Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ቃለ ህይወት የስመዐልና ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሄር ከማኹም ዝበሉ ሊቃውንትና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ንዓና ንክጥዕመና ንበሩልና🙏🙏🙏ክቡር መምህርና የቅንየልና ከምዚኦም ዝበሉ ሊቃውንትና ስለ ተቅርቡልና ሊቃውንትና ንዓና መፅሓፍና ስለ ዝኾኑ❤❤🙏🙏🙏💒⛪️💒❤❤
ዕድመን ጥዕና ቡዙሕ ፀጋ ይሃበልና ክብር ኣቦታትና እግዛብሄር ኣምላክ ሰላም ልህዝብና ልሃገርና🙏🙏💒💒💒💒
አሜን አሜን አሜን ክቡር አቦና ዝማሬ መላአኽቲ የስመዓልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሰላም ሰላም ክቡር አቦና ሊቀ ሊቃውንት ኃይለ ሥላሴ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መልእክቲ አሕሊፎም ብሓቂ ክቡር ሓውና ድያቆን ይብራህ ብጣዕሚ ኢና ነምስግስን ሰለ ኹሉ ግዜ እትገብሮ ዘለካ እግዚአብሔር ብዘለኽሞ ይሓልውኹም ።🙏🕊❤️እዞም አቦ አብ ናይ ታሪኽ አቦታትና ብደንቢ ዝተማሃሩ እዮም ዝመስሉ ከምቲ ዝሰማዓናዮም እሞ ፍቃደኛ ተኮይኖም ብናይ እቶም ዝተረፉ አቦታትና ንኣብናት ከም እነ ደቂቀ እስጢፋኖስ ፃድቅ አቡና ተክለሃይማኖት ተንቤናይ መደብ ገይርካ አምፃእልና ኢካ 🙏🕊
🙏🙏🙏🙏🙏ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ቀል ሂወት የስመዐልና ክቡስ ኣቦና በረኸትኩም ይሕደረና
ኣሜን , ኣሜን , ኣሜን ብሓቂ ዝማሬ መለእክት የስምዓልናዝሰምዓናዮ ቁዱስ ዝማሬ ኣብ ልብና የሕድረልና 💎❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ መጻኩም ኩቡር ኣቦና ምስ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ዳ.ን ይብራህ እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ መጻኩምን እንኳዕ ናብዚ ዓብይ ዓመታዊ ክብሪ ብዓል ኣቦና ቁዱስ ያሬድ እንኳዕ ብሰላም ኣብጽሓኩም ኣብጽሓና 💎❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼ጸሎቱን በረከቱን ናይ ቁዱስ ያሬድ ምስ ኩልና ይኩን 💎❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼ከምኡ እውን ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ባዕሉ ፍጹም ምሕረቱ የውርደልና 💎❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼ንዓኩም ክኣ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኩም በረከትኩም የካፍለና 💎❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ፀግኡ በረከቱ የብዘሐሎም እግዚኣብሄር ኣምላክ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልየልና
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን🙏🤲🤲
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም❤❤
ኢትዮጵያዊው ሊቅ ቅዱስ ያሬድ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ የሰመዓልና ክብር አቦና ከብ ትግራይ ምውላዱ ፅቡቅ ነይሩ ግን አይተጠቀምናሉን ግን ሕዚ እውን ማይ አይሐለፎን ንፅቡቅ ነገር ይከውን እዮ እንተበርትዕ ንድሐርት ከይ ንምለሰ ከም ናይ ሉጥ ሰበይት ነሰተውዕል
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና
አሜን ክቡራት አቦና ሐውና ቃለ ሕይወት የስመዐልና ናይ ቅዱስ ያሬድ በረከቱን ረድኤቱን ይሕደረና
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዪ!!አኽሱም ትግራይ ከምቀደማ አኽሱም መሲላ መሪሕነታ ሒዛ ትቀፅል!!
እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ክቡራት መምህረናን እንኳዕ ብስላም መፃኩም ናይ ቅዱስ ያሬድ በረከቶ ይሕደርና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖
እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራት ሊቃውንቲ ትግራይ ❤❤❤❤ብሓቂ ንኮርዓልኩም እዚ ክብርን ማዕርግን ሒዝኮም ዓድማትኩም እንትጋላትዑ ብጣዕሚ መዘኒ እዩ ናብታ ቅድስቲ ዓድና ዓድኩም መድረ አግአዝ አክሱም ይአክብኩም ዝሓለፈ ሓሊፉ ካብ ሐዚ ግና ንህዝብኩም ብቃል እግዚአብሄር ክተንቅሕዎ መንፈስ ቅዱስ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድለልና❤❤❤❤❤❤
ኣቦና ክብረት ይሀበልና ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና🙏🙏🙏🌾🌾🌾🌾🍀🍀🍀
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓለይ ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ከምኡ ውን ክቡር ሐው ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ኩቡራት ኣቦታትና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ናይ ኣቦና ሊቀ ቁዱስ ያሬድ ፀሎቱን በርከቱን ምስ ኩልና ይሕደር አሜን አሜን አሜን
Zemare melekoet yasemalna 1🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ፀጋ አቢ ልዑል ፀጋ ይሃበኩም እግዚአብሄር አምላክ አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏💒💒💛💒💒❤💒💒
ኢድሠይ ጢኢናይ ይሀብኩም አቦና
ኣሜን ዝማሬ መልእኽቲ የስመዕልና
Amen kale hiwet yesmealna 🙏🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና ክቡር አቦና ከብ እሰርቤት ዎፅኩም ንምፅዋይ እንኳዕ አብቃዓኩም ሃይማኖት ብገንዘብ አይሸየጥን እዮ ናይ ብሐቂ ከይትሸዎዱ ብገንዘብ ክነታልሎም እንዳ በሎ ይላገፁ አለው ብህዝብ ትግራይ
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ኣቦና
አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና!!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከት ኣቦና ቅዱስ ያሬድ ይሕደረና ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣየ ካብያ ዘገልገለስ ምሐ ዘቐበለ ዶ በሉ ሙሉእ ዕድመኹም ዘገልገልኩማ ብዘይ ርሕራሐ ክሕዳትኩም ኣጋፍዓትኩም💔😥
።ናይ ብሓቂ እዛ ካሕዳም ሃገር እንተዘይነቂሕናላ ገና አብ ልዕሌና ግፍዓ ቀፃሊ እዩ።
@@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ አብይ ዝሎ ወልዶ የስነ ምግባር ዘይተሃነፅና መጀመሪያ ስብ ይህነፁ ካብኡ ክሉ ይረከቦ እዪ ተስፋ ዝቆረፀ ዘሎ ወለደ እዩ ዝሎ ካብ ስርቂ ካብ ምቅታል ንድሓን መጀመሪያ😢
ሊቀ ሊቃውንት ሃይለ ስላሴ ይበል ድምፂ ናይ ቅዱስ ያሬድ ሊቅ ሂዝኩም እድመን ጢኢናን የሃብኩም መጋቤ ጥበባት ዲያቆን ይብራህ ሓውና የቀንየልና ናይ ትግራይ ዓድና እንቁ ዝኮኑ መምህርና ንኩላትኩም ሊቃውንትና እድመን ጢኢናንን የሃብኩም ❤❤❤
ትጉህ ኣቦ ዕደመ ይሃብክም ኣምላክ ተባዕ ኣቦ
kubur Abona Zimare Melaekit yasemalna hawna diakon yibrah kemziom liamselu muhuran likawnti ab midea enakrebka etu tibebom filtetom kiniisemie bimigbarka kibri misgana yogibeaka fetari yihagizka 🙏👍🕊️
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
Amen amen amen 🙏
ብዕም ብጥዕናየሓልወልና ክቡር ኣቦና❤️
Thanks ❤❤❤,Amen amen amen ❤❤❤
ብጣዓም ጥዓም ዝማ ክቡር ኣቦና🙏🙏🙏🙏
Amen. Amen.. Kale. hiwet. yesmalena.. Kuburan. Abotatena. ☝️👏👏👏🌄❤️🌄🕊️🌿🌿
Amen amen amen
እግዚአብሄር ይሓልውኹም
ቃለ ህወት የስመዐልና ኣቦታትና❤❤❤❤❤❤
I am Axumaweet, from Melekia Axum. I have seen Kidus Yared school in Axum
Amen, Amen Amen
Megabe Tibebat Yibrah hawuna, abona Like Likawunti Haileselassie - Egziabher yihabelna. Kale hiwot yesmealna. Nay Kidus Yared bereketu yihderena, Amen
BekeyeKalaHwateYsemelen Kebere AbenaAmenAmenAmen 🙏💊💊💊🙏
Amen amen amen qalehiwet yesmena 💛❤🙏
ኣመን ኣመን ኣመን❤❤❤❤❤❤❤
Kalehiwet yesmalna
ከማዓርን ከምጠስሚን ንእዝንን ንነቭሲን ጥዑም መዝሙር ጥዕም ድምፂ ዘለዎም :: የቀንየልናክቡር ሓውና ጥበብይብራህ ::
ስላም ክብር ኣብታትና ናይ ክብር ብጹዕ ኣቡነ ዮሐንስ ቀዳማዊ ቲርክ ክተቅርቡ እላቦ።
ብሓቂ ዋላ ኣነ ይላቦ ክቡር መምህርና🙏🙏🙏
ሰላም ሰላም ክቡራን
Kale hewet yasemalna Abona
ኢትዮጵያ ዓፃር ሕዝብ ትግራይ እያ ብኩሉ መዳይ ትግራይ ሃገረ ተዜይ ኮና ዝተረፈ ህዝብና መልሳ ትበልኤና ኢያ
አንድ ተማሪ ለረጅም አመታት ጎንደር ጎጃም ትምህርቱን ሲማር ኖሮ ከመምህሩ ተመርቆ አገሩ ሲሄድ ወንዝ ሲሻገር እንዲህ አለ እጁን ታጠበ አፉንም ተጉመጠመጠ እንዲህም አለ እሜቴ ጌታየ ያልኩበት አፌ እንትፍ እንቱፍ አለ እግዚአብሄር ባወቀ የተማረውን እቀቱ አብሮ ተፋው ። ይህ ነገር ከየኔታ ስመለከት ግን ልቤ አዘነ።
God help tigray.
እፎ ሀሎከ መጋቤ ጥበባት እሁዬ? ሰላመ እግዚአብሔር ይሃሉ ምስሌከ!አንሰ እብል በእንተ ርቱዐ ሃይማኖት ዘተሃንፀት ዲበ መሰረተ ነብያት ወሐዋርያት
እሜን እሜን እሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን(3)
እናንተ ጋባዦች ሊቀ ሊቃውንትን ሃይለ ስላሴ ስትጋብዙዋቸው ቀለሙን ብቻ ብትጋብዙ ጥሩ ነበር ገር የዋህ እጅግ በጣም ትጉህ መምህር ናቸው ተበድለው ይሄናል በደል ፈጻሚዎች ግን ኢትዮጵያውነታቸን አያስጥለዋቸውም ነገ ደግመው ለማይናገሩት ነገር አየ የኔታ።
Kidus Yared, Yared, Yared Yared Kahin Tiueme Lisan!!! Enquae Ne Kidus Yared Ametawi Beal Abtsahakum Abtsahana!!!
🙏🏿🙏🏿🙏🏿✝️🎉🎉🎉❤❤❤
Amen!
ሊቅ ሲ ሊቅዳ ብሓቂ
🙏🙏🙏
ባህቱ ሀለወኒ ዘአወስአከ በእንተ ህፀፀ ሃይማኖት
ቃለሕየሰዎትየሰምአልና ሊቀሊቃውንት ማንም ትግራዋይዘተዛረቦተዛሪብኩምብጣእሚዱስኢሉኒእስካእመወዳእታሰሚአዮእየ እቶምክምስገኑዝግብኦም አምሐሩ ገነተጽጌ ልደታ ቦሌማርያምትክክልእዩ ክቡርአቦና ክእረም ዝግብኦ መንበረፖ ቅ ማርያም ናይግፍኢ ግፍኢ ዝተፈጸመሉእዩ ካብ15ተጋሩብላእሊዘእሰሩ ናይገዳሙአስተዳዳሪ አብእሱር አነሐለዉ ናይባእሎም አሰተዳዳሪ ንክምደብከምዝገበሩ ከምኡውን25ተጋሩ ታህሳስ222014ዓም ንአዲስአበባሀገረስብከትደብዳቤብምጽሐፍ ናይሐደብሔርበዚሖም ብምባል 7ተጋሩዘባረሩ ከምኡውን ናይገዳሙአስተዳዳሪ ዝነበሩ ካብእስርቤትምስወጽኡ ስርሖምስለተተሐዘንክስደዱተገዲዶሞ ካሊእተሪፉ ናይ2015ዓምደመዎዝ ጭሬ ተጋሩተዘይተቀይሮም አይንውስኽንብምባልየርከቡ
🙏🏿🙏🏿🙏🏿🌺🥰💕
ሓሳበይ አይተዛዘመን በሰፊሑ ክቅፅለሉ እየ ክሳብ ...ንኹሉ እግዚአብሔር ይሐግዘና
አግዚኣብሄርአምልከይመሰገንኩቡረትአቦታትነብሐቃቃልሂወትየሰመዐልነነይአቦነሊቀቁድሰያሬድፀለተንበርከቱንምሰኩልነይሕደር❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
🤲🤲🤲🤲
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🏽🙏🏽🙏🏽
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓሳበይ ብግእዝ እንተ ዝቅፅል ደስ ምበለኒ ነይሩ ነገር ግን ኩሎም ተኸታተልታ እቲ ሓሳብ ግልፂ ምእንታን ክኸውን በትግርኛ ክቅፅል
ናይ ከመ አበዉነ ሚዳ ዩቱብ ልንክ ትሓባበሩን
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሃይማኖት ህዝቢ ትግራይ ክሳብ መዓዝ እዩ በቶም ናይ ሸዋ ዝተፈልሰፉ መፃሕፍቲ እናተመርሐ ዝነብር ???,እቶም ናይ አክሱም መፃሕፍቲ ንትግራይ እኹል እዩ።
Why? am I blocked from posing my comments is bothering me
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሄር ከማኹም ዝበሉ ሊቃውንትና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ንዓና ንክጥዕመና ንበሩልና🙏🙏🙏ክቡር መምህርና የቅንየልና ከምዚኦም ዝበሉ ሊቃውንትና ስለ ተቅርቡልና ሊቃውንትና ንዓና መፅሓፍና ስለ ዝኾኑ❤❤🙏🙏🙏💒⛪️💒❤❤
ዕድመን ጥዕና ቡዙሕ ፀጋ ይሃበልና ክብር ኣቦታትና እግዛብሄር ኣምላክ ሰላም ልህዝብና ልሃገርና🙏🙏💒💒💒💒
አሜን አሜን አሜን ክቡር አቦና ዝማሬ መላአኽቲ የስመዓልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሰላም ሰላም ክቡር አቦና ሊቀ ሊቃውንት ኃይለ ሥላሴ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መልእክቲ አሕሊፎም ብሓቂ ክቡር ሓውና ድያቆን ይብራህ ብጣዕሚ ኢና ነምስግስን ሰለ ኹሉ ግዜ እትገብሮ ዘለካ እግዚአብሔር ብዘለኽሞ ይሓልውኹም ።🙏🕊❤️እዞም አቦ አብ ናይ ታሪኽ አቦታትና ብደንቢ ዝተማሃሩ እዮም ዝመስሉ ከምቲ ዝሰማዓናዮም እሞ ፍቃደኛ ተኮይኖም ብናይ እቶም ዝተረፉ አቦታትና ንኣብናት ከም እነ ደቂቀ እስጢፋኖስ ፃድቅ አቡና ተክለሃይማኖት ተንቤናይ መደብ ገይርካ አምፃእልና ኢካ 🙏🕊
🙏🙏🙏🙏🙏ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ቀል ሂወት የስመዐልና ክቡስ ኣቦና በረኸትኩም ይሕደረና
ኣሜን , ኣሜን , ኣሜን ብሓቂ ዝማሬ መለእክት የስምዓልናዝሰምዓናዮ ቁዱስ ዝማሬ ኣብ ልብና የሕድረልና 💎❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ መጻኩም ኩቡር ኣቦና ምስ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ዳ.ን ይብራህ እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ መጻኩምን እንኳዕ ናብዚ ዓብይ ዓመታዊ ክብሪ ብዓል ኣቦና ቁዱስ ያሬድ እንኳዕ ብሰላም ኣብጽሓኩም ኣብጽሓና 💎❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼ጸሎቱን በረከቱን ናይ ቁዱስ ያሬድ ምስ ኩልና ይኩን 💎❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼ከምኡ እውን ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ባዕሉ ፍጹም ምሕረቱ የውርደልና 💎❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼ንዓኩም ክኣ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኩም በረከትኩም የካፍለና 💎❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ፀግኡ በረከቱ የብዘሐሎም እግዚኣብሄር ኣምላክ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልየልና
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን🙏🤲🤲
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም❤❤
ኢትዮጵያዊው ሊቅ ቅዱስ ያሬድ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ የሰመዓልና ክብር አቦና ከብ ትግራይ ምውላዱ ፅቡቅ ነይሩ ግን አይተጠቀምናሉን ግን ሕዚ እውን ማይ አይሐለፎን ንፅቡቅ ነገር ይከውን እዮ እንተበርትዕ ንድሐርት ከይ ንምለሰ ከም ናይ ሉጥ ሰበይት ነሰተውዕል
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና
አሜን ክቡራት አቦና ሐውና ቃለ ሕይወት የስመዐልና ናይ ቅዱስ ያሬድ በረከቱን ረድኤቱን ይሕደረና
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዪ!!
አኽሱም ትግራይ ከምቀደማ አኽሱም መሲላ መሪሕነታ ሒዛ ትቀፅል!!
እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ክቡራት መምህረናን እንኳዕ ብስላም መፃኩም ናይ ቅዱስ ያሬድ በረከቶ ይሕደርና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖
እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራት ሊቃውንቲ ትግራይ ❤❤❤❤ብሓቂ ንኮርዓልኩም እዚ ክብርን ማዕርግን ሒዝኮም ዓድማትኩም እንትጋላትዑ ብጣዕሚ መዘኒ እዩ ናብታ ቅድስቲ ዓድና ዓድኩም መድረ አግአዝ አክሱም ይአክብኩም ዝሓለፈ ሓሊፉ ካብ ሐዚ ግና ንህዝብኩም ብቃል እግዚአብሄር ክተንቅሕዎ መንፈስ ቅዱስ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድለልና❤❤❤❤❤❤
ኣቦና ክብረት ይሀበልና ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና🙏🙏🙏🌾🌾🌾🌾🍀🍀🍀
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓለይ ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ከምኡ ውን ክቡር ሐው ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ኩቡራት ኣቦታትና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ናይ ኣቦና ሊቀ ቁዱስ ያሬድ ፀሎቱን በርከቱን ምስ ኩልና ይሕደር አሜን አሜን አሜን
Zemare melekoet yasemalna 1🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ፀጋ አቢ ልዑል ፀጋ ይሃበኩም እግዚአብሄር አምላክ አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏💒💒💛💒💒❤💒💒
ኢድሠይ ጢኢናይ ይሀብኩም አቦና
ኣሜን ዝማሬ መልእኽቲ የስመዕልና
Amen kale hiwet yesmealna 🙏🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና ክቡር አቦና ከብ እሰርቤት ዎፅኩም ንምፅዋይ እንኳዕ አብቃዓኩም ሃይማኖት ብገንዘብ አይሸየጥን እዮ ናይ ብሐቂ ከይትሸዎዱ ብገንዘብ ክነታልሎም እንዳ በሎ ይላገፁ አለው ብህዝብ ትግራይ
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ኣቦና
አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና!!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከት ኣቦና ቅዱስ ያሬድ ይሕደረና ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣየ ካብያ ዘገልገለስ ምሐ ዘቐበለ ዶ በሉ ሙሉእ ዕድመኹም ዘገልገልኩማ ብዘይ ርሕራሐ ክሕዳትኩም ኣጋፍዓትኩም💔😥
።ናይ ብሓቂ እዛ ካሕዳም ሃገር እንተዘይነቂሕናላ ገና አብ ልዕሌና ግፍዓ ቀፃሊ እዩ።
@@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ አብይ ዝሎ ወልዶ የስነ ምግባር ዘይተሃነፅና መጀመሪያ ስብ ይህነፁ ካብኡ ክሉ ይረከቦ እዪ ተስፋ ዝቆረፀ ዘሎ ወለደ እዩ ዝሎ ካብ ስርቂ ካብ ምቅታል ንድሓን መጀመሪያ😢
ሊቀ ሊቃውንት ሃይለ ስላሴ ይበል ድምፂ ናይ ቅዱስ ያሬድ ሊቅ ሂዝኩም እድመን ጢኢናን የሃብኩም መጋቤ ጥበባት ዲያቆን ይብራህ ሓውና የቀንየልና ናይ ትግራይ ዓድና እንቁ ዝኮኑ መምህርና ንኩላትኩም ሊቃውንትና እድመን ጢኢናንን የሃብኩም ❤❤❤
ትጉህ ኣቦ ዕደመ ይሃብክም ኣምላክ ተባዕ ኣቦ
kubur Abona Zimare Melaekit yasemalna hawna diakon yibrah kemziom liamselu muhuran likawnti ab midea enakrebka etu tibebom filtetom kiniisemie bimigbarka kibri misgana yogibeaka fetari yihagizka 🙏👍🕊️
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
Amen amen amen 🙏
ብዕም ብጥዕናየሓልወልና ክቡር ኣቦና❤️
Thanks ❤❤❤,Amen amen amen ❤❤❤
ብጣዓም ጥዓም ዝማ ክቡር ኣቦና🙏🙏🙏🙏
Amen. Amen.. Kale. hiwet. yesmalena.. Kuburan. Abotatena. ☝️👏👏👏🌄❤️🌄🕊️🌿🌿
Amen amen amen
እግዚአብሄር ይሓልውኹም
ቃለ ህወት የስመዐልና ኣቦታትና❤❤❤❤❤❤
I am Axumaweet, from Melekia Axum. I have seen Kidus Yared school in Axum
Amen, Amen Amen
Megabe Tibebat Yibrah hawuna, abona Like Likawunti Haileselassie - Egziabher yihabelna. Kale hiwot yesmealna. Nay Kidus Yared bereketu yihderena, Amen
BekeyeKalaHwateYsemelen Kebere AbenaAmenAmenAmen 🙏💊💊💊🙏
Amen amen amen qalehiwet yesmena 💛❤🙏
ኣመን ኣመን ኣመን❤❤❤❤❤❤❤
Kalehiwet yesmalna
ከማዓርን ከምጠስሚን ንእዝንን ንነቭሲን ጥዑም መዝሙር ጥዕም ድምፂ ዘለዎም :: የቀንየልናክቡር ሓውና ጥበብይብራህ ::
ስላም ክብር ኣብታትና ናይ ክብር ብጹዕ ኣቡነ ዮሐንስ ቀዳማዊ ቲርክ ክተቅርቡ እላቦ።
ብሓቂ ዋላ ኣነ ይላቦ ክቡር መምህርና🙏🙏🙏
ሰላም ሰላም ክቡራን
Kale hewet yasemalna Abona
ኢትዮጵያ ዓፃር ሕዝብ ትግራይ እያ ብኩሉ መዳይ ትግራይ ሃገረ ተዜይ ኮና ዝተረፈ ህዝብና መልሳ ትበልኤና ኢያ
አንድ ተማሪ ለረጅም አመታት ጎንደር ጎጃም ትምህርቱን ሲማር ኖሮ ከመምህሩ ተመርቆ አገሩ ሲሄድ ወንዝ ሲሻገር እንዲህ አለ እጁን ታጠበ አፉንም ተጉመጠመጠ እንዲህም አለ እሜቴ ጌታየ ያልኩበት አፌ እንትፍ እንቱፍ አለ እግዚአብሄር ባወቀ የተማረውን እቀቱ አብሮ ተፋው ። ይህ ነገር ከየኔታ ስመለከት ግን ልቤ አዘነ።
God help tigray.
እፎ ሀሎከ መጋቤ ጥበባት እሁዬ? ሰላመ እግዚአብሔር ይሃሉ ምስሌከ!
አንሰ እብል በእንተ ርቱዐ ሃይማኖት ዘተሃንፀት ዲበ መሰረተ ነብያት ወሐዋርያት
እሜን እሜን እሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን(3)
እናንተ ጋባዦች ሊቀ ሊቃውንትን ሃይለ ስላሴ ስትጋብዙዋቸው ቀለሙን ብቻ ብትጋብዙ ጥሩ ነበር ገር የዋህ እጅግ በጣም ትጉህ መምህር ናቸው ተበድለው ይሄናል በደል ፈጻሚዎች ግን ኢትዮጵያውነታቸን አያስጥለዋቸውም ነገ ደግመው ለማይናገሩት ነገር አየ የኔታ።
Kidus Yared, Yared, Yared Yared Kahin Tiueme Lisan!!! Enquae Ne Kidus Yared Ametawi Beal Abtsahakum Abtsahana!!!
🙏🏿🙏🏿🙏🏿✝️🎉🎉🎉❤❤❤
Amen!
ሊቅ ሲ ሊቅዳ ብሓቂ
🙏🙏🙏
ባህቱ ሀለወኒ ዘአወስአከ በእንተ ህፀፀ ሃይማኖት
ቃለሕየሰዎትየሰምአልና ሊቀሊቃውንት ማንም ትግራዋይዘተዛረቦተዛሪብኩምብጣእሚዱስኢሉኒእስካእመወዳእታሰሚአዮእየ እቶምክምስገኑዝግብኦም አምሐሩ ገነተጽጌ ልደታ ቦሌማርያምትክክልእዩ ክቡርአቦና ክእረም ዝግብኦ መንበረፖ ቅ ማርያም ናይግፍኢ ግፍኢ ዝተፈጸመሉእዩ ካብ15ተጋሩብላእሊዘእሰሩ ናይገዳሙአስተዳዳሪ አብእሱር አነሐለዉ ናይባእሎም አሰተዳዳሪ ንክምደብከምዝገበሩ ከምኡውን25ተጋሩ ታህሳስ222014ዓም ንአዲስአበባሀገረስብከትደብዳቤብምጽሐፍ ናይሐደብሔርበዚሖም ብምባል 7ተጋሩዘባረሩ ከምኡውን ናይገዳሙአስተዳዳሪ ዝነበሩ ካብእስርቤትምስወጽኡ ስርሖምስለተተሐዘንክስደዱተገዲዶሞ ካሊእተሪፉ ናይ2015ዓምደመዎዝ ጭሬ ተጋሩተዘይተቀይሮም አይንውስኽንብምባልየርከቡ
🙏🏿🙏🏿🙏🏿🌺🥰💕
ሓሳበይ አይተዛዘመን በሰፊሑ ክቅፅለሉ እየ ክሳብ ...ንኹሉ እግዚአብሔር ይሐግዘና
አግዚኣብሄርአምልከይመሰገንኩቡረትአቦታትነብሐቃቃልሂወትየሰመዐልነነይአቦነሊቀቁድሰያሬድፀለተንበርከቱንምሰኩልነይሕደር❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
🤲🤲🤲🤲
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🏽🙏🏽🙏🏽
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓሳበይ ብግእዝ እንተ ዝቅፅል ደስ ምበለኒ ነይሩ ነገር ግን ኩሎም ተኸታተልታ እቲ ሓሳብ ግልፂ ምእንታን ክኸውን በትግርኛ ክቅፅል
ናይ ከመ አበዉነ ሚዳ ዩቱብ ልንክ ትሓባበሩን
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሃይማኖት ህዝቢ ትግራይ ክሳብ መዓዝ እዩ በቶም ናይ ሸዋ ዝተፈልሰፉ መፃሕፍቲ እናተመርሐ ዝነብር ???,
እቶም ናይ አክሱም መፃሕፍቲ ንትግራይ እኹል እዩ።