Gumaye @ July 2020

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 24 янв 2025

Комментарии • 17

  • @ዕባይመይዳሽምጣ
    @ዕባይመይዳሽምጣ 4 года назад +4

    ዓደይ መዓር ወለላ ዓዲ ብላዕ ስተ ንፍቅቅቅ እሰይ ጥዑማት ላዛ ሰላምኹም ይብዛሕ ካብ ዓደይ ሃም ብዋዛ ካድወፃእኹ ሸውዓተ ዓመተይ ኣቑፅረ 😢💔💔እስቲ ሃም ኣነ ስደት ድሰልቸወኩም/ን

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 года назад +1

    ኣብየት ባህሊ ራያና ብሌን ዓይኒ ትግራይና ኣታ ክንደይ ይጥዕም ሰላም ንዛ ቅድስቲ መሬት ትግራይና ይኹን ሰላምኩም ይብዛሕ ደቅዛ ሓላል መሬት

  • @Landa500
    @Landa500 4 года назад

    ከልል ኣታ ደስ ምባሎም እዞም ደቂ ራያ ይዕሳቦ። ፋዱማ ከርና ናመስግን። እስቲ ሓደ ማዕልቲ ሃምዛው ኹሉም እክብ ኣብልኻ ለለ ስደደልና ብሻምባቀይ ጭራይ።

  • @slgaayw7283
    @slgaayw7283 4 года назад +3

    መንሃም ዝናቡ አባድ ፍሉይ ድምጽ 😍😍

  • @ጋል70እንደርታ-ገ5ቨ
    @ጋል70እንደርታ-ገ5ቨ 4 года назад

    ኣታ ከመይ ድኽም ሸገታት የዕስስስስስስስስ ይበል ህብብብብብብብብ በልለይ ብጠስምይ ፃባይ ደኸንኽምይ ዓብኽም

  • @hayutubhaj1192
    @hayutubhaj1192 4 года назад

    ዋይይ ዓርክ ደቅ ራያ ዓደይ በቃ ኾነንሎ ስደት

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 4 года назад +3

    አይ ስደት ክሓስም ካብትፈትዎ ባህልኻ ትፍለ ቅድመኹም ፍግም ያምበለኒ ዳኣነ ሺሕይ ዋልታይ ኹኑ ደቂ ዓደይ ማዓረየ

    • @kingman7732
      @kingman7732 2 года назад

      ለለውጥ ልማት ለለሎችም ለለለለ ላለፉት ለለለለሉለለ

  • @FjSj-fc6gf
    @FjSj-fc6gf 6 месяцев назад

    ,የዕሰ ራያ ማለት

  • @addfggfd7896
    @addfggfd7896 4 года назад

    💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓

  • @abebaberhiu5188
    @abebaberhiu5188 4 года назад

    ❤❤❤❤❤❤❤