerm seb eu kem wetru thtneu teigstu wow zeymdnaq aykaln🙏 Amlak edme yhabka 🙏❤ms sltan gize yebleyn ya grami haqi kem zkone ba tsfelitka sltan bque memhr eyu🙏
ሰላም ፍሽ ሓወይይ ስላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ምስ ድያቆን ኣሽመላሽ ኣራክቦ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ጽቡቅ ጌሩ ከረዱኦ ኢዩ ምሳይ ትሳማሙዑ ናይ ኩልና ሕቶ ክምለሰልና ላይክ ጌርኩም ንፍሽ ንሓብሮ ፍሽ ኣምላክ ዓቅሊ ይሃብካ።
ምስ ኣስመላሽ ኣይኮነን ምስ ካልእ ተራ ምእመን ክራከብ ኣይደልን አዩ እበል ኣብ ኢትዮጲያ ክንደይ ግዘ ፈቲና ኢና ክንረክበካ ኽንዘራረብ እልናዮ ሃዲሙ እብይና እዩ መርጌታ ናይ ሽይጣን ገለ ኢሉእዩ ዘሽካዕልል
Ata hawey eti zmka bnebsu ymekahhhh
🙏
ፍሽ ሓወይ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ ኣብዛመጠረሽታ ሕቶ መራ ተሓጊሰ ብሓንቀውታ ኽንጽበኢና❤❤❤❤ቅ
wawa prophet abiel zegerem melsi u goyta memelisu xegu yebzehalka 🎉🎉 betami des zebel . God BLEES YOU
ክንድ ሽሕ ፍሽ ሓወይ ብኡነት ብጣዕሚ ጽቡቅ ሕቶ ኣስሚዕካዮ ነዚ ርኩስ መንፈስ ሶ ብጣዕሚ ኢየ ታሓጊሰ ብ ሃንቀውታ ድማ ክጽበየካ ኢየ የቀንየልና ኦርቶዶክስ ንዘላለም ትንበረልና❤❤❤
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብምካንኩም እትሕበኑ ላይክ ወቅጡ❤
ናይ ክርስቶስ ብምኻና ጥራይ ኢና ንሕጎስ ክርስቶስ ንዓለም እምበር ንሓደ ጉጅለ ኣይሞተን ።
❤❤
❤❤❤❤🎉@@samiabdu3877
ኣነ❤❤❤
@samጅiabdu3877 ያ ግን ካኣ ኣምላክ ምርጫ ሂብና ዩ ንመን ከም ንገልግል❤❤❤
ጻጸ ትዕቢት 💯☑️
ፊሽ ዓቅሊ 💯☑️
ጻጸ ዓቢ ትርጉም ስለ ዘለዎ ንዑዑ ዝበቅዕ ድኣ ሃቦ
😂😂😂@@semeregebru4914
@@semeregebru4914 😂መን ንበሎ እሞ ድኣ ኣቤል ከኣ ኣይግቡኦን እዩ ተሓጋጊዝና በሉ ንዕኡ ትበቅዕ ነውጻሉ
ድኩዒ ንበሎ ሓገዝ እያ😂
ድያብሎስ
I.m orthodox ግን ንምንታይ ኢና ምስልጣን ምስ ካልእ ንብል ባዕልና መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢብና ዘይንምልሰሉ ንሱ እኮ ቃል ኣምላኽ እናኣልዓለ ኢዩ ዝምልስ ዘሎ ነቲ ምላሽ ክንህቦ ደሊና ዘለና ድማ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እምበር ኣብ ስልጣን ኣይኮነን ዘሎ ሓፈሻዊ ብዛዕባ ቃላ ኣምላኽ ይኹን ብዛዕባ ሰብ ኣብ ቃል ኣምላኽ እምበር ኣብ ካልእ ኣይንረኽቦን ኢና ነብይ ኢየ ድዩ ዝብል ዘሎ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ነብያት ሽሕን ሚእትን ተጻሕፉ ኣሎ ኣንቢብና መርሚርና ኣስተዊዕልና ንመልሰሉ ወድሓንኩም ❤❤❤❤
Indeed
መፅሓፍ ቅዱስ እኮ ስዲ ንባብ አይኮነን ዋላ እኮ አንበብና ቅሩብ ክንሕዝ ተክአልና ነገር ግን ከም መምህር ወይ መራሕቲ ሃይማኖት ክንፈልጦ አይንክአልን መዓረይ❤
አነ ከም ዝርደአኒ ብዙሐት አሕዋትና ናብ ምንፍቅና ዝከዱ ዘለው መፅሓፍ ቅዱስ ከም ዘሎ ተርጉሞም ይርድእዎ እሞ ናብ ጥፍአት ክዓ ይዳረጉ😢
@@Sara-hm6q ብደምብ እምበር ከተንብብዪ ይግባኪ ሳራ ሓፍተይ ዘየተረድኣኪ እንተ ኣሎ ንመራሕቲ ቤቴክርስትያን ወይ ከኣ መምሃራን ትሓቲ መምህር እኮ መጀመርታ ኣምቢቢ ኢዩ ዝብለኪ ዘይተረድኣኪ ከኣ ሕተቲ ይብለኪ ካብኡ ዝሓለፈ ግን ንሱ ይፈልጦ ካባይ ኢልኪ ግን ሱቅ ኣይትብልን ንኣብነት 4+4 = 8 ከሎ 9 እንድሕር ኢሉኪ መምህር ኢዩ ደሓን ኢልኪ ሱቅ ኢልኪ ከምኡ ትምልስዮ ዲኺ
@@Sara-hm6qhabibti etom memharan tbli zelki remaking sebat eyom abibom terediom nski kea abibki teredie nmtay kem sdi nbab tebbyo astebhilki zeytrdieyo weys kab seb float geru eu fetirwom
Exactly ንፍልጠት ብፍልጠት ምዝራብ እምበር ብትምክሕቲ ወይ እዉን ጽልኢ ኣይኮነን
ዕንኪላሎ ዝኾነ ቆልዓ፡ ወላዲተ ኣምላክ ዓይነ ልቦናካ ትክፈተልካ🙏🙏🙏
ኣሰይይይይይ ፍሸይ በእውነት እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍሽ ሓወይ ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ፀጋኡን በረኸቱን የብዝሓልካ❤❤❤❤❤
ፍሽ ናይ ብሓቂ እየ ዝፈትወካ ብፍላይ ትሕትናካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንተ ኣቢል ዓይና ልባናካ ይክፈተልካ
ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ካብዛ ቅንዕቲ እምነት ኣቦታትና ከይንጠፍእ ባዕልኻ ሓልወና
እሞ ኣቦታትና ስእልን ምስልን ይጥቀሙ ኔሮም ሕጂ ግን እዚ ኣብ ኦርቶዶክስ ናይ እየሱስ ክርስቶስ ኢልኩም ትጥቀምሉ ስእሊ ተዋሳኣይ እዩ so ንሰብ ምምላኽ ነዉሪ ስእልን ምስልን ግደፉ ቤትምቕደሰይ ልብኩም ይኩን እዩ ዝብል ቃል ኣምላኽ
ኣሜን❤😢
@@BlesssedDay መጀመርያ ኣብ ቤተክርስትያን ምጺ/ጻእ እሞ ኣብኡ ናይ ተዋስኣይ ድዩ ዘሎ ወላ እቲ ሓቀኛ ምስሊ ናይ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ክትሪኦ/እዮ ኢኻ/ኺ። ቤተክርስትያን ሓንቲ መዓልቲ ከይተሳለምኩም ዝገደፍኩሞ እምነት፥ ሕጂ ኣብ ናይ ረብሓ ትካል ኣቲኩም ሰብ ኣይትበጽብጹ። ርእሲ እንተዝህልወኩም ንመልኣኽቲ ኣይተምልኹ እንዳበልኩም ንበዓል ኣቤል ፌራ ኣምሊኽኩም ኣሜን ክትብሉ ኣይምወዓልኩምን።
@@kidu2pac259 ንክርስቶስ መን ርእይዎ? እወ ኣነ ብሂወት ንዘየለዉ መላእክቲ ኣየምልኽ እየን ንከማይ ሰብ ዉን ኣየምልኽን እየ እቲ ዘምልኾን ዝስግደሎን ሓደ ናይ ናዝሬት እየሱስ እዩ
@@BlesssedDay ንሕና ውን እነምልኾን እንሰግደሉን ነቲ ፍጹም ሰብን ኣምላኽን ዝኾነ ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ንኣምን ንሰግድን። እቲ ንድንግል ማርያምን ንመላእኽትን ንቅዱሳንን እንሰግዶ ናይ ጸጋ ስግደት ኢዩ። ናይ ኣምልኾ ስግደት ግን ብዘይካ ሓደ ጎይታ ኣብ ዓለም እተምልኾ ኣምላኽ የብላን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ። ናይ ጸጋ ስግደት ከኣ ኣይኮነን ንድንግል ማርያምን ንመልኣኽትን፥ ንበዓል እዚ ዝዛረቦ ዘይፈልጥ ትንቢቱ ምስራሕ ምስ ኣበዮ ኣብ ምኽኒት ዝሕባእ ድርባይ ኣቤል ከማን ክትሰግዱሉ ትውዕሉ ኣለኹም። ከምዚ ናትኩም ግን ኣማላዲ ኣይንብሎን ኢና። እየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽ ምዃኑ ትኣምኑ እንተኼንኩም፥ ኣምላኽ ንመን ክልምነልኩም ኢኹም ኣማላዲ እትብልዎ።
Kulu gzye aqley axbibe nedey maryam lemine siene ayfeltn tblu kemzi kemay like👸🏻❤️🩹
ብስመይ ቡዙሓት መስሓታን ክመጹ እዮም
እመኑን ጹንዑን❤❤❤❤❤❤
ፍሽ ሓወይ እግዚኣብሄር ጽጉኡ የብዝሓልካ ጽቡቅ ሕቶ እዚ ሓውና ካብ ሓቂ ኢዩ ዝሃድም ዘሎ መክኒያቱ ፍርሓቲ ኣምላክ ዝበሃል የቢሉን ናይ ትምኒት ልቡ ኢዩ ዚዛረብ ዘሎ ኣምላክ ይቅረ ይበለና ❤❤❤
ኣቤል ውቑዕ ርእሲ፡ ንፉዕ ተዋስኣይ ምኮን ድሁል ክንደይ’ከ ኽደፍር እዩ። እግዚኣብሄር ይቅረ ግበር ባዕልካ።
ንስካ ዉን ደፋር ኢካ ንምንታይ ትጻረፍ😢
Dfret tray aykonen tfat yu zie🥲🥲🥲✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@@fthawitnuwaye1293 ፍርዲ ንፈረዲ እዩ ዝምልኸት ረርእስና ደኣ ነጽርይ
@@BlesssedDay xbuq aleka nhna deqi sebat ka iti nkulo kngebir alena nabnet thtna aqli srat ....... entezeykoynus zmxelka mzrab ay nay dhanin ye zbil yqreta🙏✝️❤️
@@fthawitnuwaye1293 ተረዲእኒ ሓፍተይ ግን ንሓደ ተጻራፋይ ሰብ ተመሊስካ ንስኻ ትጸርፎ እንተሃሊካስ ካብኡ እንታይ መፍለይ ኣለኻ?
ምስ ዲ.ኣስመላሽ ኣራኽቦ በጃኻ ፍሽ ሓወይ❤❤❤
አንታ ብሩኽ ወደይ ፍስሀ ሰላም ዘርእኻ እመ ብርሀን ወላዲተ አሞላኽ ትባርኸልካ🙏✝️ብተወሳኺ ከአ አምላኽ ይምሕረና ቅዱሳን ይልሙልና እዝግትነ ማርያም ሕሪቲ ስለ ዝኾነት ምስ ወዳ ካይና ትረድአና ፍሱእ ወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ አምላኽ ይኹን ምሳኻ🙏✝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፍሸይ ብጣዕሚ ደስዝብል መምሀሪ እዪሞ ቀፅለሉ እይካ ፍሸይ ❤ሕቶታትካ ንፅርን ዕምቡብን እዪ ግን ሓደነገር ክብልካ ይደሊ እቲ ነብይ እየ ዝብሎ ሕዶጎ ናይ ኦርቶዶግስ መደብ ክትቅፅለሉ ብሽም ቅድስቲ ኣዴይና ድንግል ማርያም ይላቦበካ ፍሽይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ፍሽ ሐወይ ብጣዕሚ የድንቐካ ወናን አልቦ ዓቕሊ
ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ምስ መንፈሱ ኣይኮነን ይቅረ በለሉ ነቶም ቡኡ ዛኣምኑ ካኣ ይ❤❤❤ቅረ ግበረሎም
ኣቤል ትበሃል ሰብ ኣምላኽ ናይ ትዕቢትን ንቕጽናን መንፈስ ይቐንጥጠልካ ኤርትራ ሃገረይ 🇪🇷ካብ ከምዚኣቶም ይሓሉኺ ፈጣሪ 🙏
Nsu yhaysh kabka amselu kelbi eseyas
Chid drbay
Amen ❤️🙏
@@berie2495 entay amxeo esseyas abzi
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 OMG 😳 he is so rude and annoying, arrogant, this is the first time I’ve seen him 😮
ፍሸ ሓወይ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ጽጉኡ የብዝሓልካ ብእውነት ኣቶ ጆግና
ኣድና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣብ ልብካ ትመለስካ ፍሽ ሓወይ ከኣ እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ ይብዝሓልካ
እንተ ፍሽ ዓቅሊ ዝሃበካ ፈጣሪ ይመስገን እንተ ኣቢኤል ግን ምሕረት የውርደልካ ኣምላክ ናብ ልብካ ይምለስካ።
ፍሽ ፈላጥ በሊሕ መስተውዓሊ ተዓዲልካ ትሕትና መዳመፂ ብዓል ዓቅሊ ❤
ኣቤል እግዚአብሔር ልቦና ይሃብካ ናብ ሃይማኖትካ ይምለስካ❤
Nabzi guhaf haymanot
@@Romary-cv8rq ክሳብ መዓስ ኢኹም ኣብ ሃይማኖት ክትነብሩ
Orthodox ሕጅስ እባ ተመለሱ
@@RbkaMarkos ክሳብ ታናዘልኣለም ሂወት ንነብር
Amlak kem Christian enber kem orthodox feliu ayriekn eyu !
He is in the right path, you need to read your bible and you will instantly understand what we all are talking about….jesus is calling you🙏
ፍሽ ብሓቂ ዓቅሊ ኣለኻ እዚ ናይ ብሓቂ ከምዞም ኣብ ፍሊሚ እንሮምሪኦም ዓመጽቲ ኣክተራት እዩ፡ ኦርቶዶክስ ተወሃዶ ንዘልኣለም ትንበር፡ ድንግል ማርያም ኣደ ኢየሱስ ኣዴና እያ።
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏
❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
❤❤❤
Amen Amen Amen
ሐወይ ቡሩክ ብአካ ቡዙሐት ናይ አምላክ ሰባት አለው ወንጌል ክጽረፍ አይኾናን አዘራሪባኻ ስሪዐት ግበረሉ ናይ እግዚአብሔር ቃል ብኣይሙሮ ሰብኡት ኩኑ youብጥብ all riን ተዛረብ ትሕትና ዘለዋ
ፍሽ ሐዉና ብሐቂ ዓቃል ሰብ ኢካ ንአቤል ሐዉና ካአ ፈጣሪ ባዓሉ ምሕረት የዉርደሉ
1:03:18 ከመይ ኢየ ክውድኣ። 32 ደቂቕ በጺሐ ኣለኹ። ትዕግስቲ ኣቦና ኢዮብ ይሃብካ ፍሽ ሓወይ
😂😂😂😂😂😂 amen 50:57 bexihe emo smiley wedie enque aytrie
Weikaya do tkewun an 30 kgedfa do
😂😂😂😂
ኣሕ ኣሕ ኣበልል ሚስኡ መንገስተሰማይ ኪወስደና ኢዩ
😂😂😂 አነ ዉን ከምዚ ናትካ ዓቅለይ ወዲእ ፈርቂ በጺሐ ኣለኩ
ፍሽ ሓውና ብጠዓሚ ንፉዕ ንኣቤል ሓውና ድማ ከም ቶም ናብ ልቦም ዝተመለሱ እግዚኣብሔር ዓይነ ልቦንኡ ይክፈተሉ።🙏🙏🙏✝️✝️✝️🙏🙏🙏
እቶም ኦርቶዶክስ ምኻነይ ኢልኩም ትምክሑ ናብ ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ብልብኩም ኣሚንኩም ስዓብዎ እሞ ካብ ጓይላ ምዕንዳር፤ደርፊ፤ዝሙት፣ወልፍታት ኩሉ ሓጥያት ኩሉ ክትናገፍ ኢኩም።ካብ ሶኒ ክሳብ ቀዳም ከም ድላይኩም ሰንበት ነጸላ ኣጻዕዲካ ቤተ-ክርስትያን ኣምላኽ ይሕዝኖ እዩ እሞ ሓይማኖት ዘይኮነ ዘድሕን እቲ ኣብ መስቀል ሓጥያትና ወሲዱ ጽድቁ ዝሃበና ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ እዩ።መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ኣንብቡ ፍትሓት ተጌሩልካ ኣይኮነን መንግስቲ ሰማይ ትኣቱ፣ ንጎይታ የሱስ ክርስቶስ ኣሚንካ ምስዓብ ቃሉ ድማ ምንባብ ምግባር እዩ።ተባረኩ
ፊስ ሕቶካ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ንስካ ትሓቶ ካልእ ንሱ ዝምልስ ከኣ ሸንኮለል ኢሉ ነታ ሕቶ ናብ ጥቅሙ ክጠውያ እምበር ግቡእ መልሲ ክህብ ኣይኮነን ክቃለስ ጸኒሑ ብዝኮነ እግዝኣብሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና 🙏🙏🙏☦️❤️
ናይብሓቂ ኣብታ ልበይ ዝነበረት ዝገርም
Abey eyu tewiwo nxelam xaeda eya aytbel haqi bel wegen ayrhaz
Nzi edasmakum tamunu setawunti ekum
@@alemxaerieya77 ኣንታ ሰበይ ርእየ ሰሚዐ እቲ ሓቀና ርእይቶ ሂበ ዘለኩ ንዓይ ሕቶ ኣይተመለሰለይን ምኽንያቱ ዝተሓተ ብትዕቢት ናብ ጥቅሙ እዩ ዝጠውዮ ነይሩ ትዕቢት ከኣ ሰይጠናዊ መንገዲ እዩ ትሕትና ከኣ መግለጺ ቅዱሳን እዩ ሶ እተን ሕቶ ናብ ረብሑኡ እምበር ግቡእ መልሲ ኣይሃበንን ደጊምኻ ስምዓዮ እንተዘይተረዲእካ ዓይነ ልቦናካ ይኽፈተልካ ፈጣሪ🙏
@@SeluSelu-d9r ንመን ኢኪ we are tewahdo orthodox ☦️☦️☦️
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣምላክ ይባርኽኩም
Fshi hawey ftwww eye zebleka egziabher Edmen tenan yhabka❤❤❤
ፍሽ ሐወይ ናይ ብሐቂ ንፊዕ እካ አምላክናን መድሐኒናን ኢዮስሰ ክርስቶስ ምስ አዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል አደይ ማርያም ጽላሎቶም ተንብርልካ
እግዚአብሔር ይመስገን አርቶዶክስ ደገበረኻን ፈሸ ሓዉይ ደእግዚአብሔር. አሞስጉና ትዕግስት ደሃበካ አንስ አይኹእሎይ ነበርዋ ❤❤❤ሕቶእ ኻልእ ሞሉሱ ኻልእ ዋላ ሓንት ሕቶ አይትመለስይዋ 😢😢😢
ኩሉ ኣማኒ ብክርስቶስ ጻድቅን ቅዱስን ክቡር ህዝቢ ኢዩ፡፡
ኣቱም ሰባት ከምዚ ከማይ ዶ ብፍሽ ተሓጊስኩም ከመይ ድዩ ዘሕጉሰካ ❤❤
ብርግጽ ዝፍውስ ኣምላኽ ጥራይ'ዩ
Doctor ንባዕሉ ኩሉ ሕማም ክፍውስ ኣይክእልን'ዩ
እስከ ምስ ባዓል ዲያቆን አስመላሽ ምስ መጋብ ምስጠረ መርጌታ አማኑኤል ባዓል የኔታ ሳሙኤል አራክባ ፍሽ ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
Useless drbay
ፍሽ ግን ኣድኒቀካ። እንተ ኣቤል ግን ብዘይ ወገንነት ብሓቂ ወላ ሓደ መጨበጢ ዘለዎ ዘረባ ኣይረአኩሉካን
ፍሽዋይ ♥♥ ዓቃል እኻ
እንተ ኣቤል ግን ልቦና ይሃብካ ፈጣሪ
ኣሜን ይፍጠረሉ
ኣነ ሕማም ኣለኒ ሃይማኖተይ ተዋህዶ ኢየ ፍቃደና ኢየ ፍሽ ተገዲስካ ኣንብባ ኣብ ኤውሮፓ ኢየ ዘለኩ
ኦ ኣምላክ ይቅረ ይበለና ከም ግብርና ዘይኮነ ከም ምሕረቱ ይጠምተና 🙏🙏🙏
ፍሽ ሓወይ ምስ እዚኹሉ ልቦናኻ እታ ኣርእስቲ ነቢ ትብል ገዲፍካ ኣቤል ኣርማ ዝኣመንካሉ ከይመስል ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካን ዝፈትወካን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ንሓውና ኣቤል ካኣ ናብ ልቡ ይምለሶ ፈጣሪ
Abele
እንታእ እዚ ወዲ ብትዕቢት ተመሊኡ በስምኣብሜየ ካብ ከምዚ የድሕነና😢😢😢
Amen Amen Amen
Nay bhaki😢😢😢
Amen Amen Amen
Sheytan eko nay tebete abo eyou❤❤❤
Amene amen amen❤❤❤
እዋይ አቤል ተደግጽ አምላክ ልቦና ይሃብካ ንንሳሐ ድከውን እድመ ይሃብካ ጽባሕ ንግሆ እዚ ደላፍልፈካ ዶሎ ሰይጣን አየድሕነካን ኢዩ
ካብዚ ኩሉ መልስታቱ ሓንቲ ሓቂ ጥራይ ሰሚዔሉ ካብ መበል 43:13 ክሳብ 43:17 ኣብ ዘላ ካልኢታት ጥራይ ተገዲስኩም ስምዕዋ። ምእንቲ ኪዳነ ምህረት መሓረና ክርስቶስ🙏🙏🙏።
ብሓቂ ዝገርም'ዩ ፍሽ ሓውና ኣምላክ ብሉጽ ዝኮነ ዓቅሊ ሂቡካ ።እቲ ዝገረመኒ ኣምላክ ዘጽደቆ ኣምላክ ዝባረኮም ሰብ ዓቅሚ የብሉን ካብቲ ኣምላክ ዝሃቦም ክብሪ ከውርዶም። ኣቤል ደፋር ባዕሉ ነብሱ ጻድቅ ቆጺሩ ልዕሊ እቶም ኣምላክ ዘጽደቆም ነብሱ ከክብራ ብሓቂ ዘሕዝን'ዩ ።
ክትርድኦ ፈትን ሓድሽ ሓሳብ ክትቅበል ክኣል ኣመዛዝን:: ሓንቲ ቃል ቆንጪልካ ምኒን ኣይትበል😂
@@Thereislifeafterdeath በቃ ፥ እዚኣ እያ ሓሳብካ ፥ እዋይ ናይ ሎሚ Generation. ንዝመጸ prophet ምስማዕ open minded person ኣይገብረካን እዩ። እንታይ ኢሉ እዩ ክሰምዖ። ወርዝየ ኢልካ ከይትከው ንስኻ ርእስኻ ፈትሽ።
ፍሽ ሓወይ ኣዚካ ትሑትን መስተውዓልን ሰብ ኢካ ኣዚካ ውን ዓቃል ኢካ ኣምላክ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ። እንተ ኣቤል እሞ ፈጣሪ ዓይነ ልቦናካ ይኽፈተልካ
ብራቮ ፍሽ ሓወይ..ፈጣሪ ጸግኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏
ንሱ ግን ትሕትና 🚫 ሓሪዱ ቀቲሉ ቀቢርዋ⚰️
ካብ ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ምዉላደይ ቢጣዓሚ ኢይ ሑጉስ ተመስገኒ ፈጣሪ🙏🙏🙏
ወዮ ዓቕሊ ጋዜጠኛ ክንድኡስ ኣነ ሓርቕ ተዕግስተይ ወድአ
Kab tiktok zemexakum like geberu👍orthodox lezelalem tenber❤❤❤
amen
እቶም ኦርቶዶክስ ምኻነይ ኢልኩም ትምክሑ ናብ ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ብልብኩም ኣሚንኩም ስዓብዎ እሞ ካብ ጓይላ ምዕንዳር፤ደርፊ፤ዝሙት፣ወልፍታት ኩሉ ሓጥያት ኩሉ ክትናገፍ ኢኩም።ካብ ሶኒ ክሳብ ቀዳም ከም ድላይኩም ሰንበት ነጸላ ኣጻዕዲካ ቤተ-ክርስትያን ኣምላኽ ይሕዝኖ እዩ እሞ ሓይማኖት ዘይኮነ ዘድሕን እቲ ኣብ መስቀል ሓጥያትና ወሲዱ ጽድቁ ዝሃበና ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ እዩ።መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ኣንብቡ ፍትሓት ተጌሩልካ ኣይኮነን መንግስቲ ሰማይ ትኣቱ፣ ንጎይታ የሱስ ክርስቶስ ኣሚንካ ምስዓብ ቃሉ ድማ ምንባብ ምግባር እዩ።ተባረኩ
@@ruth2653ኦርቶዶክስ ተውሃዶ ማለት ከምዚ ትብልዮ ዘለኪ አይ ኮነን ቀዳማይ ነገር ናይ ሰብ ጌጋ ድአ እህሉ እንበር ሃይማኖትና ከምዚ ዝገለጽክዮ አይ ኮነን ንስኪ /ንስካ ግን ፔንጠ ገን አብ ቤተ ክርስትያንኩም እኮ ኢኩም ስዓሪ እትበልዑ መዝሙር እምሲልኩም ጋይላ ጌርኩም ትሃንኩም ተውጹ ግን ብዝኮነ ሕጂ እያ እቲአ ግዜ
@@AsmeromTeklay ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ብዛዕባ ጴንጠ ዘይኮንኩ ዝዛረብ ዘለኩ ብዛዕባ ብጽድቂ ብቅድስና ብጸጋ ብጎይታናን መድሓኒና ኣሚንካ ኣብ ሂወትካ ኣንጊስካ ካብ ዓለምን ፍትወታን ካብ ሰይጣን ካብ ናይ ስጋ ሓሳብን ግብርን ተናጊፍካ ሂወት ዘልኣለም ትወርስ እዩ መልእክተይ።ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ነታ ማሕበሩ ክወስዳ ክመጽእ እዩ ነቶም ዝተዳለው ብደሙ ካብ ሓጥያት ዝድሓኑ ክወስዶም እዩ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጻሒፉ ኣሎ ኣንብብዎ ተተሪኢስካዬ ኣይኮነን ዝሕደር መጽሓፍ ቅዱስ።ካልእ ኣነ ኣብ ኦርቶዶክስ እየ ዓብየ ጽቡቕ ጌረ ስለ ዝፈልጦ ሃይማኖት ብደገ ኽዳንካ ምጽዕዳው ኣይኮነን ዘድሕን ንጎይታ የሱስ ክርስቶስ መድሓኒካ ምዃኑ ብልብካ ኣሚንካ ሰዓቦ ቃሉ ኣንብቦ ሽዑ ብውሽጢ ትልወጥ።ኣብ ኦርቶዶክስ ደብተራታት ዝብሃሉ ኣለው ንሰብ ዝቀትሉ ኣብ ዓዲ ያዕቆብ ቀሺ በርሀ ትፈልጦ ተኮይንካ??ክንደይ ሰብ እዩ ቀቲሉ እቲ ቀሺ።ኣብ ገጠራት ኤርትራ ኢትዬፕያ መሊኦም ኣለው ደብተራታት ሰብ ዝስርዩ፣ሰብ ዝቀትሉ ስለዚ እቲ ዘድሕን ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ንዓለም ቤዛ ዝኾነ እዩ።90%ኦርቶዶክስ ደርፊ ይሰምዕ ጓይላ እሞ ሂወትኩም እዩ ግን መጽሓፍ ቅዱስ ሰኣን ፍልጠት ትገብርዎ ከም ዘለኩም ይነግረና እዩ ነዚ እዩ ንነግረኩም ዋላ እንዳጸረፍኩሙና ንምርቀኩም ጓይላ ናይ ሰይጣን እዩ ማለት እቲ ንሰብ ዝድረፍ ንዓለም ዝድረፍ ማለት እዩ እምበር እቲ መሳርሒ ሙዚቃ ኣይኮነን።ኣነ ንኣቤል ደጊፈ ኣይንኩን ዝተዛረብኩ ኣቤል መን እዩ እካ ኣይፈልጦን እየ። ኦርቶዶክስ ኢልኩም ክትጀሃሩ ምረኣኩ እየ ተዛሪበ።ትምክሕቲ ብኣምላክ ተኮነ እዩ ጽቡቕ ሓጥያትካ ተተኣመንካ ድማ ትድሕን ማለት እዩ።እንተዘይኮነ ግን ጽቡቕ ጌርና እቲ ኣነባብራኩም ስለ ንፈልጦ እንካን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኩሉ ዝፈልጥ ዝርኢ ኣብ ቅድሚ ሰብ እካን ይሕፍር እዩ።ተባረኩ
@@AsmeromTeklay ገላትያ 5:19፤ እቲ ግብሪ ስጋ ግሁድ እዩ፡ ንሱ ኸኣ ምንዝር፡ ርኽሰት፡ ዕብዳን፡
ገላትያ 5:20፤ ኣምልኾ ጣኦት፡ ጥንቈላ፡ ጽልኢ፡ ባእሲ፡ ቅንኢ፡ ቍጥዓ፡ ሻራ፡ ምፍልላይ፡ ዝርግርግ፡
ገላትያ 5:21፤ ቅንኣት፡ ቅትለት፡ ስኽራን፡ ጓይላ፡ ከምዚ ዘመሰለ ኻልእውን እዩ። እቶም ከምዚ ዘመሰለ ዚገብሩ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋ፡ ከምቲ ቐደም ዝበልክዎ ኣቐዲመ እብለኩም አሎኹ።
ፈሽ ሓወይ ጽብቅ ሕቶታት እንዲኻ ኣቅሪብካሉ ኣብ ዚኣ ናይ መወዳታ ሕቶኻ እቶም ሕማም ዝሎዎም ገን ተፍዊሶም ኣይ ተፎውሱን መልሲ ካብኻ ክንጽበ ኢና ምክንያቱ ዘረቡኡ ዘብል ኮለል ዝቦዞሖ ኮዩኑ ፍሽ ሓወይ ገን ብሊሕ ፈላጥ መስተውዓሊ ዝኮንካ ሰብ ❤❤❤
ምድግጋም ኣፈቱ ያ በለ ለቁማጽ መልሲ እባ ሲእንካ ኡሑእ ኣይኮናን ሕጂ ጋዜጠኛ ግን ብጣዕሚ ኣዚና ነደንቀካ! ❤❤❤
Enda tetsarefki ane nay amlak ye mbal gega nebski ye’aryi mejemerta
You don’t have to insult or offend him, nikulu neger b fikri nigbero, wala tezeytesemamiki gin xerfi newri. Eritrawi Hawina sle zikone, kes elki eki amezazinki hasibki eki tixhfi
ኣቱም ሰባት ፈጣሪ የማነይቲ ኢድካ ዝሃበቶ ጸጋመይቲ ኳ ኣይትፍለጦ ኣይኮነን ድዩ ዝበል ፥ ኣነ ብዙሓት ሰባትየ ዝረድእ ኢልካ ምጅሃር ዳኣ ምስ ምንታዩ ክሕሰብ ፥ ፈጣሪ ዓይነ ልቦኑኡ ይኽፈተሉ እምበር እዝስ ኣይገድን ህህህህህህህ
Intehatitwo dia intay ilu kimilis tixibe ? Kihsu dyu zelewo ?
@@Shigut men hasu ilwo nsu zbelo mnchi hafteka kab seb tqbel dika iyu ilewo ember nseb thb dika iyu ilu wela nseb thb dika ilu entehateto wn ane meat sebye zrede ilka ayzrebnyu mejmerta astewilka tezareb
@@ELLAabashawel mistiwal zedliyeka niaka yu . Mish kab seb kikibel temelise keman niseb yihigiz yu zibil zelo ....kemzi nay jahra koinu ayimselka . Tim ilkum bi negativ ayni aytiraywo
@@Shigut na ba aytgage ane nseb yhb aydlnyu kab seb ayqbelnye wedeti melsi nierato iya : nkreayelka dhr thb konka tray ika ane nbzuhat iye zrede do wela xgumat alewu ane zredom ktbl tkel ms mslu ka negirnaka fetars yemaneyti idka zhabetos xegameyti ekua aytfleto ilu ilnaka
ናይ አምላክ አገልጋሊ ተትከውን አቤል አምላክና ማንም ሰብ አይንዕቅን እኳድአስ ማንም ሰብ ክጠፍእ አይደልን ስለዚ ስልጣን ጌጋ ተሃልይዋ ተራኪብኩም ደማ ማአረምካዮን አቤል ሓውና ዝረዝሮ ግን እቲ ትናገሮ ዘለካ ፀጋ እግዚአብሔር ዝራሓቆ ስለ ዝኮነ አምላክ ንኩላትና ልቦና ይሃበና
አቢ ሓወይ ዘመንካ ይባረክ❤❤❤
ፍሽ ሓወይ ንፉዕ እካ ብጣዕሚ❤❤❤❤❤
ኣብ ክንዲ ተጋግየ ኢሉ ብንስሓ ናብ እግዚኣብሄር ዝቀረብ ተመሊሱ ዘረባ ድርቅንኡ ይገርመካ ድሮ 2024 ኮይኑ ኣሎ መንፈስ ኣምላኽ ካብ ብምዓስ እዩ ሓስዩ ኣቤል ንዓ እባ በጃካ ንእግዚኣብሄር ፍራሕ
እስከ በሉ ህዝቢ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ጽባሕ ንግደት ኣቡነ ተኽለ ሃይማኖት ኣብ Holland Weert ኢዩ። ንኩላትኩ ዓዲ መኩም ኣለኹ ብድሓን ሙጹ ❤❤❤
ተክልየ ቁሸተይ
❤❤❤
Mexana abu eyu mehdarna kubur hawena ❤❤❤
ኣቤል ኣምላክ ምህረት የውርደልካ
Egziabher aboy zblwo ayfeltun eyom emo ykre belelom 🙏🙏🙏🙏
እየሱስ ንሱ እቲ ኣምላኽ ወድ ኣምላኽእ እዩ
_ፍሸይ እንኳዕ ብስላም መጸእኻ ብሉፀይ❤_
_የተዋህዶ ልጅች ከይትፀረፉ ብፆሎትኹም ሓስብዎ ብቻ ሰይጣን ሰፍርዎ እዩ ዘሎ ብሰሩ ኣብየት ትዕብቲ😪_